Henok there is no one like you, you are doing an amazingly multifaceted journalism, honest, heroic functions. May God protect you to continue what you are doing on behalf of our people. I hope other media personalities will follow your examples. Thank you 🙏🙏🙏💕💕💕
Weldone Weldone Weldone Henok it's really helpful and I recommend you if you can translate in amharic and Arabic please. Keep up the good work. Thank you ERiPM.
ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
donorbox.org/eripm-eritrean-public-media
Well done Henok👍 keep it up never back down we need more people like you.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሄኖክ።
Tanks hinu hawey 💙💙💙🙏🏾
Henok there is no one like you, you are doing an amazingly multifaceted journalism, honest, heroic functions.
May God protect you to continue what you are doing on behalf of our people.
I hope other media personalities will follow your examples.
Thank you 🙏🙏🙏💕💕💕
Wel done eripm.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you Henok for your service you are man of dignity and integrity proud of you 🧢🧢🧢🧢🧢
ኦሮማይ እንተስስ ብገርሁ ፡ እንተስ ብጉርሑ ፡ ዶርጊሑዎሎ ! ነዊሕ እዋን ዝተኸዝነ ቁሩብ ቅንይ ጥራሕ ንበል ። ብራቮ ሄኖክ ከምወትሩ 🙏✌💙👏👏
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ
❤❤❤❤ የቂኒየሊና ዮውሀኒስ ሐቂዮ ዚቢሊካዩ❤❤❤❤❤
Good on you henok and everyone I love the program 💙 ❤️
Good job EriPm 💙💙💙
Very good work bro. 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Well said hienoka great job
ያረዲ ተሲፋይ ኒኩለር ናእቦይ አቡነ እመኒአረጋዊ አቡይ አኒጣአኒጦኒዮስ ሒቱኺ ኢሎሞ ይቢሃል አሎ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።12ሓዋሪያት ወሲኖም ይቢሃል አሎአቶ የዊሃኒሲ አምላኺ ይምሓሮም ከሚ ናይ አቶ ሃይለ ዱሩዓ የዲሒናም ኒዓዲንሊዚ ሒቱኹደሊኻዩ ሓቂኻ ሄናኺ ለባም ይመኪር ዋና ይዘኪር ይተጊብር።።።
Thank you Henok and ERIPM for all the work you are doing.👍🙏💕
Welldone henok
Welldone ERIPM as always.
Heji grem barayu yeshanuwa dea.
💙🌿👌✌Good Job Eripm Team✌👌🌿💙
