ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን ንሰበይተይን ሓማተይን ኣጥኒሰከቢድ ዋጋ ዝኸፈልኩሉ ዕብዳን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 489

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 5 ปีที่แล้ว +16

    Likie gemzi zenta yfelt kia ane

    • @semeretesfaghabir186
      @semeretesfaghabir186 5 ปีที่แล้ว +4

      emo haye amciaya

    • @Henzepato
      @Henzepato 5 ปีที่แล้ว +2

      ሓሳዊ ኮንካ

    • @alganeshmesfin4684
      @alganeshmesfin4684 5 ปีที่แล้ว

      @@semeretesfaghabir186 rx x ççctcccçcccccccçgçc cgg cccgtccg cccgcç

    • @samuelteklegergsh9377
      @samuelteklegergsh9377 5 ปีที่แล้ว +4

      ወንፊ ኣይኰነን መንፈስ እዩ እሞ: ብጸሎት ኢኹም ትገላገሉ

    • @tesfieanbesa7623
      @tesfieanbesa7623 4 ปีที่แล้ว

      Entay tezareb aleka nay behaki kemzi hiwet alo malet si kebid eu emo kea ne hamatkan sebeytekan ewa eti helena zebhal ke beka tekbiru eu

  • @wedimemhr4124
    @wedimemhr4124 5 ปีที่แล้ว +37

    ዋይ ጉድ ምስጢር ገርና ሒዝናዮ ካ ትብል ኣጆካ በል ድሓን ኣብ ዛራ ፍልጠት ምስ ሰምዓቶ ባዕላ ከተማክረካ እያ

  • @mtesfay161
    @mtesfay161 5 ปีที่แล้ว +30

    ዝኸበርካ ሓውና ዝሓለፍካዮ ብዙሕ ጌጋታትካ ንሕማቕ ስነ ሓሳብካ እምበር ነዓኻ ኣይፈርደካን ። ነቲ ሕማቕ ዝገበርካዮን ሕማቕ ዝፈጸምካዮን ኣነዋሪ ስነ ሓሳብ ግን ጡፍ ጡፍ እብሎ።
    ቀዳማይ ጌጋኻ ቅድሚ ቃል ኪዳን ወይ መርዓ ርክብ ሓጥያት ምዃኑ ምፍላጥ
    2, ን ኣደን ጓልን ከም ድላይካ ክትዙሙን ኣነዋሪርን ካብ ባህልናን ፡እምነታትናን ፡ ክብርታትናን ዘዕነኻዮ ክፉእ ታሪኽ
    3፡ ኣጥኒስካ ኣስድድዮ ምባልካ ፈተነ ሂወት ሰብ ምፍጻምካን ንሳ ኣብያትካ እምበር ንስኻስ ነቲ ሚስኪን ህጻን ንሞት ኢኻ ፈሪድካዮ ።ኣምላኽ ይቅረ ይበለልካ ሓወይ።
    4 ፡ ንሞት ዝፈረድካዮ ህጻን ተመሊስካ ውላደይ ንካልእ ኣይህብን ምባልካ ዘርምምዩ።
    ብዝኾነ ንሳ ተጣቢባ ካብ ሰብ ከይትንጸግ
    ንስኻ ውን ንኸይትንጸግ ዝፈርሓኻዮ ፍርሒ እዩ ኣብ ታኼላ ተኺሉካ።
    ሕጂ ሓንቲ ክመኽረካ ዝኽእል መጀመርያ ንሕና ፍጡራት እምበር ፈጠርቲ ኣይኮናን ። ኣባኻ እንፈርዶ ፍርዲ ውን የለን ።
    ኣብ በተክርስትያንን ከይድካ ተናሳሕ መቕጻዕትኻ ተቐበል ኣቦ ነብሲ ሓዝ ።
    ሰብ ኮይንካ ተጋጊኻ ። ጌጋኻ ድማ ስለ ዝበዝሐ እምበር ። ንሕና እንፈርዶ ኣይኮነን ጌጋኻ ። ብግሉጽነት ንዝሃብካና ምኽርታትካ ግን ብልቢ ነምስግን ። ሓደ ሱጉሚ ንቅድሚት እዩ። ስለዚ ኣቦ ነብሲ ሒዝካ ዝገበርካዮ ሕማቕ ስራሕ መጀመርያ ክትናስሓሉን ። የቐንየለይ

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +66

    እዋይ ጉድ እግዚኦ ማህረና ክርስቶስ ንኣባት ነብስካ ተነሳሕ ንኣምላካ ብንብዓት ለምኖ ይቅር ክብለልካ እዩ

  • @berekettewelde8499
    @berekettewelde8499 5 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ፍትፍቱ ፊቱ ዝበሃል ምስላ ኣሎ። ኣነ ናይዚ ወዲ ኣናብባ ማራ እዩ ዝስሕበኒ፡ ቅድሚ ትሕዝቶ ናይቲ መልእኽቲ ልሳን ናዚ ወዲ እንትኾይና ምጽሞና እየ ዝከታትሎ፡ thanks bro keep up going, ካልእ ናይዚ ወዲ ኸኣ ሕማቅ ኣጋጣሚ ኾይኑ እዚ ረኺብካ ስልዚ ሕጂ ውን ገና ኸሎ ኣብ ኣቦነፍስኻ ከድካ ኩሉ ዘጋጠመ ነጊርካ ናይ መንፈስካ ሰላም ርኸብ።

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 5 ปีที่แล้ว +96

    *ክሳብ ሕጂ ካብ ኣዲኣ ከምዝወለደ እታ ሰበይቱ ኣይትፈልጥን እንተኾይና ክትሰምዖ ኣይትኽእልን እዚ Video...ኣብ holland ክንደይ ሰብ'ዩ youtube ዝጥቀም መስለኒ...እሞ ድማ እዚ ዛንታስ ንዋንኡ ንጹር'ዩ...????*

    • @daniwedieri741
      @daniwedieri741 5 ปีที่แล้ว

      U are right

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ከማን ኮሙኡ ካሓስብ ጸኒሐ ከምዚ ዝበልካዮ ንዋኑኡ ጹሩይን ፈረቓ ናይቲ ምውላድ ጥራይ ከይኣክል ኣበይ ከምዘለዉን ከመይ ኢሉ ከምዝወጸን ገሊጽዎ ስሙ ጥራይ እዩ ተሪፍዎ ስሙ ካኣ ዘገድስ ኣይኮነን ብዓይቡኡ እቲ ሰነድ ኣሎ

    • @muliejin8495
      @muliejin8495 5 ปีที่แล้ว

      Lke aleka nxur u!

