ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሄሉ ጅግና እንቃእ ፈታሪ መሃረኪ
ጆኒ ተባዕ💙💙💙
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሄሉ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ
Big words from John black. This is The truth
መደብካ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዘብል ዕውት መንእሰይ ኢኻ አጆኻ ቀጽሎ።💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
Helu enka hagosoki ❤❤❤❤❤❤❤❤
Merry Christmas brother 🎄John Black my King he is a hero. My God bless him.🩵🎉🩵🎉
ብላኪኖ ተባዕ ነዛ ምህምንቲ ጉጅለ ዓዲ ዘለለያ እቲ እኮ ተባዕ ተቓላሳይ ኢኻ ሞ ብሰላም የዉጽእካ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሙና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓበሬታ ሄለንን ስድራቤታን ካኣ እንቋዕ ሓጎሰኩም።
ጅእግና,መአን,ከማኻ
Mulue mehret yegberlki helu haftena🙏🙏🙏
Welcome yumun Happy new year to all the blue revolutionaries ❤❤💙💙💙
❤❤❤
ጽቡቅ ዜና መምህር የማነ ሓውና 💙💙💙💙💙
Wel come yumun💙💚💚💚
ሃንስ-ሃንሰይቃል-ብተግብር እያ ቃሉምእንቲ ቃልሲ ሃንስ ተኣሲሩ
Thank u Ymun Hawey...Merry Christmas... What a Lovely good news about our Beautiful sis.
Yes John black diamond 💎
❤❤❤❤❤❤❤
Welcome yumun
Merry Christmas and Happy New year yemane 💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉
Indeed a very great news about our sister Helen's recovery ❤. Also wish you, Yemane A very Merry Christmas to you and your loved ones ❄🎄❄.
ብጣዓሚ ጹቡቕ ደስ ዝብል ተበግሶ
💙💙💙💙💙💙
Wooow ዩሙን በጣዕሚ ዝበለጸት Gift ናይ christmas አምጺእካልና ብሓቂ ንሄለን : ብጣዕሚ ዘሔጉስ 'ዩ እቶም ኩሎም አብ ናይ ሄሉ ሃለዋት ንምፍላጥን ምንክብካብን ዝተሓባበሩ ፍትዋት አሕዋት ብጣዕሚ ነመስግን ። ሄለን ሓፍትና ድማ እንቛዕ ደሃይኪ አስመዓና ንዓኺ ድማ እንቛዕ ምስ ትፈትዉዮም ሥድራኺ ተሓቆፍኪ ሰላም ጥዕናን ይሃብኪ ። 💐💐💐💐👏👏👍👍🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
Ya ናይ ጆን ብላክ ዘረባ ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ እሞ ኩልና ደለይትይ ፍትሕይ ጸላእትና ኣለሊና ኣብ ልብና የሕዲርና ብንቕሓት ብተግባር ን ቃልስይ ንበገስ
💪💪💪🌸🌸🌸
ሄሉ ሓፍትና እንቃዕ ሙሉእ ምሕረት ገበረልኪ ልዑል ፈጣሪ ጂግና ዋዕሮ ፡ሰላም ዮሚ ሓውና
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
Merry Christmas and happy New Year Yemane,keep up the good work 🎉
Hgdef are desperate these days😜! Thank you so much Yumun hawna!💙💚💙
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Yemane. Merry Christmas to you and your family & Happy new year too,
ሄለን ሓፍትና እንኳዕ ምሕረት ኣውረደልኪ!
ሄሉ ዋዕሮ ምሉእ ምሕረት ይግበሮ
Wow Enge Eze arayen Hele Enge Gexek Rean 🎉🎉🎉🎉🎉
👍👍
ደይፈልጥ ኮይኑ ኣይኮነን ፈሊጡ ኮነ ኢሉ ኢዩ እንበር ክፍኣት በለጽ ኢዩ
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Merry Christmas
💙💙💙💙💙💙💙👌👌👌👍👍👍
Merry christmas mokusi🎉🎉🎉🎉
💙Merry Christmas...... &......Happy New Year💙
💯💯🌸🌸💙💙💙💙💙💞💞💞💞💞💞
ንዓይ ብጀካ ጀን ብላክ ሙሁር የለን ኣብ ኤርትራ.......
