ብሬሳ ሓፍቱ ዘይደንገጸ ንዓይ ክድንግጸለይ ኣይክእልንዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 344

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  2 ปีที่แล้ว +10

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇
    instagram.com/josiasdenden/

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ปีที่แล้ว +38

    ኣጆኺ ሕማቅ ኤርትራዊት የላን ኣምላኽ ከም ለውሃትኪ ለዋህ ይፍጠረልኪ

    • @zetamful
      @zetamful 2 ปีที่แล้ว

      ezi hemake Eritrawi yelen zebhal zeykwen zereb . kelete yehwat keman hade aykonun iyom

  • @elk5824
    @elk5824 2 ปีที่แล้ว +17

    ኣቱም ትጠልሙ ኣንትን ትጠልማ ወይለኽን ኣብዛ ምድሪ ንጸንሓላ ውሕዳት ዓመታት የን፡ሰብ ግን ክቡር ዩ ኩቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ሕሱር መጠን ነብሱ የሕስረካ ዝባሃል ምስላታት ናይ ኣቦታትና ፡ከምዚ ሕጂ ይርዳኣካ። ክብርቲ ሓብተይ ኣጆኺ በርትዒ እዚ ሰብ እዚ ካብ መጀመርያ ቡዙሕ ጌጋ ጌርኪ ማለት ኣብዚ ዓለም ቡዙሓት ስጋ ለበስ ሰባት ዝመስሉ ግን ከኣ ናይ ሰብኣውነት ዘይብሎም ካብ ደቂ ኣንስትዮ ይኹና ካብ ደቂ ተባዕትዮ ኣለው፡ እግዚአቢሔር ሰብ ጌሩ ዩ ፈጢሩዎም ግን ካብ ሕጊ እግዚአቢሔርን ሰብን ወጺኦም ክፉእ ምግባር ከም ጅግንነትን ጉርሕን ጌሩም ይወስድዎ ፡ግን ንግዚኡ እኳ እንተጣዓሞም ኣብ ቐጻሊ ሂወቶም ኣይሕጎሱን ዮም ኣብ ልዕሊ ሓብትኻ ክኾነኒ ኢላ ኣሚና ዘምጸኤትካ ስ ፍርዲ ንእግዚአቢሔር ንግደፎ ገባር ክፉ እግዚአቢሔር ይፍረድካ ። ንሰብ ከም መባጻጺሒት ማሽን ንኸእትውካ ጥራይ ክትጥቀመሉ ኣቱም ሰባት እንታይ ዩ ወርዱና። ከምዚ ናይ ሓብትና ተማሳሳሊ ሓደ ቤተሰበይ ኣብ ጌዜ ዕርፍቲ ንኤርትራ ኣብ ዘኸድክሉ እንታይ ይብለኒ በጃኺ እባ ኣብቲ ትነብርሉ ዝምርዓዋ ርኸብለይ ይብለኒ እሞ ኣነ ድማ ሰምቢደ እታ ሰበይትኻ ከ በልክዎ ፡ኖ ሰበይተይ ክገድፋ ማለተይ ኣይኮነን ፡እንታይ ድኣ ምስ በልክዎ ኣብ ወጻኢ ምስ ኣእተወትኒ ይገድፋ በለኒ እሞ ከምዛ ኣብ ነብሰይ ተፋጸመት ኮይና ስለ ዝተሰማዓትኒ ብጣዕሚ ሰምቢደ በስምአብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ ኢለ ስቅ በልኩ፡ እንታይ ድኣ ስቅ ኢልኪ ምስ በለኒ፡ገሪሙኒ ንስኻ ዋላ ሓወይ ኩን ሰብ ኣይኮንካን ምእንቲ ኣመሪካ ክትከይድ ኢልካ ብናይ ጛል ኣንስተይቲ ከማይ ዕድል ክትጻወት ኣይፍቅደልካን የ ፡እዚ ዝበልካዮ ሓጥያት ዩ ንነብስኻ እንታይ ኢዝካላ ኢለ ተፋላሊና ክሳብ ሕጂ ርክብ የብልናን ኣይ ሆብ እንተ ሰሚዕዎ ነዚ ዛንታ ክብርቲ ሓብተይ ይማሃር ምበልኩ።እቶም ነዛ ብርኺት ሓብትና ዘማጻእኩሙላ ውን እንዳ ፈለጥኩም እንድሕሪ ኬንኩም ናይ ዝሓለፍ ሽግራ እንዳ ፈለጥኩም እታ ፈርዲ ምስ እቲ ጠላም ማዕረ ያ ትበጽሓኩም። ኣጆኺ ጸሎትኪ እንዳ ገበርኪ ምስ እግዚአቢሔር ምስቲ ዘይጠልም ኣምላኽ ምስ ኣፍቀረ ዘይቅየር እሙን ተጸጊዒ
    ዝኸበርካ ጂሲ ሓዉና እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ኣብ ዝሓለፈ ናይ ሓደ ካብ ካናዳ ዝጠለመቶ ነዚ ናይ ሓፍትና ክንማሃረሉ ጥራይ ዘይኮነ ክንቃዎሞ ናይ ኩሉና ሓላፍነት ዩ ዘይ ባህልና ሕልና ኣልቦ ዝኾኑ ደቂ ተባዕትን ደቂ ኣንስትዮን ኩሉና ክንውግዞም ይግባኣና።