    • @berhane815
      @berhane815 5 ปีที่แล้ว

      Aygermekan

    • @ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ
      @ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ 5 ปีที่แล้ว

      Ane keman kemza natka hasab mexiatley xeniha

  • @aymenmamet9755
    @aymenmamet9755 5 ปีที่แล้ว

    Awu zarkey maoarey adlka eyu tebtbo trah kk. Gna ney bhaki mharit zanta eya bta ami aye zemesgneka 💘💘👌👌

  • @papasaka7955
    @papasaka7955 5 ปีที่แล้ว +51

    ዝከበርካ ሓው ገጋ መናብርቲ ሰብ እዪ : እዚ ዝተፈጸመ ዛንታ ብርግጽ ከቢድን ዝሕዝንን እዪ : ናይ ኣእምሮ ሰላም ዝህብ ውን ኣይኮነን : ኣቦታት ክምስሉ ዝተካዕወ ኣይሕፈስን ዪ : እንተኮነ ግን ከም ኤርትራዊ ሓውካ ክብለካ ዝደሊ : ናይ ስጋዊ ዕጫካ ከምዚ ካብ ኮነ : ሕጂ ክትሓስበካን ክትጭነቀካን ዘለዎ : ነታ ነፍስካ እዩ : ናብ ኣበንፍስካ ከድካ ንስሓ ውሰድ ዘልኣለማዊ ቅሳነት ውን ክትረክብ እካ : እቲ ዝበለጸ ምክሪ ውን ካብኦም ክትረክብ እካ በሃላይ እየ :

  • @ተስፋኤርትራና
    @ተስፋኤርትራና 5 ปีที่แล้ว +65

    ሰላም ዛራውያን ።ብጣዕሚ ዓገብ ገርካ ካብ ቀዳማይካ ዳሕራይካ ይገድድ።ነቲ ዘይ ውላዱ ሂባቶ ዘላ ምስኪን ኣይትለክሞ ንባዕልኻ ምውቕ ሓዳርካ እናገበርካ ብዘይ ናቱ ኣቦ ገርካዮ ኣሎኻ ሞ ሓደራ ኣጋላግሎ እቲ ሓቂ ኩሉ መዛዘሚ ግበረሉ ሰነፍ ኣይትኹን።

    • @solomonkfle2831
      @solomonkfle2831 5 ปีที่แล้ว +2

      መስኪናይ እወ ኣብዘይ ሓጥያቱ " ሓራምዝ ክባኣሱስ ሳዕሪ ይህሰ" እዩ ገሩ ሓዳሩ በቲኑ ይኸውን ድኻ ተካል!

    • @huruyteklom4228
      @huruyteklom4228 5 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki bro ane wun abza natka aleku

  • @afewerkitkabo7346
    @afewerkitkabo7346 5 ปีที่แล้ว +5

    ኦይ እዝስ ሓቂ ኣይግበሮ።ከምዚ ተዋስኦ ዶ መሲሉ የሕዋት?

  • @yohannesangesom5716
    @yohannesangesom5716 5 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ድምጽካን ኣናብባካን ክጥዕም ናይቲ ወዲ በዓል ጉዳይ"ሞ መስደምደም"ዩ ግን ከኣሎ ምከኣሉ"ዩ ዝሓሸ

  • @mahmudibrahim7918
    @mahmudibrahim7918 4 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka nska tray aykonkan💪🏾, kidmika win kemu agatimu eyu, moral habuley

  • @amanuelisayas6406
    @amanuelisayas6406 5 ปีที่แล้ว +19

    እዚስ ከኣ ፍሉይ ኢዩ። ብ ሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ዝበሃል ከምዚ ኢዩ።

  • @bereketdawit5950
    @bereketdawit5950 4 ปีที่แล้ว +2

    *ብሐፈሻ ጽቡቕ እዩ ብዛዕባ ጸወታዊ ትምህርትይ ምቅራብኩም ይከታተለኩም እየ.ሕማቕ ዕድል ኾይኑ ብሓፈሻ ሕበርት ሰብ ኣፍርቓ ኩናት ጥሜት ሕማም ዝሳቐ እንበር ከምዝይ ዕድል ፍልጠት ረኺቡ ዝግዓዝ ሕብረትስብ ኣፍራይ ዝኾውን. ጸወታዊ ርክብ ብሓፈሻ ኣብ መደብኩም ተቕርብዎ ዘለኹም ኣብ ሙዕቡል ሕብረተስብ ዓለም ኣካዳምይ ይዋሃብ እዩ. ውጽኢቱ ኣዝዩ ተረባሕይ እዩ. ህዝብይ ተጠቃምይ እዩ. ሕፍረት ሓጥያት እናበለ ዝዓበየ ሕብረትስብ ኣቕልሉ ዝርእዮ ወይ ነውርይ ዝስምዖ ኣሎ. እዝይ ግጉይ ርድእት እዩ. ወላ ኣብ ሙዕቡል ሃገራት ተስድዱ ዘሎ ሕብረተስብና ክሳብ ሕጂ ነውርይ ዝስምዑም ውሕዳድ ኣይኮኑን. ግን ዛራ-ፍልጠት ከም ስማ ንኹሉ ፍንጥሳ ኣዝዩ ጠቓምይ ንሕብረት ሰብ ብፍላይ ንመልሰያት ጠቓምይ ትምህርትይ እዩ. ኣብ ኤርትራ ክንዳይ መልእሰያት ጸገም ይጋጥሞም ነይሩ ብኣካል ስለ ዘጋጥምሙ ክሳብ መኻንነት ዝብጽሑ ኣለዉ. ምኽንያቱ ቕስሎም ይሓቡ ነይሮም. ምስ ጋል ተራኺበ ክንድይ ዝብሉ ኮለል ይመርጹ ኩቱር ባህልን ሕፍረትን ዝፈጠሮ እዩ. ዛራ ፍልጠት ንቕሓትን ኣብ ጸወታዊ ርክብ ኣተክርኩም ምቅራብኩም ሽልማት ይግባኩም*

  • @yonientertainment7233
    @yonientertainment7233 5 ปีที่แล้ว +4

    nkulom alikum bezi wedi tray aqrbulna.

