Arkan- New Eritrean Full Movie 2024 - Hne Lbi ሕነ ልቢ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 158

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 6 หลายเดือนก่อน +2

    ናይበሐቂ ፅብቅቲ ስራሕ አብዘይቀተሎ ቅትለት ግን
    ክንድዚ ክእሰር የብሉን እብል :: ብዝተረፍ ዝነአድ ድርሰት ካብእፍቂሩኒ ጠሊሙኒ ከምራህዋ ስለላ ስራሕ ይሐይሽ❤❤

  • @nimroudteklemariam5539
    @nimroudteklemariam5539 8 หลายเดือนก่อน +14

    So smart movie,
    Nice act,
    With oll person,
    G,B,U 😍🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍

  • @fevengebretatyos8580
    @fevengebretatyos8580 8 หลายเดือนก่อน +21

    ኣቱም ብሩካት ደቂ ዓደ ኣነስ ኣብዚኣ ሪኢቶ ኣላትኒ እዘን ጽቡቃት ተዋሳእቲ ዓድናስ እንታይ እየን ኮይነን ብሜክኣብ ኮ እቲ መልክዐን ኣጥፊኤንኦ ብጣዕሚ ኣብዚሐንኦ ኣለዋ በጃኹም ዳሪክተራት፡ ቁሉሕ በሉ፡ ግን ኣብዛ ፊልም ጥራሕ ኣይኮነን ኣብ ኩሉ ❤❤❤

    • @luwiluwi7247
      @luwiluwi7247 8 หลายเดือนก่อน +2

      Ab beyney yemsleni nieru zexlo ezi Nay makeup Mara yebzheo alewa

    • @Ali-y6d2c
      @Ali-y6d2c 8 หลายเดือนก่อน +1

      haqi bhaqi ab kulu film eyu

    • @ምሰኩሉብፍቅሪ
      @ምሰኩሉብፍቅሪ 7 หลายเดือนก่อน

      ምስ ኣምላክ ምቁዋም እዩ እዚ😢

  • @Dahlak_Eri_Media1991
    @Dahlak_Eri_Media1991 8 หลายเดือนก่อน +9

    ባህልናን ክብርታትናን ኣይንረስዕ
    ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን ደቂ ኤረይ
    ንመጀመርታ ግዜ ኣፈጻጽማኣ ዝመሰጠትኒ ፊልም ዳርጋ እንተበልኩ ኣየጋነንኩን። ም/ቱ መብዛሕትኡ ፊልምታት ናይ ዓድና ጽቡቕ ጸኒሑ ኣብ መወዳእታ ባጀት ድዩ ጸገሞም ዋላ ካልእ ንሕና ዘይንፈልጦ ሽግር ኣሎ'ዩ ኣብ ዘይከውን ግዜን ቦታን'ዮም ክንትፍ ዘብልዎ። ነቐፌታ መዐንበቢና ስለ ዝኾነ ክንጸልኦ የብልናን ወደሓንኩም ❤❤❤

  • @ShewayeShewaye-vz2pg
    @ShewayeShewaye-vz2pg 8 หลายเดือนก่อน +4

    Wow yebla konjo darma aski kamzi kamye das eilkuma zarakum like gabrlaye 👏

  • @yewhanishaile1771
    @yewhanishaile1771 5 หลายเดือนก่อน +4

    ንማሕበረሰብ ክትምህሩ እንበር ገበን ከም ታራ ነገር ጌርኩም ክትምሃሩ ኣይግባእን 😢😢

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 15 วันที่ผ่านมา

    Ny Raki movea ftyea entyea xgmey🎉❤ adrsea telea zfeltea entlo

  • @NaodAbg
    @NaodAbg 8 หลายเดือนก่อน +1

    Happy ending. I luv it FR❤❤❤❤

  • @Nahom-c9h
    @Nahom-c9h 8 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome xbuk srah❤