  • @lettenseabraham6709
    @lettenseabraham6709 2 ปีที่แล้ว +24

    ሓፍተይ ኣጆኪ ጽንዒ ኣጆኺ እግዝኣብሄር ይሓግዝኪ። ንዓኪ ጎይታ ንዓኺ ዝበሎ ክህበኪዩ

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam 2 ปีที่แล้ว +12

    ተባዕ ሓብቲ‼️ ንኻልኦት ኣሕዋት ንኽመሃሪ ተሞክሮኺ ብምክፋልክ:💐💐💐💐

  • @amanuellayne4569
    @amanuellayne4569 2 ปีที่แล้ว +57

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ንስኪ ቅንዕቲ ኢኪ ኣምላክ ቅንዕናኪ ይርኣየልኪ ዘጥፍእክዮ ይተካልኪ ከምዚ ዓይነት ሰብ እንኻዕ ራሓቀልኪ መክንያቱ በቲ ትብልዮ ዘልኪ ቅንዕና ዘለዎ ሰብ ስለ ዘይኮነ። ስለዚ ዘጉህን ዘሕርቅን የብልክን ኣጆኪ ናይ መጺኢ ሂወትኪ ጥራሕ ሕሰቢ።

    • @sawatube
      @sawatube 2 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ሐደ ወገን ሰሚዕካ አይትፍረድ ምክንያቱ ከምኡ ከአ አንስቲ ርጉማት አለዋ

    • @amanuellayne4569
      @amanuellayne4569 2 ปีที่แล้ว +1

      @@sawatube ጽቡቅ ኣለካ ኮምኡ ሩጉማት ደቂ ኣንስትዮ ከም ዘለዋ ይፈልጥ ኢየ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ እዚ ብሓፈሻ ብዓል ሕማቅ ተግባር ወይ ብዓል ሕማቅ ኣመል መጻምድቲ እንተ ርሕቅልካ ጸጋ ኢዩ ።ዘግሂ ዘሕርቅ ዘባሻጩ የብልካን። እዚ ኩሉ ንርእዮን ንሰምዑን ዘለና ሕማቅ ተግባራት ሳኣን ምእላይ ኢዩ

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 ปีที่แล้ว +20

    ኤህ ኣምላኽ ናይ ኢዱ ከየጉደለ ይውረዶ ጠላም

    • @birhan5231
      @birhan5231 9 หลายเดือนก่อน

      F+ß". Fic BiP fx. JYLLAND❤❤😂😂❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤🤩🤩🤩

