Neshnesh we miss you show we was a bit busy my son Noah love u so much we didn’t watch your show for three weeks he was happy to see you today we love Hweay shoker ❤❤ my Noah is 7 years old❤
ሰላም ነሽነሽ፡ ዝገርም እዩ ኣነ'ውን እዛ ሓሰማ ንሰማይ ኣንቃዕሪራ ከም ዘይትርእይ ሕጂ በዛ መደብካ ኣቢለ ይፈልጥ ኣለኹ። ካብ መምህር ጉግል (Google source) ከም ዝረኸብኩዎ፥ እቲ ምኽንያት እቲ ኣቃውማ ናይ ክሳዶም እዩ ይብል ኣሎ፥ "Did you know, Pigs cannot look up into the sky. They cannot look at the sky: Pigs cannot look up, since the shape of their necks prevents them from making that movement.". Thank you. God bless!
xgehana shikor❤
አዝግዮ ዋይ ኣሕዋተይ ሕማቕ ተረኺቡ ካብዚ ከምዚ የድሕነና
I love your show watching you from Canada 🇨🇦
You are educating people while
Making it fun.
🙏🙏🙏
Neshnesh we miss you show we was a bit busy my son Noah love u so much we didn’t watch your show for three weeks he was happy to see you today we love Hweay shoker ❤❤ my Noah is 7 years old❤
@@mihretkidau5047 wow thank you 🙏
@@neshnesh_show ነሹ ተረዲኣትካ ድያ ክትርጉመልካ ክክክክ
ምሕረት የውርደልና ንዓይ ውን ስዓል ሒዛትኒ ኣላ ነሹ
🙏🙏🙏
Hi Neshu. weday you are a sunshine you look great .
Thank you 🙏
ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና ብጣዕሚ ሕማቅ ረኺቦም ምሕረት የውርደሎም::
ኢዋይ ኣሕዋተይ ኢትዮጵያውያን ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ነቶም ህዝቢ ከኣ ጽንዐት ይብኩም ኣሕዋተይ ኣጆኹም ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና ቡሩኻት ኩሉኹም ከኣ ናብ ኣምላኽ ንመለስ። ባይብል ነንብብ
ነሹ ሽኮር ወልፊ ኮይንካኒ ማዓልታዊ💋💋❤❤❤
ምሕረት የውረደልካ🙏
ሶዑዲ ነርካ ንሐንቲ ሳእኒ ከይትረኣየኒ😢😢
መበል ዓስራይ ብሄር ናይጀርያ ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ውጽኢት ሰደት
ማነ ትገርመኒ ግን ነሹ ኢዘን ናብ ናይጀርያ ዋላ ጻዕዳ ዝምርዓዋ ኢንድሕር ኢት ወድሓበሻ ጸሊአን ኢንተኸይደን ኩሉ ነገር ብናቶም ባህልን ልምድን ገይረን ዘየሕልፍኦ ኢት መርዓ
ኣታ ነሹ ገሊኡስ እንዳነወሐ መሰልቸው እንዳኮነ ፡እዛ ሕቶን መልሲ ሕጂ ነዊሓ
Ata Amlake ስራኤል N Hatyatna Gedifka Ba Mhretka Lakelna 😢😢😢😢😢
እዋይይይይ ሕማቅ ረኪቦም ንዝቦቱ መንግስተይ ሰማይ የዋርሶም 😢😢😢😢😢
ነሹየ ክፈትወካ እኮ love you more Always bro ♥️♥️
❤️❤️❤️❤️
ነሹ ናይ ጎልፎ ነገር አይተዘክረኒ ጓል አሞይ ነይራ አብ ስዑዲ ክትህበኒ ኢለ ኼደ ዘይሃበትና ካብኡ ባዕለይ መፂኤ 5 ገዜኤ 😂😂😂😂❤❤❤❤💙💙💙💙
😂😂😂
neshu xada
እወ አምላክ ምዚካሪካ ጽቡቅ አለካ ነሹ
Atum senat neket gedefu seb kemeseb reayu egandawe ykun kale ykun fetur edeseb kulu hade mekanu emenu kabze zelkmo kemeherkum begkum😊
ከምዚ ዓይት ባህሊ የብልናን ንድላየን ይመርዓዋ አየገድስ እዩ እቲ ዝግበር ወጻኢታት እዩ ዘገርም እዩ ክሳብ ክንደይ ዱሑራት ሙኻና የረአ🎉
Ethiopia ብ ባሕርያዊ ሓደጋን ብኩናትን አኮ ዓንያ ኣቤት ሓጥያትና ኣበይ ክርድኦም ኣምሓሩ ግን ሰጋ ጥራይ ንኸብደም ኣይጉደሎም
ኣፈቅረሃለዉ❤
I love your show watching you from Canada 🇨🇦
Hasegawa eya
Yeah bro, ya are so funny. I was waiting you when I see your video. I just feel like happy.