  • @SabbuAddeye
    @SabbuAddeye 8 หลายเดือนก่อน +1

    Waw kif zelewa filmi ya ❤❤❤

  • @ሓበሻዊራስታ
    @ሓበሻዊራስታ 8 หลายเดือนก่อน +1

    Awadadia mesitatni ❤❤

  • @habtomyemane398
    @habtomyemane398 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኤሜርካ ፊልም ገይረማ ዋው ዋው ኣይጽልኣክዋን

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 8 หลายเดือนก่อน +1

    Good job ❤❤❤

  • @rutatesfay2337
    @rutatesfay2337 8 หลายเดือนก่อน +1

    Waw betami xibkti film ❤

  • @tsinatdebesay678
    @tsinatdebesay678 8 หลายเดือนก่อน +24

    awedadea betami yeherekumuni kemezi ketewedea ayeneberan abehegi gebua meqexati keterekeb nerewa bezeterefewen gebenena anafeletet seq ela ab hegi keyebexehet anete halifa amo qetalit aneterekiba nebala gebenina ya tekewen zela

    • @NaodAbg
      @NaodAbg 8 หลายเดือนก่อน +6

      Sk bel trah Anes kemzi awedadia kief eyu zhbeni😂😢

    • @34tuuu7yy5
      @34tuuu7yy5 8 หลายเดือนก่อน

      Sukabal haswi resah sedatja😂

    • @mhretmhret270
      @mhretmhret270 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነ ከማን ተሓጊሰ ለኹ ንሱ ዩ ከምዚ ክትከውን ዝገበራ

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 8 หลายเดือนก่อน

    well come❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙

  • @First-love-1991
    @First-love-1991 8 หลายเดือนก่อน +3

    ፖው 56:26 ❤ እዚ እዩ ናይ ኤርትራዊ 🇪🇷ርእሲ ኣይኮነ ሰብ ቀቲልካ መርፍእ ኣልዒልካ ኣይሓልፍን ኢኻ ።
    ካብ መጀርትኣ መወዳእትኣ ዝፈተኽዋ Eritrean movie 🍿🎥

    • @Wedimemher-n6h
      @Wedimemher-n6h 8 หลายเดือนก่อน

      ኣብ መወዳእታ ተባላሽያ ክትብል ዲካ

    • @First-love-1991
      @First-love-1991 8 หลายเดือนก่อน

      @@Wedimemher-n6h No ከም ዝርድኣኒ ጽቡቕ ትዓጽያ ንሱዉን ሰብ እዩ ቀቲሉ ዕሸል ኣብ ጥንሲ ዝነበረ ንሳ ብሕልንኣ ንሱ ብግብሩ ንሕልፈት ።

  • @YoRaWede-v7e
    @YoRaWede-v7e 8 หลายเดือนก่อน +1

    Wow perfect ❤❤❤❤❤

  • @AramTesheme
    @AramTesheme 7 หลายเดือนก่อน

    Wow nice movie b kulu ngera agibela 😍😍😍😍😍

  • @BanaFtwi-sn8zf
    @BanaFtwi-sn8zf 4 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @yewhanishaile1771
    @yewhanishaile1771 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሕነ ይልክም እምበር ኣይድብስን እዩ ።

  • @samridrar
    @samridrar 8 หลายเดือนก่อน +1

    Waw👌

  • @henoklibsu4841
    @henoklibsu4841 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይትሓዙለይ ዋላ comment ጠፊኡኒ ግን ዛንታ ብጣዕሚ ፎኪስ 😢😢 😢😢 ግን ተጸሚመ ወዲአያየ... ደቂ ኤረይ movie ዋላ ፈጠራዊ ይኹን ከአምነካ ክኸል ኣለዎ :: ብዝኾነ 👍👍👍🥰🥰

  • @yonatanbereket1165
    @yonatanbereket1165 7 หลายเดือนก่อน

    Finishing zero 0 sga adey bhrqan kmewt delye ata derasi bejaka drsetatka amhaysho 🙏

