ጽቡቅ መደብ እዩ ግን ዝያዳ ክጽብቅ ጋዜጠኛታት ዓብሊልክኖኦ ዘረባክን ኣሰልቻዊ ይኸውን ኣሎ ካብ ዕላል ናይ ጋል ገባር ናትክን ዘረባ ዓብሊሉ እንዳ የሕለፈ ሰብ ከይካታተሎ ተጠንቀቃ ምክንያቱ ልብና ሃብሂብክኖኦ ብፍላይ ራሄል anyway I am proud of you guys if you don’t mind this is my advice ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷
Wow you are amazing thanks my haro mehrat you are haro for ertera people we love so much god bless to you and to erterawe people ❤️ 🇪🇷 🙏 you are my best haro
ጋል ገባር አንበሲት (ውዕሮ) ጅግና ሰይቲ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ ክብሪን ሞጎስን ንስውአትና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ህደሞና ነባሪት በቲ እትገብርዎ ኣርካናት ተጋደለትን ስነጥበባውንን ኣቕሪብኩም ዓብ ምህሮን ታሪኽን ክተቕርቡልና ምኽኣልኩመ ከመስግነም። ካብቶም ዓበይትን ሓያላትን ክትንትኑ ዝኽእሉ እኹል ኣፍልጦ ታሪኽ (ባህልን ልምድን ጅኦ ፖለቲካዊ ኤርትራንና)ዝትንትኑ ክተቕርቡልና እምሕጸነ። ከምኡ'ውን ኣብቶም ኣቕረብቲ ንእሽቶይ ነቀፌታ ኣላትኒ፤ ንሳ ከኣ አብ ምስማዕን ኣብ ምሕታትን ጥራይ ክገብራን እቲ ዕድል ነቲ ዕዱም እንተዝህበኦ ሓሳባት እነዳወሰኽካ ነቲ ዝትንትን ዘሎ ጋሻ እንተዝገድፈኦ ይሓይሽ።
ተጋዳሊት ጽገረዳ ማለተይ ጋል ገባር ብሓቂ ጅግና ሰይቲ ጅግና ከምኡ’ውን ኣደ ጅግና ብምኻና ኣዝያ ክትሕበን ዘለዋዩ
ጅግና ሰይቲ ጅግና አደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ.
ጅግናና ❤❤❤አደ ጅግና ሰይቲ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና : ሰይቲ ሓርበ ኛ : ወዲኪ' ውን ጅግና: ክብርን መጎስን ንስውአትና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Fresellwamgeneeretmaprokz
Gin wedi akele u felitka dika tnedo zeleka? akele ktsemu tbhruru ekum
@@yonasabrham3211 ዝብሃል እንተዘይብልካ ስቅ ዘይትብል ድንቁርናኻ ካብ ትገልጽ፡ ኣከለ ኮ ናይ ቀደም ኣውራጃ ዝነበረ ሕጂ ምስ ዞባ ደቡብ ዘሎ ክፋል ናይ ኤርትራ እዩ ኣብ ቃልሲ ከኣ ማዕረ ሰቡ ንስለ ኤርትራ መስዋእቲ ዝኸፈለ ዞባ እዩ። ብበዓል ከማኻ ደቂ ወዶ-ገባን ዓጋመን ዝለዓል ኣይኮነን።
ጽቡቅ መደብ ጅግና ተጋዳሊት ራኪ ምስ ሄሉ ከኣ ቀጽልኦ❤❤❤❤❤
ሰይቲ ጅግና ኣደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከምኡ`ውን ህድሞና show በቲ ተቕርብዎ ዘለኹም ብሉጽ ስራሕ ነመስግነኩም ቀጽልዎ
ዋዕሮ ተጋዳሊት ስነጥበባዊ ምሕረት ጓል ገባር ጅግና💪🇪🇷 ሰበይቲ ጅግና ኣደ ጅግና ረዘነ ኣለም🇪🇷 ዉረስ ተወራረስ ኮይኑ ተሓበኒ ❤ንፈትዎ ደራፋይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ሑቡናት ኤርትራዊያን🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷
ኣዝዩ ጽብቕ መደብ ብዓል ራሄላ ክኣ አሞ ኣየኻልክንን ትሕትናኽን ሕቶኽንን ገለ ዓይነት ነመስግን ቀጽልኦ 2ሙቕሉላት ትሕታት ንዴታትክን ከምዚእ እልክን ከተቕርብኤን ከተኽብርኢንን ከለክን ኣዚና ኢና ንሕጎስ ቀጽልኦ በጃኽን ርሃላ ምስ ብጸይትኺ🇪🇷🇨🇦
ኣሰይ ጽቡቃት ደቀይ ጅግና ሓፍትና ጋል ገባር ኢናቓ ገጽኪ ረኤና ጅግና ጋል ኤረይ ጅግና ካኣ ወልዲክልና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ክብሪቲ ሓፈተይ 💪💪🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷👊👊🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
እንቋዕ ብሰላም መፃኺ ዋዕሪት ሰይቲ ጅግና ኣደ ጅግና😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
One of the best Eritrean patriot generations ever ጋል ገባር ኣርካናት ሳሕል ዕድመን ጥዕናን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ገባር፡ሓንቲ ካብተን ዝፈትወን ተዋሳእቲ እያ፡ኣብ ቀጻሊ ንብርኽቲ ወልደስላሰን (ታንኪ)ግዝነሽ መንግስን ከተቕርባልና ብትሕትና ይላወክን።
አነስ ነዛ ሐርበኛ ምሕረት ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ኔረ ኩሉ ዘጸብቀላ ንሳ አብ ተዋስኦ እንድሕር አላ እቲ ፊሊም ይጽብቅ ተተቆንርነት ክዳውቲ ሽፎናት ትገብሮ ከጸብቀላ መቸም ምሕረት ጓል ገባር ዘላቶ ፊሊም ይደምቅ❤ጅግና እያ ሰይቲ ጅግና እያ አደ ረዘነ አለም እያ❤አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ፊልም እታ ኣደ መቸም ብጣዕሚ ኑፉዓት ጹቡቅ ሰርሕኩማ ጓል ገባር ሽኮር 🌷🌷🌷🌷
ሰይቲ ጅግና አደ ጅግና ንባዕላ ጅግና እግዚአብሔር ፃምአ ይሃባ ❤
ገዲም ተጋዳሊት ሓርበኛ ጎል ገባር ስለ ዘምጻኣኩሙልና የቀንየልና ህድሞና ነባሪት ታሪኾም ይሰነድ ንኹሉኹሙ ኣባላት ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም
ኣዝና ነመስግነክን ነዛ ጅግና ዋዕሮ ምሕረት ብምቕራብክን ኣዝየ የመስግነክን
ሞክሲ ጅግና ሰይቲ ጅግና ኣደ ጅግና ዕውቲ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራቤትክ ህድሞና ነባሪት ድማ ብተገብርዎ ኣዝና ሕጉሳት እና በርቲዕኩም ክትቅጽልዎ ነዞም ጀጋኑና ወዶም ጋሎም በብግዝኡ ከተቅርብዎም ንምሕጸን
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ጽቡቅ መደብ መደብኩም ንካታተሎ ኢና ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ኣለም እየ ዝፈልጠኪ ጽብቅቲ ዕጥቂ ምስ ኩሎም መሳርሕትኺ ስጋዕ ሕጂ ሪኤ ኣይጸግባን እየ ሽዑ ዝገዛእናዮ ካሴት ስጋዕ ሕጂ ኣቀሚጠዮ ኣለኹ መዘከርታ እዩ እደበልኩ ናይ ባሓቂ ተዘካሪት ሓቀኛ ፊልሚ እያ 💚❤💙✅✅✅✅✊✊✊✊💪💪💪💪🌵🌾🌿🍁🌺
ረዘነ ወዲ ክልተ ጀጋኑ ህቡብ ኮኾብ ኤርትራዊ ነፍቅረኩም ስድራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሐርበኛ አደ ወድኪ ክንድሽሕ እዩ አሰር አቡኡ ሒዙ ንዓና ውን ይተርፈና ተሐበኒ ኩርዒ ክንድሽሕ ይግበረልኪ።🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተጋዳሊት ምሕረት በዚ ኣጋጣሚ ስለዝረኣኹኺ ብልቢ ተሓጊሰ ህድሞና ነባሪት ድማ ኣብ ፈነወ ንጋል ገባር ስለዘቕረብኩማ የመስግነኩም
❤❤❤❤❤❤❤
Very amazing!!!