Well come Mr Yemane media ✅✅✅
ጉጅለ 15 ተቃራሪብና ንዛራረብ ምስ በሉዎ እንድዩ ዘሕቀቆም።ናይ ብዓል እዚ ለመጽመጽ እዩ።
ብቀትሩ ዝሓልም ፕሮፈሰር😮
Merry chirismas 💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉Blue revolution stay bleesed
Fulfill is pure Amharich say Meftih .I love Tigrinya mother language from tegadalit adey Abrehet.
thank you ymun for your service ❤ bro
ጆን! ጂግና መንእሰይ💙💙💙💙💙
Yumun jigna happy Xmass
Yemane good job bro
Helu Enka fetari mhareki
ፕሮፌሰር ዓወት ንህግደፍ ፈጺሙ ዩ ዘይፈልጦም። ኩሉ ግዜ ዝምቡዕ ሓሳብ ሒዙ ዩ ዝመጽእ። ንእሳያስ ፕረዚደት ምባል ቅቡል ዩ ዝብል ድንዙዝ፡ ምስ መን ዩ ክዓርቀና ዝብል ዘሎ ኣይርድኦን ዩ። ሃገራዊ ዕርቂ ዝፍጸም መሰረተ ፍትሒ ምስ ዝትከል ዩ። ንሱ ግን ከመይ ጌርካ ክተተግብሮ እሰ ፈትን እንተ ዝብሃል፡ ሓንቲ ስጉሚ ኣይምሰጎመን
አጆካ ጅግና ፈሪሕካ አይንበርን እዩ
Slam yemane amen ahbiru bono netale
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
bihaki eza waero gal senafe❤❤❤❤
kla wedey. ms esas si erqi ? bel degimka hsebelu Amlak lbi yhab🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
❤❤
💙💙💙🙏🌿❤️🎉
ሃገራዊ ዕርቂ ንገብር ደኣ ድተባእሰ ኣለና ድዩ፡መረበትካን መሰልካን ተሕዲካ ውይ ተገፊፍካ ምሰላትካ ኩሉ ተኽልኪልካ ዶ ዕርቂ ኣሎ እዩ ዋመረበትካክብርካመሰልካሓርነትካናጽነትካዝገፈፈካ ጸላኢ እዩ ኩሉ ዝሰኣንካዩ ንምምላስ ጽላኪ ምእላይ እዩዕርቂ የልን ኣብዚይ
ስለ ዘይፈሊጦ ኣይኮነን ይሽፍጥ እዩ ዘሎ ምኽንያቱ ካቢቶም ጽገና ዝቢሉ ሎቑማጻት እዩ ሃገራዊ ዕርቂ ኣብ ከመይን ብኸመይን ማዓስን ምስ መኒን ፉሉጥ እዩ ምስ እሰያስ ክንዕረቕ እንተኾና ዳኣ ንምንታይ ንቓለስ ኣለና
ከመይ ውዒልኩም ኣቦይ ዓራቓይ ምስ መስ ክትዕረቕ፣ዘይፈልጠካ ናትካ ህለወ ዘይቅበል ኣፍልጦ ዘይህበካ፣ትም ኢልካ ኣይቲ ሃውቲት ዓወት ወዲ ሱዳን።
ዕርቂ ምስ መን ኢሎካ ምሕሳብ አጠዳሲ ኦዩ
ወይ ፕሮፈሰረ!!
Well come helu
እዚ ሰብእዚዋና ናይቲ ስርኣት ልኡክ ኢዩ
ገለባ ትባሃል ዓድስ ኤርትራ ድያ ወላስ ትግራይ እያ
ይቀኔልና የሙን
ካብዞም ምሁራት ኢና በሃልቲ ክንጥንቀቅ ኣለና ኣነ ብወገነይ ኣብ ትምህርቶም ጥርጣረ ኣለኒ 🙆🙆
መብራህቲ ከጥፍእሎም እዮም ኣብ አርትራ
11:16
ስለ ም ይማነ መትክልካ ኣፍልጥ መትከልዘለዎ ወትሩ ተዓዋታይ እዩ.........
OMG Kgermeka abzi 2 mealt bwshtey zekireya Temesgen 🙏
Awet nay emanka dyu ms Iseyas ......