  • @llkk116
    @llkk116 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኻ ደሓን ካብ ዛራ ፍልጠት ምስ ሰመዐቶ ባዕላ ከተማኽረካ 'ያ :

    • @wedimemhr4124
      @wedimemhr4124 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk

    • @Emma777
      @Emma777 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkkk

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ሞይተ ይገርመካ'ዩ እዚ ዳኣ ኣማኹሩኒ ዘይኮነ ናብ ሰበይቱ እዩ መርድእ ዝሰድድ ዞሎ

    • @ቀባጥጓልሸረ
      @ቀባጥጓልሸረ 3 ปีที่แล้ว

      kkkkkkkkkkkkk

  • @פילמוןפילמון-נ1ק
    @פילמוןפילמון-נ1ק 5 ปีที่แล้ว +60

    ክክክክ ዋይ ኬፍ ዘለካ ን ዓባያ ከ ደኣ እንታይ ኮንካ ዘየጥነስካያ ኣይነበረትን ድያ ?

  • @godisgood2758
    @godisgood2758 5 ปีที่แล้ว +37

    ሰላም ነዛ ኮመንቲ ተንቡቡ ዘለኩም pliz like me ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ቅሳነት ኣሳልጦን ይምነየልኩም ።

    • @senayfesehaye8596
      @senayfesehaye8596 5 ปีที่แล้ว

      Discover tv ezia dea amen eya tgbae no like kkkk Amen

  • @semere1991
    @semere1991 5 ปีที่แล้ว +11

    ዛራ ፍለጠት ዘይ ኮነስ ዛንታ ድሕረት ምባል ይሓይሽ ኩሉ ትምህርትኩም ብዛዕባ ጸይቂ ኮይኑ ንሰብ ክትምህሩ ዘይኮንኩም ባዕሉኩም ዝደረስኩሞ ሓስብ አና ኣምጻኩም ናብኡ ከም ዝሓስብ ትገብሩ ኣለኩም ፡ብጃኩም ክንፈልጦን ክመሃረሉን አንክአይ ብዙሕ ትምህርቲ አዩ ዘሎ ንገንዘብ ክትብሉ ሕብረተሰብ ኣይተባላሽዉ።

  • @adeyalemey2315
    @adeyalemey2315 5 ปีที่แล้ว

    ጽብቅቲ ፈጠራ

  • @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
    @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ 5 ปีที่แล้ว +12

    ክክክክክ youtube እንዳ ዘርጋሕካዮስ ምስጢር ገርና ሒዝናዮ ወይ ጉድ ካብ ዘይከውን ሃለውለው ቁምነገር ግዳ ዘይትምህሩ ባእ

    • @alextekle4788
      @alextekle4788 5 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkk

    • @tegayeman647
      @tegayeman647 5 ปีที่แล้ว +1

      Ya yigerim yiu kemey telkas nisa ta afqaritu ke bezi kitsemiu malet ekayiu dima mistr tetahizu lo yiblu it s not easy

  • @filimonberihu4570
    @filimonberihu4570 5 ปีที่แล้ว +1

    I am so appreciate you natka atenatna mara eyu kef zhbeni

  • @hanibalmogos2059
    @hanibalmogos2059 7 หลายเดือนก่อน

    🙏 🙏 🙏

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 5 ปีที่แล้ว

    እዚ ዛንታ ድርሰት ይኹን ሓቀኛ ዛንታ ብዘየገድስ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣለዎ። መጀመርታ ብሕብረተሰብና ብፍቕሪ ምጽማድን ጉሉጽነት ፍቕርን ነውሪ ስለዝሕሰብ እዚ ሳዕቤን እኽሰት። ካልኣይ ብኣኻ ዝተጀመረ ኣይኮነን ከምዚ ኣጋጣሚ ብዙሕ እዝረብ እዩ። እንተኾነ ግን ኣብዛ ጉዳይካ ኣደን ጓልን ኣበር የብለንን። ንስኻ ኢኻ ደጋጊምካ ተጋጊኻ። ንኹሉ እንዳፈለጥካ ዘሪእኻዮ ምህርትኻ ድማ ትሓፍስ። እቲ ዝኸፈአ ግን ፈተነ ቅትለት እዩ ስደድዮ ማለት ቅተልዮ እዩ። ሕጂ ውን ሓንቲ ማዓልቲ ስቅታይ ክስ በር እዩ ምባል ዘይኮነ ለባማት ሒዝካ ትብዓት ወሲኽካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ነቲ ካብ ምቅታል ንስክላ ዝደሓነ ውላድካ ኣነ እየ ኣቦኻ በሎ። ምኽንያቱ ንሱ ውን ካብ ቤተሰብካ ከይወልድ እሞ ዛንታኹም ናብ ዝበኣሰ ከየምርሕ።
    እምበር ማዓልቲ ምዕጻድ ምስ ቀረበት ምንሳሕ ዘይተርፍ እዩ። ግን ሃንደበት ሞት እምበር ሃንደበት መርዓ ስለ ዘየለ ምንሳሕ ዕድለኛ እዩ ዝረኽባ። ስለዚ ሃንደበትነት ከይተኸሰተ ተቃላጢፍካ ውላድካ ካብ መከራ ብኣቦነት ኣድሕን። እዞም ከምዚ ዓይነት ከምዘየጋጥም ውሲድና እንምካሕ "እሕሕ ሲ ዘይተሰርነቐ እኽእላ" እዩ ነገሩ። ኣይጋጥምኩም እብል።
    ትብዓትን ዓወትን እምነየልካ 'ዚ ወድሓንካ!

  • @elsabirhane5227
    @elsabirhane5227 4 ปีที่แล้ว

    Tedgemu alkum🙏🙏🙏

  • @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
    @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ እዋይ ጉዲ ከመይ ባዓለገ

  • @bahlbisolomon8377
    @bahlbisolomon8377 5 ปีที่แล้ว +52

    *ኣነስ እዚ ወዲ ኣቀራርብኡ ክምስጠኒ*

  • @user-xq3lo6mh9j
    @user-xq3lo6mh9j 2 ปีที่แล้ว

    ወይይይይይ😭😭😭😭

  • @jaki9653
    @jaki9653 5 ปีที่แล้ว

    ጸሎት ዩ ዘድሊ ሕማቅ ግዜ

  • @bereketmichele2339
    @bereketmichele2339 3 ปีที่แล้ว

    እዋይ መሲክናይ ብዓል ጠራሙዝ

  • @nashihg7867
    @nashihg7867 5 ปีที่แล้ว

    ጹዩፍ ተግባር እዩ አብ ባህልና ዘየለ እናገነነ ዝከይድ ዘሎ እዩ ካብ አዝማዶም ወይ አዝማደን እዚ ሕማቅ ተግባር ካብኡ ዝከፋኤ እውብ ንስምዕውን አሎናእዩ እሞ እሕውት ካብ ሕማቅ ተግባር ንጠንቀቅ በጃኩም ሕጊ ሃይማኖትና ን ባህልናን ከባቢናን ነክብር ሕብረትስብናን ክንከብር ንጽዓር በጀካትኩም