Amazing talent.
Thank you so much for all your contributions.
አሰይይይይ አደ ረዘነ ጂግና ዘምጻእክሙልና ቢጣዕሚ ጽቡቅ ኢናዳ ተሓጎስናን ኢንዳ ነባዕናን ርኢናያ ። ንረዘነ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። 🙏🙏🙏😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጂግና ኢኩ ምሕረት ሰይቲ ጅግና እኪ ጅግና ውላድ ወልድኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great job mothers gagna soldier ❤❤Eritrean May Lord Jesus bless you more all ❤love you
ቀዳማይ ነገረ ነዘን መንእሰያት ናይ ህድሞና ሾው ከምስግን እፈቱ ።ቀጺለ ነዛ ጅግና ተጋዳሊት ስነጥበባዊት ጓል ገባር ከመስግን እፈቱ። ኣደ ጅግና ስነጥበባዊት ጓል ገባር እንኳዕ ካብ ብሱል ጥረ ከምዝብሃል ጅግና ወሊድክስ ታሪኽ ከተዘንትዊ ምኽኣልኪ ዕድለኛታት ኢና።ስዉእ ጅግና ኣለም ክኣ መስዋእትኻ ንብላሽ ኣይኮነን።🙏🏽🇪🇷🐪
ኣዝየ ዝፈትዋን ታይ ኮይኖም እዮም ዞም ይሕዋትና ካብዞም ኩሎም ሰብ መድያ ዝይዕድምዋ ይብል ኔረ መዓልቲ ኣኺሉ ሕጂ ፈጣሪ ንፍዕቲ ኣደ ሓፍቲ ኩሉ ንፍዓት ብዘይ ሓደ ሓገዝ ብጽፍረን ዓቢ ስራሕ ዝሰርሓ ተዋሳእቲ ሃገርና ማማ ምሕረት ጽብቅቲ ❤❤❤❤❤😢ዕድመን ጥዕናን ወላዲት ጅግና 😢❤🎉❤❤❤❤
ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና 🇪🇷❤
ጓል ገባር ምስ ዓማን ምስ ነጪን ዘይትመውት ነባሪት ሓውልቲ ዝኾነት ፊልም " እታ ኣደ " ትብል ኣብርኪትኩምልና ፣ ምስ ስድራይ ፣ ኣቦይን ኣደይን ፣ ኣሕዋተይን ይርኣ ኔረ ፣ ሕጂ ድማ ኣብ ስደት ምስ ደቀይ እናሻዕ ይርእያ ብልጽቲ ነባሪት ስራሕ ❤❤
ህድሞና ነባሪት ኩሉግዜ ይፈትዋኩም እንድየ ግን ኣይከም ሎምን።ሓርበኛ ጋል ገባር ብምዕዳምኩም ብጣዕሚ ታሓጉሸ መጽሓፍ ታሪኽያ ሰይቲ ስዉእ ኣደ ጅግና ያ ረዘነ ኣለም ወዳ ኣይመስለናን ኔሩ መግለጺ ሲኢነላ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow Amazing ❤history ❤ Arist Rezene Alem
ዘገርም ዛንታ ወዲ ስዉእ ረዘነ ኣለም ጅግና ተካኢ ወላዲኡ ኣሰር ናይ ኣቡኡ ብምክታል እነሆ ሃገሩ የውሕስ ኣሎ
ክብርቲ ወላዲቱ ስነጥበባዊት ተጋዳሊት ምሕረት ገባር ማራ ደስ ትብል ንሳን ፍሽክታኣን ኣዝያ ደስ ትብል እንቃዕ ብውላድኪ ተካሓስኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
jegna edmen tenan yhbeki seyti jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💐💐💐
Gal gebar eta nefti hayal karakiter. Azeye zfetwo sene tebebna Ade ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐
ጓል ገባር ዕድለኛ ኢኺ ረዘነ ከምቶም ሰነፋት ን መንደልሃጽትን ዘይኮነ ጽኑዕ ወራስ ሕድሪ ወለዱን ዓዱን ዝኮነልኪ ብህዝቢ ውን ፍቱው እዩ ኮኾብ ወድና ክአ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 🇪🇷❤️🇪🇷
Newih edmen tienan yhabky fetari jigna haftey 🙏❤️🌹❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓርበኛ ጋል ገባር ሰይቲ ጅግና ኣደ ጅግ፡ና ንበርልና
Merhaba Gual Eri shikorna Jegna Proud of you thanks 💕🙏🇪🇷👏👍💖🌾💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🙏🇪🇷
Kibri yihabkum esike hdmona nabarit ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Waw thank jeganuna suweatna ab lebena seferkum Eritrea 🇪🇷 ❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እወ ሐቀኛ ታሪኽ ጅግና ስውእቲ ገብሪኤላ እዩ ዘለአለማዊ ዕረፍቲ ይሃባ
Hji seb amxikum
She is one of the best actress🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤ሴት ጅግና ኣደ ጅግና ❤❤❤
Mama mhret aziye zfetwa snetibebcha eya and matherzey koyna eya tsmeani ❤❤❤ Gbu.
