ካብ ማሕበራዊ ሚድያ ፧፧ ኣዲስ ኬድኩም እንታይ ኣምጺእኩም ?ሰማያዊ ፍትሒ ዝበሃል የለን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • Join this channel to get access to perks:
    / @fnanappinfotech
    fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

ความคิดเห็น • 214

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 6 วันที่ผ่านมา

    Thanks finan🎉🎉🎉

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 7 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks Fani xbuq medeb

  • @Zur623
    @Zur623 วันที่ผ่านมา

    Lbam zeraba fnan kba semaet zweexi reato agdasi eyu✊🏽

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 6 วันที่ผ่านมา +2

    ስቕ ኢልካድዩ ባሕሪ ናይ ሓንቲ ሉኡላዊት ሃገር ናትካ ትገብሮ ዋላስ ዝያዳ ቶም ተኣከቡ ዲዩ ተበጺሕዎ ቲ ባሕሪ ንሶምከ አንታይኮይኖም ዘይሓስቡሉ ይሓስቡ አንድዮም ዝቃለሱሉ ዘለዉ ሂወት ዝተኸፍለሉ ቃልሶም አንድዮ ባሕሪ አንዳበልድኢናኸ ክንነብር ባሕሪና አኮ ኣማዓልኡ ክውዕል ኣለዎ ባሕሪ ንዓና ክንጥቀመሉ ኢዩ ኣምላኽውን ፈጢሩዎ 🌿💙💙💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @AmanuelGhirmay
    @AmanuelGhirmay 6 วันที่ผ่านมา

    👌👌👌👍👍👍👍

  • @salemmahari1403
    @salemmahari1403 7 วันที่ผ่านมา +10

    ልቦናካን ምስትውዓልካን ንብዙሓት ስምዒታዊያንን ተቀየምትን ትምህርቲ ኢዩ ፋኒ

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 5 วันที่ผ่านมา

    BERGAD NEHAMDU YEWET.

  • @linapita2123
    @linapita2123 6 วันที่ผ่านมา

    Good job ❤❤

  • @shamtesfom
    @shamtesfom 7 วันที่ผ่านมา +9

    ፍናን ሕቶ ኣልኒ እዚ ናይ ኣዲስ ትድግፎ ዲካ ማለት ኣነ ብዙሕ ኢየ ዝካታተለካ ግን ዝኮነ ሸፈነ ኣይገበርካሉን

  • @Moss514
    @Moss514 6 วันที่ผ่านมา

    Good insure observation Finan, I was a bit surprised for not seeing you reporting Addis conference actualy

  • @mezenghemesfun7589
    @mezenghemesfun7589 7 วันที่ผ่านมา +1

    Bro,finan,I agree with your ideas, Very Articulate and clear message.

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 7 วันที่ผ่านมา

      Atahasasibakha kem finan 00000 dikha? Kkkkk

  • @zashoshoza367
    @zashoshoza367 7 วันที่ผ่านมา +9

    ደጋፊ ህግድፍ ንኽትከውን ፎሽኳል ሙዃን እኹል ሮቛሒ እዩ ።

    • @evenadhanom9290
      @evenadhanom9290 6 วันที่ผ่านมา

      Abzi nehelka belih menisey😅

  • @aborineberay7341
    @aborineberay7341 6 วันที่ผ่านมา

    Selam selam fnann

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 6 วันที่ผ่านมา

    Merhaba Fnan 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @ኣስሜ4101
    @ኣስሜ4101 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሰላም ፋኒ✌

  • @Lullllt
    @Lullllt 7 วันที่ผ่านมา +12

    ኣማኑኤል ኣሰና ቃልሲ ጉዳዩ ኣይኮነን ናቱ ጉዳይ ጉዳይ ህዋሓት ዩ

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 7 วันที่ผ่านมา +3

    💙💙💙💙

  • @biniaamanuel8433
    @biniaamanuel8433 7 วันที่ผ่านมา +1

    Well done fani

  • @henok2826
    @henok2826 5 วันที่ผ่านมา

    ፍኔ ሓቢቢ

  • @dawithaile1314
    @dawithaile1314 7 วันที่ผ่านมา +2

    ይበል መልሲ ነዞም ሓለውቲ ስጡሕ

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 6 วันที่ผ่านมา

    We love TPLF. Long Live TPLF and Happy 50th Anniversary.