  • @sarontv8188
    @sarontv8188 5 ปีที่แล้ว +1

    Hahahaha good funny 🤫🤫

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
    @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 5 ปีที่แล้ว

    ኣይውረድ

  • @habengebreloul1017
    @habengebreloul1017 3 ปีที่แล้ว

    😄😄😄😄 eway za wedi gn neti mskin wedi lkmkayo alka

  • @ሰብሎሚ-ከ1ቀ
    @ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 ปีที่แล้ว +17

    ወይ ጉድ ! ሕጂስ 'እቲ ካብ ሓማቱ ዝወለዶ ቆልዓስ ፡ ንሰበይቱ እንታይ' ዩ ዝኾና ዘሎ ማለት'ዩ በቲ ሓዋ ፡በቲ ወዲ ሰባኣያ ,ንቶም ደቃ, ከኣ ፡ በቲ ሓዎም ፡ በቲ ኣኮኦም
    ብዝኾነ ብጣዕሚ ዝሕዝን ፍጻመ ዩ !!
    ሰበይቱ ክሳብ 'ሕጂ ኣይፈለጠትን ይብል ኣሎ ፡ ስለምታይ ፡ግን ዝቅመጠሉ ፡ ሃገር ይጠቅስ ብዓቢኡ ፡ ወዲ ኣስመራ ምዃኑን ፡ገዛውቱ እንታይ ከምዝመስልን ፡ ባህርያቱን ከይተረፈ' ዩ ፡ ኣድራሽኡ ብዝርዝር ጠቂስዎ ዘሎ ! ሕጂስ እዚ ዛንታ ሰበይትኻ እንድሕ ሰሚዓቶስ ,ንስኻ ሙዃንካ ከመይ' ኢላ ትስሕተካ ኢልካ ትሓስብ !

    • @hagereynafke5994
      @hagereynafke5994 5 ปีที่แล้ว +2

      ኤርትራዊ ሃገራዊ
      Zerba eya ane keman kamia kbil xenhe

    • @pana-tv
      @pana-tv 5 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራዊ ሃገራዊ Ane wn msaka aleku ✌🏼 kemzmesleni gn ezi fake zanta eyu. baelu eti beal guday kemzi geru kulu mstiru knegr aykieln eyu. Emo kea sebeytu ksab hji keyfeletet kela!!!

    • @semere1991
      @semere1991 5 ปีที่แล้ว +2

      ባዕሎም ዝመሃዝዎ ዛንታይ አዩ አዞም ዛራ ጥፍኣት ይሕዋተይ ኩሉ ስርሖም ንባህልናን አምነትናን በካሊ ዝኮነ ጽሑፋት ምስ ኣቅረቡ አዮም።

    • @eritreanhadnetchannel9521
      @eritreanhadnetchannel9521 5 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራዊ ሃገራዊ akkkkk tray elka

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ጠ8ቐ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ጠ8ቐ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ዘይሰማዕን ዘይግበርን ዘየለ

  • @haftomgebretsadk9930
    @haftomgebretsadk9930 5 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ካብ ከምዚ ዓይነት ተጓንፎ ይሰውረና

  • @awetmisgna9068
    @awetmisgna9068 5 ปีที่แล้ว +2

    ነዓይ ዘተሓሳስበኒ ዘሎ ናይ ምጥናሰን ዘይኮነስ እቶም ቆልዑት ምስተወልዱ እንታይ እንታይ ተባሃሂሎም ክጸዋውዑ እዮም? በጃኹም መልሲ ይጽበ ኣለኹ ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ !!!!

    • @mhretabtekle1174
      @mhretabtekle1174 5 ปีที่แล้ว

      Yigermka eyu wedi a boy, wedi aboy kibhalu eyom

    • @ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ
      @ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ 5 ปีที่แล้ว

      arku ksab lomi eka entay kbahahalu kem zkelu zaget aytefeleten alo bhji sm ente wexiwo ka knxbe ena

    • @እመንግንንመን-ሐ2ጨ
      @እመንግንንመን-ሐ2ጨ 5 ปีที่แล้ว

      ኣነ ውን ንሳ ካሓስብ ፀኒሐ ግን ክፈልጣ ኣይካኣልኩን ወይ ሰብ ግዜ ከመይ ኢና ንከውን ዘለና

    • @nahom2263
      @nahom2263 5 ปีที่แล้ว

      እታ ኣብ ዓዲ ዘላ ነቶም ካብ ጓላ ዝተወልዱ ዓባይኦምን ሰበይቲ ኣብኦምን እቲ ቖልዓ ከኣ ኣኮኦምን ሓዎምን
      እቶም ኣብ ደገ ዘለዉ ድማ ሓዎም ኣኮኦም ወዲ ዓባይኦም ስለዚ
      እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ኣሕዋተይን ደቂ ሓፍተይን ይብሎም ነታ ኣደ ድማ ሓፍተይን ስበይቲ ኣቦይን ይብላ
      እቶም ኣብ ደገ ዘለውኡ ከኣ ኣኮይን ሓወይን ይብልዎ እታ ኣታ ኣደ ድማ ሓወይን ወዲ ሰብኣየይን ትብሎ
      እታ ዓባይ ድማ ደቀይ፡ ደቂ ጓለይን ደቂ ሰብኣየይን ይበሃሃሉ ማለት ኢዩ

    • @እመንግንንመን-ሐ2ጨ
      @እመንግንንመን-ሐ2ጨ 5 ปีที่แล้ว

      @@nahom2263 ምንም ክግበር ኣይክእልን ከም ዝስርሕዋ ይግበርዋ እምበር መሰልቸይ ዝኮነ ነገር ካብዙይ ማሓረና ኢና እንብል

  • @JhonHadush-y9t
    @JhonHadush-y9t 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @adinabdu7354
    @adinabdu7354 5 ปีที่แล้ว +1