Xubuq sraH henoga,ajoka bertie 💙💙✅️
ጹቡቕ ስራሓ ሄኖክ ፡ ህግደፍ ዓማጺ ባዓሉ ነብሱ የፈድሕ ኣሎ።
Thanks Eripm
Well done 💙💙💙💙💙💪💪👍👍🙏
ትክክል ብቅዓት ዝበሃል ዘለዎ ኣምባሳደር ኤርትራ የሎን ዝምርጽሉ መምዘኒ ናይ ኣባሳደርነት ኣይኮነን
Well done,💙💙💙💙
You the best Hanoka from the media of Eritrea opposition
Thanks Henoka for your time and effort 👍💙🙏
Good job kubur hawna. Haqi qes ila baela tmexei alla, mqnay tray. Awet yihabkum, thank you ❤❤❤
ጽቡቕ ስራሕ ሓው ሄኖግ ከም ወትሩ
❤❤❤Tack henoka❤❤❤
Good job henok ❤❤❤
ብጣዕሚ ክምስገን ይግብኦ ዩ ሄኖካ ።
እዚ ጥራይ ዘይኮነ ዝሰርሓሉ እንተረኺቡ፡ ኣብ መስርሕ ምቅላል ፍርዲ እሱራትና ( ከም በዓል ጆን ብላክን ብጾቱን) ዘለዎ ተራ 'ውን ኣዝዩ ግዙፍ ዩ
ብቓት ዘይብሉ መራሒ ብቕዓት ዘሎዎም ክልእኽ ብኸመይ ክንጽበ ነቶም ብቕዓት ዘሎዎም ይኣስሮም ይቐትሎም ንዕኡ ዝመስሉ ብቕዓት ዘይብሎም ድማ ብላምባዲና እናኣረየ ይልእኽ፡ ሄኖክ።
Wow good job 👍💙💙💙💙
Hiji girm Barayu Higdef No More 😎💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙☝️☝️☝️
መርሐባ ሄኖክ አምባሳደር የውሀንስ አብ ጉዳይ ኤረትራ በኸመይ ትኸይድ ኸምዘላ ዘይፈልጡ ሀገር ትሕንበብ አላ ንዝብሉ ሃገር ብሐዋላ ኸምትምሐደር ነጊርዎም አሎ ኻልእ አብ ብቅዓት መጺኻ ኻብ መራሒኦም ጀሚርካ እንታይዶ ብቅዓት አለዎም እዩ ብጀካ ዕንወት
የውሃንስ ንዓዲ ክጽዋዕ"ዩ ከም ብጾቱ ጉድጓድ ክኣቱዩ
✋G.Hinok Pales translate to Amharisk Arabisk and English it is very important 💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪😎😎😎😎👌
Weldone Weldone Weldone Henok it's really helpful and I recommend you if you can translate in amharic and Arabic please. Keep up the good work. Thank you ERiPM.
ተወሳኺ
እቲ ስርዓት ፈሊጡ ክብሎ ዝደለየ ብእኦም ገይሩ ኢሉዎ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ ምበልኩ።
ማራ ጽብቕ ስራሕ፡ ቕድሚ ሕጂ ጌጋታት ናይቲ ስርዓት ናብ ረብሓና ክንልውጦ ድኽመታት ነይሩና ኢዩ ስለዚ አዚ ጽቡቕ ተበጉሶ ኢዩ አቲ ጉዳይ ብውዑዩ ኮሎ።
Ken wetru nesturn sefifhn habereta good job eripm ❤❤
heni jigen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብራቮ ሄኖክ
Welcome Henok
❤❤❤❤❤
Thank you 💙💙🌿🌿🗝️💙🗝️✅💙 respect Eripm ☑️
💙💙💙💙💙💙🎉🎉
Henok what about transaction in Amharic ብአምሐርኛ እውን ተርግምዎ please
Translation
Henok nhgdef kem Putin konkaya bravo ab gonika alona
Good job Henok❤
ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን! የቅንየልና ንሓመዱ ዮሃንስ😊
Well came erpim❤❤❤
ናይዚ ሃላይ ኣብ ኣምባሳደር ገዲፍካ ተዛረብ ካብ ጁባ ብዝረክብናዮ ሓቤሬታ መሰረት እቲ ኣምባሳደር ንኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን ወነንቲ ቦጣት ጁባ ኣብ ዝገበሮ ካልእ ኣኼባ ከምዚ ክብል ተዛሪብዎም " ሰሚዕኩሞ ዶ እቲ ቃለ ምሕትት ናተይ ፡ እቲ ሰብኣይ ( ኢሰያስ ማለቱ ዩ) እታ ዝብለክዋ ደጊምዋ" ። ዳሕራዩ ገዲዱ እዚ Amateur Diplomat. እስኪ ሀኖክ ኣብ ጁባ ንዝርከቡ መሓውራትኩም ተወከሱ ተወሳኺ ሓቤሬታ ንምርካብ
🌹💙🌹🌹💙🌹💙🌹💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💪💪💪💪✅✅💐💐✅💐👍🔵👍💙
Good job
ቡሩኖ ሞ 22 ዓመት ገይሩ አሎ
ያሬድ ዝትንክፎ የለን ወድ ሓውብኡ ጋይም አለዎ
Welcome
Haw Henok kab bzey nbur zmerh zelo merahi bnbur merahti kmetsu ayntsben
ክላእ ሱቅ በል ኮልታፍ! ዘረባ ምእራይ ኮይኑ ስራሕኩም 😂😂😂😂😂😂😂
Hey Henok Abey he talk by syoum toshome like AWOL saide
ኽሳዕ ሕጂ አባላት ኤሪእሳት ኢና ዘለና አይከሓድናን አይጠለምናን
እዚ ናይ ደቡብ ሱዳን ጉዳይ ንኤርትራውያን ነበርቲ ኣዝዩ ሓደገኛ ኢዩ
ብጻይ ኣምባሳደር ዮውሃንስ
ተናቢቡ ዘይሰርሕ ሕብረተሰብ ኣምሳይኡ ዕንወት እዩ
ላመይ -ሕንጊድ
ሰበይተይ-ኮራይት
ተራኺብና ሰለስተ ኣራዊት
ንስኺ -ዶ-ከይትበልዒ ሰዊት
ኣነ ደሞ-ከይሕዛ ነዊት
ተታሒዝና- መስከረም ንመዉት
እታ ስድራ ሓንቲ ላም ጥራሕ
ነበረቶም
ግን ሓንትን ሕንግድን ጸባ ዘይትህብ ኣሸጋሪትን ተዋጋኢትን ነበረት
እታ ሰበይቲ እዉን ንባዓል ቤታ
ዘይተኽብር
ምስ ጎረባብታ ሲኒትን ፍቕርን
ዘይብላ ዳርጋ ኣሻኽ በለስ ነበረት
እቲ ሰብኣይ እዉን ሕማቕን
ሃካይን ምስ ዓደቡኡ ዘይሳነ
ንርእይቶ ባዕልቲ ቤቱን ዓዱን
ዘየኽብር ጊንጥ ዝኾነ ሰብ እዩ
ስለዚ እቲ ስኒትን ጻዕርን ዘለዎ ህዝቢ መስከረም
ክጸግብ ኮሎ
እቲ ስኒትን ሓድነትን ዘይብሉን
ስራሕን ጻዕርን ዘይብሉ
መስከረም ይጠሚ
ን ጆን ብላክ ውን ኣንረስዓዮ እዚ መርትዖ ንጠበቃ ክቀርበሉ ኣለዎ ተተርጒሙ ንኽቐርብ
ኣበይ ዒራዒሮ ተዘእትውዎም ንክልቲኦም
እቲ "ምስ ማዮምን ፍሪያም መሬቶምን ሓምሊ ኸማን ከብቁሉ ከምዘይካኣሉን ንሱ ኣብታ ካንቸሎኡ ዘብቆሎ ኣሕምልቲ: ኮሚዶሮን ሽጒርቲን ነቶም ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ዓዲሙ የርእዮምን ይምዕዶምን ከምዘሎ" ብንዕቀት ዚጸረፎም ረሲዕኩማ ኣለኹም:: እዚ ነቲ ህዝቢን ነቲ መንግስቲን ዘነኣእስ (ዋላውን ሓቂ እንተዚኸውን) ከም ሓደ ዲፕሎማት ኣብ ሚድያ ወጺእካ ዚዝረብ ኣይኮነን፣ ወዮ ዳኣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዚለመዱዎ ንዕቀት ሳዕሪሩዎም'ምበር::
Why inditale
ኣምባሳደር ይውሃንስ ክብሎን ዘይብሎን ጠፊእዎን ዘይኮነስ፣ሓሶትን ምስምስን ምትላልን ስለ ዝተጸንቀቐ
ሓንጎሉ ናይ ሓሶት መኻዚኖኻ ተወዲኡ ኢዩ ኢሉ ሓንጐሉ፣ ነታ ናይ ሓቂ መኻዚኖ ከፊቱ ዳሕዲሑ ገዲፍዎ።
ሓንጎልና ዘይገብሮ የብሉን
ኣምበርሳደር እንታይ ከም ዝገበረ እውን ዝተረድኦ ኣይመስለንን
