ሰረተ - ምስጢረ - ስላሴ! 'ተቀደሱ ስሉስ ቅዱስ፡ ሕበሩና ሕቶ ምሕታት እውን ይከኣል እዩ፡ ብሰላም ምጽኡ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 42

  • @fnantsegay9842
    @fnantsegay9842 4 ปีที่แล้ว

    Tebareku neju shikor boyta azina nefkireki bless more paster dani tebarekelna

  • @bereketeyob8533
    @bereketeyob8533 4 ปีที่แล้ว

    Love you nejat haftey GBU and pastor dani

  • @hannametach4833
    @hannametach4833 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen bless you

  • @hagerukubay864
    @hagerukubay864 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww xeguu memelisu yebzhalka

  • @medhaniebuzuamlak2333
    @medhaniebuzuamlak2333 5 ปีที่แล้ว

    Thank u neju bless you

  • @theshieldofh.a.k4158
    @theshieldofh.a.k4158 6 ปีที่แล้ว +1

    Neju geta yebrkeume
    God bless you

  • @sabaabraha5381
    @sabaabraha5381 5 ปีที่แล้ว

    Nexuri tmhrti amilk ybarkum

  • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ
    @እመእግዚኣብሔርምስሌነ 5 ปีที่แล้ว +4

    ንስካ ተስፋ ኣለካ ቁሩብ መሰረት ገዲፍካ ቀሪብቃ ሓቀኛ ትምህርቲ ኦርቶዶክስ ከተመሓላልፍ የዒንትካ ኣብሪሃ ልብካ ከፊታ ቅድስት ድንግል ማርያ ናብታ ጥንታዊት መሰረታዊትን ኦርቶዶክ ትምለስካ ትምለስኩም

  • @wediasmara6439
    @wediasmara6439 6 ปีที่แล้ว

    Laelaha elelah mahaned resurulah beli keymotki ከለኺ

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 4 ปีที่แล้ว

    ዓይኒ ከለዎም ኣይርእዩን
    ልቢ እንከለዎም ኣየስተውዕሉን
    እዝኒ ከለዎም ብእዝነ መንፈስ ኣይሰምዑን
    እቲ ዘሕዝን ሰብ ናቱ ፍርዲ ካብ ክቕበል ባህርያዊ "ዩ ሰባት ሒዝኩም ብምጥፍእኩም ጌጋ
    ካብ ኣምላኽ ዝወጸ ቃል ዘይኮነ ካብ ሰይጣን ሕማቕ ሓሳብ ።
    ከፍረደኩም ምዃኑ ፍለጥዎ
    ድንግል ማርያም ኣደ ኣምላኽ እንተደኣ ኮይና
    መን ኢዩ
    ከመይ ዝበለ ወዲኣዳም ኢዩ ዝደፍራ
    ኣየ ድፍረት ኣምላኽ ይቕረ ይበለልኩም
    ቅድሚ ምጽናሳ ድንግል
    ኣብ ግዜ ጎይታ ምውላዳ ድንግል
    ንሳ ኣደን ድንግልን ንዘለኣለም ድንግል
    እሞ ናይ ነብይ ሕዝቅኤል ናበይ ከተብልዎ
    ብመንፈስ ቅዱስ ራእዩ ዝተዛረበ ዝገለጸ።
    ህዝቅኤል 44 (Ezekiel)
    2፤ እግዚኣብሄር ድማ በለኒ፣ እዛ ደገ እዚኣ ዕጽውቲ ትኹን፣ ኣይትከፈት፣ ሰብውን ኣይእተዋ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ኣትዩላ እዩ እሞ፣ ስለዚ ብዕጽውታ ትንበር።
    ምሳሌ ናይ ቤተ መቕደስ ኣይኮነን
    ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን
    ኣደ ኣምላኽ ኣደ ብርሃን
    ትሕቲ ፈጣሪ ልዕል ዘበለት ካብ ፍጡራን።

  • @jesusisgod2817
    @jesusisgod2817 6 ปีที่แล้ว +3

    ኢሳይያስ 9 (Isaiah)
    6፤ ሕጻን ተወሊዱልና፡ ወዲ ተውሂብና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩም፡ መካር፡ ብርቱዕ ኣምላኽ፡ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪስመ እዩ።ኤፌሶን 4 (Ephesians)
    4፤ ከምቲ ብሓንቲ ተስፋ ጽውዓኹም እተጸዋዕኩም ድማ፡ ሓደ ስጋን ሓደ መንፈስን እዩ፡
    5፤ ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡
    6፤ እቲ ልዕሊ ዅሉን ብዅሉን ኣብ ኵሉን ዘሎ ሓደ ኣምላኽን ኣቦ ዅሉን ንሱ እዩ።

  • @omersalih812
    @omersalih812 6 ปีที่แล้ว

    Krestos kedhnekum mexiu emo amalk xelati alewo mallet u kab men u kdhnekum Mex u amlak selam do aykonen mes yehud entay basi neruwo n mentayke asaqiyomo ezi ab libi Seb z atu aykonen