  • @ManJohson
    @ManJohson 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ፊሊሚ እዩ ግን ኣወዳዳኣኣ መሳጢት ኣይኮነትን ሳሪ ናብ ሕጊ ክትቀርብ ነይርዋ ምክንያቱ ዘጥፈአ ብሕጊ ክሕተት ስለ ዘለዎ ኣማንም ካብቲ ወንጀል ነፃ ስለ ዝኮነ
    ኢስሮም ኣብዘይ ሓጢያቱ ተቀቲሉ

    • @Dahlak_Eri_Media1991
      @Dahlak_Eri_Media1991 8 หลายเดือนก่อน +2

      ሰላም
      ግን እኮ ኣማን ነጻ ኣይኮነን! ንሱ መቕጻዕቱ'ዩ ረኺቡ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዘውረዶ ናይ ሞራልን ሕልናን ማህሰይቲ ገበን ኣይኮነን ድዩ? ብሰሪ ናይ ኣማን ጥልመት ክሕደትን ኣብ ኤስሮም ዝድገም ዘሎ ኮይኑ ስለ ተሰምዓ በቲ ሓደ ኣብ ልዕሊኣ ብዘርኣዮ ጥልመትን ንዕቀትን በቲ ካልእ ንዕኡ ዘሕረቐት መሲሉዋ ኣይኮነትን ድያ ህይወት ሰብ ከተሕልፍ ተገዲዳ!
      የግዳስ ንሳ'ውን ዋላ'ኳ ኣብ ሕጊ ኣይትቕረብ ናይ ሕልና እስርቲ ብምዃና ግን መቕጻዕታ ወሲዳ'ያ

  • @samsonelias2971
    @samsonelias2971 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ቁሩብ እባ ሕፈሩ ፖሊስ መርማሪ ይመጸካ እምበር ብተለፎን ጌሩ ንዓ ዝብል መርማሪ የሎን፡፡ ብጌጋ ጀሚራ ኣላ እስከ መወዳአትእ የጸብቃ።

  • @selam_goitom_16
    @selam_goitom_16 8 หลายเดือนก่อน +1

    Yessssss betami xbkti film qexlewo kulatkum tewasatn deresten

  • @BerhaneJery
    @BerhaneJery 7 หลายเดือนก่อน +1

    Entay aynet film eya zeyteredaka

  • @MeronMegos
    @MeronMegos 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ግን ኣብ መወዳአታ ክትትሓዝ ኔርዋ መልእኽታ ገበን ጌርካ ክትሕባእ ማለት ድዩ?

  • @rimrim4026
    @rimrim4026 8 หลายเดือนก่อน

    ሙዚቃ ይብርት ኮይኑ ብፍላይ ካአ አብዝዛረቡሉ ጊዘ እቲ ፍረ ነገር ንክትሰምዕ ትርበሽ

  • @NatuRasi-kw9dj
    @NatuRasi-kw9dj 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @LamLam-bm8jo
    @LamLam-bm8jo 8 หลายเดือนก่อน

    Welcome 🙏

  • @wedigash8342
    @wedigash8342 8 หลายเดือนก่อน +1

    Wwwwwww❤❤❤❤❤

  • @Ali-y6d2c
    @Ali-y6d2c 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ኣበይ ዳፖሊስ እዩ ከምዚ ጌሮም ዘራክቡኻ እዚ ኩሉ ክንእሰር ከምዚ ኣይረኣናን ከምዞም ኢትዮጵያዉያን ኮንኩም