  • @ftm1961
    @ftm1961 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ደሓን ድንክል በለ በር ኣይ ተካዕወን ይብሓል ሕጂ ውን በርትዒ ተስፋ ኣይ ትቁረጺ ፈተና መካፍልትና ዩ ክሓልፍ ዩ ውን ፡ካብ ከምዚኦም ዓይነት ሰብ መሰል ከኣ የድሕነና ኣምላኽ።
    መን ይፈልት ንጽቡቅኪ ክከውን ይክእል ዩ።

  • @user-fd4hm3vr6x
    @user-fd4hm3vr6x 2 ปีที่แล้ว +18

    ኣጆኪ ዝሓብትና ብዙሓት ውን ኣለው ጡኡያት ደቂ ተባትዮ ስልዚ ኣጆኪ ተስፋ ኣይትቁረጺ፡ ፡

    • @rahwaembaye4053
      @rahwaembaye4053 2 ปีที่แล้ว

      Teuy wedi yblkumen gdefuna ufff

    • @teshab2125
      @teshab2125 2 ปีที่แล้ว

      @@rahwaembaye4053 agatimatiki dya mehazay.

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. 2 ปีที่แล้ว +3

    ኤህ ብስክነይቲ ሓፍተይ ዘይረኣክዮ ይፍጠረልኪ አምላክ።

  • @Eri-boy-love
    @Eri-boy-love 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላክ ናይቲ ጽቡቅ ተግባርኪ ዓስብኪ ካብ እዝጋቤሄር ርከብዮ እንተ ንዕኡ ግን ንዘልኣለም ቅሳነት የብሉን 🙏

  • @muzitambase3012
    @muzitambase3012 2 ปีที่แล้ว +3

    እጆኪ ዝሐፍተይ እግዚአብሄር ምሳኪ ይኩን እሱ ኢዱ ይርከብ

  • @winwin3990
    @winwin3990 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኪ ሓፍተይ መዓረይ ገጹ ትርሓቅ ነዚኦምሲ ላንባ ነስኒስካ ሓዊ ተቃጽሎም ሩጉማት ፍጥረት ኣሕዋትና ንብሎም እንበር እዚኦምሲ ኢዶም ሓሊፎም ትጽንሓዮም ክንደየናይ ከይጥዕሞም ቁርሱሳት

  • @fithawiberaki5829
    @fithawiberaki5829 2 ปีที่แล้ว +7

    እንታይ ዓይነት ስዲ ሰብ እዩ ወደይ እዚ ሰብ ኣጆኪ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኪ።

  • @titiefrem4302
    @titiefrem4302 2 ปีที่แล้ว +3

    Ajoki haftey natey n xbuqki eyu egziabiher amlak edmen tenan trah yhabki 🙏🙏🙏

  • @mysonteame2734
    @mysonteame2734 2 ปีที่แล้ว +11

    We all make mistakes and learn from it . It called life. My sister don't worry stay strong God bless you on your journey 🙏 ❤

  • @samigere5282
    @samigere5282 2 ปีที่แล้ว +1

    ሕማቅ ግብሪ ኣምላክ ይፍደዮ ዝሓፍተይ ማዓረይ

  • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
    @xbakemnbarfkrieyu-x7v 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ ኣምላኽ እቲ ንዓኪ ዝሕሸኪ ሒዙልኪ ኣሎ በርትዒ እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚኣቢሔር ፈጣሪ እዩ አርሒቁልኪ ስለ ዘይጠቅመኪ 👏

  • @ritagunbot1301
    @ritagunbot1301 2 ปีที่แล้ว +1

    Josi hawey kirekeba yekil do neza haftena

  • @እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
    @እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍቲ ቃላትኪ ብሉጽ ሓሳብኪ ርጉእ ናትኪ ዝቦሎ ናትኪ እዩ ክብርቲ ሓፍቲ ።

  • @Yonas-v7p
    @Yonas-v7p 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @gelilaabiel7543
    @gelilaabiel7543 2 ปีที่แล้ว +5