ብሕብረትኩምን ብናይ ሄሉ ብስራትን: ብስም ምዑታት ጀጋኑ ብርጌዳውያን ሓጎስና እንዳ ገለጽና ንናይ ዶ.ዓወት ሕሉፍ ምምጽዳቕ ከኣ ካብቲ ንሱ በጺሐዮ ዚብሎ ጉርሒ ክንተዓጻጸፍ ኣለና::
Helu enquae tienaki temelese Amlak redieuki
እዞም ፕሮፌሰራት ዶክቶር ዝብሃሉ ግን ምግራምካ ይዉዳእ ፕረዝደት ከኣ ኢልዎ ኣቱም ሰባት
ብፍጹም ምስዞም አምሳል ሰብ እምበር ሰብእዊ ህልና ዘይብሎም ህዝብና ዘጥፍኡ ዘህልኹን ዘለዉ ዕርቂ ክኸዉን አይከአልን እዩ!!!!
ሙሁር ስለ ዝተማህረ ኩሉ ዝፈልጥ ማለት ኣይኮነን :: ለይትን ማዓልትን ተቓሊሱ ዝተማህሮ ትምህርቲ ነቲ ዝተማህሮ ዳኣሉ ኣጸቢቑ ክፈልጦ ዝኽእል እምበር ሙሁር ስለ ዝኾነ ኩሉ ዝፈልጥ ወይ ንኹሉ ዝርዳእ ማለት ኣይኮነን :: ሓደ ሓደ ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ግን ልቦና ዝጎደሎም ካብታ ዝተማሃሩዋ ትምህርቲ ዋጻኢ ዋላ ሓንቲ ኢደእግሪ ዘይብሎም እምበርዶ እዚኣቶም ሲ ናይባሓቂ ተማሂሮም ኢዮም ዘብሉ ኢዮም :: እዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ድማ ሙሁራት ደናቁር ይባሃሉ :: ትምህርቲ ዘይኮነ ናይ ተፈጥሮ ልቦና ኢዩ ፍልጠት ዝባሃል :: ትምህርቲ ብዘይ ናይ ተፈጥሮ ልቦና ዋጋ የብሉን ::
ዓወት ሓሳቡ ቅቡል ኣይኮነን ምኽንያቱ ህግደፍ ዳግማይ ነስሓ የዶልዮ እዚ ክርከብ ካብ ህግደፍ ማይ ምሕቋን ኢዩ
ሰላም የሙን ናይ ሄሉ ሓፍትና እንቃዕ ሓጎሰና ካልእ ብዛዕባ ናይ እዚ ዓወት መጀመርታ ኤርትራ አይፈልጣን እዩ መዋእሉ አብ ሱዳን እዩ ነሩ አቡኡ ኤርትራ ናጻ ምስ ወጸእት ክንድ ናብ ኤርትራ ዝወስዶ ናብ እትዮጵያ እዩ ወስድዎም አብ ኢትዮጵያ ከአ ትምህርቱ ወድኡ ሕጂ እንታይ እዩ ዝብለና ዘሎ እዚ ዓወት ደንቆሮ እዩ
Professor Awet 😂😂😂😂😂😂😂
እቶም አብ ጉደጓድ ዘለው ክምለሱ ድዮም ዘገርም ሀሳብ ዐልየቱ ነሐውን ወይ ካልእ ኦምነት
ብጣዕም ዘሕንዩ 😭🇪🇷ጆን👑🇪🇷1ንት ነገር ኣላ በዓል P ኢሰያስ ምስ ቁርብ ስክር ክብሉ ከለዎ ብዛዕባ 1ሰብ መጽኡ ገለ ሕማቅ ዝመስል ዉርደት ተሰብ ይዛረብ ሞ እሰይስ ዋና ባር ትሰማዕ ሞ. እዋእ ኣንታ እሰይስ እዝ ሰብ ጥዑይ ዩ ሓርቁ ኸም ዝሃደመ Ethp.. ይፈልጥ እየ ኣዱ ፈታውተይ ኹሉ ኸም ኣመንዝራ ምቅራብ ካብይን ኣዱ ትቀብን. ኢሰያስ ስቅ ብምባሉ ንጉሆ ስርሑ ናይት ሰብ ምስ ኸደ. ዝኾነ ገንዘብ ሰራዊት ወይ ገለ ንብረት መንግስ ከይ ወስድ ይፍተሽ ወልሓት ከይወደ. ብገለ ገለ ሃገራት ኣቱ ሞ ብሰብ ረኽቡ ከምዝ ይብሎ ንስኻ ጅግና ኢኻ. ወላ እንተጸረፉካ ኣነ ዉን ሜዳ ተጸርፈ ብዝሑ ኣይዛረብን እየ ሎም ግን እት ዝሓሰወ እሱርበት እት ሰብ ካልእ ሃገር ናቶም ቤት ጽሕፈት ይሰርሕ ሕጅ እዝ ኸኣ መን ይፈልጥ እዝ ቢእድ ይጠፍእ ይኸዉን ግዜ ከብድ እዩ. እንበር. እሰያስ ንጅን ❤ይድንቆ ዩ ወላ ይጽልኣ*ዮ ይፍተዎ እት ዘገርም ብሓሶት ጸለመ ስድራ ኣይህጎሱን ዩመን ይፈልጥ 💞🇪🇷ጆን 💞ዝድነቀሉ ይመጽእ ይኸዉን እዝ ከኣ ብእዶም ይጠፍእ ይኸዉን እት ደስ ዘብል ብሓሶት ጸለመ ዘይሕጎሱ ምኻኖም ደስ ዘብል ዩ
እዚ መቐየርታ ዳካስዒድ ሓደ ዑቡድ ኣምጺኦም መዓልትኹም ተጸበዩ ጉዳይ ሶርያ ንዓኹም ዓይና ኣፍጢጣ ትጽበየኩም ኣላ ዎደሓንኩም ። ። ።
ረሰዓዮም ባራዩ ኢሰያስ ባዓል ገፈጥ መፈጥ እንዳ ቅልዉላዊ መንነት ጻዕረሞቶም ኣኺሉ እዩ ሄሉ ዋዕሮ 🎄🩵🎉🩵🎉
ኣታ ዘይትሓፍርከ? ጻሕጻሒ ሃየ'ሞ ሜዳ ውረድ ብሓይሊ ክትኣልዮ ንኢሳያሰ 😂😂😂
ወይ ጉድድ አንታ ይሙን ምሁር ኤርትራዊ ከምዝይ ተኮይኑ አታሐሳስብኡ ፊደል ዘይቆፀረ ይበልፅ ግን ብስንፍና ታሐዚኡ ወዲቁ ዝተሰብረ ኤንቃቁሕኦ አኪብና ክንጫጭሕሆኢና ተይሉ ምሕረት የውርደልካ ምባል ኤዩ አምካ ዕድል ተሂብና ጉጅለ ኢሰያስ ደጉተር ኔሩ ግን ሕጂ ዓኑ ዝዓወረ መጥባሕቲ ክግብር ዘይክኤል ምስክርነት ሞዩኡ ማዓልቱ ዝሐለፈ ከም ዝኮነ ህዝብና ክፈልጥ አበርቲዕካ ምስራሕ ጥራሕ ኤዩ ፍረ ዝርከቦ
ምሁር ደንቆሮ ትብል ምስላ ነዚ 😢ፕሮፈሰር ዓወት ኣይትገፍሖ ኣይትጸቦ።ማዕረ ክንደይ ንህግደፍ ክምዘይፈልጦም ድማ ይበርሃልካ ። ካብ ምህራት ኢና ባሃልቲ ቀደም ተስፋ ስለ ዝቆረጽና ግን ብዝሕ ኣይሕድሰናን እዩ ።
ንሱ ንባዕሉ ምስ ህግደፍ ይተዓረቅ
ሐድሽ ነገር ኮይኑ ይሶማዐኩም አሎ ግን አብደቡብ ሱዳን ዝገበሮ ብርሀነ ዮሴፍ ቀታሊ ኖቤል ዮናሰ አብ ኖርወይ ዝቅጥ ዘሎ ከርኩር
ብዘይ እኹል ምኽንያት ካብዛ መደብ ዝተረፈ Subscribe ዝሃብናዮ block ክበሃል ኣለዎ
Semane gbuna eu
Ezi AB Sudan Abu dhri hernat ntsenay atom MS sdrae agdefawian eyom
Dr Awet number one Banda hgdf mhur denkoro eyu.😂
መሰረቱ ሕግደፍ ክጠፍእ ዘለዎ እዩ
ሱር በተኽ ለውጢ ኢዩ ሕቶና. ዕርቂ ምስ መን?