  • @ChekanieNzbedelen
    @ChekanieNzbedelen 8 หลายเดือนก่อน

    wowowo 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @Eri91M90
    @Eri91M90 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መወዳእታ ግን ጌጋ ጌርኩም ገበነኛ ይዕበ ይንኣስ መቅጻዕቱ ክወስድ ነይርዎ
    ቀታሊት ኤስሮም ሳራ ኢያ ኖ ስለዚ ዝኮነ ይኩን ቅትለት ካኣ ብዓንቀጽ ሕጊ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ሰባት ክሳብ ዝኮንና ኣብ ሰብኣዉነት ክንግደስ ኣገዳዲ ሕጊ ተፈጥሮ ኣለና
    እዚ እንታይ ኢዩ ዘርእየካ ሕጊ ዘይምክታል
    ኣብ ህዝብና ዓቢ ሃጋፍ ምክፋት ማለት ኢዩ
    ምክንያቱ ቀታሊ ብዝገበሮ ገበን ናጻ ዝከደሉ መንገዲ ማለት ኢዩ 1:01:20

  • @AyubAli-wz9kn
    @AyubAli-wz9kn 8 หลายเดือนก่อน

    Aemani zynkne film😢😢😢

  • @FurtunaRazane
    @FurtunaRazane 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HabenMekonen-kz5fe
    @HabenMekonen-kz5fe 8 หลายเดือนก่อน

    Waw

  • @YafietTesfaton
    @YafietTesfaton 7 หลายเดือนก่อน

    Wwww❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SamsomGerezgiher
    @SamsomGerezgiher 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍

  • @teodor4034
    @teodor4034 6 หลายเดือนก่อน

    እታ ዝሓየለት ራህዋ ምግባርኩም ከየስሓኩምኒ ኣይተረፍኩምን። እታ ዝሓየለት ሳሪ እያ ምኽንያቱ እቲ ዝተጠቀመትሉ መንገዲ ኣእማንን መሳጥን ነይሩ። ኣብ መወዳእታ ኣብ ትሕቲ ራህዋ ምንብርካኻ ነዛ ፍሊም ቀቲልኩማ ኢኹም። ንሳሪ ጽቡቅ ኣኒጽኩማ ክንስኹም ኣብ መወዳእታ ኣፍሪስኩማ። ራህዋ ሓቂ ክትፈልጥ ተጠቀመትሉ ኣገባብ መስሓቅ ጥራይ እዩ። ብዝኾነ ግዜይ ብምብኻምኩም ተዓዊትኩም ኢኹም።

  • @rutahaylemariyam7376
    @rutahaylemariyam7376 8 หลายเดือนก่อน

    Wawww

  • @LamLam-bm8jo
    @LamLam-bm8jo 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 8 หลายเดือนก่อน

    ራሄለይ ኣብ መወዳእታ እንቋዕ ኣይሓዝዋ መትዓብይተይ መማህርተይ ኮመንተይ ካብ ጅሬፍ

  • @siemnatey7086
    @siemnatey7086 8 หลายเดือนก่อน

    Hamadiea ente semiren eko akilna u atum awdat 😂😂😂

  • @areyagabir6382
    @areyagabir6382 6 หลายเดือนก่อน +1

    Awedadia ay serahkumn mknyatu seb qetilika kemzi alo tegagikhum

  • @YordaHaile-st5js
    @YordaHaile-st5js 8 หลายเดือนก่อน

    Betaemi xbeqti gen hine mefday xebuq eyu ekum teblu zlekum bhegi dea ember sara kettheza nerwa bhegi yqexieu

  • @TekleBizen
    @TekleBizen 8 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ጉድ አብ ተጋጊና ጥንሲ አብ ካትሪን ጥንሲ አብ ሕነ ልቢ ጥንሲ አነ ሕጂ ከይ ቀደሙኩሙኒ ብዘዓባ ሕርሲ ክደርስ ሓሲበ አለኩ አብ ቀረባ ግዜ ብሩካት ፍትዋት ተካታተልትና

    • @michaeltesfu3154
      @michaeltesfu3154 8 หลายเดือนก่อน

      😆

    • @BZV1622
      @BZV1622 8 หลายเดือนก่อน

      knxbeyeka ina 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @absieawasie5216
    @absieawasie5216 8 หลายเดือนก่อน