ጽቡቅ መደብ እዩ ግን ዝያዳ ክጽብቅ ጋዜጠኛታት ዓብሊልክኖኦ ዘረባክን ኣሰልቻዊ ይኸውን ኣሎ ካብ ዕላል ናይ ጋል ገባር ናትክን ዘረባ ዓብሊሉ እንዳ የሕለፈ ሰብ ከይካታተሎ ተጠንቀቃ ምክንያቱ ልብና ሃብሂብክኖኦ ብፍላይ ራሄል anyway I am proud of you guys if you don’t mind this is my advice ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷
Wow you are amazing thanks my haro mehrat you are haro for ertera people we love so much god bless to you and to erterawe people ❤️ 🇪🇷 🙏 you are my best haro
Mama thank you for ur service, we are very happy too be Eritrean 🇪🇷🦁🇪🇷
Asey blibi dfetwa gal gebar enqae dehan mexaki 1000 amet niberi ade Eritrea kulkin adetat Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤
WOW❤ love hearing your stories❤ May God continue to bless you and your beautiful family 😍😍😍
Thank you!, for your services. መን ከም ኤርትራዊ ተጋዳላይ
❤❤❤eway ade haben adde tsenat iki edmen tenan yhabki mhretey kemeu wen kulkum abalat hdmona nberulna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ክትብለካ ምስኪነይቲ ኩሉ ነገራ ተደንግጸካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ተጋዳሊት ኣደ ጅግና ኣነ ጋል ኣለም ኢየ ዝብላ ❤ ጋል ኣለም ብጣዕሚ መሪር ሂወት የሕሊፍኪ ሕጂ ከኣ እንቃዕ ተካሓስኪ
ትሕብነካን ተኹርዓካን ያ እቲ ካልእሲ. ኣይገልጻንዩ።ብሃሊትየ ።
ራሄላ ጓል ኤረይ ለዋህ ሽኮር 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ስነጥበበኛ ኣድና ምሕረት ዕደመን ጥዕና ይሃብልና
Film tade the best film I wish you can do another similar film again 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Salih Rzkey and Aman badsha amxuelna hdmona nebarit 🇪🇷🥰
ኣየወ ጅግንነት ጀጋኑና ሰብ ድዮም ኔሮም ዩ ደብል 👍🏾👍🏾💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zereba mara bezihu adakimknea befelay rahel nkitnebie tegedidya nerki gn b wishta nebia eya ab gexa yire neru ab kexali semit seb ambeba bezkone jegna ade edmen tienan yhabki 🙏🏻 ❤
Gale gebar (Gale alem) jegena seyti jegena ade jegena edemen tenan yhabki fetari 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
Aseyyy gole gebare jegna Seyti jegna kebri alena ab lieliki edmen tienane yehabki ney rezi gena abzia shewe kemxie nirewu zeyda mexbeqe niru keyfliti adiau malite eye ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤ gal gebar,jgna,eta zfetwa flim Ade,gal alem 🇪🇷 jgna,edmen tenan yhabkum fetari
እንኳዓ ገጽኪ ራኣና። ህድሞና ኣገርህ ኣቢልክን ረዘነ ክመጽእ ኔርዎ። ብሕጂውን ተሞከሩሉ ።ገለገለ ሳሓቢ ነገራት ክትውስኽሉ ፈትኑ።
Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ make dip history the people of Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Edmen tenan yehabki jigna eritreawit🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ረዝን ኣልም🎵🎵🎵💯🏆🏆🏆👑👉👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯✅
Aseyyyyy ade rezene eya❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤eritrea❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gual gebarey shikor… lewah ade kulu ❤❤❤❤
Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina ruhus hadush ametn awudametn ygiberelina kiburat jeganu abotatatt adetatt zelekum edme yhabikum zimetkum mengisite semai yewarsikum Kibirin mogesin ni hailitatt mikilikal Eritrea🙏🙏🙏🇪🇷❤️🥰💪🏆✅️✅️✅️✅️✅️
Thank You so much Hidmona nebarit❤❤❤
ክብርቲ ስነጥበባዊት ተጋዳሊት ምሕረት ገባር(ጋል ገባር)ኣዚና ንፈትዋ ክብርቲ ሓብቲን ኣደን ሓርበኛን ገድሊ ኤርትራና እንቃዕ ብድሓን መጻእኪ
Ma favorite actress ❤❤ long life 🙏🏽
ጅግና አደ ማሐሪተ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
N tamrat yohanes mahta eba aqrubulna hdmona ❤❤❤
Mehret jigna seyti jgna ade Rezene Alem jigna hawna edmen tinan yhabki🥰🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💐💐💐💐👍
ጋል ግባር ነመግንኪ ኣምላክ ጥዕና ይሃብኪ
Tegadeleti mehiret jigna gal eri and ade Rezen Alem jigna,thank you for everything 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍🏾😍😍😍
Great show. Thank you Hidmona Entertainment ❤️🇪🇷❤️ Zelalemawi Zikri n Suwiatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jigna tegadalit gual gebar ade jigna seyti swuu jigna Alem nberi nzelealem🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gal gebar habtey edmen teenan yehabki fetari. Nikulukin ruhus hadshe amet yegberelni yegberelna ❤❤❤
JEGNA ERETRWT 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mequrat deqey xebuq serah indiken teserha zeleken
MAMMA MEHREt ketblaha neruken nekbret❤mes bezuh akbrot❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
WE PROUD OF YOUR JIGNA REZENE ALEM, MIHRETEY.
ጋል ገባር ኣምበሲት ዕድመ ይሃብኪ🎉❤
I'm so proud to be Eritrean ❣️🇪🇷❣️🇪🇷❣️
ጓል ገባር ከም ኣዴና ከም ዓባይ ሓብትና ኣዚና ንፈትዋን ነኽብራን ሓርበኛ ተጋዳሊት። ብዙሕ ተዘኩሮታት ንድሕሪት መሊሳትና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስድራኺ።
Goul Alem zfetwa tewasaeitttt🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
I'm proud of you gual gebar❤🇪🇷❤️🇪🇷
Aziyu mesati elal bitaeki des elini ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉kexiluwo Hdmona nebarit
Mama mhret shkorina edmen dehan yhabki Egziabher ❤
Mhret habtey jigna❤❤❤ edmen tnan yhabki ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Gizenesh mengs Aqrbulna dhri gual gebar❤
Edmen tnan yhabki kbrti ade dess zbl medeb ❤️❤️❤️
Aman hammed badusha Aba abtsulna
Nay behaqi aditatina eyan nerin edimen tenan yehaben ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ህድሞና ግሩም መደብ ምስ ትሕትና ከጽልዎ ነዞም ኣርካናትና ክብሪ ምሃብኩም
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 I miss you xbqiti
Mehret Wairo seyti jigna Ade Rezene Alem Jigna edmen tinan yehabki fetari ❤❤❤