Ane ziamnelu eza john black zibla zela xelaitna ab sdet zelewu degefti eti sriat eyom
ሄሉ ጅግና እንቃእ ፈታሪ መሃረኪ
ጆኒ ተባዕ💙💙💙
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሄሉ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ
Big words from John black. This is The truth
መደብካ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዘብል ዕውት መንእሰይ ኢኻ አጆኻ ቀጽሎ።💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
Helu enka hagosoki ❤❤❤❤❤❤❤❤
Merry Christmas brother 🎄
John Black my King he is a hero. My God bless him.🩵🎉🩵🎉
ብላኪኖ ተባዕ ነዛ ምህምንቲ ጉጅለ ዓዲ ዘለለያ እቲ እኮ ተባዕ ተቓላሳይ ኢኻ ሞ ብሰላም የዉጽእካ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሙና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓበሬታ ሄለንን ስድራቤታን ካኣ እንቋዕ ሓጎሰኩም።
ጅእግና,መአን,ከማኻ
Mulue mehret yegberlki helu haftena🙏🙏🙏
Welcome yumun
Happy new year to all the blue revolutionaries ❤❤💙💙💙
❤❤❤
ጽቡቅ ዜና መምህር የማነ ሓውና 💙💙💙💙💙
Wel come yumun💙💚💚💚
ሃንስ-ሃንሰይ
ቃል-ብተግብር እያ ቃሉ
ምእንቲ ቃልሲ ሃንስ ተኣሲሩ
Thank u Ymun Hawey...Merry Christmas... What a Lovely good news about our Beautiful sis.
Yes John black diamond 💎
❤❤❤❤❤❤❤
Welcome yumun
Merry Christmas and Happy New year yemane 💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
Indeed a very great news about our sister Helen's recovery ❤. Also wish you, Yemane A very Merry Christmas to you and your loved ones ❄🎄❄.
❤❤❤
ብጣዓሚ ጹቡቕ ደስ ዝብል ተበግሶ
❤❤❤
💙💙💙💙💙💙
Wooow ዩሙን በጣዕሚ ዝበለጸት Gift ናይ christmas አምጺእካልና ብሓቂ ንሄለን : ብጣዕሚ ዘሔጉስ 'ዩ እቶም ኩሎም አብ ናይ ሄሉ ሃለዋት ንምፍላጥን ምንክብካብን ዝተሓባበሩ ፍትዋት አሕዋት ብጣዕሚ ነመስግን ። ሄለን ሓፍትና ድማ እንቛዕ ደሃይኪ አስመዓና ንዓኺ ድማ እንቛዕ ምስ ትፈትዉዮም ሥድራኺ ተሓቆፍኪ ሰላም ጥዕናን ይሃብኪ ። 💐💐💐💐👏👏👍👍🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
Ya ናይ ጆን ብላክ ዘረባ ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ እሞ ኩልና ደለይትይ ፍትሕይ ጸላእትና ኣለሊና ኣብ ልብና የሕዲርና ብንቕሓት ብተግባር ን ቃልስይ ንበገስ
💪💪💪🌸🌸🌸
ሄሉ ሓፍትና እንቃዕ ሙሉእ ምሕረት ገበረልኪ ልዑል ፈጣሪ ጂግና ዋዕሮ ፡ሰላም ዮሚ ሓውና
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
Merry Christmas and happy New Year Yemane,keep up the good work 🎉
Hgdef are desperate these days😜! Thank you so much Yumun hawna!💙💚💙
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Yemane. Merry Christmas to you and your family & Happy new year too,
ሄለን ሓፍትና እንኳዕ ምሕረት ኣውረደልኪ!