    Nice

  • @mendelawit
    @mendelawit 8 หลายเดือนก่อน

    Is this the finishing 🙄

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 15 วันที่ผ่านมา

    Rahel kle gzea ms tbdltea

  • @PsalmsMEZMUR
    @PsalmsMEZMUR 4 หลายเดือนก่อน

    Xbiqti awedadea bhaqi znead srah

  • @SamiSami-z6j
    @SamiSami-z6j 7 หลายเดือนก่อน

    ስራሕ ፖሊስ የለን
    ራህዋ ህዝብና ትሓባባሪ ኣብ ገበን ዝገብሩ ሰባት ዓቢ ኣበርክቶ ኣለዎ ን ኣማን ነጻ ኣውጺኪ ነታ ጓል ከተእስርያ ኔርኪ ጥንሲ ሰዲዳ መርዓ ቆጺርኪ ክልቴና ተበዲልና ኢልኪሲ ብዘይ ውዓሎ ከተእስርኦ ስራሕ ፖሊስ ከ ይገድፈክን ዶ እሞ ክአ ፖሊስ ኤርትራ እዞም ረቀቅቲ ስርሖም ጹፉፍ ንክልቴክን ስጅን ከእትወክንዬ ወያላት

  • @FilmonFili
    @FilmonFili 6 หลายเดือนก่อน

    Ane yigedd film ile nezi zri

    • @Mili-z5g
      @Mili-z5g 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @GualEri13
    @GualEri13 7 หลายเดือนก่อน

    Entay film daluzi . I thought I was watching foreign film.

  • @BerhaneAmanuel-rm1up
    @BerhaneAmanuel-rm1up 5 หลายเดือนก่อน

    Gega film seb bizey gebenu keeser ab Eritrana yelen.

    • @nora5315
      @nora5315 5 หลายเดือนก่อน

      Bitweded zbehal tfelt do

  • @LamLam-bm8jo
    @LamLam-bm8jo 8 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🌹🌹🌹👍👍👍👌👌😍😍💪💪🙏

  • @dallastesfalem562
    @dallastesfalem562 8 หลายเดือนก่อน +2

    Atom sebat ngal ay tbedlu deqi anstyo eritreawian ms hmamen ayhadran eyen gdefu ndqi anstyo ay tbedlu ente tebdilen hinean key fedeya suq ayblan eyen ms hmamen ayhadran eyen

  • @NelsonDominic-x7i
    @NelsonDominic-x7i 4 หลายเดือนก่อน

    18316 Ernser Groves

  • @MulueBerhe-e8v
    @MulueBerhe-e8v 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemmebrahtu7828
    @lemlemmebrahtu7828 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @SamiSami-z6j
    @SamiSami-z6j 7 หลายเดือนก่อน

    ኣዋልድ ኣስመራሲ ዋላ ኣይትደውረንሲ በቲ ጎደና ሓረት ርእይ ኣቢልካየን ሕጉስ ትብለለን ሽኮራት ጽፈትክን ጽሬትክን ግርማ ኣስመራ ልዕሊ ካቴድራለ ኣዋልድና ኢክን ይመስለኒ ኣነ

  • @akberetaraya7481
    @akberetaraya7481 8 หลายเดือนก่อน

    Awedat kbahalu kmza lmn abilom
    ab igrka kemzeywedeku dahar cherki yghebruka kemey gherom iyom kulum hade.

