ብባሕሪ Saudi ክኸድ እየ ወደይ ተኸናኺንካ ሓዘለይ😔 ክራይ ገዛ ክሳብ መዓዝ መሪሩኒ😥 ሎሚ እየ ዝረኸብኩኻ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.5K

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  3 หลายเดือนก่อน +285

    ድምፂ የለን ትብሉ ወፂኹም ተመሊስኩም ተኣቲኹም ይሰርሕ እዩ🙏

    • @akhbrtmama4237
      @akhbrtmama4237 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ok

    • @rakiyoutub22214
      @rakiyoutub22214 3 หลายเดือนก่อน +1

      ይስማዕ እዩ❤

    • @SabiyaLadgh
      @SabiyaLadgh 3 หลายเดือนก่อน

      @@selamtsegaysmile9152 ኣሎ ዝድምፂ ይስማዕሎ እዩ

    • @genet1261
      @genet1261 3 หลายเดือนก่อน

      @@selamtsegaysmile9152 ይስማዕ ዩ

    • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
      @ሂወትለኩሉዮዳሄ 3 หลายเดือนก่อน

      ይስማዕ እዩ ሰሉዋይ

  • @tube-u3d
    @tube-u3d 3 หลายเดือนก่อน +669

    ናይ ኣፈወርቂ ኣደነቅቲ like ገጨዩ ሳብስክራይብ ገበሩለይ🙏

    • @dasnaentertainment
      @dasnaentertainment 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላዋ😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @ሊU
      @ሊU หลายเดือนก่อน

      ግይረክ መልሰ

  • @ሰላምገረሚካኤል
    @ሰላምገረሚካኤል 2 หลายเดือนก่อน +103

    ኣፈወርቂ ስጦታ ይወሃቦ ትብሉ ስከ ላይክ ግጨውኒ ኣሕዚኑኒ ❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      @@ሰላምገረሚካኤል ሰላምይ ደምርኒ

    • @AllBaad-oh5cy
      @AllBaad-oh5cy 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @SgdhdDhsjxk
      @SgdhdDhsjxk 28 วันที่ผ่านมา

      🎉🎉🎉 ney behik kewhab alwe

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 3 หลายเดือนก่อน +447

    ዕድለኛ ኢኺ ሰላም በጃ ዝሓልፈልኪ ፍቁር ሓው ስለዘለኪ 🙏🏼ኣፍወርቂ ለባም ብጣዕሚ ኣድኒቀካ 🙏🏼😍ሓፍትኹም ካብ 🇪🇷

    • @Azebsabawittube
      @Azebsabawittube 3 หลายเดือนก่อน +4

      ብሓቂ የቅንኡ ❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@Azebsabawittube ሳብስክራይብ ግበረለይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@AzebyouTubeደምረን😊

    • @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
      @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@Azebsabawittubeኣዚተይ😍😍😍 ኣግንየኪ 😂😂😂

  • @KudusTsegay-m7z
    @KudusTsegay-m7z 4 วันที่ผ่านมา +1

    የኔ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616
    @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน +150

    ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም ምቁራተይ ብስም ኣደይ ማርያም 👏❤ሳብስክራብ ግጨይኑ ጥንስቲ እየ ዋ

    • @kidugrmay
      @kidugrmay 3 หลายเดือนก่อน

      ደሙሩኒ ንዓይ ሓፉቱኩም ጀማሪትየዋ❤

    • @Senbeteyoutube
      @Senbeteyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ንስክውን ግበርኒ ገይረልኪ እየዋ

    • @azbgalweyentiytgray221
      @azbgalweyentiytgray221 3 หลายเดือนก่อน

      Eshi

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      @@azbgalweyentiytgray221 ቤተሰብ ንኩን ዘን ናተይ

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 3 หลายเดือนก่อน +71

    ናይ ብሓቂ ሰሉ ሓፍተይ እዛ ሎማዓንቲ ዝሰራሕኽያ ቪድዮ ፕራንክ ዘይኾነት ትበሃል ሲ ንኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ዓብዪ ትምህርቲ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ማለት ምስዳትና ዘይተረፈና እንተንኣሰ እዛ መፅለሊትና ክንሰርሕ ከምዘለና እተመላክት መልእኽቲ ኮይና ረኺበያ ስለዚ የቐንየልና❤❤❤❤ ኣፎመይ ለባም ከማኻ ዝበሉስ ሽሕ ደኣ ይወለዱ ለባመይ ሰሉዋይ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ በጃ ዝሓልፉልኪ ብሉጻት ኣሕዋት ስለ ዝሃበኪ ኣምላክኪ ኣመስግንዮ❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 ንዒ ቤተሰብ ንኩን ዛናተይ

  • @SelamTDF-l9i
    @SelamTDF-l9i 3 หลายเดือนก่อน +125

    የኔ ጀግና እሰይ ሓዉ ማለት ኣብዚይ ኣሎ

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 3 หลายเดือนก่อน +60

    ሰላመይ ናይ ሰብ ዘረባ ኣይትስመዓ ኣነ ሓፍትኪ ካብ ዝስደት ነዊሕ እየ ገይረ ግን ገዛ ኣይገዛእኩን በቃ ኩሉ ነገር ፈጣሪ ተፈቂድዎ እዩ ዝኮን እና ኣይትጨናነቂ ዘረባ ሰብ ሰሚዕኪ ንባዕለይ ብዘረባ ሰብ ክንድዚ ዓመት ጌርክስ ምንም ዘይገበርኪ እናተብሃልኩ ምስ ሰብ ምድውዋል ገዲፈዮ እና ኣጆና ፅሪተይ ኣፎም ግን ሓላል ሰብ ኢካ ኣነውን ከምዚ ከማካ ለባም ሓው ኣለኒ ተመስገን