ንሓንጎል ኣምባሳደር ነመስግን።
Dembyaaaa hamaseeen ketanueee eyaaa
ኣምባሳደራት እባ ሞ ኣይትበሎም :: መጸይቲ ህዝቢ ኮይኖም ኣዘዝቲ ግምባራት ብምኳኖም ግምባሮም ይሰበር ካልእ ስም ድለየሎም::
ሄኖካ ደሃይ ናይ ብጻይ ኣ ዮሃንስ ተኸታተለልና የቀንየልና ዳም በለልና
Mengesteee dembyaaaa hamaseen ketebjetaaa
Shantakaa tekililka misedetatee texembere ambasader yohannes
ሄኒ ሰላም፡ ጌጋ ፈጺምኻ ኣይትበል ሓቒ ተዛርቢኻ ደኣ በሎም ኣበይ ከምዝኣትዉ------
እዞም ክልተ በራዩ መርገም ሓሶቶም የርእየና ይኸውን
Thank you Eripm nay behaqi abi srah 🎉✊🎓👍💎
እሱ ኮፍ ኢሉሎ እሳቶም ድማ ከምኡ ኮፍ ኢሎም ኣሎዉ እንታይ ለውጢ ኣሎዎም ኢልክስዮም፧ ኩሎም ሓደ እንድኣሎም።
Selam henok hji EU adl terikbu zlo akalayom wuhd do zey ahkalelu AB RSI hzbna
Amshi wekharu Walid absader yowhanes nimikihalu ambasaderna yu emmm zbela ytehagom hakika ertrawyan entekonkum da abiy Bahrain kimne kelo zeytzarebu dekiza agame qiliwlaw meninet
❤❤❤
Nay hegdef Ambassador zebhal hsawe ayaye teble tekonka heray behali tekonka seltan terkeb bebkeat tezkowen hager abzi zelato aymhalweten ezom denakur
😂😂😂😂😂😂
Entay amxekaaa ????? Endeyom zeblukaaa kkkkk😂😂😂😂
ሄኖክ ብመሰረቱ ኣብ አርትራ ሰብ ብብቕዓት ዘይኮነ :ብድንቁርኑኡ እዩ ዝሽየም ::እሞ ከመይ ሓድሽ ኮይንካ ይገርመኒ 😮😮
💙💙💙💯💯💯🌹🌹🌹🙏
ኣለዉና ኣለዋና ኣለዉና ኣለዉና ክቡር ብጻይና ዮውሃንስ ኣብ ደቡብ ሱዳን፥ኢምባሳድር ( ቢርገድ ንሃመዱ ክብሎ ይክአል) ነዛ አንጪዋ ኢማሮ ዝኮነት ህግደፍ ኩሉ ሚስጢር አናበለት ኩሉ አኩይ ተግባራ ክትፍለጥ ኣይትደልን፥አምባሳድር ዮውሃንስ ከምዝበልካዮ፥ህግደፍ ካብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና ናብ ስድራ ኢሉ ዝልአኮ ዶላር ክሳብ ፍርቂ ቢልዮን ኣብ ኣመት ከምዝዝርፍ አቶም ኣለምለካዊ ናይ ቁጠባ ተመራመርቲ ይገልጹ አዮም፥ህዝብና ብቁርን ኣሳሃይታ አናተገርፈ ዝረክቦ ገንዘብ ካብቲ ናብ ስድራ ዝላኣክ ዶላር ን$100 ዶላር ብ1500 ናቅፋ ጥራይ አዩ ንተበጻሂ ዝህቦ፥አዚ ማለት ብናይ ኣለማዊ አዳጋ $1500ናቅፋ ዋግኡ $10 ዶላር ሙካኑ አዩ ፥አንተኮነ ህግደፍ ገንዘብ ህዝቢ ኣብ ሙሉአ ቁጽጹሩ ኣአትይዎ ስለዘሎ ፥$90ዶላር ካብ $100ዶላር ይሰርቅ ማለት አዩ ፥አዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ፥ብኮፎም አዚ ኢልካ መቅጸሪ ዘይብሉ ሚልዮናት ዶላር ኣብ ኣስመራ ኮፍ ኢሉ ገንዘብ ህዝቢ ይምንጪት ከምዘሎ ዝርድኦም ኣሪትራውያን ብጣአሚ ዉሁዳት አዮም፥
Hasawi lekbat seraki genzeb luhluh isub nay Abiy
Selam selam
Heni anbesa xubuk srah betaemi zbelxe merto eu.
