ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣብ ኣውሮጳን ሰምየን ኣመርካን ቁልውላው ናይ ፖሎቲካ ብፍጹም ክህሉ ኣይኽእሉን መኽንያቱ ቀዳምነት ንህዝቦ ስለ ዝሰርዑ ❤❤❤❤❤❤
Nay behaqi kemziyo natna aykonun
ፍናን ቦይ ቀጽሎ ኣብ ጎኑኹም ኣለና። ንዓኻን ጀይ እስቲዲዮን ምስቲያት ቤትናን ንተፈታዊ ቶልክ ሾዉ ቀጽልዎ የሕዋት። ኣዝየ እየ ዘድንቐኩም።!!!!! ❤❤❤❤😍😍😍
ኣበይ እሞ ካናዳን ኣሜሪካን ተዝሕወሳ ሂወት እኮ ምመለስና ሰብ እኮ ዓቅላ ጽቢብዋ ሕልኩስ ዝኾነ መራሒ 😏ኣበይ ኣለኹም እቶም ካናዳ ሕማቕ ኣላ ኢልናኩም ሓሳዊ ትብሉና ዝነበርኩም ሕጂ መልስኹም ክሰምዕ ምደለኹ🤔😏
ኣታ ፍናን ክንደይ ትድንቁር ኢካ ሽም ጥራይ ሒዛ ዝተረፈት ሃገር ኢልክያ economy ranking mebel 9yti eya zela ሃገርካ መበል 17 ያ ዘላ still eti ኣርእስቲ ሰብ ሓቲትካ ግበሮ ናይ ደምበ ተቃውሞ ዜና ኣይኮንካን ትገብር ዘለካ
እሞ ጽቡቕ ኣላ ካናዳ ድዩ ኣበሃላኻ ሓወይ?
Haku endeyu Canada sem teray eya hezbi kefiwo serah yelen
ኔዘርላንድ ካብ ቀደማ ልምስቲ እያ ካናዳ ከኣ ናብ ደረጅአን ትወርድ ኣላ ኣይርድኣካን ድዩ
ኣብ ኣፍርቃስ ማዓስ ኮን ይከውን ብድልየቶም ስልጣን ለቂቆም ንሰምዕ😢
እዋይይይ ድፍረት፡ንካናዳስ "ስም ጥራይ ሒዛ ዝተረፈት ሃገር" ኢልካ ዘረባ ኣሎ።ክክክክካናዳ ንርእሳ ኮይና ንሚልዮናት ዝኾነት ገና ዘይተተንከፈትን ዘይተበርበረትን ድንግልን ሃብታምን ሃገር ምኻና ክፍለጥ ኣለዎ።እዚ ሕጂ ዘንጸላልዋ ዘሎ ቅልውላው ድማ ኖርማልን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ንቡር ንምምላሱ ብዙሕ ዘየሸግርን እዩ።
Ab Canada eye, zeleku, entay alo ab Canada? Welahanti. Etom Canada tsbkti eya gele endabelkum , file nay process endasheyetkum etna eyu ketefti eka ekum.