ሄሉ ዋዕሮ ምሉእ ምሕረት ይግበሮ
Wow Enge Eze arayen Hele Enge Gexek Rean 🎉🎉🎉🎉🎉
👍👍
ደይፈልጥ ኮይኑ ኣይኮነን ፈሊጡ ኮነ ኢሉ ኢዩ እንበር ክፍኣት በለጽ ኢዩ
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Merry Christmas
💙💙💙💙💙💙💙👌👌👌👍👍👍
Merry christmas mokusi🎉🎉🎉🎉
💙Merry Christmas
...... &......
Happy New Year💙
💯💯🌸🌸💙💙💙💙💙💞💞💞💞💞💞
ንዓይ ብጀካ ጀን ብላክ ሙሁር የለን ኣብ ኤርትራ.......
❤❤❤
Well come Mr Yemane media ✅✅✅
ጉጅለ 15 ተቃራሪብና ንዛራረብ ምስ በሉዎ እንድዩ ዘሕቀቆም።
ናይ ብዓል እዚ ለመጽመጽ እዩ።
ብቀትሩ ዝሓልም ፕሮፈሰር😮
Merry chirismas 💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉Blue revolution stay bleesed
Fulfill is pure Amharich say Meftih .I love Tigrinya mother language from tegadalit adey Abrehet.
thank you ymun for your service ❤ bro
ጆን! ጂግና መንእሰይ💙💙💙💙💙
Yumun jigna happy Xmass
Yemane good job bro
Helu Enka fetari mhareki
ፕሮፌሰር ዓወት ንህግደፍ ፈጺሙ ዩ ዘይፈልጦም። ኩሉ ግዜ ዝምቡዕ ሓሳብ ሒዙ ዩ ዝመጽእ። ንእሳያስ ፕረዚደት ምባል ቅቡል ዩ ዝብል ድንዙዝ፡ ምስ መን ዩ ክዓርቀና ዝብል ዘሎ ኣይርድኦን ዩ። ሃገራዊ ዕርቂ ዝፍጸም መሰረተ ፍትሒ ምስ ዝትከል ዩ። ንሱ ግን ከመይ ጌርካ ክተተግብሮ እሰ ፈትን እንተ ዝብሃል፡ ሓንቲ ስጉሚ ኣይምሰጎመን
አጆካ ጅግና ፈሪሕካ አይንበርን እዩ
Slam yemane amen ahbiru bono netale
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
bihaki eza waero gal senafe❤❤❤❤
kla wedey. ms esas si erqi ? bel degimka hsebelu Amlak lbi yhab🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
❤❤
💙💙💙🙏🌿❤️🎉
ሃገራዊ ዕርቂ ንገብር ደኣ ድተባእሰ ኣለና ድዩ፡
መረበትካን መሰልካን ተሕዲካ ውይ ተገፊፍካ ምሰላትካ ኩሉ ተኽልኪልካ ዶ ዕርቂ ኣሎ እዩ ዋ
መረበትካ
ክብርካ
መሰልካ
ሓርነትካ
ናጽነትካ
ዝገፈፈካ ጸላኢ እዩ
ኩሉ ዝሰኣንካዩ ንምምላስ ጽላኪ ምእላይ እዩ
ዕርቂ የልን ኣብዚይ
ስለ ዘይፈሊጦ ኣይኮነን ይሽፍጥ እዩ ዘሎ ምኽንያቱ ካቢቶም ጽገና ዝቢሉ ሎቑማጻት እዩ ሃገራዊ ዕርቂ ኣብ ከመይን ብኸመይን ማዓስን ምስ መኒን ፉሉጥ እዩ ምስ እሰያስ ክንዕረቕ እንተኾና ዳኣ ንምንታይ ንቓለስ ኣለና
❤❤
ከመይ ውዒልኩም
ኣቦይ ዓራቓይ ምስ መስ ክትዕረቕ፣ዘይፈልጠካ ናትካ ህለወ ዘይቅበል ኣፍልጦ ዘይህበካ፣ትም ኢልካ ኣይቲ ሃውቲት ዓወት ወዲ ሱዳን።
ዕርቂ ምስ መን ኢሎካ ምሕሳብ አጠዳሲ ኦዩ
ወይ ፕሮፈሰረ!!