    Willkommen Josi🥰🥰

  • @rahwaembaye4053
    @rahwaembaye4053 2 ปีที่แล้ว +1

    Kemzi resah abo dekey rkibuki regum seytan enkae zeyweldkelu

  • @MdhanByesus-w3p
    @MdhanByesus-w3p 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ❤ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኺ ገርሂ ልባ ተንኮል ዘይብላ ኮይንኪ ኢኺ እንበር ሃላይ ኣይኮንክክ ላባም ስለዝኾንኪ እኮ ካባይ ተማሃሩ ትብሊ ኣሎኪ ቶኽላ ቆርበት በጊዕ ተኸዲኑ መጺኪ ኢኺ ምልላዩ ስኢንኪ ኣጆኺ በርትዒ ኣምላክ ንዓመጸኛታት ስቅኢሉ ኣይርእን እዩ ናይ ኢዱ ክረክብ እዩ ጽቡቅ ዕድል ኣብ ሂወትኪ❤❤❤❤

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 2 ปีที่แล้ว +5

    በይንኻ።ንነብር። ኣለና። ኣምላኽ። ምአማን። ይሕሸና

  • @ሰላምማዓልቲ
    @ሰላምማዓልቲ 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኺ ብዝሓለፈ get bely ኩፉፍ ዝገብር ቀሲኑ ኣይነብርን አዩ

  • @yohannessbhat4434
    @yohannessbhat4434 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓብትና፡ኣጆኪ ኣምላክ ከከም ኢድና ይሃበና።

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብርቲ ሓፍተይ ንስኪ ቅንዕቲ ኢኺ ኣምላኽ ነዓኺ ዝመስል ይፍጠረልኪ፡እንተ ገባሪ ኩፉእ ኣብ ልዕሌኺ ንዝፈጸሞ ብድሕሬኺ ክንደየናይ ከቀንዖ

  • @gualshabiya3912
    @gualshabiya3912 2 ปีที่แล้ว +9

    Haftey mearey ajoki don't give up zeyreakyo xubuq yfterelki 🥺🥰🥰🥰

  • @mhret1683
    @mhret1683 2 ปีที่แล้ว +7

    ጸላኢኺ ይንባዓ አጆኺ ንባዓትኺ አይሶዶን እዩ በጃክን አሕዋተይ በዚ ግዜ እምነት የለን መታለልትን ሰረቅትን እዮም በዚሖም ዘለዉ በጃካን አይትታለላ እዚ ግዜ ብጣዓሚ እዩ ዘፍርህ እዝግዮ

  • @ruthalinda8358
    @ruthalinda8358 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ

  • @tamrat7
    @tamrat7 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኺ በርትዒ ከጋጥም ዝክእል ነገር እዩ ካብኡ ዝኸፍእ ስለ ዘሎ ንቅድሚት ጥራይ ጠምቲ

  • @benamt9670
    @benamt9670 2 ปีที่แล้ว +6

    😭😭😭 God bless you sister

  • @asterghebrai517
    @asterghebrai517 2 ปีที่แล้ว +7

    አቱም ሰባት እንታይ ኮይና ሕልና አጥፊእና😘

  • @haileletekidan6702
    @haileletekidan6702 2 ปีที่แล้ว +1

    Selam Selam josias Hawey bmejemerya Egziabhier msae ykun
    Tebeka awxia genzeba zeytmels

  • @yordanoskidane4658
    @yordanoskidane4658 2 ปีที่แล้ว

    ብታዕሚ ብስልቲ ኢኪ !!!!!!
    ኣምላክ ጸጉእ የብዛሓልኪ ኣጂኪ ሓብተይ ናተይ
    ዓለም ብርሃን ኢያ ጽባሕኣ እንታይ ሒዛ ትመጹእ ሓደ እካ ዝፈልጥ የሎን እንትርፎ ኣምላክ ።
    እዝጋቢሀር ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ !!!!!!!