  • @GudusSeb
    @GudusSeb 4 ปีที่แล้ว +1

    ሻሎም ፓስተር ዳኒኤል : ስለ ፍልጠትካን ጉስነትካን ክብሪ ንጎይታ ይኹን።
    ንዓኻ’ውን ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ።
    ብዛዕባ ጽላሎት(Type) ናይ የሱስ ኢልካ ጠቂስካ ኔርካ። ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ብዛዕባ ናይ ማርያም ጽላሎት’ውን ከምኡ እንተትምህረና ሓጋዚ ምኾነ ይብል። ከመይ ቃል-ኣምላክ ከነንብብ ከሎና ፡ ንትሕዝቶን ሓድነትን መላእ ቅዱስ መጽሓፍ ኣብ ግምት ዘእተወ ዓይነት ኣተራጉማ ምስ እንጥቀም ጥራሕ’ዩ ናብቲ ሓቂ ክንበጽሕ ንኽእል። ናትካ ኣተራጉማ ከኣ ነዚ ነገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብፍልጠት ሃብታም ኮይኑ ረኺበዮ።
    ኣብነት:- “ታቦት ኪዳን” (Ark of the Covenant) : እታ ኣብ ዘፍጥረት 3:15 ተጠቂሳ ዘላ "ሰበይቲ”: ናይ ማርያም ጽላሎት ሙኻኑ ዝሕብር ኣብነት ኣብዚ Link (adey.netlify.app/) ከነንብብ ንኽእል። ጎይታ የሱስ ኣገልግሎትካን ዘመን ሕይወትካን ይባርኽ።
    adey.netlify.app/

  • @hannaghirme3420
    @hannaghirme3420 6 ปีที่แล้ว +1

    goytanan medhaninan eyesus kerstos kab semaye semayat weridu ab adena kedesti mariam hadiru kab segea sega kab nebsa nebsi wesidu fesum seb fesum amlak koinu mienti hatyatna ab meskel tesekilu moitu ab salsti tensiuo nab semayat arigu dagmay kefered kemesie iyu.orthodox tewahdo ezi iya temehrena .esekatkum atum amenti bente zekonkum aytegeremu neti haki astewielkum teredewo sek ilkum yesua goita iyu teray mebal aytefletu yesus goita mukanu neamen ewe nay zelalem goita .

  • @hiwetyesus4725
    @hiwetyesus4725 6 ปีที่แล้ว +1

    Goyta ms tekebelna
    Eti kal kem zelewo
    Entenkebelo yhshena
    Mknyatu
    NGoyta mkbal
    Malet nkalu mkbal malet eu slezi.
    Ab kal Amlak mktae
    Yelen
    Dem do
    Axmi do
    Jmat do
    Angue do
    Aynbel
    Goyta kab dnghil
    Mariyam tewelidu
    Twdae

  • @wegahtagebrehiwet9751
    @wegahtagebrehiwet9751 6 ปีที่แล้ว

    Amlak bsiga mote b melokotu dima tensia.eti kab kidisti dingil mariam zitewahahado mowati tsemaei dekami sga mote biamlakinetu diama hyaw kone.

  • @hiwetyesus4725
    @hiwetyesus4725 6 ปีที่แล้ว

    Seytan kulu gize
    Eyesus Amlak
    Aykonen nkebl
    Zftnom eu
    Slezi nhna azina
    Knxli alena
    Eyesus Amlak mkanu Goyta
    Kredom ezi
    Menfes kudus
    Entezey gelixulka
    Kurub keykebdom

  • @kudusanmeles6182
    @kudusanmeles6182 6 ปีที่แล้ว +1

    Hade akal

  • @solomonnaod198
    @solomonnaod198 3 ปีที่แล้ว

    1444444444444444444

  • @kudusanmeles6182
    @kudusanmeles6182 6 ปีที่แล้ว

    Gega melekt aytemehalalfu kum u ay können emnet only Jesse emnet

  • @omersalih812
    @omersalih812 6 ปีที่แล้ว +1

    Xinah ata weyal hasawi

  • @senaittetemke2810
    @senaittetemke2810 5 ปีที่แล้ว

    Kemey geyru ab siol ewun aleku yibilena alo pastor Daneal ygerm eyu geta ab siol yhilu???

  • @wegahtagebrehiwet9751
    @wegahtagebrehiwet9751 6 ปีที่แล้ว +1

    Nejat ab orthodox betekristyan kediki temahari .bminim teamir kitmihri aytkielin eki metsihaf kudus ayezizin eyou .gin temahari please eyesus kriston fkiri eyou