@@UnitedhabeshaCushnation317እሞ ተመለስ እንዶ ናብቲ ዝመጻኻዮ፡ ኣብኡ ጽቡቅ እንተኔርካ ክክክክክ😅
Thx bro
ናይ ኤርትራ ንጉሳት ስድራቤት ኢሰያስ ማስ እዮም ብፍቓዶም ኻብ ስልጣኖም ዝወርዱ
Fnan hawey bmejemerta selam qsanet ymneyelka bmqxal ageremti fxamietat nafiqeyo brotherey entay koynka gedifkayo please kemti nay qedem gberelna betami u des dbleni wala nay qdm eye zsemie abzi hji gzie
ፍናን፡ ብዛዕባ እቲ ኣርእስቲ ገርካዮ ዘሎካ፡ መሲሕ ዶ፡ ሽም ጥራይ ሒዛ ዝተረፈት ሃገር ዝበልካዮ ገለ ክትብል ተጸብየ ኔረ፡ እንተኾነ ግን ካብቲ ካልኦት ማዕከናት ዜና ድሮ ዝሃባና ዜና ሓሊፍካ፡ ካልእ ምንም ኣየምጻኻን። እዛ ሽም ጥራይ ተሪፋ ዝበልካያ ሃገረ ካናዳ፡ እዛ እኳ ንኣማእታት ኣሽሓት ኤርትራውያን ኣሕዋትካ ዕቑባ ሂባ ዘላ፡ ኣብ ዓለም ካብተን ዝበለጸ Living standard ዘለዋ ሃገር እያ። ሳላ እቲ ዝኽተልዎ ናይ Capitalism ኣካይዳ፡ ኣሽሓት ኤርትራዊያን ሚልዮነራት ክኾኑ በቒዖም ኣለዉ። ኣብዛ ዘለኽዋ ከተማ እኳ ናይ 100 ሚልዮነራት ኤርትራዊያን ኣስማት ምሰደድኩልካ። ካብ ብምልእቲ እታ እትነብረላ ዘለኻ ሃገር፡ ክንድዚኦም ሚልዮነራት ኣለዉ ኢለ ኣይኣምንን። ብዛዕባቲ ታሪፍ ምውሳኽ ብሕጂ እንርእዮ ኣርእስቲ እዩ፡ ሕጂ ብዛዕብኡ ምዝራብ፡ ስምዒትን ታህዋኽን ጥራይ'ዩ፡ መሲሕ ዓርከይ 😅። ብዛዕባ እቲ ስእነት ስራሕ ንሓደሽቲ መጻእተኛታት ግን፡ ብሕጂ'ውን ብዙሕ ዝኸድዎ ጉዕዞ ክህሉ እዩ። ቋንቛ ብግቡእ ከይመለኽካ ብዙሕ ኣይትስጉምን ኢኻ ኣብዚ ዓዲ።
Yeah ጽቡቕ ኣለኻ ግን ካናዳ ከ ከም ቀደም ኣላ ኢልካ ትሓስብ ሓወይ ዋላ እቶም ሓደሽቲ ዘይኮነስ ነበራት ካብ ስራሕ ለይኦፍ ዝትባህሉ ኣለዉ 😏ንሕና ኣብ ዝመጻእናሉ ግን ጽቡቕ ኔሩ Economy ካናዳ ኣማሪጽካ ትሰርሕ ኣብ ዝደለኻዮ Shift ትኣቱ ሕጂ ግን ብጣዕሚ እዩ ከፊኡ ዘሎ 😌
abey alowu milyonarat kkkkkk eske hade klte tkeselna kkkkk eza kab edka nab afka hager zehnfelta mesiluka ?
Kendzy esu selwa hagere German befxum aytemxin Canada 😂, German hanty kabzom abe kedmit zehmeba zelwa bemeble hantei eya , Economy 3 wey 4 ala , hasot 😅😂, mes German zewdadra England wey Japan, USA, 👌. worki entedlka German kudi 😂😂😂😂
@@naodyohannes9183ኩሎም እቶም ናቶም ትካላት ዘለዎም ሕተቶም ኢኻ ክንደይ ካፒታል ኣለዎም፡ ንስኻ'ውን ሚልዮነር ክትከውን ሕጊ ካናዳ ይፈቅድ'ዩ። 2 ነገር ግን ከድልየካ'ዩ፡ ሓደ ቋንቛ ክትመልኽ፡ ካል ልኣይ ካብ ኣብ ትሕቲ ሰብ ምስራሕ ምቁራጽ።
@@Junior24216 በል ሚልዮነራት እንተኣለው መረጋገጺ ኣምጽኣለይ. ኣብ ካናዳ ብናይ ስፖንሰር ፋይል ብምሻጥ: ዝሃፍተሙ ከም ዘለዉ ይፈልጥ: ናቶም ኣገልጋሊ ኢኻ ትኸውን. ብዝኾነ ሚልዮነራት ዝኾኑ ክምዝግብን መዕቀኒ ሚሌኔሪቶም እንታይ እዩ ክምርምር እየ. ትፈልጥ ኢኻ ናይ ካልኦት ሃገራት ሃብቶም ፍሉጥን ግሉጽን እዩ. ሃብታማት ኮይኖም ንናቶም ህዝቢ ዕድላት ዘይከፍቱ እንተ ኮይኖም ድኻታት ናይ ድኻታት እዮም.