  • @tedrosneamn974
    @tedrosneamn974 2 ปีที่แล้ว

    ሕማቅ ግብሪ ኣምላክ ይፍረዶ

  • @habtomhawey904
    @habtomhawey904 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣጆኪ ሕማቅ ዝገብር ኣብ ቅድሚት ክጸንሖ እዩ
    ግን ሓድ ነገር ኣሎ ንኩሉ ጾታ ዝምልከት እዩ ምላልባት ኣርከ ማሓዛ ከራክበካ ይክእል ይከውን ፡
    ስድራ ወይ ዓዲ ዘይብሉ ሰብ የለን ቅድሚ ምውሳንካ ኣብ ስዳቤት ኢካ ክትሓትቲ ዘለካ

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 2 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭, ኣጅክ, ንጽብቅ, ey

  • @adamnuru7763
    @adamnuru7763 9 หลายเดือนก่อน

    Don't worry about/ Just go be strong

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. 2 ปีที่แล้ว +7

    ከምዚ ዓይነት ሰብሲ እንቃዕ ረሓቀልኪ ሂወትኪ ከይለከመኪ።

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 2 ปีที่แล้ว +1

    Josi abi sebbbb naybhaki ketdeneqe zegbaka ey ajoki hafteyyy nateyyy kulu beja nebseki

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Ajoki my sister. God be with you.

  • @aataat1524
    @aataat1524 9 หลายเดือนก่อน

    😢ኣጀኪ ማዓረይ ኣቱም ትጠልሙ ትጠልማ ወይለኩም 😢😢😢😢ንዛ ሓፃር ጌዜ😢 ኣይይይ አፍፍፍ ትልመትደ😢😢😢

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 2 ปีที่แล้ว +2

    You are incredibly strong to share your pinful story. It takes courage to share our deepest pain for the fair of gudgment. I admire and respect your honesty. Sharing you painful story is one way to let go of such pain and its way of healing and your heart and helping and encourage many more with similar life experiences. God loves you you have changed these mans life. Regardless how he treate you. God will give everything he took and many more. God bless you your amazing story had touched my heart. God bless you sister all will be will with you please read your Bible it will bless you heart. Most grateful to you Josias for giving people an opportunity to share their painful story. God bless you!!!

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 2 ปีที่แล้ว +1

    እውይ ጸገም ዝበለካዮ ይጥለምካ ብፈጣሪካ

  • @wienshetberhanegebre6506
    @wienshetberhanegebre6506 2 ปีที่แล้ว +1

    Akoki kbrti haftey telam seb kesinu ayhadrn eyu 🌸🌺

  • @weynits571
    @weynits571 9 หลายเดือนก่อน

    Malachi 3 ትግ - ሚልክያስ
    16: ሽዑ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚፈርሁ ንሓድሕዶም ተዛራረቡ፣ እግዚኣብሄር ከኣ ጽን በለ ሰምዔውን። ነቶም ንእግዚኣብሄር ዚፍርሁን ንስሙ ኸኣ ዚሐስቡን ዚኸውን መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣጆኽ ኣምላኽ ገርህነት ርእዩ ፍታሕ ይሃብክ ::
    እቲ ሰብ ግና ዘዉጻእክዮ ወጻኢ ብሕልና ተመዚዙ ክመልሰልኽ ኣለዎ ::

    • @fkrekbreab7734
      @fkrekbreab7734 2 ปีที่แล้ว +1

      እዚ ዳኣ ብሕልና ጥራይ ዘይኮነስ ብሕጊ መሰረት ካኣ ክሕነቕ ኣለዎ እምበር፡ መን ኮይኑ ኢዩ እሞ ጓል ሄዋን ዓሚጹ ደቂሱ ክሓዲር ጠበቓኣ ሒዛ ብዉሑድ ገንዘባ ክትመሊስ ኣለዋ እንተ እቲ ካሊእ እሞ ዳሓን። ሓፍትና ካኣ ኣምላኽ ቅንዕናኺ ይርኣየላ እምበር ናይዚስ ፍሉይ ኢዩ ዘሕፍር ነገር ጓል ሰበይትኻ ኣዴኻ ሓፍትኻ ኩሉ ነገር ሙኻና ትርጉሙ ከይተረደኦም ሓዳር ይጅምሩ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሓደጋ የውድቕወን፡ ዳሓን ካኣ መስጣ ኣለዎ ንብዓት ጓል ሄዋን ኣይሰዲድን ኢዩ።

