HDMONA - ሕልኮ ብ ኣወል ህያቡ Hilko by Awel Hiyabu - New Eritrean Film 2020
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
- HDMONA - ሕልኮ ብ ኣወል ህያቡ Hilko by Awel Hiyabu - New Eritrean Film 2020
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2020. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreaHilko #EritreaFilm #eritreamovie
*እንታይ እሞ ክወጾ እዩ ዓደይ ዓዲ ጥበብ እንድዩ ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ዝኮነ ክዕንቅፈኩም የብሉን*
ዋውውውው እቲ ዝፈትዎ ወዲ ዮኒ ኣብ ብፍቅሪ ቅተልኒ ዝሰርሕኣጆኻ ቀፅለሉ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ🇻🇳🇪🇷❤️❤️❤️💋
ምሕረት ዝገብር ምሕረት ይግበረሉ : ለባም መስተውዓሊን ፍርሃት አምላኽ ዘለዎን እዩ ምሕረት ዝገብር: ፍርአ ድማ ይበልዕ መንፈሳዊን ሕልናውን ዕረፍቲ ይረኽብ : ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረ🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ
ኣወል ህያቡ ዝደርሶ ፍሉይ እዪ
ከምታ ናይ ልበይ ፊልም😥❤
ዕድመን ጥዕናን ደቂ ሪመይ🇪🇷❤🙏🏾
ስሕታን መናብርቲ ደቂ ሰባት ኢዮም
ግን ሕነ እኮ ክልተ ሓጥያት ኢዩ!!
በጃኹም ሕነ ዝብሃል ኣጥፊእና!!
ምሕረት ንግበር❤😥🙏🏾
ብፍቕሪ ንደብሶ ፈጣሪና ክሕጎስ❤🙏🏾
ኣወል ብሓቂ ንፉዕ ኩላትኩም ተዋስእቲ ,ሸዊት ሽኮር I love you
Nay bhaqi xbiqti srah awelino ajokha
Komuen yoni best actor 👏 👌 ❤️ 🙌
ድርሰት ኣወል ሂያቡ & ሹሮ & ኤፍሬም(ኤቭራ) ካብቲ ደስ ዝብሉኒ ነኣሽቱ ደረስቲ ኢዮም።
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ክብረተይ
@@Yoni62 ሓቅኻ እሞ እወል ኣስላማይ እንድዩ ኮይኑ ኬፍ ዘይብሉ
@@I-condem-Isreal-killer ኣታ ቆርባዕ፡ ሓንጎል ሃይማኖት ናይ ውልቁ ኢዩ። ትዛረብዎ ፍለጡ ዋላ ሰይጣን ይኩን ኣበርክት'ኡ እንበር ሃይማኖቱ እንታይ ይምልከየናን ንዓና። ቁሩብ ርእስኩም ኣስርሕዎ።
@@user-nr7ev1ow6e ኪድ ኣታ ኣብ ዓለም ክስታናይ ጥራይ እዩ ክደርስ ዘለዎ
ኣወል ህያቡ፡ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ! ቀጽሎ ዝዓርከይ።
ሰላም አሕዋት አምላክ ምሳኩም ይኩን ሸዊት ሓፍተይ ማዓተብ ግበሪ
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@Yoni62 ❌🦗
@@eruna91 kkkkkkk ata kndey thasm 😂😂😂😂
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ፍሊም ክብድ ሕነ ፍቅሪ ሲዒሩ ደስ ዝብል
'ታ'ዚ ወዲ ኣኳሺመን ወዲኤናኦ እዘን ኣዋልድ።
ዋእ ዘርከበት ትደርዞ በቃ። ጽቡቕ ስራሕ ንሕነ ብፍቕሪ ንደብሶ።
WOW!! Betemi mexelel ata skum seye Ajokum seki Segem belu 💪🏿🥰🥰🥰
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow yonas the best actor 👏 🙌 ❤ 😍
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ምእስ ብሉጻት ተዋሳእቲ:: ሕልና እዩ ምንባር ::
ንመጀመርያ ግዜ እየ ኮሞንት ዝፅሕፍ ዘለኩ like እማ ጠውቁ
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጊስ ኣቱም like ትልምኑ በብሓደ ከጻፍፈኩም እየ ካብ ብሕጂ
Bel keytlemd kia embi
Anes zegeremeni eko nemetay eyumu ember like zelemenu yetekeme diyo kenu wa emo heye naye ewin regetsekimuni hulefo xbekititey
@@sarasara-ps8cs yigermeki iyu,nibaelom nezia tewasio like ayihbiwomn iyom,nisatom kea yilimunu🙂 ane like zihbo nizitebabieu sebat iye
Welcome deki erey marey ab Zelekumo selamn tenan nakum ykun zkedkumo lemlem ztezarebkumo kelem ygberelkum xnue rgexu deki halal meret ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awel arkey ney behaki xebuk serah 😘😘😘😘
Aseyyyyy xebukatay💯💯💯✍️
Waww gele aynet love is powerful love forever
Wow ጽቡቕ ድርስት ዬናስ መንግስትኣብ ከኣ ጽቡቕ ትዋሳአ ቀጽልዋ
I am frest watching this video I like likes
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Xbuk srah yu..abzia kea like aytrese deki shukey
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for this movie
Welcome guys nay behaqi meharit film eiya jab hine zmexie yelen cubuq neger
ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት👌
Merihaba deki ereyi betaame xibuki sirahe ajokumi kexiluwo aidimeni tianani yahabikumi 👍🏽🐪❤🏵🇪🇷🇪🇷🏵🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🇪🇷🏵🇪🇷🌻❤🏵🇪🇷❤🏵🇪🇷❤🏵❤🏵🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤🏵🏵🐪❤🏵🇪🇷🇪🇷❤🏵🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟❤🐪❤🌿⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘🇪🇷⚘⚘
*ኡፍ ፊልሚ በዚሒና ነይን ኢና ክንከታተል*
Nay bhaki
ሜሮን ፊልም መሃርን ኣዛናግዕን ስለ ዝኾነ ግዜ እንተለካ ንኹሉ ምርኣይ ኣይትተሃኪ:: ኣገዳሲ ዝበልካዮ Comment ምጽሓፍ ክኣ ኣይትሕመቕ::
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፊልም ማለት ዕለታዊ ናብራ ደቂ ሰባት ዝድህስስ እዪ ` ከምቲ ክትነብር ትሰርሕ ክትምሃር ክትዘናጋዕ ክኣ ፊልም ስፓርት ትሪኢ እዚ ሂወት ደቂ ሰባት እዩ
records ufffff azia banderatat mhwas kndedekum tfetwo
Awi aza schkorrr gal mexa 😚😙😍😘love nkulatkum😍😍
ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ :-)
ብጣዕሚ ንጎበዝ መንእሰይሲ ነብስሳ እናሸጠትስ ክትህቦ እዋይይይይይ ዝግዜስ😢😢😢😢😢
Gele aynet derset nay behaki helko nic deqi eri ❤️❤️❤️❤️🙏🤴🤴🤴❤️
Wela film ykun bejaki akedadna amahayshi
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፅቡቅ ኣዋዳዳኣ ማራ ማሃሪት ኮይና ረኪበያ ዝናኣድ ስራሕ
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውውውውውው
ካራ ግደፉ ብዋእ ብዝኾነ ሰላምን ጥዕናን ይምንየልኩም
Wow Nice job 👍Shewit Shikor
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Xbkti film...derasin tewasain awelino xbuk srah......
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aseyyyy mekrat deki Ereyyyy ab Lbey Sfrkum ❤️🙏❤️
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንብዓት ዘይብሉ ብክያት ኮይኑ እምበር ብታሚ ጽብቅቲ ቀጽልዎ......
Thanks hdmona tv xubuk medeb
Kemti mejemerakum mewadtakum favorite yoni
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kemzi aynet film kab zeyri ko ametat aquxire kexluwo deki ereyy 😘😘😘
btaiemi xbkti film gele aynet
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thanks so much bro good job
Betami xbuq😍😍, gen ab zekone filmtat Hagerna Keri kelkus selmemtay u eten mekayen Mara aregtot?
Wow really nice movie good job Awel heyabu
Wawww gele aynet film abiakumna msakum😍😘😍
Go ahead awelino
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nicc xbukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👄👄👄
well come 💝💝💕💓deqi erey
WOW xbqti meharit flim am proud of u awelino
Ftwat yehwat nkullatkum selam taana ymneyelkum 😗😚😙
Waaaawwwwww
Wawww nic movie sebukatey ❤️❤️😍😍❤️❤️😍😍❤️❤️😍😍❤️❤️❤️❤️😍❤️
WoWoWoWoWo mara kef zelwa film ketsilwo dekiza halale meret, Anes eza Shewet Germaye kitibarahin eski address amitsuley kkkkkk❤❤🌹🌹🌹🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Alekey good job ma hero💕💕💕
Good job. Awel, ms mesarhatka.
Yoni my favorite actor**
🤗💯👏🇪🇷🌷
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcom habaybi
እታ ካራ ብድሕሪቱ ምስ ሓዛ ኣብ ሞንጎ ገዲፈያ ኣለኹ እንተ ዘይቀቲሉዋ ንገሩኒ ሹዑ ክሪኣየ
Ayketelan ykre elu kulu ateswo ,zeru babu ab Massena alo
Wawww geramit ketslulu
እፍ ከምካራ ዘፍርሓኒ የለን
ሽጉርቲ ደኣ ብምንታይ ትኽርትፊ ማለትዩ ካራ ዘፍርሓኪ ተኾይኑ ክክክክኮ
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ ሰብ ካራ ጌሩ ትኒዕ ክብለኒ እየ ዘይፎቲ 😘
@@user-pd3bc3kj5k men ke yfetu shikorina ❤️❤️
N.B Nwedi shuq try !!!!!!