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 วันที่ผ่านมา

    3000.ክሎማተር. ብሓስብ. ርሕቆኡ. ኤዩ. ዝሓስብ. ዮኡኣል.. ብጅኻ 🙏

  • @brhanehabte7757
    @brhanehabte7757 7 วันที่ผ่านมา +3

    ፋኒ ባኣይ ወገን ሕቶ ኣይሓተተን ምስ ኣብዪ ክሰርሑ ከም ዝኸዱ እዩ ድዛረብ ዘሎ

  • @AwetBrhae
    @AwetBrhae 6 วันที่ผ่านมา

    Fani jigna

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፍናን ብትህቦ መልሲ የመስግን ነዚ ዝመስል ጥርጣረ ንምውጋድ ብዓል ውፉይ ምስ ተቀርበልና ጽቡቕ ይመስለኒ ናይ ኣማኒኤል ዕላማ ምስ ትግራይ ውስጠዘ ይመስል

  • @በረኸት
    @በረኸት 7 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ፍናን

  • @Selamawit-y1c
    @Selamawit-y1c 6 วันที่ผ่านมา

    Finan tiray yizarebo zereba 😍

  • @freeomkesete1306
    @freeomkesete1306 6 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ❤❤❤❤ዓቢ ሰብ kestezerta ye

  • @muluegirmay9956
    @muluegirmay9956 6 วันที่ผ่านมา

    Eza nay amaniale zbelasy ms xelaeki koinkas ftah ketemxe nsu win nrebheu msaka xbah yqales so ama true

  • @Noname-e7t2e
    @Noname-e7t2e 7 วันที่ผ่านมา +2

    Zeay amelka fnan

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 5 วันที่ผ่านมา

    Prosece

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 6 วันที่ผ่านมา

    አሞ ፍናን ካብ ባዓል ኤማ አቲ ሕቶ ኣታሓትታ ኣገባቡ ከምኡ ዲዩ ክኸውን ዝግብኦ 58:37 ካልኣይ በገባብ ነቶም ሒዞሞ ዘለዉ ሰብ ውራይ ድዮም ዓዲምካ ክሕተት ዘለዎ 🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 6 วันที่ผ่านมา

    ሰለሙን ሓሹል ተካል ወጅሁ ትሩፋ ባሓቂ : ኤህ ንኢሰያስ ሃለቃን ነልማዝ ለባሲ ዝረኸበት ትርከብካ

  • @dawitmehari6865
    @dawitmehari6865 7 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ጽቡቕ ትንታነ ኣብስል ኣብላ ትጠፍኣና ኣለኻ ,I hope you are well .

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 5 วันที่ผ่านมา

    Pls appreciait what had happened first time.will see what hapens next

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 6 วันที่ผ่านมา

    መርሐባ ፍናን ጽብቅ ትንታነ ሕቶ ምልዓል አይጽላእን እዩ ኩሉ ግዜ

  • @medhanefssehaye5935
    @medhanefssehaye5935 7 วันที่ผ่านมา

    yes

  • @Yemane-n6h
    @Yemane-n6h 7 วันที่ผ่านมา +2

    ይኽደነና እዩ ዘብል ዘይተጸበናዮም ኒይ ባዓል ኣማኒኤል

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 6 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ጅግና ጽቡቅ ኣለኻ እዚ ፋኑስ ኤት ወርክ ኣብ ሱዳን ተወሊደ ስለ ዝብል ።ናይ ዓረብ ባህልን እምነትን መግብን ኢዩ ዝናፍቅ ብትግርኛ እዳተዛረበ ዓረብ ዝናፍቅ ሰብ ኢዩ።ሓደ ግዜ መደቡ ብ ኣላህ ዋኣክበር ጀሚርዎ ነይሩ እቲ ንሱ ዘምጽኦም ሙሃራት ኢና ባህልቲ ኣስላም ከኣ ንባህሎምን ንእምነቶም ዘንጽርባርቕ ሓሳብ ኢዮም ሂዞም ዝመጹኡ ዋላሓደ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክል ሓሳብ የብሎም ትግርኛ ኮ ነዲኡ ገዲፉ ንሓትንኡ ኢዩ ዝንፋቅ ❤❤❤❤❤❤