  • @Ali-y6d2c
    @Ali-y6d2c 8 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ስራሕ ኣምሓሩ ተጋሩ እዩ ከምዚ ፊልም ኣይትስርሑልና

    • @tsegazetewahdotigray7061
      @tsegazetewahdotigray7061 8 หลายเดือนก่อน

      ቦግ በል ሃሳስ 😂😂😂😂

    • @edon7537
      @edon7537 8 หลายเดือนก่อน +1

      ተጋሩ ተዘይ አልዒልኩሙና ይሕመኩ ኢዩ መሱለኒ😂😂😂

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ሕልሙኩም እውን ተጋሩ ከይትብሉ ደቂ መዲሂን በራድ 😂😂😂😂

    • @Ali-y6d2c
      @Ali-y6d2c 8 หลายเดือนก่อน

      @@ትግራይ-ደ5ገ gdefena eske toguar qomal

    • @Sara-fc1bz
      @Sara-fc1bz 8 หลายเดือนก่อน

      ኣየ ደቅ ጥልያን መችም ድተጋሩ ደይላዓሎኹም ኣይኮኑሎክምይ ማራ እኹም ትፈትና ምሽ😂😂😂😂😂

  • @awetkahsay-v6p
    @awetkahsay-v6p 8 หลายเดือนก่อน

    Terew filmi tbhal eziea zeythatgwo filmi msrah tehakikum dikum fserhu filmi anes filmi mreay ygedfo emo bgele endereye harike eye zgedfo 😂😂😂😂

  • @RahwaMahari-i1h
    @RahwaMahari-i1h 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @Rehal-m4h
    @Rehal-m4h 8 หลายเดือนก่อน

    Meusri zeybla filim gerkma wayy😅😅

  • @HabebabrhaleHaben
    @HabebabrhaleHaben 7 หลายเดือนก่อน

    rahwa king

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 15 วันที่ผ่านมา

    Ny amercea movea koynea

  • @jonndawnita1179
    @jonndawnita1179 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣወዳድእ ኣይክንድትን እንተወሓደ ገበነኛ ከምትታሓዝ ትእንፍት ክትከውን ኔርዋ

  • @Mteshe
    @Mteshe 8 หลายเดือนก่อน

    The best of movies multiplied by zero. Finishing was pointless 😴

  • @molmalgigi9757
    @molmalgigi9757 8 หลายเดือนก่อน

    ሪእይቶ፡ ሪእይቶ ፡ሪእይቶ
    መጀመሪያ ነዛ ፍልም ራኪ ስለዘላ እየ ሪኤያ እምበር ናይ ኤርትራ ድሕሪ በዓል መረብ ግዜ ፍልም ሞይቱ እዩ ፡ከምርኢይቶ ግን ሓደ እንታይ እዩ ትርግሙ ከምዚ ክብል ከለኩ ሓሳብኩም ገባር እከይ ናይኢዱ ማሌት እዩ፡ግን ሓደ ኢታ ጓል ንኣማን ክትምርዖ ዝተሓስበት ብዛዕባ እዚ ፈሊጣ እንታይ እያ ጌራ ኣብ ኤርትራ ህይወት ሰብ ሑሰር ምኻኑ እዩ ፡እዚ ከኣ 1994 መርዓዊ ተቀቲሉ ቀታሊኡ ዘይፍለጥ ሃጥሙ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ኣይኮነን ፡ካልእ እታ ጓል ዝገበረቶ ናይፖሊስ ስራሕ እምበር ናታ ጉዳይ ኣይኮነን እቲ ትምርምረሉ ዝነበረት ጉዳይ እንታይ ገደሰኪ መንኢኪ ንስኪ ዊን የብላ እዩ ሓቀኛ ቀታሊ እንተኮይኑ፡ሰብዝኣኪል ኣጥፍኢካ ኪሳብ ኪንድዚ information ንዘይምልከቶ ኣይትህብን ኢካ ። ዉዱቅ ድርሰት ።

  • @AdonayAbrha-p9k
    @AdonayAbrha-p9k 8 หลายเดือนก่อน +2

    Ab Ertra Asmera esur zrayelu esurbet alo diu 😳🤔

    • @TimoTami
      @TimoTami 8 หลายเดือนก่อน +5

      ኣታ ፋራ ኣስመራ ኣይትፈልጣን ኢኻ ብዛዕባ ዒባን ግድጉዶን ጥራይ ተዛረብ ኣድጊ

    • @YerdanosGeremeskel
      @YerdanosGeremeskel 8 หลายเดือนก่อน

      @@TimoTami 😂😂

    • @filiarsenal9709
      @filiarsenal9709 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣበይ ዲኻ ዓቢኻ ወይስ ዊዒጊን 😂

