ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዶክተር ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ንህዝብና ኢልኪ እሞ ናይ ጥዕና ባዓልሙያ ኾይንኪ ዝገበርክዬ እጃም እብ ታሪኽና ብቀይሕ ቀለም ክፅሐፍ ይግብኦ እየ ዝብል እሞ እስኪ እዚ ሐሳብ እትቅበልዎ ላይክ ግበሩ ደቂ ዐደይ
አስፋው ጀብጀብ ስላየሁህ በጣም ደስ ብሎኛል አድናቂህ ነኝ
Brilliant couples.. God bless you!!!
Thank you Asfaw, Dr Mulu, Solomon and DW. I enjoyed it and learned a lot. Amazing work.
አውርስ the best & my favorite song🙏
Amazing familes and so sol the greatest gorenalist
❤❤❤ ጀግና ወዲ ትግራይ 🎉🎉
እውይ አስፋው ጀብጀብ ስለ ዝረአኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ይመቸካ
You guys are lovely; Specially our sister, Dr. Mulu.
ኣነ ብጣዕሚ ዝገርም ልምዲ ኢየ ዘካፍለኩም። ኣስፋይ ኣብ TV ኢየ ዝፎልጦ ኢየ ነይረ። ሓደ ግዜ ኣብ ኣድስ ኣበባ ባስ ተራ ንትግራይ ክኸይድ በይነይ ነይረ ።ተጨንቀ ኢናሃለኹ መፅኡ ኣስፋይ ባስን ትከትን ኣታሓሕዘ ቦታይ ኢዘ ክጓዓዝ ኣኽእሉኒ ካብ ናይ ማርካቶ ለያቡ ኣድሕኑኒ ።ኣብ ኣመርካ ተራኽብና ነግረዮ ።ጡዑም ሰብ ኢዩ።
ኣስፋው ቅኑዕ ልቦናኻን ሓልዮትካን ሪኡ ፈጣሪ ኣብ ትኽክለኛን እዝውቲን ሰብ ኣውዲቑካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኣስፋው ካብ ብቆልዓይ ጀሚረ ክሻብ ሀዚ ዝፈትዎን ዘድቖን ግን ስብእንኡ ተዝፈልጦ ኢለ ዝምነዮ ዝነበርኩ እዩ፤ ካብ ስራሕ መፅየ ምስ ድኻመይ ክልቲኡ ኽፋል ወግዒ ሰሚዐዮ ❤
Great couples. Thanks for your service
በትከከል ኪብር ይግቦዕም❤❤❤❤❤❤
አስፋው እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዙአርከይ፡፡
Genuine and great couple.
We love ❤️ ❤you beautiful people 🙏🙏🙏😘😘😘😘😘😘😘
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሉ ኩሪዕናልኩም እንካዕ ናትና ኮንኩም❤❤❤❤
ደስ ስትሉ ተባረኩ።❤🙏
Assfaw jebjeb hero ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ባዓልቲ ቤትካ ኩሉ ዲያስፖራ ከማኹም ክሓስብ ኣለዎ 🥰🥰
ኣስፋው ብጣዕሚ እየ ዘድንቅከካ ብጣዕሚ እየ ክዓ ዝፈትወካ ❤❤❤
ጀግና ወዲ ትግራይ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Asfaw , Mulu well came bak home .Thank you Selemon Jornalest.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ድምፂ ወያነ ክብረት ይሀብኩም።አስፋው ጀብጀብ ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶክተር ሙሉ አቅሪብኩም ሓሳበሙን ተሞክሩኦምን ብገፊሑ ክነግሩና ናብ ሚዲያኩም ስለ ዘቅረብኩሙዎም ደጊመ አመስግነኩም።አነ ደርፍታት አስፋው ጀብጀብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ብፍላይ ድማ አውርስን አለናን ዝብላ ዜማታት ሰሚዐ አይፀግበንን።