    ናጋላልጻኹም ብእ ብእ እዋይ ገለ ዓይነት

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher6909 5 ปีที่แล้ว

    Btaemi u zehzn bzuh enanebaeku semieyo eti mntay seb slezkonku. Gn zkeberka hawna hade sebay ngalom kem zetneswa ndege kem zsededwa zanta hluf wey elal yseme ye slezi bejaka nsha gber qeshi telo ab tqaka tenaze malet men ymewt ezgabiher yfelt mot ms mexe mnzaz alo fre zereka metan ms abeye keysqe bejaka. Ajoka kulu halafay u mskone taesa waga yeblun ab zhaxere gzie melska yxbe .✌

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣንበሳ ካብ ሃባኻ ደኣ በሎ ተብትቦ .....እንቃዕ ሕማም ኮይኑ ኣይመጸ : ፍቅሪ ኣየመክሕን እዩ ::❤️👍🏽ክክክ

    • @ekuabinochakur
      @ekuabinochakur 5 ปีที่แล้ว +1

      Ariam Emun 💁‍♂️🤷‍♀️🤷‍♀️Sebay klte nenjow kebel mete enber fekri aymkuhun Eyu 🤳🏼

    • @miketesfay6846
      @miketesfay6846 5 ปีที่แล้ว +1

      kulu eyu mechem fkri zbhal baka

    • @erminana2651
      @erminana2651 5 ปีที่แล้ว +1

      ariam kkkk beka

    • @erina6917
      @erina6917 5 ปีที่แล้ว +1

      Ariam emun ፍቅር ኤዮ ኤልክዮ ፍቅር ምስ ሓደ አያ

    • @MATTI-YOW
      @MATTI-YOW 5 ปีที่แล้ว

      AMBESAW TEGAHSHIREN HIBENEO DA ENTAY KEGEBREN YETEELEN ENBER.

  • @aronhailetesfamchael4339
    @aronhailetesfamchael4339 5 ปีที่แล้ว

    Anta eskasi wela nabayen aymgedfkan bzkone gega mefatrna you tehabiu zikeyd mestr yelen ente tenzezka. Selam aleka

  • @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል
    @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል 5 ปีที่แล้ว +3

    በጃኩም አሕዋተይ አይትፃረፉ ምኽር ለጉስለይ ኮአዩ ድብለኩም ደሎ ዘይጋገ ሰብ የለን ዝሓዉና ክአ ከምሰብ ተጋጊዩ አሎ ስለዚ የሕዋተይ አይትፃረፉ

  • @ሳምሪነኝሳቂታ
    @ሳምሪነኝሳቂታ 5 ปีที่แล้ว +10

    ሚስጥር ክኣ ይብል ረምሻሽ ኣታ ታይ ዓይነት ት|ቲ እዩ ባእ

  • @ኤርትራ-ወ7ፐ
    @ኤርትራ-ወ7ፐ 5 ปีที่แล้ว

    Eti kiyaro ngeren zearkey n 3 mealti tray eu kechenekeka dhriu keterf eka zearkey?

  • @keithsmith1958
    @keithsmith1958 5 ปีที่แล้ว

    Yaaa

  • @redietesfalem4662
    @redietesfalem4662 5 ปีที่แล้ว +4

    ክክክክ ደርሆ ምስ እንቛቁሑኣ ጌርካዮ ዓርኩ

    • @eriboy8597
      @eriboy8597 5 ปีที่แล้ว

      kķkkķkk kkkkkk

  • @mafiamonkey5725
    @mafiamonkey5725 5 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ብዛ መትሎ ዝመጽእ ሽግርርርርር!

  • @mhretabmelake7929
    @mhretabmelake7929 5 ปีที่แล้ว +20

    አዚ ሃሶት ኮሚድ አዩ ሰበብ ኢንታይ ዘይምህዝ።

  • @teweldegerie7429
    @teweldegerie7429 5 ปีที่แล้ว

    እቲ ሓቂ ንስበይትካ ንገራ ንዝመጽእ ነገር ንምቅባል ድልው ኩን ካብ ሽግር ምህዳም እቲ ሽግር ዝገደደ ክም ዘጥቃአካ እዩ ዝገብር ንወድካ ሕስበሉ ወላዲዑ ንዘይኮነ ስብ አቦይ እንዳበለ ከዓቢ ዓይትፍረዶ ብናትካ ጌጋ ንስካ እምበር ወድካ ክቅጻዕ የብሉን ወድካ ዝተጋገዮ አብ ክንዲ ውልድካ ክትቅጻዕ እምበር ብናትካ ጌጋ ወድካ ክቅጻዕሲ ዓገብ ። ጌጋ መናብርትና እዩ ንጌጋካ ምቅባል ጥራይ እቲ መፍትሂ ስበይተይ እንታይ ክትብል እያ ስባት እንታይ ክብሉ እዩም ገለመለ ዝብሉ ሓሳባት ዓወግዶም ምክንያቱ ንቲ ሽግር ዘጋዱዱ እዩም ምእንቲ ውልድካ እቲ ሓቂ ተቀበል ጊጋ ዓብርእሲ ጊጋ እንዳወስካ ካብ ምንባር ንዝተጋገካዮ ዓሪምካ ካብ ጊጋ ተቆጢብካ ምንብር ይሓይሽ ብፍላይ ንወድካ ንመጻኢ ከቢድ ጸገም ክፈጥረሉ እዩ ምእንቲ ውልድካ ስራሕ ወላዲ ስራሕ ሓወይ ናተይ ።

  • @yonihgawi6711
    @yonihgawi6711 5 ปีที่แล้ว

    Wowwww jgna zarkey tebtbo

  • @henokmahammed7708
    @henokmahammed7708 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ብሕጊ መሰረት ውን ክንጸል ይግባእ እዩ

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy 4 ปีที่แล้ว

    እዚ እሞ ክኸውን ደይክእል እዩ ዛራ ጉደፉ እባ ኣይትፍጉኡና ክክክ ፋስ ኣብሊሕኩማ ሕጅስ

  • @habenkifle6346
    @habenkifle6346 3 ปีที่แล้ว

    ኣብዚኣ ግን 2 ተገራጫዊ ሓሳብ ኣሎ ንሱ ድሕሪ 1ዓመት አዩ ካብ ኣዲስ ሰሊጥዎ ድሕሪ ሳልስቲ ምሳ ኣተወ ብዛባ ሓማቱ ምሰልዓለ ከም ዝጠነሰት ነጊራቶ ኣብ ክንደይ ድያ ግዲ ትሕርስ አታ ሓማቱ።