  • @Selamenter3
    @Selamenter3 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami zehzen eyu haftey gn Egzabiher nezfqru eyu zeftnu ajki maarey Amlak naki zahyesh yeftrlki ❤️

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኺ ሓፍተይ ጽንዒ ኣምላክ ምሳኺ ይኹን 🙏🙏።ጆሲ ሓውና ትገብሮ ዘለኻ ጽቡቕ ትኸይድ ስለ ዘለኻ ቅጽሎ🥰👍

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 2 ปีที่แล้ว +14

    ትዑይ ሰብ ከትኾወን ካብ ተግዳላይ የብሎን ካብ ግባር የብሉን ሕልና አዩ ወሳኒ, by the way,,,,,you don't have any mistakes you are just beatfull heart human, to trust some one it takes risk, he was the wrong person,for you ,,, been alone there is nothing wrong with it,,,,you just need to know how to spent your time properly, my dear❤

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 2 ปีที่แล้ว

    Amlak mhiret ywurdelna 🙏🙏🙏

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme9705 2 ปีที่แล้ว +1

    Away haftey dhan ageki azy da ankaio rhakeli hjy gn ajeki bertio

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 2 ปีที่แล้ว +4

    Way haftey 😭

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ሠ8ቨ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ሠ8ቨ 2 ปีที่แล้ว

    Bal ezis sebay dyom kbhalu ajoki haftey egziabher amlak edmen tenan yhabki

  • @rahelbreket5400
    @rahelbreket5400 2 ปีที่แล้ว +1

    I have the some problem

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 2 ปีที่แล้ว +6

    አብ ሐምሳታት እንተኼንካስ በይንኻ ምኻን ጸገም ዘለዎ አያመስለንን፡ ግን ደቅሰባት ንፋላለ ኢና። አጆኺ አወዳትና ተገፊዕና ይብሉ፡ ግን ንዘኽብሮም ድማ ግፍዔኛታት እዮም፡ ኩልና ልብና ተዝኽፈት የሕሪሮሙና ኢዮም። አምላኽ ምሳኺ ይኹን።

  • @biniamhabtom7786
    @biniamhabtom7786 2 ปีที่แล้ว +5

    Heartbreaking so sad😭

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኺ ሓብተይ ናተይ እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ክባርኽኪ እዮ እንቋዕ ጽቡቅ ገበርኪ እምንበር ዘጉሂ የብልክን ንዑኡ ግን ከምግብሩ ይፍደዮ ፈጣሪ

  • @merhawithayilemichael6205
    @merhawithayilemichael6205 2 ปีที่แล้ว

    አጆኪ ዝሐፍተይ አምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @samiael1638
    @samiael1638 2 ปีที่แล้ว

    Abayki habtey

  • @amlesetsemera5174
    @amlesetsemera5174 2 ปีที่แล้ว +1

    Msaka ykin geta

  • @maryameyhadera2139
    @maryameyhadera2139 2 ปีที่แล้ว

    ሓፍተይ ኣጆኪ ቅኑዕ ሰብ ኣይኮነሉን ኢዩ ኢግዚኣብሄር ምሳኪ ይኩን ንዓኪ ዝበሎ ፈጣሪ ሒዝዎ ኣሎ!!!!

  • @meley2k18
    @meley2k18 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahaki lebam seb💛,ajoki kab gegueu zeyerem enber zegage seb hmak aykonen,gega menabrtna u. Dahar kea weylu bedali.