ድምፃዊ አስፋው ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶክተር ሙሉ ንመጀመሪያ ጊዜ 2017 ፌስቲቫል ትግራይ ከተማ ላስቤጋስ ምስከድኩ አብ ገዛ ሓውና ተክላይ ገብሩ ኩላትና ድሕሪ እቲ ፌስቲቫል ምሳሕ ተዓዲምና ምስከድና ተራኪብና ነይርና ብዙሕ አፍልጦ ስለዘይነበረና ግና አየዕለልናን።አስፋው ሓንደፍ ኢሉ ዘይዛረብ ፍለጡኒ ፍለጡኒ ዘይብል ሱቅተኛ ሰብ ኮይኑ ምስ ዶክተር ሙሉ ተመሳሳሊ ባህርያት ከምዘለዎም እየ ተዓዚበ። አስፋው ዓርሰ እምነት ዘለዎ ለባም መስተውዓላይ ድምፃዊ ብሙኻኑ አብ ሚዲያ አቅርቡኒ ክፍለጥ ዝብል ሰብ ዘይሙኻኒ ምርዳእ ይከአል እዩ ኮይኑ ግና ሕልፍ ሕልፍ ኢሉ ናብ ሚዲያ ምቅራብ አድላያይ እዩ።ሎሚ አብ ድምፂ ወያነ ቀሪቡ ተዘይዛረብ ነይሩ እዙ ኩሉ ቁምነገራቱ ብከመይ ክንፈልጥ ንክእል? ኒ ድምፃዊ አስፋው ጀብጀብን ዶክተር ሙሉን ዘለኒ ክብሪ እናገለፅኩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ሂቡ ብሰላምን ፍቅርን ክትነብሩ እምነየልኩም አለኩ። አብ መወዳእታ ቀልዲ መሰልቲ ነገራት ሸው ከብለልኩም> እቲ ናይ ሓዳርኩም አጋጣሚ ፅቡቅ እዩ።ሻላ ዶክተሩ ሙሉ ጥዒና አስፋው ውሑስ እዩ። ሻላ ዜማታት አስፋው ድማ አእምሮ ዶክተር ሙሉ ኩሉ ጊዜ ምስተሓደሰ እዩ። >>ሕቶ መሳሊት ቀልዲ >>ዶክተር ትግሪኛ ፅሑፋተይ ናይ ፊደላት ምትዕርራይ ክገብረለይ ንብዙሕ ጊዜ ንአስፋው እእልሾ ነይረ ዝበልክያ ንፊደላት ምትዕርራይ ወይስ ዘልአለማዊ ሂወት ንምንዳይ? በቲይ በለ በዙይ ምቅርቲ ሂወትከም ሰሚራ አላ እንኻዕ ደስ በለኩም።
ስብአይን ሰበይትን ብጣዕሚ ጀጋኑ ሙሩፃት ተጋሩ ኢኹም ነመስግነኩም
VIVi TDF❤❤❤❤❤❤❤❤
እኔ ትግርኛ እስማለው አስፋው ጀብጅብን የመስለ ዘፋኝ በትግራይ የለም !!
♥️♥️
❤❤ትግራይ 💯💯💯🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝🤝✅️✅️✅️🇻🇳🇻🇳🇻🇳💯💯💯🤲🤲🤲🌹🌹🌹
እዛ ሰበይቲ ገን ካብ ካልእ ወሊዳ ድያ ምሱኡ ትነብር ዘላ ንሱ ከ ውላድ ኣለዎ ድዩ
Niberulna atahasasbakum fluy yu
ዘፍትው ደረፉ ኣለኪ ዶ ኣለኪ ዝብለ
ወይ ትምክሕቲ ተጋሩ ሕጂ ቁሩብ ሰላም ረኪቦምስ ፅጋቦም ከኣ ምፃር ሲኢኖም ፈከራን ትምክሕቲን ሰኪሮም
ይርዳአካ ለማን ዓስካር ተጋሩ ጀጋኑ ኮይኖም ዓዶም አትዮም ተቃሊሶም ከማካትኩም አይኮኑን ተጋሩ 💪💪💪💪💪❤❤ጀጋኑ
ጉሐፍ ሞዶሽቶ
❤❤❤❤❤❤❤
ዶክተር ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ንህዝብና ኢልኪ እሞ ናይ ጥዕና ባዓልሙያ ኾይንኪ ዝገበርክዬ እጃም እብ ታሪኽና ብቀይሕ ቀለም ክፅሐፍ ይግብኦ እየ ዝብል እሞ እስኪ እዚ ሐሳብ እትቅበልዎ ላይክ ግበሩ ደቂ ዐደይ
አስፋው ጀብጀብ ስላየሁህ በጣም ደስ ብሎኛል አድናቂህ ነኝ
Brilliant couples.. God bless you!!!
Thank you Asfaw, Dr Mulu, Solomon and DW. I enjoyed it and learned a lot. Amazing work.
አውርስ the best & my favorite song🙏
Amazing familes and so sol the greatest gorenalist
❤❤❤ ጀግና ወዲ ትግራይ 🎉🎉
እውይ አስፋው ጀብጀብ ስለ ዝረአኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ይመቸካ
You guys are lovely; Specially our sister, Dr. Mulu.