  • @medeber0077
    @medeber0077 6 วันที่ผ่านมา

    ፍናን እዚ ሐደ ለክባጥ ስብ እዩ ገጹ ትርሐቅ ግዜ አይትሃቦ አነ ዳርጋ ዓመት አለኒ ካብ ዘይርእዯ ንዓካ ክብል ርእዯ

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሐው🤝
    ዩኤል ረስዓዬ።
    አስማሪኖ ሐጊዝዎ።
    ተበለጻይ ይብሎ
    ቃሉ ዝሰበረ
    ሐንቲ ቀላል ኮመንት ጺሒፈ ።
    ከም ደላይ ፍትሒ
    ንጹር አይኮነን መልሱ።
    ብርጌድ አጆና

  • @teklebrhane4125
    @teklebrhane4125 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @bereketaraya2726
    @bereketaraya2726 6 วันที่ผ่านมา

    ፋኒ ኣብ ግዜኡ ጽቡቅ መልሲን ትንተናን ነዞም ፈራሓት ተቃወምቲ

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 7 วันที่ผ่านมา

    Bravo Fnan. I’ve always said that, are there consumers in Eritrea? “It takes two to tango”.

  • @michalefshatsion5489
    @michalefshatsion5489 7 วันที่ผ่านมา

  • @selihomgrmay4158
    @selihomgrmay4158 7 วันที่ผ่านมา

    Ms abi ahmed msrah kab shabya ena temahirna poletica ka kemu eu

  • @rishantesfu8948
    @rishantesfu8948 7 วันที่ผ่านมา

    Weyyy guddd

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 6 วันที่ผ่านมา

    ናቤን ከምትወስዱኒ
    ኢንታይ ይፈልጥ😅😅ኣሰይይ

  • @ቅድምኤርትራ
    @ቅድምኤርትራ 6 วันที่ผ่านมา +2

    If you truly care about Eritrea, you’ll see nothing wrong with Yoel’s comment. Unlike you and your narrow-minded peers (Tigray-Tigrign), he hasn’t criticized Dr. Abiy as much. Things haven’t gone your way, and instead of learning from your mistakes, you’re now supporting someone inconsistent in his policies and who openly undermines the sovereignty of your homeland, Eritrea, and the region you identify with, Tigray. In the eyes of Eritreans, you hold no value, and those special interest groups you align with are powerless for two reasons: 1. Their lack of general knowledge, both politically and academically. 2. Abiy’s government doesn’t take them seriously-he knows their limitations, but it’s the emotional supporters who will ultimately pay the price for this game

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 7 วันที่ผ่านมา +5

    Amaniel Tigray tray U zegedso zehzn U.💙💙💙

  • @filitik9335
    @filitik9335 7 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu7505 6 วันที่ผ่านมา

    ብካልእ ኣገላልጻ የሽክሎም ኣሎ ማለት ኢዩ

  • @brhaneyemane2695
    @brhaneyemane2695 7 วันที่ผ่านมา

    Selam fani

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 5 วันที่ผ่านมา

    It is a prissece

  • @jesusisgod7353
    @jesusisgod7353 6 วันที่ผ่านมา

    Fnan anbesa ,afedihayom dea eslamawyan antzar kebesa

  • @semereangesom428
    @semereangesom428 7 วันที่ผ่านมา

    Fnan ezi nay adis tdgfo dika ❤❤❤

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 7 วันที่ผ่านมา +1

    በዓል ዩኤል ንውፉይ ንምክሳይ ኢዩ እዚ ኩሉ ክስታት ዘምጸኦ ንምንታይግን ቃልስና ውፉይ ይኩን ካሊኦት ውልቀ ሰባት ዝበልዎ ይዕቀንን ይክሰስ ቅንዕና ዘይብሉ ሞጎት ኢዩ።