  • @kebromkiflay2083
    @kebromkiflay2083 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ኣምላኽ ቕንዕናኺ ክሪኤልኪ ዩ አቶም ገበርቲ ሕማቕ ካኣ ናይ ኢዶም ኣይስአኑኔኦም።

  • @abogida669
    @abogida669 2 ปีที่แล้ว +2

    Bitaemi zehzin eiyu gin ajoki kab hilina zeybilu seb einqae arhakeliki b strong N tsibukiki eiyu don't give up tomorrow is new day 💪 🙏

  • @zebibtsghanes7748
    @zebibtsghanes7748 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣብ ኩላትና ዘጋጥም እዩ ግን እንኳዕ ርሓቀልኪ እግዚኣብሄር ንዓኪ ዝበሎ ኣሎ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን።

  • @temesgenamlak7598
    @temesgenamlak7598 2 ปีที่แล้ว +4

    Denden hawina, kabzi zelo kunetat wxie elka, yehwatna kthgiz tgebro zeleka btami eye zednkeka,natey wn komu xegem aleni giziu ms akele kekafleka eye.

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 2 ปีที่แล้ว

    Izi hade ketafiu amlak nai idu aisan ❤️❤️❤️🙏temahara

  • @gaema9673
    @gaema9673 2 ปีที่แล้ว +5

    Eway sab dakay
    Haku endea gezi kehasamna
    Egzabehir kemay elu tserena
    Alo
    Hajoki zehaftay fetsari n zefatwo eu zeftno
    😭😭😭✝️⛪🙏👍

  • @weynits571
    @weynits571 9 หลายเดือนก่อน

    selam etity kab kilu zibels nibetkum yimliayo brukat hizby Eritra,fikry genzeb mot yiblna KAL AMLAK Yikire tebahhilna bi Firhat EGZIABHERYU sibuk nabty mikur bahlina bimzrirab zeyftah shigr yelonko❤😢

  • @salemamanuel9244
    @salemamanuel9244 2 ปีที่แล้ว +1

    Very sad, thank you for sharing your story. You're very strong woman. Please look after yourself. May God bless you 🙏

  • @suzitsegay1897
    @suzitsegay1897 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for info Bro
    Ajoki haftey zebenu zeben a tilmet eyu. Keytjejwi

  • @arsemasemere3158
    @arsemasemere3158 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ኣምላክ ናኣኪ ዝበሎ ሂዝልኪ ኣሎ

  • @ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ
    @ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ጋል ኣምጺኻያ ናብ ኤውሮጳ ትጠልመካ ወዲ ኣምጺኻዮ ናብ ንኤውሮጳ ይጠልመካ ሕማቕ ግዜ በጺሕና 🥲🥲🥲

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 2 ปีที่แล้ว +5

    Very 😔 sad

  • @danielWeday
    @danielWeday 2 ปีที่แล้ว

    Bteamy resah. Eyu

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 2 ปีที่แล้ว +1

    You did good job sis don’t worry because you are honest person believe me he is going to pay a very hard price in the future. It happens like this case many timers in Europe or to come to the western countries. People just doing it a busses unfortunately. Be strong sis and thanks for sharing your story. ❤️

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 2 ปีที่แล้ว

    Ajoki ajoki haftey

  • @amlesetsemera5174
    @amlesetsemera5174 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏

  • @seleniumgbre3599
    @seleniumgbre3599 2 ปีที่แล้ว

    አዚ ሰብ ብአምላኽ ይርከቦ

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus5293 2 ปีที่แล้ว +11

    ወይ ግዜ!!ሰብ ክንበሃል ውን ኣይንክልን ኣብዚ እዋን'ዚ ዘለና ወለዶ ፡እንድዒ ዘስደምም ጥራይ ኢኻ ትሰምዕ ምክሕሓድ በዚሑስ ዒቅ ኢሉ ፈሲሱ በቃ።እዛ ናይ ጸልማት እዋን ኣሕሊፉ ፈጣሪ ይተዓረቀና ካልእ እንታይ ክንብል ኢልና።ናይ ምጽኣት ክርስቶስ ዋዜማ ኢና ዘለና እንተተረዲኡናስ ዝተረደኣና እኳ ኣይመስለንን።

  • @selamtesfay3895
    @selamtesfay3895 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami Zehzen Eu Haftey Natey Gen Egzibher Nezfqru Eu Zeftnu Ajoki Amlak Naki Zahyesh Hiwet Yeftrlki 🙏🙏🙏