  • @Temenye.nielamay
    @Temenye.nielamay 2 ปีที่แล้ว

    ዳሓን ኣይትሰከፍ ኤውሮጳ ዘለዋ ደቀንስትዮ ብሩኻት እየን ገለ ምስ ገበርካያ ባልጃኻ ሒዝካ ውጻእ ምስ በለትካ ከይፈተኻ ንሓማትካ ውላደይ ኢልካ ከተጨንቓ ኢኻ ንዓል ጭንቀት ዋሒድ ተጨኒቕካ ኣይተጨንቐ ህኮት

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 5 ปีที่แล้ว

    Eway gud eway gud ezgabiher aboy kisena bel

  • @usaplus5119
    @usaplus5119 3 ปีที่แล้ว

    ንሱ ዉን ረኺብዋ ስለዝፈልጥ እዩ ኣልጊባትሉ፡ ምናልባት ምስ ብዙሓት ትራኸብ ስለዝነበረት ብመርመራ DNA ዘይናትካ ዉን ክኸዉን ይኽእል እዩ ስለዚ እቲ ሓቂ ይንዋሕ ይሕጸር ቀስ ኢሉ ክመጽእ እዩ። ሕጂ እቶም ደቅቓ ክሳብ ዝጉብዙ ዓቕሚ ኣዳም ክሳብ ዝበጽሑ ጠባይ ግበር፡ ድሕሪኡ ግን ምንዛዝ ጥራይ'ያ ሰላም ትህበካ ዋላ ምስ ሰበይትኻ ተፈላለ፡ ይብል ኣነ ብወገነይ፡፡ ወድሓንካ

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว +3

    *ኣታ* *እዞም* *ዛራ* *ፍልጠት* *ክሕስዉ* *hahahaha*

    • @danialtsegay5223
      @danialtsegay5223 5 ปีที่แล้ว +1

      Enjera eyu entay kgebru elkayom sheqet TH-cam zey gebro yelen

    • @awetsemere4771
      @awetsemere4771 5 ปีที่แล้ว +1

      @@danialtsegay5223 zara dea entay gerom etom sebat eyom ko eti xhuf zihbwom zara kea yekrbwo alewu

    • @habulove4955
      @habulove4955 5 ปีที่แล้ว +1

      ፊሊ ወዲ ክፍለ እንጅራ ዓለም ብላዕ እዚጊ ኣዛርብኻ ወደይ ::

  • @kikohope9233
    @kikohope9233 3 ปีที่แล้ว

    Wwww nice

  • @danieshew
    @danieshew 5 ปีที่แล้ว +6

    *እምባእ ንስኻትኩም ከምዚ እንዳሓዝኩም እንዲኹ ሓባ ንስእን ዘለና*

  • @ሳምሶንእስቲፍ
    @ሳምሶንእስቲፍ 5 ปีที่แล้ว

    Ezi dmxika btaemi mesati keep it up

  • @awethagos993
    @awethagos993 3 ปีที่แล้ว

    Bmstir tetahzu edabelkum keshhkimo

  • @Moonlight-zn8uv
    @Moonlight-zn8uv 5 ปีที่แล้ว +11

    ምስ ኣመናዝርን ባሪስታታትን ምምሕዛው ንሱ ዩ ትርፉ ፡ ሓዊ ሓቑፍካ ዶ ከይነደድካ ትተርፍ።

    • @erina6917
      @erina6917 5 ปีที่แล้ว +3

      Moon light ዘይ ንሶስ ባርስታ ኤዮ ስነይ መልክዓይ ብዞሓት ኣጋልት ኣውጸእ ኤናበል

  • @abrahakonjo9830
    @abrahakonjo9830 5 ปีที่แล้ว

    ስላምጥኢና,ናእካ,ይኩን,እምኣነክብለካዝደሊ,ስብከይብለኒ,ኢላ,ንካልእ,ኣፀጊኣትሎ,ኣላ,ንስካእውንከምኡ,ግንእግዛቢሀርኣምላክና,ይፌጦእዪዘሎ,ስለዚ,ናብ,ኣቦት,ንሶሃካከይድካ,ተነሶሃዪ,ማለት,ካብ,ኣብ,መርየት,እንነብሮ,ኣብስማይእንነብሮእዪዝበዝሕ,እም,ዝተውሃበካ,ቅፅኣትፍፅምኢካ....

  • @ተስፋጽባሕ-ቸ3ፈ
    @ተስፋጽባሕ-ቸ3ፈ 3 ปีที่แล้ว

    ዘይተነበበ እምበር ዘይተደርሰ የለን ድኣ ይቀየር ጽቡቅ ድርሰት ምስጥር እንዳበልካሲ ኣብ ይቱብ

  • @amanuelaraya3743
    @amanuelaraya3743 5 ปีที่แล้ว +1

    ያጃምዓ ምኽሪ ወጊፈ ኣለኹ ሶሪ ግን ሓደራ ንኣደይን ንሓብተይን ኣጥኒሰ እንተኢሎሙኹም ከተቕሩብልና

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክክክ ኣጆኻ ዳሓን እዚስ ምኽሪ ዘድልዮ ኣይኮነን ሰበይቱ ባዕላ ክትመኽሮ እያ ታሪኻ'ዶ ከይጠፍኣ

  • @michalemengstab9076
    @michalemengstab9076 3 ปีที่แล้ว

    Bro haki haki mkonu slezeyterif eza video emo sebeytka arya, dahar kes elka seb gerka ngera

  • @senaitalem4558
    @senaitalem4558 3 ปีที่แล้ว

    Sorry zara fltet krekbkum delye nere!!

  • @jesusisgod7353
    @jesusisgod7353 5 ปีที่แล้ว

    Amlak nezi zelewo ezi mihret ygberelu
    Kab deki hatiat dea entay kitzibe, mergem sinkom tigringa.