🙏🙏🙏
You the best very fany 💕💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
❤️❤️❤️
We love you bro .I'm always with you bro 💙💙💙🌴
🙏🙏🙏
ነሹ ሽኮር❤️💙❤️💙❤️💙❤️💙❤️💙
❤❤❤❤❤❤
መልኣከ ይምርዖ ኣደመንደላይ ድማ ኣሽንካይ ከተመርዑ መርድእ ወይ ረሳ ወዳ ኣይርርኸበትን።
ኣነ ውን ጎሲመያ ቐንየ 😊
ቕራፍ ቕራንጅ ታዓጠን።
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
shlom shlom
💙💙💙💙💙
Mhret Yewredka Ata Salam Keytehlfelna nejew Bel😂😂❤❤
😂❤❤❤
ሳዓል ጤል ይግበረልካ ነሹዋይ😂😂
❤❤❤🎉
Neshu ezi wedi haweboka key kone ayterfn eyu haqi
Neshu mexe mexe 😊😊❤❤❤
መሳኪን ህዝቢ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
ኑሹ ሓወይ ማእክላ ስራቁ ንምንእስያት ኢርትራ ኣብ በረካታት ትግራይ ኣጡፊኡ
ኑሱ ዕስለ ኢባሃሉ እታ ትርዓዎ ዘላ ካብ
ሱዊስ ኢያ ትነብር ኣብ ማርቲኒ ዝባሃል ከተማ ኢያ ትነብር ሓንቲ ካብተን ምስ ጻዓድ.ምስ ጸለምቲ ኢዩ ናብራ ሕጁ ድማ ምልኣከ ዑስለ ተባሂላ
ነሹ ሓወይ ኩሉ ግዝየ ካምሻ ምለስ የጸብቀልካ እዮ
እታ ዕልልታካ መስ እምብልታካ ዕድመካ ንመርዓ ጋለየ
😂🙏🙏🙏
👍👍👍👌
Wow kxbqlin congrats kam mayn xban yxnabrkum brukat
ናይ ትግራይ ሓሰማ ከመይ ድየን 😂😂😂ጎብየ እኳ ተዝብሉ ምሐሸ
Neshu
❤❤❤
ኣሰይ አንቃዕ ሓጎሰካ ኪፊሎም ከምኡ ንኻልኦት
ነሹዬ እታ ኣብ መእተዊ ዘላ መዝሙር ደስ እያ ትብልኒ ❤ ከምኡ እውን ብድሕሪትካ ዘላ ናይ ገጠር ገዛ😊
🙏🙏🙏
ስዓል ሐሚምካ አብ መርዓ ምሰብ ትሐዊስካ ብኸምኡ እዩ ጸባን ጅንጅቡልን ጌርካ ስተ ፈዉሲ እዩ ግን አዉዕዩ ነቲ ጸባ
🙏🙏🙏
Hasema
🎉🎉
🆙✊ነሹ🕊ነሹ መጸ መጸ!!✊🆙
🙏🙏🙏
neshu sweet❤❤❤❤
ማዕበል 🤣🤣🤣🤣
😂😂
ሰማይ ዘይርኢ እንስሳ በጊዕ እዩ
ትናይ መርዓ ሕቶ ከም ፈረንጅ እዩ ዘብለን ዘሎ ንሕቡሸይ እኳ ኣየጥዕመለንን😂
Nesheuuu
❤❤❤🎉🎉🎉😁
አምላክ ምሳና ኸሎስ ንምንታይና አሪሒቅና ንገዳም ንኸይድ
ነሽነሽ ሓሰማ ንላዕሊ ተጠሚቱ ይመውት ኢዩ።
Neshu derfi nayzn adetat eski intro gbrelna
O amlakey abetu bkfue aytetfana bebmalto tewelidom bhade malti ezgio nmeweti mengstesemay yewarsom nsdrabetom fetari edu yenbrelom
Neshuuuuuu kabziy ymharena
ሚኪ የኣማሓራይ ድዪ ታይ ኣእቲዎ እዪ እሱ??
South Sudan
ኣንታ እንታይ ና ንገብሮ ናበይ ኢየን ዝጠፍኣ ዘለዋ ዓገብ ዘይትብሉ ንሽነሽ
salem❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
Neshu hawey. Mhret yewrdelka.