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 7 วันที่ผ่านมา

    Wc fini ayney ❤💙💙💙💙

  • @jonathanjonathan4703
    @jonathanjonathan4703 6 วันที่ผ่านมา

    My goodness can we wait until netom adalewti or kem beal wufuy, bere mexyom zizarebu entay target teharimu and what's the future plans,,,,, instead of afka zezhabeka mzrab. I never expected to hear that rubbish from asena so sad. Eza nay addis abeba meeting nkndey seb anexira ala . Hji wn next sifah ,, brged nhamedu yiewet💪

  • @Mahlet162
    @Mahlet162 7 วันที่ผ่านมา +1

    ንገንዘብ, ንስልጣን እዩ እዚ ኩሉ ተቋዋሚ ዘዘብዘብ ዝብል ዘሎ.

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 7 วันที่ผ่านมา

      ስጣን ምድላይ እሞ ሓጥያት ዲዩ?

  • @EliyasMen
    @EliyasMen 7 วันที่ผ่านมา

    Temelisu dyu dea

  • @zerisenay-e4k
    @zerisenay-e4k 6 วันที่ผ่านมา

    ከም ክትዓስል እቲ ብዕልግና ቃላትካ ኣርም

  • @hailefessahaie6195
    @hailefessahaie6195 7 วันที่ผ่านมา +1

    ፍናን ይሃብካ ምስትውዓል ዝመልኣካ ጽበቅ መልሲ ህብካ ኣገናዕ እዚ ወደይ ይብለካ:: እንቃዕ ተወለድካ ::

  • @danielgoitom9417
    @danielgoitom9417 7 วันที่ผ่านมา

    Asey Asey

  • @habtomhagos3861
    @habtomhagos3861 6 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሓው ፍናን አማ ኣብ ልእላውነት ዝግደስ እንተዝከውን ህወሓት ካብ ባድመ ኣይንወጽኢን እሎም ሕዞሞ ከለው ምሳኦም እንዶ ይዕንድር ኣይነበረን

    • @amanuel-d1p
      @amanuel-d1p 6 วันที่ผ่านมา

      ዓገብ ዶ ኢልካ ንሕዋሓት ኣብቲ ጊዜ እቲ፡?

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 6 วันที่ผ่านมา

    ይገርም፡ኢዪ ፍናኖም ባራዩ ዓመቶም ኣይኮነትን

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 6 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ካብ ባርያ ምባል ሕልንኦም ዝሸጡ ምባል ይሓይሽ ባርያ ንእንጀርኡ ክብል ባርያ ይኸውን ኢዩ ሕልና ምሻጥ ግን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ከቢድ ሓጥኣት ኢዩ

  • @tesfahiwethabtemariam9335
    @tesfahiwethabtemariam9335 7 วันที่ผ่านมา

    🎉

  • @samytesfalem1139
    @samytesfalem1139 7 วันที่ผ่านมา

    ፋኑኤ፣ ከመይ ውዒልካ በዞም ሰባት እዚኦም ካ ኣ ሚሕምካና

  • @Aksum93
    @Aksum93 7 วันที่ผ่านมา +1

    ይሕምምካና ፍናን ሃወይ

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 7 วันที่ผ่านมา +1

    Amanuel Iyassu ዝብሎ ዘሎ ጌጋ ኢዩ። ንሓመዱ ንኣ/ኣ ዝኸዱን ዝለዉን ጉባኤ ዳኣ ኢዮም ጌሮም እምበር ምስ ኣብይ ውዕል ተፈራሪሞም ኣይተመልሱን። ልክዕ ከም ናይ ጀርመን/ሆላንድ/ካናዳ ኢዩ። እንታይ ኢዩ ዘስግኦ ዘሎ?

  • @berihawala7828
    @berihawala7828 7 วันที่ผ่านมา

    ኣምሰሉ ናይ ብሓቂ:: ብፍላይ ምሁር ኮይኑ እሞ ኣብ ምዕቡል ሃገር ንዓመታት ዝነበረ ሰብ ነቲ ዝዛረቦ ዘሎ ከምዘይኣምነሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 5 วันที่ผ่านมา

    WEL CAME ETIOPIA BERGAD NEHAMDU ABTEQA HAMDU.