Well come helu
እዚ ሰብእዚ
ዋና ናይቲ ስርኣት ልኡክ ኢዩ
ገለባ ትባሃል ዓድስ ኤርትራ ድያ ወላስ ትግራይ እያ
ይቀኔልና የሙን
ካብዞም ምሁራት ኢና በሃልቲ ክንጥንቀቅ ኣለና ኣነ ብወገነይ ኣብ ትምህርቶም ጥርጣረ ኣለኒ 🙆🙆
መብራህቲ ከጥፍእሎም እዮም ኣብ አርትራ
11:16
ስለ ም ይማነ መትክልካ ኣፍልጥ መትከልዘለዎ ወትሩ ተዓዋታይ እዩ.........
OMG Kgermeka abzi 2 mealt bwshtey zekireya Temesgen 🙏
Awet nay emanka dyu ms Iseyas ......
ብሕብረትኩምን ብናይ ሄሉ ብስራትን: ብስም ምዑታት ጀጋኑ ብርጌዳውያን ሓጎስና እንዳ ገለጽና ንናይ ዶ.ዓወት ሕሉፍ ምምጽዳቕ ከኣ ካብቲ ንሱ በጺሐዮ ዚብሎ ጉርሒ ክንተዓጻጸፍ ኣለና::
Helu enquae tienaki temelese Amlak redieuki
እዞም ፕሮፌሰራት ዶክቶር ዝብሃሉ ግን ምግራምካ ይዉዳእ ፕረዝደት ከኣ ኢልዎ ኣቱም ሰባት
❤❤
ብፍጹም ምስዞም አምሳል ሰብ እምበር ሰብእዊ ህልና ዘይብሎም ህዝብና ዘጥፍኡ ዘህልኹን ዘለዉ ዕርቂ ክኸዉን አይከአልን እዩ!!!!
ሙሁር ስለ ዝተማህረ ኩሉ ዝፈልጥ ማለት ኣይኮነን :: ለይትን ማዓልትን ተቓሊሱ ዝተማህሮ ትምህርቲ ነቲ ዝተማህሮ ዳኣሉ ኣጸቢቑ ክፈልጦ ዝኽእል እምበር ሙሁር ስለ ዝኾነ ኩሉ ዝፈልጥ ወይ ንኹሉ ዝርዳእ ማለት ኣይኮነን ::
ሓደ ሓደ ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ግን ልቦና ዝጎደሎም ካብታ ዝተማሃሩዋ ትምህርቲ ዋጻኢ ዋላ ሓንቲ ኢደእግሪ ዘይብሎም እምበርዶ እዚኣቶም ሲ ናይባሓቂ ተማሂሮም ኢዮም ዘብሉ ኢዮም ::
እዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ድማ ሙሁራት ደናቁር ይባሃሉ ::
ትምህርቲ ዘይኮነ ናይ ተፈጥሮ ልቦና ኢዩ ፍልጠት ዝባሃል ::
ትምህርቲ ብዘይ ናይ ተፈጥሮ ልቦና ዋጋ የብሉን ::
ዓወት ሓሳቡ ቅቡል ኣይኮነን ምኽንያቱ ህግደፍ ዳግማይ ነስሓ የዶልዮ እዚ ክርከብ ካብ ህግደፍ ማይ ምሕቋን ኢዩ
ሰላም የሙን
ናይ ሄሉ ሓፍትና እንቃዕ ሓጎሰና
ካልእ ብዛዕባ ናይ እዚ ዓወት መጀመርታ ኤርትራ አይፈልጣን እዩ መዋእሉ አብ ሱዳን እዩ ነሩ አቡኡ ኤርትራ ናጻ ምስ ወጸእት ክንድ ናብ ኤርትራ ዝወስዶ ናብ እትዮጵያ እዩ ወስድዎም አብ ኢትዮጵያ ከአ ትምህርቱ ወድኡ ሕጂ እንታይ እዩ ዝብለና ዘሎ እዚ ዓወት ደንቆሮ እዩ
