You guys have a very special place in every Eritran family for doing this incredible job!!please don’t lessen to those don’t care about their own brothers and sisters pains.God bless you all 🙏🏾
Oww betami des zebal discussion Abba with hawy George amelak tina yehabkum enbar ezi eu hakena xelam tarek eritrawenat RSA yehwatena kenhate xeynkale sebat!!!
You guys have a very special place in every Eritran family for doing this incredible job!!please don’t lessen to those don’t care about their own brothers and sisters pains.God bless you all 🙏🏾
Oww betami des zebal discussion Abba with hawy George amelak tina yehabkum enbar ezi eu hakena xelam tarek eritrawenat RSA yehwatena kenhate xeynkale sebat!!!
እሞ ሕጂድአ ሆምለስ ኮንካ ትኽውን ሰራሕ ተሳኢኑ
Aba Mussie Bhaki Gebari Senay u. Ab Thti Fetari Abti Tsbibna Znebere Maekelay Bahri Telefo Ab Zdewelnalu Ewan Ab Hagere Swiz u Nieru. Nab Hiwet Adhn Hayli Bahri Italy B,mdwal Ab Ztewesene Satat Kem Zreduna Zgebere Bruk Sebay Kabtom Abza Mdri B,hiwet N,kenktsel Ab Thti Goyta Zreduena Seb u.Goyta Ybarkum Aba Mussie.
እቲ ህግደፍ ዝሐተቶ ንዘጋታቱ ክወስድ ፍቃድ ከምዝሐተተ እንታይ ኮንኩም ዘይገለጽኩሞ
ስ ራ ሕ የብልኩምን ሕጂ
እሞ እቲ ናይ አውስትርያ ፕራይምሚንስተር 40% ኢትዮጲያውያን እዮም ዝበሎ ሐቂ ድዩ ሐሶት
Ab Adu kulu seb kemznebr gberu dege zwese entay rekibu bejakum bjeka wurdetn motn
ምስ ህዝብና ዕረቀና እዮም ኢሎሞ መስለኒ ን ኤልሳ ጭሩም አምጺእዋ ሕጂ ድማ ንአባ ሙሴ ወያነ ሞይታ ሕጂ መእተው ዓዲ የጣጥሑ አለዉ
Never they will never ever seen Eritrea
ተጋሩ ኢትዮጲያውያን ከ ነሮሞም ዶ
Entay anet resi eu zelka bexay bejake esk tetakmlu resi enta halika hasema
ሐሳዊ ሙዃንካ ፈሊጦም
George weyane kur kur
ካቡድ መታዓርቂ ኮይኑ አሎ
እስኹም ዓበይቲ ሰባትስ ኣብ መድያ ናይ'ዚ ኩሉ ዝኣበዮ ትቐርቡ!
ናይ አውስትርያ ፕሪይም ሚኒስተር 40%ኢትዮጲያውያን እዮም ኢሉ ነሩ ከይትርስዕ
" ግዜ ዳኛ እዩ
ንህዝቢ ን ንመንግስቲ ኤርትራ ቀደም ምስዓር ዘይካኣል እንተኔሩ ሎሚ ዘይሕሰብ እዩ
⚖️🇪🇷☪️🐪✝️🇪🇷⚖️
መቸም ሃገርና ንምውዳቕ ካብ ጥፉሻት ሳባት ጀሚርካ ክሳብ ዓበይቲ መንግስትታትን ናይ ዓለምና ጸለውትን ፉሉጣትን ሰባት ከምኡ'ውን ዓበይቲ መራኸቢታትን ንኤርትራ ንምድኻም ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ዘይተሰርሐን ዘይተዘርበን ዳርጋ የለን።