21:55 abta portofilho ty riekum zreaya like yhab
Wawwww gele aynet ♥️
Nice
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ewey be 4 seb film teserihu
ኢንታይ ዶ ትሕግዞም ኢካ
@@adiamabay6731 like yihegezom
@@iceagestoneage8067 ላይክ ድኣሞ ኣየናይ ገርካዮ ትርፊ ግዝየካ ኢካ ትርእዮ ዘለካ
@@adiamabay6731 eway esekis negram. Abti terfi gezey dea neaki keman kihegezeki des mebeleni.
@@iceagestoneage8067 ክክክክክ ዶ ክኣ
Wawwww Nay behaki sador abzia yehgskni
Wow
21:55 yoni teselika hahaha bortefilo ka condom i love it bro 😎
Bella sirah ❤🇪🇷🇪🇷🍾❤🍾❤🔥🔥❤🍾🇪🇷🍾❤🔥❤🍾❤🔥❤🤣🔥❤🔥❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wowwwww
Ata bejaka schkorgal keytketlll 😍😘🤗🤗🤗😘😍😘
ደቂ ኤረይ 🇪🇷👌👍
Feqri seiru
Nic Filme deki Eri
awel hiyabu kabtom nefuat derseti eika kexelo eika
Nice 👌❤
ውውውውውውው ዳኣስ ታኣበአል ፋኣልሚኢ
Eway gezawtn ms reakwo .....
Ya eti drsetka xbuq tekone gn gdn dikum shgra enda shabkum kumar ktxawetu emo dma ab maekel ertra konkum sdra yriewo wela wn yxanat hmak tmrti eiu eti shgra hseblu etom shgra hizkum twasiu ayrdeakumn alo ab media trah nrie zbl aredadia alekum bzkone kexlwo bzbelexe temelesuna
እዛ ጓላ ዊንታ ኣበራ ተዛኻኽረካ።
♥️♥️♥️♥️🤩🤩😍🥰🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Bitaemi xbuq srah ajokum qexlwo kmy dikum dekey erey
Awelino srahatka yketatolom eye Nfue derasay eka ajoka kexlo
Awel hyabu zfetwo derasi lomi gn aygdn qurub fekisatni eza film
Abyki shkorna haftey neski tmseli bekara kteftani bjaka eska key xlaka betami ey zeftwka ane
Waww des ketblu
Suk elka mwedata zeyblu film gin n mntay ekum tzerghwo zgermeni neger welhanti kumnger zeybla mukanu eu film kbehal tekoynu mhari mesati kekowen alewo plz kabzi zbelex hezkum ketmexu ylbwekum thanku so much
Sokrentattttt
Selam yehwat xbuq srah gn shewita mateb gberi eki bejaki
ኣወል ህያቡ ምስ ርኣኩ ኢየ ርእየያ ካብ ዝሓሰብኩዎ ንላዕሊ ካኣ ኮይና ረኪበያ።እዞም ከይርኣኩም comment ትጽሕፉ ካኣ ጌጋ ካብ 2 ናብ 17 ዘዲድኩምኒ
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ክትሪ ትጸንሕ ኣብ ኣዋዳድኣ ነጥቢ ዘይብሉ ዜሮ ይኸውን ንፊልሚ ዝጥዕማ ኣብ ኣዋዳድኣ እዩ ንምንታይ ፈሩዝን እቲ በዳልን ዘይተራኸቡ
Ikzelf heb ook nog eens goed over na te denken dat het gaat om een keer
Waaawwwwwwwwww
Atsimimkumina.....
Too much advertisements
Wawwwwww zegerm fxamie eu kulu gzie fkri eu zsear beti Goyta zhabena Shewita shikor.
Shweit meqrti ftret
ፌሩዝሲ ንወዲ መዘሎ ትመስል ጓሉ ድያ ?
Wedi mzelo grmay endyh smu haqey
Ewe girmay
42:33 aboy ketali aboki iliwa.
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚአን ከናፍር ናይ ብዝሓት ምስዓም ዝለመዳ ከመይ ጌርካ ሓዳር ትገብረለን
ሰላም ንኩላኩም ዩቲብ ተጠቀምቲ ዬናስ ይበሃል የቀንየለይተምሃራይ 9 ክፍሊ እየ ሰብስክራይብ ብምግባር 1k ንምላኣያ የበራተቱዕ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓቅካ ኣርኩ በኣልቲ ቤተይ ጽቢቅቲ ጓል ኣስማራ ያ ግን ኣዕሩክ ከለና ተዋሳኢት ክከውን ትብለኒ ኔራ ብሰንከይ ኣይኮነትን ህጂ ግን የሀጉሰኒ ከንፈራ ናይ በይነይ ሙካኑ ይብለኒ ኣሎ ሃደ ዓርከይ
@@sammyhhh3985 kkkkkk eway begog
@@whereisthelove8844 eta bogogg newy dya nezi arkey
@@whereisthelove8844 Kakkkkkkk eway begog Nay Niesnetey Kakkkkkk
Naybahaqi bifqri ydebes bithaemi thubuq qethlwo