ኣነስ ይገርመኒ ፡ መዋእልኩዶ ብሓደ ሰብ ክትዛረቡ ክትነነብሩ ኢኹም፡ ሓደ
መስተውዓልን፡ ለባምን፡ ጥበብ ዝመሎኦን፡ መንፈስ ዲያብሎስ ዝምርምርን ድዩ ተሳኢኑ፡ ካብ ብዛዕቡኡ ከምዚ ኢሉ ፡ ከምዚ እባ ኢሉ
ባዕብኡ፡ ግዜኹም ተጥፍኡ፡ ከም፡ ሰብኣይ፡ ግዳ ናይ ሰብኡት፡ ዘትስሓስቡን ዘይትገብሩን። እዚ ፡ክብል ፡ ከለኹ፡ ብህይወት ግጠምሉ ኣይኮንኩን ዝብል ዘሎኹ፡ እንታይ፡ ድኣ፡ ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና ፡ ነቲ ክፉእሲ ብሰናይ ድኣ፡ ሰዓሮ እምበር በቲ ልፉእ ኣይትሰዓር፡ ኢ እንታይ ማለት እዩ። ኣብ ክንዲ ብዛዕብኡ፡ ለይትን መዓልትን ምዝራብ፡ ህዝብኻ ወዲብካ ንሰናይ ነገር ክዳለውን ክብገስን፡ ነቲ ሓርፊፉ ዘሎ ናይ ክልተ ኣሕዋት ህውከትን ባእስን ምቅትታልን፡ ብሰናይ ጌርካ ማለት በደልካ ፈሊጥካ ነቲ ዝበደልካዮ ፡ ወይ ዝበደለካ ምሕረት ምግባርን እዩ። እቶም መሓርትስ ምሕረት ክረኽቡ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም ይብለና። ንሕና ምሕረት ከይገበርና ምሕረት ክንረክብ ማለት ከኣ ዘበትን ዘይሕሰብን እዩ። ከመይ ኢሉ ይኸውን፡ ኣነ ዝኣሰርክዎ ፡ ሰብ ከሎስ ነእሰይ ካብ ማእሰርተይ ክፍታሕ ይደሊ። ኣነ ዝኾነንክዎ ኸሎስ ነቲ ንዓይ ዝኾነነ ክፈትሓኒ ይደሊ፡ ብፍጹም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ እዚ በደል እዩ፡ ክንብድል ከለና ንኣካል ክርስቶስ፡ ኢና ንብድል ዘለና፡ ስለምንታይ እግዚኣብሄር ብመልክዑን ብምስሉን፡ እዩ፡ ፈጢሩና። ዘፍጥረት 1፦ 26 ኣንብብዎ። ኩልና ኸኣ ናይ ኢድና ዋጋ ክንፍደ ኢና። ስለዚ እስከ ከምዘይናትኩም እንዳሬኤኹም ብዙሕ ዘይውዳእ፡ ዕዮ ገዛ ኣለኩም እሞ፡ በጃኻትኩም ኢደ ኢደይ ኢልና፡ ብፍርሓት ኣምላኽ እንዳ ተመላለስና ኣብ ኩሉ ጉዕዞና ንእግዚኣብሄር እንዳኣቐደማና ነቲ ነዊሕ ጉዕዞና ብስም እግዚኣብሄር ተመሪሕና ዕዮና ንጀምር። ጉዕዞ ምስ እግዚኣብሄር ኣዝዩ ጥዑም እዩ፡ ምኽንያት፡ ንእግዚኣብሄር ብቕድሚትካ እንድሕር ሰሪዕካዮ፡ ኩሉ እቲ ውግእ ናቱ እዩ፡ ኣብቲ ንሱ ዘጽረየልካ መንገዲ ኸኣ ብሰላም ትሓልፍ ፡ ከምቲ ፡ ንባሕሪ፡ ኤርትራ፡ ኣብ ክልተ ክፊሉ ነቲ ድሑን ህዝቡ እስራኤል ዘሕለፎም ንዓና