    • @MabelRezene
      @MabelRezene 8 หลายเดือนก่อน +1

      n Eritra key feletkum bzaeba Ertra tzarebu kab lbi zhaznelkum

    • @LwamGere
      @LwamGere 8 หลายเดือนก่อน

      ሰንበል ኣሎ ዝራየሉ ቤት ማእሰርቲ

  • @Ali-y6d2c
    @Ali-y6d2c 8 หลายเดือนก่อน

    ነዓክን ኣትን ርጉማት ዘርኢ ከምዚኣ ምግባርክን እያ ለካብጥ

    • @batseba8511
      @batseba8511 8 หลายเดือนก่อน +2

      😂😂😂😂😂😂 ሕሙም እዚ እኮ ፊልም ኢዩ

  • @dawitMekonen-c5o
    @dawitMekonen-c5o 8 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ቲ ፍሊም እያ ጽቡቅ ካራክተር ዘለዎን ኢየን ሳሊም ኮይና ትዋሳእ ዘላ ቀሩብ ኣብ ቲ ናይ ራህዋ ዝተራኸባሉ ቁሩብ ውጽእ ኢላ ምኽንያቱ ኣጠማምታኣ ሙሉ ክኸውን ነይርዎ ካላኣይ መወዳእታኣ ቁሩብ ከመይ ከምትኸውን ክንሪኣ ነይርና ንሳ ውን ታ ትምርዓዎ ውን ክትብቀላ ድያ ካላኣይ ኒኤስሮም የሕዋት ከ የብሉን ኣብ ዚ ታራ ሳልሳይ እቲ ገበን ዋላ ሳሪ ትውዓሎ ኣማን ውን ብምትላል ገበነኛ እዩ ከመይ ግን ክልተ ደም ዝፍሰሰ ን ዘታለን ኣብ መንገዲ ንጹህ ሰብ ገይርካ ምብቃል ወይ ሕነ ምፍዳይ ብንጹህ ሰብ ከመይ እዩ ዳሓር ሰሪሕ ካ ብላዕ ማለታ ኸ ኣብ ውሽጣ ዝሓበአቶ ኣለዋ እዩ ብዝኾነ መጨረሻ ከመይ ኢና

  • @Humblewarrior-i3k
    @Humblewarrior-i3k 8 หลายเดือนก่อน

    Xbuk srah endiyu mosa ygibuom ni tewasawiti gn polic eritrea entay eserhu alewu ezi kulu btera afqarit kfilet endatekhaele kelo...

  • @semkahsai8365
    @semkahsai8365 8 หลายเดือนก่อน

    Nancence

  • @MisghanaTesfaldet
    @MisghanaTesfaldet 5 หลายเดือนก่อน

    Entay tmhrtu dea eyu ezi ?????????????? Eta ktlet si aygdin.

  • @myroga
    @myroga 8 หลายเดือนก่อน +2

    l love the muvie and rahwa is bad ass l love her but sarah would have also got a punishment for killing a innocent human being ......lbut love the idea

    • @yodittsegay1036
      @yodittsegay1036 8 หลายเดือนก่อน

      The ending was very confusing Did not like it.