  • @kudusanmeles6182
    @kudusanmeles6182 6 ปีที่แล้ว

    Neat krekbeki telphonki sedely

  • @kudusanmeles6182
    @kudusanmeles6182 6 ปีที่แล้ว

    Please Telephon ki sdedeley negat

  • @berekettesfaldet3716
    @berekettesfaldet3716 5 ปีที่แล้ว

    ኣደ ኣምላኽ ዲሕሪ ጎይታ የሱስ ወሊዳ ዲያ ወስ እንታይ ብመስረት መጽሓፍ

    • @ermijesus4493
      @ermijesus4493 5 ปีที่แล้ว

      ማቴዎስ 12 (Matthew)
      46፤ ገና ነቶም ህዝቢ ኺነግሮም ከሎ፡ እንሆ ኣዲኡን ኣሕዋቱን ኪዛረብዎ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው በሉ።
      47፤ ሓደ ኸኣ፡ እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪዛረቡኻ ደልዮም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ፡ በሎ።
      48፤ ንሱ ግና ነቲ ዝነገሮ፡ ኣደይ መን እያ፧ ኣሕዋተይሲ እንመን እዮም፧ ኢሉ መለሰሉ።
      49-50፤ ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ዘበለ ዅሉ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ፡ ኢሉ ኢዱ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ዘርጊሑ፡ ኣደይን ኣሕዋተይንሲ እነዉ፡ በለ።

    • @ermijesus4493
      @ermijesus4493 5 ปีที่แล้ว

      ማቴዎስ 13 (Matthew)
      54-56፤ ናብ ዓዱ መጺኡ ኸኣ፡ እዚ ጥበብዚ፡ እዚ ሓይሊ እዚኸ ኻበይ ረኸቦ፡ እዝስ ወዲ እቲ ጸራቢ ደይኰነን፡ ኣዲኡስ ማርያም እትበሀል ደይኰነትን፧ ኣሕዋቱስ ያእቆብ፡ ዮሴፍ፡ ስምኦን፡ ይሁዳ ደይኰኑን፧ ኣሓቱ ዅላተንሲ ምሳናዶ ኣየለዋን፧ እዚ ዅሉ ደኣ ኻበይ ተዋህቦ፧ ኢሎም ክሳዕ ዚግረሙ፡ ኣብ ቤት ጸሎቶም መሀሮም።

  • @wediasmara6439
    @wediasmara6439 6 ปีที่แล้ว

    ንስክስ ከመይ ጌርኪ eki ኣስላመይቲ neyre ትብል ሺም ጥራይ አኮ ሒዝኪ
    Zemiki welidki

  • @omersalih812
    @omersalih812 6 ปีที่แล้ว

    Amlak n mentay seytan fetiru seytanke entay bedilu xelae gerkumo amlak do aykonen fetiruwo ???

  • @mebrahtutumezgi4664
    @mebrahtutumezgi4664 6 ปีที่แล้ว

    Ati zeytgdfina Sek endo beli Neski wala hade aytfeltin eki Nekedim Temahri Bezaba Orthodox Tewahdo alelki hade Neger ko kaytelali ok

    • @theworldbreath620
      @theworldbreath620 6 ปีที่แล้ว

      ezi bezaba haymanot aykonen berok hawey.ne kolo christian yo tmerti bezaba seleste selassie.

    • @berihutesfamichael5566
      @berihutesfamichael5566 5 ปีที่แล้ว

      @@theworldbreath620 እሞ ንሳ እኮ ምስሊም እያ ኔራ ናይ ኦርተዶክስ ትፎልጦ የብላይ ኣፋ ዝሃባ ክትዛረብ ኣይ ግባኣን እዩ ኣነ ኣብ ቡዙሕ ሪአያ ኣለኹ ሕማቕ እንበር ጽቡቅ ኣይ ራኣክላን

  • @freemen5574
    @freemen5574 5 ปีที่แล้ว

    Ete sga dem tblwos kdme dngl mariam zeynebere mkanu endafeletkum kemey dea amlak tblwo

  • @wediasmara6439
    @wediasmara6439 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦ መንፈስ የሱስ ሓደ ente ደኣ ኮይኖም ስለምንታይ yesusn መንፈስ ቁዱስን ምትጾተ ዓለም መዓስ ሙኻኑ ኣይፈልጡን አዮም በጃኻ ኣቦ ይፈልጥ

  • @hamebarbershop3532
    @hamebarbershop3532 6 ปีที่แล้ว +1

    Kemey geru abon wedun hade ?
    Nisikan wedikan hade kotikonu silezytikil
    Isralwayan Kemey gerum iyom neti tamnu amlak ketilomo?
    Natkumsi xilale eyu natkumq

  • @metkelkahsay5781
    @metkelkahsay5781 5 ปีที่แล้ว

    ኪራላይሶን ኪራላይሶን ኪራላይሶን። ሓሶት እዩ እዚ ትምህርቲ ፡ ኦርተዶክስ ባህርያተ ስጋ ብመለኮት ተዋሒጡ ኢላ ኣይትምህርን እያ። ሓደ ባህሪ ኢላ ክትምህር ከላ ከኣ መለኮት ባህርያቱ ከይገደፈ ናይ ስጋ ባህሪ ባህሪኡ ገርዎ ስጋ ውን ባህርያቱ ከይገደፈ ናይ መለኮት ባህሪ ናቱ ገበሮ ኢላ ኢያ ትምህር፡ መጀመርታ ክይፈለጥኩም ዘየለ ትምህርቲ ኣይትምሃሩ ሓሶት ካብተን 10ትእዛዛት ሓንቲ እያ ።

  • @wediasmara6439
    @wediasmara6439 6 ปีที่แล้ว

    ሃተው ketew islam is true relugion