  • @Mayear-w8y
    @Mayear-w8y 6 วันที่ผ่านมา

    ልዑላዊት ሃገርና ኣይተድፉሩልና ሃወኽ ዝጠቅም ኣይኮነን ምስ ኣቢ ዘይእመን ኮይንካ ምስራሕ ማለት ባዕልኻ ጸላኢ ሒዝካ ምእታው እዩ ካብ ዓሰብ ፍጹም ኣይወጹልናን እዮም ኣምሓሩ!

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 6 วันที่ผ่านมา

    እወ ! ጉዕዞን መስርሕን ብርጌድ-ንሓመዱ ዘሰንበዶም: ገለ ብግህዶ ገለድማ ኣመዅልዮም ብዙሕ ኢሎም ክቅጽልሉ ድማ ኢዮም። እቶም ብዙሕ ዘህተትፉ ብርጌድ ንሓመዱ ብተግባር ክሰርሕን ክዕወትን ዝረኣይዎ ጽልኦም ኣብ ልዕሊ ብርጌድ ንሓመዱ ኢዩ ዝሕብር። ብርጌድ ንሓመዱ ክብገስ ጀሚሩ ብጃንዳ ሽፍታ ኣስመራ ጥራሕ ዘይኮነስ በቶም ንፍትሒ ኢና ዝብሉውን ክሕንኮል ጸኒሑ ኢዩ። ብዝኾነ ግን ምግባእ ኣዲስ ኣበባ ካብ ትጽቢትን ዓቅሚን ኩውንነት ወጻኢ ትንተና ምሃብ ኣይጥዕናን!! እቲ ዕድል መንእሰይ ስዴተኛ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ተጋቢኡ ንቃልሲ ዘለዎ ባህግን ድሌትን ኣረጋጊጹ። እዚ ብልጫ ኢዩ።
    ኣቱም ንቃልሲ ከም ትኽ ዝበለ መስመር ጌርጉም ትርእዩ የዋህነትኩም ኢዩ ።

  • @ዳኑሊቨራዊ
    @ዳኑሊቨራዊ 7 วันที่ผ่านมา

    Entay zbele mergem zelewa hager eya wedey 😢😢😢😢😢

  • @simontekeste5633
    @simontekeste5633 7 วันที่ผ่านมา

    This is the best video ever specially about Fanus network! He is lost

  • @aborineberay7341
    @aborineberay7341 6 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉🎉🎉❤🎉❤🎉

  • @hagosberhe
    @hagosberhe 6 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ዘይትከታተሎ እንተኾይንካ ደኣ ፡እቶም ዘምጽኦም ኣጋይሽ ብዛዕባ ሱዳን ዶ ገለ ዶ እዮም ዝዛረቡ ትብል?

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 6 วันที่ผ่านมา

    Yoel kem beal wedi Taba
    Nab Iseyas idu khb iyu
    Kab ztelm bzuh gieru
    Telam iyu

  • @zeraymahari9372
    @zeraymahari9372 6 วันที่ผ่านมา

    ፋኑስ ማይ ማዩ እዩ ኣያታት ኣለውዎ እሶም ዝበልዎ እዩዝገብር ሸለል ኣዝዘሉ ፍናን

  • @HailuSamuel-u1v
    @HailuSamuel-u1v 7 วันที่ผ่านมา +2

    ንስኻ ንበዓልኻ ኣካል ጸላኢ እንዲኻ ነርካ

  • @Mahlet162
    @Mahlet162 7 วันที่ผ่านมา

    😮😮😮😮😮

  • @EruErena
    @EruErena 6 วันที่ผ่านมา

    46:45 እዞም ምስ ቱርኪ ምስ ቐጠር ይሰርሑ ኣለው ዝብሃሉ መን እዮም ኣበይ ኣለው...መን ይፈልጦም ህግደፍ ኣለው ክስቶ ዝብሃሉ ክብል ኣይሰማዕናን # ደምበ ተዋውሞ ውን ንጹር ዝጭበጥ ነገር ኣየርኣየናን 😂 ንምንታይ እያ እዚኣ ትደጋግማ ፋኒ ንዑ እባ በጃኹም በጃኹም ሃገር ኣየግብርን እዩ እዚ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 วันที่ผ่านมา