  • @AblelShumay
    @AblelShumay 8 หลายเดือนก่อน

    Xebuk xebketi filmi eya gen nemntay eku xebuk gerkum zetfxemwo hhhhhhh

  • @TsegayweldeTsegaywelde
    @TsegayweldeTsegaywelde 7 หลายเดือนก่อน

    Ewa kulatkum geben feximkum y'a tihbir

  • @FiliRasta-pw9bc
    @FiliRasta-pw9bc 6 หลายเดือนก่อน

    Kemey ekum hasbkuma ardoni eba

  • @SalemYassin-pz5nd
    @SalemYassin-pz5nd 8 หลายเดือนก่อน

    derasi ገበነኛ ከኢስር ነሪወ ከመይ ገሪካ ከይ ተርክበ ተውዳኣ

  • @YordiKib-ub7zz
    @YordiKib-ub7zz 8 หลายเดือนก่อน

    Eta gual bzeymthaza zetehasasb eko entekone aman gn nay edu eyu rekibu

  • @Ali-y6d2c
    @Ali-y6d2c 8 หลายเดือนก่อน

    መጸጸጽ

  • @wediKdusGebrial
    @wediKdusGebrial 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዋእ ኣወዳድኣ 0

  • @FthawiYemane-zm3mk
    @FthawiYemane-zm3mk 8 หลายเดือนก่อน

    Yake wedi ay meretskumn teno forma 0 sorry gna

  • @kuwamedia9285
    @kuwamedia9285 8 หลายเดือนก่อน

    Ab mewedata si kem gele zeytrdaka ab adna ke gebenena da raka sk do tbl eka

  • @milena-im7em
    @milena-im7em 8 หลายเดือนก่อน

    Tay emo knbl sqq beka 😂kemey kemey koynu ezi film

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 8 หลายเดือนก่อน

    Wrong ending

  • @TimoTami
    @TimoTami 8 หลายเดือนก่อน +4

    ዋእ ኣታ እንታይ እያ እዛ ራሄል ዝብልዋ ኣብ ኩሉ ድያ ዘላ ኣሰልቻትና እኮ

    • @Kemzkonelakau
      @Kemzkonelakau 8 หลายเดือนก่อน +2

      germeka eu blxti zeykonetsi xbqti sle zkonet eyom kulom zmerxwa ezi kea entay eu zereyeka tbeb zeykones sheqet eu, tehasebkayoke eten kufuat tewaseti eko atfiemo ms bqaten kelewa btami zehzn eu aletnet yekaydu alewu ezo deresti and direkterat😅😅

    • @filiarsenal9709
      @filiarsenal9709 8 หลายเดือนก่อน +4

      ስርሓ እንድዩ ታይ ሞሲባ ዩ ወደይ 😂 ኣድሊካ ንሳ ዘላቶ ፊሊም ኣይትርኣዮ እንበር ምስራሕ ክትከልእዋ

    • @TimoTami
      @TimoTami 8 หลายเดือนก่อน

      @@filiarsenal9709eten kalot tewasaeti ke srhen aykonen dyu ezian eta shewitn eko ab kolu eyen zelewa

    • @filiarsenal9709
      @filiarsenal9709 8 หลายเดือนก่อน +3

      @@TimoTami ኣታ ሓቢቢ ኣነ ዋና ትካል እንተኾይነ ደስ ዝበለኒ ሰብ የስርሕ ። ደረስት ዳይረክተራትን ከኣ ደስ ዝበሎም ዘዋጽኦም ሰብ እዮም ዝመርጹ ኣብዘይ ኮውን ኣይንሕመም በጃኹም ።

    • @YorsiGulGashi
      @YorsiGulGashi 8 หลายเดือนก่อน

      B rahel aytmxuna guys

  • @JosiKoop
    @JosiKoop 8 หลายเดือนก่อน

    raki shkorrr

  • @BiniamFisshaye
    @BiniamFisshaye 8 หลายเดือนก่อน

    Waww betami xibkit film❤❤❤❤

  • @ShimitMengist
    @ShimitMengist 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerhe 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yohannestekle4552
    @yohannestekle4552 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Merhawi-l7l
    @Merhawi-l7l 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HenokFetwi
    @HenokFetwi 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TesfaalemElyas
    @TesfaalemElyas 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