  • @magdam8106
    @magdam8106 2 ปีที่แล้ว

    Ageki zehefty aemlek kefede eye🙏🙏

  • @luluhabtu6808
    @luluhabtu6808 2 ปีที่แล้ว

    ዋይይይይ ሓፍተይ አጆኪ አቲ ረሃጽኪ መስጣ የውርደሉ ፍተነዩ 😱😱😱🤭🤭🤭😞😞❤🇪🇷

  • @Alexander-nc2cn
    @Alexander-nc2cn 2 ปีที่แล้ว

    Amlak alo 😭😭😭😭

  • @abrahamgebremedhin976
    @abrahamgebremedhin976 2 ปีที่แล้ว

    Ajoki gal hawan hiwet kalsi ya ✊✊

  • @kidanyowhans5472
    @kidanyowhans5472 2 ปีที่แล้ว

    Eway haftey mareyy ajoki amlak msaki ykun

  • @asmerashikor8778
    @asmerashikor8778 2 ปีที่แล้ว

    Kibrti hafete gega gere elki ayetetase seb kikoneley ika tebel bseb kea selezemeseki kemzi kemzemesei tetefelti ayemegeberekiyon gn agatimu kelil ayekonen nebsekan genzebkan beka part of life nbelo agoki amlak misaki yekun nisu kea niseki zeyetereyo kindey kikefelo eyu❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tesfiesbhatu6263
    @tesfiesbhatu6263 2 ปีที่แล้ว +2

    ጆሲ ዓቢ ሰብ አዞም ምስ ሓዳሮም ዝተባሱ ምፍራግ ኣብዮምካ አዛ ሰብ ናይ አዳ ኣይረኸበትን

  • @ቡዙሕአዩምንባርማለት
    @ቡዙሕአዩምንባርማለት 2 ปีที่แล้ว +5

    Eway ane zgermeni eko entay ena nkewn zelena behakum.n mestawaalti nkun benina konina kea anwesn n sdranan qerebtnan nekafl pls ewae trepo bezhu ezi hmak negerat 😔🙏🙏🙏

  • @matthewsbrhane5160
    @matthewsbrhane5160 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽብቅ ጌርኪ

  • @eritreakidanemamaanseba9005
    @eritreakidanemamaanseba9005 9 หลายเดือนก่อน

    Eritrawit ኣደ ጅግና እያ መምሃሪ እምበር ድንን ትብሉሉ ኣይ ኮነንን ኣጆኪ ትብዒ ❤ ንዓኪ ዝመስል ኣምላክ ይሃብኪ

  • @rezenayemane7293
    @rezenayemane7293 2 ปีที่แล้ว +4

    Keytihibyo hji fethatni elu hadish werket kewasid eyu ay hibon eye beliyom ...wey keytkibliyo tele gedota aykonen ...kolel abiliyo niski kea ....nifelto ena uk life be strong

  • @peaceandlove2603
    @peaceandlove2603 2 ปีที่แล้ว +6

    Eway hefta ajoki Amlak alo zeferde 😭😀😭

  • @gerisemere6431
    @gerisemere6431 2 ปีที่แล้ว

    Ab zannebrela alem ksab zelena kulu zegonefena aynemarr kemti hagose shigr wien Merhaba elna nekebelo mknyatu nsu aykonen mewedata edlki edlka amlak fekar eu ! Hadera emnet keytegudlu yehawat emonininy💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒(🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zufetatube
    @zufetatube 2 ปีที่แล้ว

    Josyyy shikorrrr cool 😎 man

  • @liaghebremicael1863
    @liaghebremicael1863 2 ปีที่แล้ว +1

    Hi sister I fell sorry for you because my brother also the thing happened to him so I felt you pain my brother live in Germany if want you can talk.

  • @ghirmaydebsh1730
    @ghirmaydebsh1730 2 ปีที่แล้ว

    Hi josi bmqda Selam Ezi teqrbo zeleka kulu mefthi yrkebo alo du Tetqarxo mhash ybl bzterfe ab srah ka Selam ymneyelka