    Ezi asena nay genzeb guzae eu

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 7 วันที่ผ่านมา +1

    Ms TDF endu tezaribwo kiros kemy garu ms Abi yethahzo

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 6 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ብሓቂ እቲ ምዕባለ ብዓሉ ይዛረብ ግን ዘሕዝነካ ዳኒኤል ከም ምሁር ከምዚ ዓይነት ዓጀውጀው ክብል እንካዕ ብኣካል ዝፈልጦ ኣይኮንኩን ናይ ኢዱ ኣይስኣን ሑሱር ሰብ

  • @hailefessahaie6195
    @hailefessahaie6195 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ፍናን ሎሚ እየ ፈሊጠካ ኣጽጊብካኒ እንገራ ዝጊ ብላዕ::

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 6 วันที่ผ่านมา

    Asena gudu yfelat kemta getahow zkeflo agdef zkeflo Kay kkewn mexnatin kedli eu

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu7505 6 วันที่ผ่านมา

    ፋኒ ብዓል እዚ እኮ ናይ ህግደፍ ኣሳሰይቲ ደኣምበር ተቃለስቲ ኣይኮኑን

  • @MTO2024
    @MTO2024 7 วันที่ผ่านมา

    Finan ane kinegreka dletka teqawem ab natka you tube atiyomu buzuh seb akibomu sile ztezarebu gina nska miseomu tqawem zeleka key mesleka agatami koynu ay teatwun ekumu gina wela hlimi atekumu kedamay zetifueka neka eyomu mknyatu eza awuraja kelal tmesleka tkewun emeneni zetifueka

  • @amanabraha4545
    @amanabraha4545 7 วันที่ผ่านมา

    The government should only consider Wellfare of the people through the collection of taxes. This is private done business

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 7 วันที่ผ่านมา

    For me, given all problems BNehemdu is facing to get a space for some sort of arm struggle in Eritrea, then, if the chance even at rough estimation is proper in Ethiopia, despite all the democratic nature of Abiy and the overall political situation of Ethiopia and armstruggles, then BNehemdu gets a chance as a step stone to

  • @fggb468
    @fggb468 6 วันที่ผ่านมา

    A low expecting society is satisfied with what they have and you can’t change their mind.

  • @bbmtv2051
    @bbmtv2051 6 วันที่ผ่านมา

    Fani naka keman ሓምየካ ኔረ ምኽንያት ክኣ ኣይከድካን ወላ ውን ብዛዕባኡ ኣይተዛረብካን gdefu eba tesfa ayteqruxuna fani

    • @robelfesseha2999
      @robelfesseha2999 5 วันที่ผ่านมา

      Fenan eko 1 sebe eyu kalsi ka zeamnelu sebe eyu zeklse. demozen gezawi meksbne mse zhlwo eyu sebe ne genzbe katewo

  • @medhintekie5494
    @medhintekie5494 6 วันที่ผ่านมา

    ናብ ኤረትራ ዝከዱ ደአ ኪሕስው ኢዮም እምበር ፡ሐቂ እንተ ተዛሪቦም ደአ ኪእሰሩ እንድዮም

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 6 วันที่ผ่านมา

    ነዞም ትግርኛ ዘይርድኦም ከምብዓል ዩኢል ጊና ተማሃሩ ኢና ንብሎም

  • @JemalAbdu-vo2sp
    @JemalAbdu-vo2sp 7 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂ሸለል ዝብሃል ነገር ኣሎ ፋኒ

  • @simomnaizgi3276
    @simomnaizgi3276 6 วันที่ผ่านมา

    ዳኒኤል ሕልና ኣልቦ ድኹም ሕልና ምስ በተሰቡ ኣብ ጽቡቕ ጠቀሚጡ ብውጹዕ ህዝቢ ዝላገጽ ዘሎ ዓማጺ እዩ ትሕተተሉ ግዝየ ክመጽእ እዩ 😡 የቀንየልና ፋኒ

  • @NatanTekle-oi5ck
    @NatanTekle-oi5ck 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሉ ሕቶ ክምለስ ኣለዎ ኤማ ትክክል ኣሎ ብ ሉእላውነት ምድርዳር የለን