ኣነ ብጣዕሚ ዝገርም ልምዲ ኢየ ዘካፍለኩም። ኣስፋይ ኣብ TV ኢየ ዝፎልጦ ኢየ ነይረ። ሓደ ግዜ ኣብ ኣድስ ኣበባ ባስ ተራ ንትግራይ ክኸይድ በይነይ ነይረ ።ተጨንቀ ኢናሃለኹ መፅኡ ኣስፋይ ባስን ትከትን ኣታሓሕዘ ቦታይ ኢዘ ክጓዓዝ ኣኽእሉኒ ካብ ናይ ማርካቶ ለያቡ ኣድሕኑኒ ።ኣብ ኣመርካ ተራኽብና ነግረዮ ።ጡዑም ሰብ ኢዩ።
ኣስፋው ቅኑዕ ልቦናኻን ሓልዮትካን ሪኡ ፈጣሪ ኣብ ትኽክለኛን እዝውቲን ሰብ ኣውዲቑካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኣስፋው ካብ ብቆልዓይ ጀሚረ ክሻብ ሀዚ ዝፈትዎን ዘድቖን ግን ስብእንኡ ተዝፈልጦ ኢለ ዝምነዮ ዝነበርኩ እዩ፤ ካብ ስራሕ መፅየ ምስ ድኻመይ ክልቲኡ ኽፋል ወግዒ ሰሚዐዮ ❤
Great couples. Thanks for your service
በትከከል ኪብር ይግቦዕም❤❤❤❤❤❤
አስፋው እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዙአርከይ፡፡
Genuine and great couple.
We love ❤️ ❤you beautiful people 🙏🙏🙏😘😘😘😘😘😘😘
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሉ ኩሪዕናልኩም እንካዕ ናትና ኮንኩም❤❤❤❤
ደስ ስትሉ ተባረኩ።❤🙏
Assfaw jebjeb hero ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ባዓልቲ ቤትካ ኩሉ ዲያስፖራ ከማኹም ክሓስብ ኣለዎ 🥰🥰
ኣስፋው ብጣዕሚ እየ ዘድንቅከካ ብጣዕሚ እየ ክዓ ዝፈትወካ ❤❤❤
ጀግና ወዲ ትግራይ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Asfaw , Mulu well came bak home .Thank you Selemon Jornalest.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ድምፂ ወያነ ክብረት ይሀብኩም።አስፋው ጀብጀብ ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶክተር ሙሉ አቅሪብኩም ሓሳበሙን ተሞክሩኦምን ብገፊሑ ክነግሩና ናብ ሚዲያኩም ስለ ዘቅረብኩሙዎም ደጊመ አመስግነኩም።አነ ደርፍታት አስፋው ጀብጀብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ብፍላይ ድማ አውርስን አለናን ዝብላ ዜማታት ሰሚዐ አይፀግበንን።ድምፃዊ አስፋው ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶክተር ሙሉ ንመጀመሪያ ጊዜ 2017 ፌስቲቫል ትግራይ ከተማ ላስቤጋስ ምስከድኩ አብ ገዛ ሓውና ተክላይ ገብሩ ኩላትና ድሕሪ እቲ ፌስቲቫል ምሳሕ ተዓዲምና ምስከድና ተራኪብና ነይርና ብዙሕ አፍልጦ ስለዘይነበረና ግና አየዕለልናን።አስፋው ሓንደፍ ኢሉ ዘይዛረብ ፍለጡኒ ፍለጡኒ ዘይብል ሱቅተኛ ሰብ ኮይኑ ምስ ዶክተር ሙሉ ተመሳሳሊ ባህርያት ከምዘለዎም እየ ተዓዚበ።
አስፋው ዓርሰ እምነት ዘለዎ ለባም መስተውዓላይ ድምፃዊ ብሙኻኑ አብ ሚዲያ አቅርቡኒ ክፍለጥ ዝብል ሰብ ዘይሙኻኒ ምርዳእ ይከአል እዩ ኮይኑ ግና ሕልፍ ሕልፍ ኢሉ ናብ ሚዲያ ምቅራብ አድላያይ እዩ።ሎሚ አብ ድምፂ ወያነ ቀሪቡ ተዘይዛረብ ነይሩ እዙ ኩሉ ቁምነገራቱ ብከመይ ክንፈልጥ ንክእል?
ኒ ድምፃዊ አስፋው ጀብጀብን ዶክተር ሙሉን ዘለኒ ክብሪ እናገለፅኩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ሂቡ ብሰላምን ፍቅርን ክትነብሩ እምነየልኩም አለኩ።
አብ መወዳእታ ቀልዲ መሰልቲ ነገራት ሸው ከብለልኩም> እቲ ናይ ሓዳርኩም አጋጣሚ ፅቡቅ እዩ።ሻላ ዶክተሩ ሙሉ ጥዒና አስፋው ውሑስ እዩ።
ሻላ ዜማታት አስፋው ድማ አእምሮ ዶክተር ሙሉ ኩሉ ጊዜ ምስተሓደሰ እዩ።
>>ሕቶ መሳሊት ቀልዲ >>ዶክተር ትግሪኛ ፅሑፋተይ ናይ ፊደላት ምትዕርራይ ክገብረለይ ንብዙሕ ጊዜ ንአስፋው እእልሾ ነይረ ዝበልክያ ንፊደላት ምትዕርራይ ወይስ ዘልአለማዊ ሂወት ንምንዳይ? በቲይ በለ በዙይ ምቅርቲ ሂወትከም ሰሚራ አላ እንኻዕ ደስ በለኩም።