ካብቲ ኣገራሚ ድማ ኩሎም ግብረሽበራ፡ተጋሩ ኢትዮጴውያን፡ኤርትራውነት ዘይኣምኑ ግን ናይ ኤርትራ መንነትን ዜግነትን ዝሓዙ ንኤርትራውነት ኣፍሪስካ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሰርሑ ዝደልዩ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራ ኢና ዝብሉ ምዃኖም ኣገራሚ ይገብሮ። ስለዚ ኤርትራዊ ኣይትገራህ ብጎራሓት ከይትብላዕ ፍልልያትካ ወጊድ ብምባል ብስምካን ሃገርካን ኣብ ፍልልያትካ ሰፊሮም ክሰርሑ ዝደልዩን ዝጸንሑን ክትነቐሐሎም ይግባእ።
ሕጂ ኸኣ ስራሕ ዝሰኣነት ፈላሲት ቆቢዓ ቐዲዳ ትሰፊ ንህዝቢ ንመንግስቲ ኤርትራ ምድንጋር ስለዘይካኣል ኣብ ስዓቱን ግዚኡን ኩሉ ሓቀኛን ታሪኽ ናኩሉ ከዳዕ ወንጀለኛ ተመዝጊቡን ተሰኒዱ ተቐሚጡ ስለዘሎ ኩሉ ንግዜ ንግደፎ ።
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማኣቲ
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪🇪🇷
ጠላማት ድኣ ንስኻትኩም እንዳኣልኩም ህግደፋ መንእሰይ ኣብ ሃገሩ ከይማሃር ከይሰርሕ ከይመራመር ከይሕንቅቕ እታ ዝፈትዋ ሃገሩ ገዲፊ ከም ዝስደድ ዝገበርኩም ደቂ ስዋኣት ክስደድ ደቂ ኣንስትዬ ክኣ ክምንዝራ ዝገበርኩም ንስኹም አኹም ሓርበኛታትና ከም ዝእሰሩ ገርኩም ብዓቢኡ ክኣ ሃገርና ኣባዲነኩማ መወራዘይ ማንም ገርኩማ ሃገርና ግን ናብ ንቡር ክትምለስ እያ ውድቀት ንህግደፍ ሰላምን ራህዋን ክኣ ን ለዋህ ህዝብና
ኣታ ናብዚ ጎምጻጽ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም ትመጹ
So sad priest in politics you are not angel
Sele Eti Ab Adi Guana Zelo Hezbom Af Sele Zekonu Si Politica Eikeyo . Mehret Yewredelki
ሐንቲ ነገር አላ አገዳሲት ንሐሶት አባ ሙሴ አብቲ ናይ ላምባዱሳ ዘጋጠመ ኩሎም ኤርትትራውያን አይኮኑን ንስኻ ድማ ህግደፍ ንረሳታት አይወስድን ኢሉ ኢልካ፡ሐሲኻ ህግደፍ ዝበለ ኩሎም ኤርትርትራውያን ስለ ዘይኮኑ እቶም ኤርትራውያን ብዲኤን አይ ወይ ዝፈልጦም ሰብ ተለሊዮም ይነገሩና ክንወሰዶም እንተዘይኮኑ ኩሎም ካብ ማዕራብ አፍሪቃ ስለ ዝኾኑ ንኹሎም አይንወስዶምን ከም ዝበለ ትፈልጥ ኦኻ አታ ሐሳዊ ንምንታይ እቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ተፈልዮም ዘይተዋህቡ ንፖሎቲካ ክትጥቀመሉ ግን መንግስቲ ኤርትራ ዘጋታቱ ምቅባል አብዩ ኢልካ
ብዛዕባ ሬሳ ናይቶም ኣብ ዓዲ ጋና ዝሞቱ ኤርትራውያን ይትረፍ እሞ: ሬሳ ናይቶም ኣብ እስርቤታት ኤርትራ ዝሞቱ ኤርትራውያን: ሬሰኦም ንስድረኦም ክህቦም ንጎይታኻ ኢሰያስ ተዛረቦ ዝሰምዓካ እንተኾይኑ።
@@senaitnegasi7584 ብአአቶም ዝግድሶ የለን
@@tesfaldetabraha4109 Entay Koynu Zeygdesena Jeganu Zegatatna Endeyom
Srah yeblkomn hgi
Aeye hesot
አቦይ ቐሺ እዚ ትካፈሉዎ ዘሎኹም ነይ ፖለቲካ ጉዳይ ንዓኹም ስለዘይጥዕመልኩም ናይቤተክርስትያንኩም እንተአካየድኩም ዝሐሸ ኾይኑ ይስምዓኒ
ደገፍቲ ህግደፍ: We will never forget your TV's speech, "ዘይሕጋውያን ኣፍሪቓውያን ስደተኛታት።" ንስኻትኩም'ውን ተሓተትቲ ኢኹም።
እዋይ፡ኣቦይ፡መዓረይ፡እንታይ፡ደኣ፡ትሰርሑ፡ኣሎኹም???????