Eza arestka gega eya mesih entay malet eyu bzeyka nhade amlak nseb mesih ktblo xbuq aykonen
Mesih , medhani Beal sltan malet eyu, Canada bklumulu wedika eya zela ,
Canada ady se ay geden eya zela kulu nabra serah geza keray hewat kebed u zelo
እዛ ሓንካስ ካናዳ ትትስእ ኣይትመስልን እያ።ትራምፕ ሓሳቡ እንተዘይቀይሩ።
fnan eti nay conservative party nay canada kea medeb akribena eka aziu belihi menesey eu kulom meneseyat canada nieu eyom zidigifu.
Fani arestka b nguheu sehaq qetilkani zedhna mesih tdeli zela Canada ewe
Fnan kurub hisebi abilo aristika bi kemei mengedi eka medhani Alem Mesih miszi tsegemat Canada teteasasiro zeleka medhani Alem ni futsum mihretin dihnetin ember ab kemzitat kentementi seb amtsion tsegemat kilial aygibain eyu. Ab aristi mimrath mitinkak agedasi eyu dob aytisger eka.
ኣብ ኣውሮጳን ሰምየን ኣመርካን ቁልውላው ናይ ፖሎቲካ ብፍጹም ክህሉ ኣይኽእሉን መኽንያቱ ቀዳምነት ንህዝቦ ስለ ዝሰርዑ ❤❤❤❤❤❤
Nay behaqi kemziyo natna aykonun
ፍናን ቦይ ቀጽሎ ኣብ ጎኑኹም ኣለና። ንዓኻን ጀይ እስቲዲዮን ምስቲያት ቤትናን ንተፈታዊ ቶልክ ሾዉ ቀጽልዎ የሕዋት። ኣዝየ እየ ዘድንቐኩም።!!!!! ❤❤❤❤😍😍😍
ኣበይ እሞ ካናዳን ኣሜሪካን ተዝሕወሳ ሂወት እኮ ምመለስና ሰብ እኮ ዓቅላ ጽቢብዋ ሕልኩስ ዝኾነ መራሒ 😏ኣበይ ኣለኹም እቶም ካናዳ ሕማቕ ኣላ ኢልናኩም ሓሳዊ ትብሉና ዝነበርኩም ሕጂ መልስኹም ክሰምዕ ምደለኹ🤔😏
ኣታ ፍናን ክንደይ ትድንቁር ኢካ ሽም ጥራይ ሒዛ ዝተረፈት ሃገር ኢልክያ economy ranking mebel 9yti eya zela ሃገርካ መበል 17 ያ ዘላ still eti ኣርእስቲ ሰብ ሓቲትካ ግበሮ ናይ ደምበ ተቃውሞ ዜና ኣይኮንካን ትገብር ዘለካ
እሞ ጽቡቕ ኣላ ካናዳ ድዩ ኣበሃላኻ ሓወይ?
Haku endeyu Canada sem teray eya hezbi kefiwo serah yelen
ኔዘርላንድ ካብ ቀደማ ልምስቲ እያ ካናዳ ከኣ ናብ ደረጅአን ትወርድ ኣላ ኣይርድኣካን ድዩ
ኣብ ኣፍርቃስ ማዓስ ኮን ይከውን ብድልየቶም ስልጣን ለቂቆም ንሰምዕ😢
እዋይይይ ድፍረት፡ንካናዳስ "ስም ጥራይ ሒዛ ዝተረፈት ሃገር" ኢልካ ዘረባ ኣሎ።ክክክክ
ካናዳ ንርእሳ ኮይና ንሚልዮናት ዝኾነት ገና ዘይተተንከፈትን ዘይተበርበረትን ድንግልን ሃብታምን ሃገር ምኻና ክፍለጥ ኣለዎ።እዚ ሕጂ ዘንጸላልዋ ዘሎ ቅልውላው ድማ ኖርማልን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ንቡር ንምምላሱ ብዙሕ ዘየሸግርን እዩ።