  • @abimiki8468
    @abimiki8468 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkk nay bhaki jigna wedi adenqyo xbuk gerka westi yetlen yekwen enber like habwo eske medre fara kkkkkk

  • @mikado5545
    @mikado5545 5 ปีที่แล้ว

    እቀራርባ ቸንቶ ድምፂ ቸንቶ
    ሐቀኛ ዛንታ ግን እይግድን 🤔
    እይትመካኽ ተነሳሕ እዩ ዘብል!!!
    እነ ዝሕስበኒ ዘሎ ዝተወለዱ መሳኪን ደቅኻ ዘይመረፅዎ ከቢድ ታሪኽ ሂወት ስለ ዝኾነ ብፍቅሪ እኽቢርካ ተኸናኺንካ ከተዕብዬም ፈትን:: እዚ ዘይንቡር ታሪኾም ብሰብ ከይሰምዑ ድማ እቀዲምካ ገለ ግበር:: ምስ ጎበዙ ዘሕዝን ታሪኽ ሰሚዕም ሕማቅ ሂወት ከይመርፁ ምስ ፈላጣት ሰብ ሞያ ተማኸር ::
    ንነብስኻ ድማ ጣዕሳ መፍትሕ ስለዘይኮነ ይቅረ በለላ ንብሕጂ ትገብሮ ኩሉ ርግእ ኢልካ ሕሰብ:: ዝፈሰሰ ማይ ስለ ዘይሕፈስ
    ካብ ጌጋኻ ተማሂርካ ናይደቅኻ መፃኢ ናይ በዐልቲቤትካ ከቢድ ሐዘን ብኸመይ ከተዕርዬ ከምዘለካ ሕሰብ:: ብሕጂ ዝፅበየካ ዘሎ ቀሊል ጉዳይ እይኮነን::
    ከምቲ ዝብሀል መምሀሪ እይግበርካ መምሀሪን እይኽላእካ !! የቀንየልና ታሪኽ ሃወትካ ደፊርካ ዘካፈልካና
    እጋቢሄር ይሐግዝካ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @heezgll8632
    @heezgll8632 5 ปีที่แล้ว

    abzia terekidkum hasot mukankum Tenise enda belet si tcherm hamatu ktweld hrfan endhr nerwas. Dhri mtnasa aymseteyetn

  • @liverpool1818
    @liverpool1818 5 ปีที่แล้ว +13

    ይቅረታ ዛራ ፍልጠት፡ እዛ ቻነልኩም ከም ሽማ ኣይኮነትን ንመንእሰያት ዝጠቅም ፍልጠት ክሳብ ሕጂ ኣይረከብኩላን፡ ብዘይካ ሰበይተይ ምርካብ ኣብያትኒ፡ካልእ ሰብኣይ ለሚዳ፡ ጸታዊ ርክብ ኣብያትኒ......ወዘት ተዘይኮይኑ ካልእ የለን፡ንስኩም ጽቡቅ ኣለኩም ካብ ዩትዩብ ገንዘብ ትረክቡ ንመንእሰይ ግን ካብ ጸታዊ ስሚዒት ከይወጻኩም ክትገዝኡዎ ምፍታንኩም ብጣዕሚ የሕዝነኒ፡ኣነ ካብዛ ሰዓት እዚኣ ሳብስክራይብ ዝገበርክዎ ወጺኤ ኣለኩ ይቅረታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ቻው።

    • @miregt506
      @miregt506 5 ปีที่แล้ว +1

      Yes really. Bejakum kabzi wuxi elkum kali maharu thanks.

  • @ኣነእኮኣነየ1ፍሽክታካብ100
    @ኣነእኮኣነየ1ፍሽክታካብ100 5 ปีที่แล้ว +1

    ዝከበርኩም ዛራውያን ብ እተቅርብዎ መሃሪ ዝኮነ መደብ ከመዝግነኩም ይፈቱ።ብጣዕሚ ሕማቅ ፍጻመ ። ነገር ግን ሚስጢር ኮይኑ ዝነብር የለን ውዲ ሓማትካ ብ ስም'ካ ከም ዝጽዋዕ ግበር ።ነቲ ህጻን ውን ከይ ትብድሎ።

  • @ቲቲብሕልመይጋልከተማ
    @ቲቲብሕልመይጋልከተማ 5 ปีที่แล้ว

    ኩቡራት ዛራውያን ኣዝዩ መሃሪ ትምህርቲ ኣለኹም ። ብኸመይ ታሪኽና ከምዝፅሕፍ ግን ንገሩኒ በጃኹም ኣብ ኮመንት ፅሒፍ ኣይትምልሱለይን ኣበይ ኣቲኻ ዩ ድኣ ዝፅሓፍ። ኣነ ኣፍቃሪ ኔሩኒ ዘረባ ብጣዕሚ የ ዘፍቅሮ ኔረ ብጣዕሚ ዩ ዘኽብረንን ዝሕንቅቐንን ኔሩ ዘረባ ሰባት ሰሚዑ ግና ተፈላሊና ። ድሕሪ ዓመታት ምስ ሓደ ወዲ ተላሌ ኣብ ሕፀ ውን በፂሕና ምስሕፁየይ ብኣካል ኣይተራኸብናን ክሳብ ሕጂ ። ኣፍቃሪየይ ዝነበረ ኣነ ምስተሓፀኹ ይቅርታ ተጋጌ የ ናይሰብ ዘረባ ክሰምዕ ኣይነበረንን ፍቕርና ንሕድሶ ኢሉኒ ። ኣነ ኦሮማይ ተሓፄ የ ብሰንኪ ጌጋኻ ኢለዮ እንዳነብዐ ይልምነኒ ኣሎ ። ካብ ምስዘይትፈልጥዮ ብሕጂ ፍቕሪ ትጅምሪ ምሳይ ዝተላመድና ዝተናበብናን ይሕሸኪ ይብለኒ ኣሎ እንታይ ትመኽሩኒ ቦኽሪ ኣፍቃርየይ ዶስ ናይ ሕጂ ሕፁየይ

  • @lovemyself7383
    @lovemyself7383 5 ปีที่แล้ว +9

    Trueff dehri degeme 🤦‍♀️😂

  • @feelasmara1511
    @feelasmara1511 5 ปีที่แล้ว +1

    ነዓይ ዘደንግጸኒ ግን እቲ ካሴታ ቢራ ተማላልሰላ ዝነበረ ሰብ ዘላገበትሉ ንሱ ጥራይ እዩ ዘደንግጸካ ምሽኪናይ ወደይ ኢሉ 7 ዓመት የዕቢይዎስ ወድኻ ኣይኮነን ክበሃል ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ

  • @binianestifanos4260
    @binianestifanos4260 5 ปีที่แล้ว +3

    ንስኩም ዛራ ፍልጠት ዘይኮንኩም ዛራ ብኩል ወረ ኢኩም። ንሕና ካብ ጭንቀት ዘህድመና ንደሊ ንስኩም ከኣ ኩሉ ግዜ ጭንቀት ዕላልኩም።

  • @hbaryagabr7320
    @hbaryagabr7320 5 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ነውሪ ሰብ ሰሚዑ ሕሊናኡ የርስሕምበር ካብዚ እንታይ ክህነፅ
    ይኽእል እዚ ናይ ሓቂ ዛንታ እንተኾይኑ ምስበዓልቲ ቤቱ ከፋትሖ ዶ አይኽልን
    ከምዲ እንጌራ ጥራሕ ዘይኮነስ ብዙሕ ይፀውር ዶ እይኮነን? ንምንታይ እዚ ናባኹም ዘቕርቦ??