Professor Awet 😂😂😂😂😂😂😂
እቶም አብ ጉደጓድ ዘለው ክምለሱ ድዮም ዘገርም ሀሳብ ዐልየቱ ነሐውን ወይ ካልእ ኦምነት
ብጣዕም ዘሕንዩ 😭🇪🇷ጆን👑🇪🇷1ንት ነገር ኣላ በዓል P ኢሰያስ ምስ ቁርብ ስክር ክብሉ ከለዎ ብዛዕባ 1ሰብ መጽኡ ገለ ሕማቅ ዝመስል ዉርደት ተሰብ ይዛረብ ሞ እሰይስ ዋና ባር ትሰማዕ ሞ. እዋእ ኣንታ እሰይስ እዝ ሰብ ጥዑይ ዩ ሓርቁ ኸም ዝሃደመ Ethp.. ይፈልጥ እየ ኣዱ ፈታውተይ ኹሉ ኸም ኣመንዝራ ምቅራብ ካብይን ኣዱ ትቀብን. ኢሰያስ ስቅ ብምባሉ ንጉሆ ስርሑ ናይት ሰብ ምስ ኸደ. ዝኾነ ገንዘብ ሰራዊት ወይ ገለ ንብረት መንግስ ከይ ወስድ ይፍተሽ ወልሓት ከይወደ. ብገለ ገለ ሃገራት ኣቱ ሞ ብሰብ ረኽቡ ከምዝ ይብሎ ንስኻ ጅግና ኢኻ. ወላ እንተጸረፉካ ኣነ ዉን ሜዳ ተጸርፈ ብዝሑ ኣይዛረብን እየ ሎም ግን እት ዝሓሰወ እሱርበት እት ሰብ ካልእ ሃገር ናቶም ቤት ጽሕፈት ይሰርሕ ሕጅ እዝ ኸኣ መን ይፈልጥ እዝ ቢእድ ይጠፍእ ይኸዉን ግዜ ከብድ እዩ. እንበር. እሰያስ ንጅን ❤ይድንቆ ዩ ወላ ይጽልኣ*ዮ ይፍተዎ እት ዘገርም ብሓሶት ጸለመ ስድራ ኣይህጎሱን ዩመን ይፈልጥ 💞🇪🇷ጆን 💞ዝድነቀሉ ይመጽእ ይኸዉን እዝ ከኣ ብእዶም ይጠፍእ ይኸዉን እት ደስ ዘብል ብሓሶት ጸለመ ዘይሕጎሱ ምኻኖም ደስ ዘብል ዩ
እዚ መቐየርታ ዳካስዒድ ሓደ ዑቡድ ኣምጺኦም መዓልትኹም ተጸበዩ ጉዳይ ሶርያ ንዓኹም ዓይና ኣፍጢጣ ትጽበየኩም ኣላ ዎደሓንኩም ። ። ።
ረሰዓዮም ባራዩ ኢሰያስ ባዓል ገፈጥ መፈጥ እንዳ ቅልዉላዊ መንነት ጻዕረሞቶም ኣኺሉ እዩ ሄሉ ዋዕሮ 🎄🩵🎉🩵🎉
ኣታ ዘይትሓፍርከ? ጻሕጻሒ ሃየ'ሞ ሜዳ ውረድ ብሓይሊ ክትኣልዮ ንኢሳያሰ 😂😂😂
ወይ ጉድድ አንታ ይሙን ምሁር ኤርትራዊ ከምዝይ ተኮይኑ አታሐሳስብኡ ፊደል ዘይቆፀረ ይበልፅ ግን ብስንፍና ታሐዚኡ ወዲቁ ዝተሰብረ ኤንቃቁሕኦ አኪብና ክንጫጭሕሆኢና ተይሉ ምሕረት የውርደልካ ምባል ኤዩ አምካ ዕድል ተሂብና ጉጅለ ኢሰያስ ደጉተር ኔሩ ግን ሕጂ ዓኑ ዝዓወረ መጥባሕቲ ክግብር ዘይክኤል ምስክርነት ሞዩኡ ማዓልቱ ዝሐለፈ ከም ዝኮነ ህዝብና ክፈልጥ አበርቲዕካ ምስራሕ ጥራሕ ኤዩ ፍረ ዝርከቦ
ምሁር ደንቆሮ ትብል ምስላ ነዚ 😢ፕሮፈሰር ዓወት ኣይትገፍሖ ኣይትጸቦ።
ማዕረ ክንደይ ንህግደፍ ክምዘይፈልጦም ድማ ይበርሃልካ ።
ካብ ምህራት ኢና ባሃልቲ ቀደም ተስፋ ስለ ዝቆረጽና ግን ብዝሕ ኣይሕድሰናን እዩ ።