ኸኣ ከምኡ፡ ንሰብ ዘይከኣሎ፡ ንእግዚኣብሄር ይከኣሎ፡ ንሰብ ዝጨነቖ ፡ ንእግዚኣብሄር ኣይጭንቆን እዩ። እግዚኣብሄር ኩሉ ከኣሊ፡ ኣብ ኩሉ ዝርከብ ፡ኣብ እንዳድላዩ ኣትኡ፡ ድላዩ ዝገብር፡ ዓብይን ሓያልን ፡ኣልፋን ኢሜጋን፡ ቀዳማይን ዳሕራይን፡ ዝነበረን ዘሎ፡ ኤልሻዳይ ኣምላኽ እዩ። ጾርና ዝጸውር እሙን ኣምላክ፡ በይኑ ተኣምር ዝገብር ናይ እስራኤል ቅዱስ እዩ። ሰብ እኮ ብሓይሉ ዝብርዕ እዩ ዝመስሎ፡ ንእሽቶይ ሕማም ርእሲ እኳ፡ እያ፡
ትኣኽለና፡ ኣንታ ህዝበይ ንግሆ ተራኢና ፡ ንመዓልቱ እንታይ ከምንኸውን ዘይንፈልጥ ፍጥረት ናይዚ ልዕሊ 8 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ኢድ እግዚኣብሄር ፡ እኮ እዩ ደሎ። ንሕናስ መን ኢናሞ ከምድላይና፡ ክንከውን፡ ኣብየት ሓይሊ ኣምላኽ ዘይምርዳእ፡ ስለዚ ህዝበይ ለብም፡ ስቕ ኢልካ ዕዮኻ ዕየ፡ እብለካ ኣሎኹ። እቲ ዝገብርሲ ነዲኡ ነይነግር፡ ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃብኩም።
ሀኖክ ዝበልካዮ 100% ይድግፋ ንደቡብ ሱዳን ሰበስልጣን ፥ንመንግስቲ ኢትዮፕያ፥ንመንግስቲ ኣመሪካ፥ንመንግስቲ ካናዳ፥ብህብረት ኣሮፓ፥ኩሉ አዚ አምባሳድር ኢሰያስ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝበሎ ብአንግልዝኛ ተተርጉሙ ክላኣክ ፥ኣንቱም ሙሁራት ኣሪትራውያን ተቃወምቲ ደለይቲ ፍትሂ ካብዚ ዝበልጽ መርትኦ ኮንቶ ክርከብ ኣይክአልን፥ካብ ጉይይ ምውኣል ክሳድ ምሃዝ አዩ ነገሩ አሞ ካብቲ አነካይዶ ዘለና ቃልሲ ኣዝዩ ኣድማኢ ዝኮነና ጪብጢ መርትኦ ካብ ተረክበ አዛ መርዛም ጥይት ናብ ግንባር ህግደፍ ክትሃርም አትክአል አያ አሞ ሃየ ፥ኣሎ ፈርስ ኣሎ መዳ አዩ አሞ፥ዘለኩም ሙሁራዊ ተክአሎ ኣብ ግብሪ ከተወልዎ ሃደራ አብለኩም፥
እሞ ብዛዕባ ኤርትራ ሓዚንኻ ዲኽ ትዛረብ ዘለኻ 😂😂
ወዲ ወልዶገባ ፡ሓርኢ ከልቢ
ወዲ ኣባት ጦር ዲቃላ ጥሪት ህግደፍ ትም በል ወሽላኽ 😅
May ste 😂
@akberetkidane7358 ጸባ ምሓሸኒ 😋
Ajokum azom yehwat , hgdef mekabra andafeharet eya , ab Wesen mengedi zela mekabr hasibna , hahade emini midrbay tiray,,,,