  • @merongilay9203
    @merongilay9203 5 ปีที่แล้ว

    Wey gud Ezia wela nay eya kebad sek bebal eiu enber ajoka yegatm eiu

  • @እቶምጀጋኑማእከልሜዳ
    @እቶምጀጋኑማእከልሜዳ 3 ปีที่แล้ว

    please ሓቀኛ ተተቅርቡ ምሓሸ
    ምኽንያቱ እታ ሓማቱን ኣደ ወዱን ምስጢር ኢላ እንተ ሒዛቶ ንምንታይ ኣብ you tube ዘርጊሕዎ
    ወይ ምስ ሰበይቱ ክራዳዳእ ነርዎ ወይ ድማ ትም ክብል ነርዎ ሓዲኡ ክመርጽ ይግባእ ነርዎ
    ዓቢይ ጌጋ!!!

  • @rh3099
    @rh3099 5 ปีที่แล้ว

    Selamat zara filtet Beyenay Adress eye kiliekelkum zikiel privet massge

  • @emeamlakadey7927
    @emeamlakadey7927 4 ปีที่แล้ว

    እሞ የሕዋት ነሳልጠሎም ዶ ነዞም ሰብ ጉዳይ፡ ኩልኻ ነዛ ቪድዮ ዝሰማዕካያ ናብ ሓንቲ ኣብ ሆላንድ ትነብር ኤርትራዊት ሄዋን ስደዶ !!!

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
    @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክክክ እዚኣ ዳኣ ኣማኹሩኒ ዘይኮነት ንሰበይተይ መርድእ ስደዱላ ኢኹም ክትገብርዋ ኔርኩምእታ ኣርእስቲ ንሳ'ኸ ዓሻ ድያ ነዚ ዘይትፈልጥ ታሪኻ ብኣካሉ ኮፍ ኢሉ ኮሎ

  • @selameritrea8143
    @selameritrea8143 5 ปีที่แล้ว

    Zsedenalkum keman aysededkumn

  • @senay457
    @senay457 3 ปีที่แล้ว

    ata zara fltet tbehalu zara gahmetmet zeytbluwa eza medeb akiluwa diyu kmzi xiyuf negerat ketekrb

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 5 ปีที่แล้ว +3

    Nice film l

  • @temesgentekle7414
    @temesgentekle7414 2 ปีที่แล้ว

    Way anta kendey ትጭኩኑ ኢኹም እቲ ዘልገበትሉ ወዲ ከ ኣየደግጸኩምን ድዩ 😔ሓቂ ተዛረብ 😔

  • @metkelseltene2698
    @metkelseltene2698 5 ปีที่แล้ว

    ታዓወት ኣብዝ አነሀ ዘረባ ወዲ ኣዲኒከ ኣይ ፈልትን አንዲየ ግን ንስካ ማራ አካ ሰባያ ሰቡት

  • @oneday7521
    @oneday7521 5 ปีที่แล้ว

    Eza ab holand zela gal entesemiato ezi zergihkumo zelkum tenegira ala malet eu guday kulu tefeshihu

  • @mogosberaki3052
    @mogosberaki3052 5 ปีที่แล้ว

    Enkae bel saleseyti ayxenahaten zarkey ember antebe si sebeyneka ina ane da ab kedmeka nexa endiye xolot axek habibi

  • @johnsona.k3804
    @johnsona.k3804 5 ปีที่แล้ว +2

    Eway eza wedi 🤣🤣🤣

  • @adunyashebab7551
    @adunyashebab7551 2 ปีที่แล้ว

    Hzbey eba msakum tefetiru glbutat

  • @fithiqanattigre5944
    @fithiqanattigre5944 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣንታ እንታይ መዓት ጅግና ካባኻ እንታይ ክንመሃር ኢና ሕጂ ካለኤይቲ ጎል እንተ ዝህሉዋ ጌሩ ከማን ምስ ኣይገደፍካን ጌርካ ንሕና ክኣ ጽብቅ ጌርና ንመሃር እንበር እዚኣስ ትምህርቲ ኣይኮነትን

  • @habunicefashionmodel5493
    @habunicefashionmodel5493 5 ปีที่แล้ว +2

    Belewwwww kelewwww 😂😂😂 abaya tegelagilen mber aymgedfakayenn

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 5 ปีที่แล้ว

    ካብ ንረብሓ ኣታዊ ኢልኩም ትሕስዉስ
    ቁምነገር ዘለዎ ሓቀኛ ጥዑይ ታሪኽ ዘይትጽሕፉ።
    ነቲ ዘይነግረምበር ዘይተገብረ የለን ዝብል ሓቀኛ ባሕላዊ ምስላ
    ብህልታትና ናብ መጻወቲ ቀይርኩሞ።
    ግን ስለምንታይ?
    ብኽብልዖ ይኽእልዩ ኢልኩም ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ጽዩፍ ፈጺሙ ክግበር ወይ ክስማዕ ዘይብሉ ልብወለድ ዛንታ
    ተቃልሑ?
    ኣነ ናይዚ ንመሰለት ዝቐረበ ጽዩፍ ዛንታ ዘይኮነ ገሪሙኒ፡
    ናትኩም ናይቶም ኣምበብትን ጽሕስፍትንዩ።

  • @meharisiyum232
    @meharisiyum232 5 ปีที่แล้ว

    KalE alokum do

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ እንስሳታት ናይ እዚ ግዜ ሲ በዚሖም ኣንታ እዚ ሲ
    ባዕሉ ኣብ ቃልዕ ወጺኡ
    ተዛሪብ ኣሎ ካብ ጓሎም
    መቕርቦም ዝወልዱ ኸ ምስ ምንታይ ይቑጸሩ ።

  • @mehariberhan5033
    @mehariberhan5033 5 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi zeytenegireiber zeytegebereyelen kibehal tikal simsi u 🤦‍♂️