🙏🙏🙏
ነሹ ንስካሲ ኣይትሕመመና ደኣ ❤ምሕረት የውርደልካ ጅንጅብል ወይ ኣረቂ ክገበረላ ኢካ😂
😂🙏🙏🙏
ኣነ ውን ሓሊመሉስ ነሹ መይቱስ ድሓር ገዘብ ነዋጻኣሉ ነርናስ ናይ ዩቱብ ገዘብ እኮ ኣለዎ ኢሎምና ብዓል ክስቶ ካኣ
ነሕና አብ ምንታይ ንረከብ አነ74ኩናት ሐድሕድ ተሰሊፈ አብ ነንሕደና ተቓትልና ክሳብ ሐጂ አብ ምቅታልንርከብ እዚ ኢና አውረስናኩም አንሕና ንረኤ ፍቐሪ እንታይ ከም ትመስል ሃገርና ነሽነሽ ወደይ
Neshnesh bizaba mot enda amahalalefkas tisihik
Nowri???
ነሸ ንሚከ ማይ ጨለት ሕፀቦ
Neshnesh Bro 😍😍
❤️❤️❤️
Xbah ka awald yehwatna kiwesduwen
Abeyenay kfal Ethiopia yu mulue ziena ba hizkalna mxae
ገሊጸዮ ለኩ ኣብ ሞንጎ እታ ቪድዮ ዘቅረብክዋ ጽሑፍ ኣሎ
ዝብኢ እዩ
እዘን ናጀርያ ዝምርዓዎ ዘለዎ ነሹ ምስወለዳ ሽዑ ክርድኤን እዩ ጋንጉል ንጋንጎል ክሐቅፉ እየን
Hagerna Thailand kitkewin eya kulu zimreawela
Kkkk ናይ ታይላንድ ፍሉይ ዩ
😢😢😢😢😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤️❤️❤️
ሰላም ነሽነሽ፡ ዝገርም እዩ ኣነ'ውን እዛ ሓሰማ ንሰማይ ኣንቃዕሪራ ከም ዘይትርእይ ሕጂ በዛ መደብካ ኣቢለ ይፈልጥ ኣለኹ። ካብ መምህር ጉግል (Google source) ከም ዝረኸብኩዎ፥ እቲ ምኽንያት እቲ ኣቃውማ ናይ ክሳዶም እዩ ይብል ኣሎ፥ "Did you know, Pigs cannot look up into the sky. They cannot look at the sky: Pigs cannot look up, since the shape of their necks prevents them from making that movement.". Thank you. God bless!
🙏🙏🙏
ነሹ ኣብ ሆላንድ ኮለኻ ዱኣ ቀይሕካ ኔርካ ጀርመን ምስ ተመለስካ ጸሊምካ ክክክ
😂😂
💫💥👌🏻💪👮♂️
ፍውሲ ሳዓል ጸባቆልቃል ኢዮ።
❤️❤️❤️
ነሽነሽ ቀጻሊ እየ ንግሆ ተስኤ መደብካ ዝካታተሎ ግን ለማዕልቲ ንእሽተይ ሓዘን ኣርዲእካኒ ሓንቲ ቤተሰበይ ኣብ ኬንየ ኔራ ስ ናብ ኬናዊ ተመሪዓ ኣብዚ መደብካ ርኤያ ሕማቅ ተሰሚዒኒ ይቅረታ ሕተተኒ
ውይ ይቅሬታ ክክክ ዝኮነ ዕድመ ዘይሰደዱልካ ግዳ
እንታይ ሽግር ኣለዎ እሞ ቁሩብ እቲ ሓንጎልኩም ክፈትዎ።
ጅኑብ እዩ
Atn deqey etom tsbuqat shdenat warsay entay mskonkun eikn nab kale tkeda zelekn tsbah ketaesekn eyu kabahlkn trhqa alekn mhret yewrdelkn
begie eyu
🤣🤣🤣🤣 eza derfie dea tewaxakum eya ni Nay Europe zelekum.
ነሹ መርየት ሃሚሙ(ይሃምም) ንታሕቲ።
✅
Weze blae sega yhwatu embear mendelay elu zakebo genzebse memtaweu koynu gezka endeyu
Eritrwi eyu
😂😂😂😂😂😂yahooo neshnesh
Maebel hijis alagixka wedika malet du kkkk emo baesin xlien xbuk tekoynu hazilka eru eru eru belo 😂😂😂
Asa eyu
🎉Neshu yseuiaka aye klu shai
❤️❤️
ዙርያ ተኸዲነ ሰዓት ዘይብለይ እንታይ ከዓብሰለይ😂
Tezareb tegraway 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😊
Anta nska ke meas ika ktmreo ztemerawu tray kethlf