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 หลายเดือนก่อน +1

      ክም አነ ሓፍትኪ

    • @hayatadam8589
      @hayatadam8589 2 หลายเดือนก่อน +1

      . marye wela አነ

  • @Smira-mb9xr
    @Smira-mb9xr 3 หลายเดือนก่อน +97

    ማርያምን ሰላዋኒ ዕድለኛ እኪ ከሙዚ ዝበለ ሓዉኪ ዘለኪ 😢❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 3 หลายเดือนก่อน +13

    ጽብቅተይ ገለ ከማኽረካ፡ ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደሲ፡ካብ ሰብን መዓኮርን ጽቡቅ የለን ብናትኪ ኣራዳድኣ ኪዲ እዚ ሓውኪ ጽቡቅ ኣሎ፡ ስደት በጀካ ጭንቀትን ናፍቆትን ዝርከቦ የብሉን ኣምላኪ ኣሚንኪ እንተነፊዕኪ ኣብ ዓድኪ ከማን ክትቅየሪ ትኽእሊ እኪ። so that gbu both from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!.

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน +280

    ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓሳብ ልብኹም ታስምረልኹም ጀማሪት እየዋ ከትሓልፉን🎉

    • @kidugrmay
      @kidugrmay 3 หลายเดือนก่อน +2

      ንዓይዉን ደሙሩኒ ዞምሓተይ❤

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@kidugrmay ንስኽለ ግበሪለየ ገረልኽ

    • @kidugrmay
      @kidugrmay 3 หลายเดือนก่อน

      @@HIfti-H እሺኒ ጋልነይ

    • @Sarsaraeeee
      @Sarsaraeeee 3 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ❤

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      @@Sarsaraeeee ደምረክ አለኹ

  • @ፍረዕባይኣፅቢወንበርታ
    @ፍረዕባይኣፅቢወንበርታ 3 หลายเดือนก่อน +28

    ኣነስ ናማን መሲልኒ ነቢዐ 😢 ግን ሰሉዋይ ምስ ወድኪ ሓዳርኪ ምስ ጥዕናኪ ሰሪሕኪ ተጥርዮ ኢኪ ኩሉ ስዕዲ ንዘለና ግን ብጣዕሚ ዓብይ ትምህርቲ እዩ እና ሲ ተገደደስ መፅለሊትና ዘይብልና ከይንከድ ናበልና ፀልማት ዝኮነ ሂወት ነሕልፍ ኣለና ኣብ ስደት ናፍቆት ጭንቀት ሓዘን ኾታስ ኩሉ ዋ በጃክን ኣሕዋተይ ቅርሽክን ጥርንፍ ኣቢልክን ሞያ ኩና ሓወይ ሓፍተይ ናበልካ ድሕሪት ኢካ ትተርፍ ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና 👏👏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ ❤❤

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 3 หลายเดือนก่อน +176

    ስሉዋይ ❤
    አብ መእተዉ ምስ ረአኩ ደንግፀ 😢😢
    ሰደት ነይርኻ ስደት ክላዓል ተሎ ከም አነ ዝመሮ ታሃልዩ ብ👍😕
    አፋወርቂ ልባመይ ብሓቂ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ❤😊
    አብ ሱዑዲ ዘሎ ፀገምን ህይወት ምጥፍእን ዳኣ መን እሞ ይረዳአዮ😢😢
    አጆኺ ዛሓፍተይ ካብ ብዘለካ ምምስጋን ዘዓቢ ሃፍቲ የለን ፡፡

    • @munatube2861
      @munatube2861 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤😢😂

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 หลายเดือนก่อน +3

      ሳብሰክራይብ ግበራለይ ፍቁራተይ

    • @Ufcjjf-rx4sx
      @Ufcjjf-rx4sx 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤😊

    • @SaddsCZx
      @SaddsCZx 3 หลายเดือนก่อน +7

      ናይ ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኪ ብዘለና ተመስገን እልካ ዓድካ ዝመስልዎ የለይ❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@SaddsCZx ሳብስክራይብ ግበረለይ❤

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ 3 หลายเดือนก่อน +15

    ብዘይ አዶ ምንባር ከቢድ እዩ ደቀይ ኣለውና ከማካቱም ማአዘ ትማፂ እና በሉ ፍቅዕ ዝመልስለይ ኣምላክ ይመስገን ቅሩብ ማዓልቲ ቀርየናኒ እምበይ ክኣቱው እየ ፍቃድካ ይኩን ፈጣሪ❤❤❤

  • @Yadasmile321
    @Yadasmile321 3 หลายเดือนก่อน +120

    ድምፂ ተአቢኩም ወፂኩም እተዩ ይሰርሕ እዩ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +3

      ናይ ለማዓት ድምፅ ፅቡቅ አዩ ዘሎ

  • @ግዘ
    @ግዘ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ማርያምን ብክያተይ ወዲአ ኣፎም ሓወይ ኣድኒቀካ ለባም ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኩም መኣዛዋይለ ምስ ደቅኺ ከም ላሕምን ምራክን የራክብኪ ኣደዋይ

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 3 หลายเดือนก่อน +286

    ማኣዛ አረ ብማርያምኪ ኪድዬም😢😢😢

    • @ShamS-hp3vn
      @ShamS-hp3vn 3 หลายเดือนก่อน +12

      🙏🙏🙏❤❤

    • @ssll7812
      @ssll7812 3 หลายเดือนก่อน +29

      ማማዋይ በይዛኪ ኪድዮም ሰድት እዚ መሊኡ ኣይመልእን ዋ ፅቡቅ ተስተካ ፅቡቅ ተበላዕ ናይ ኣደካ ፍቅሪ ዘይብሉ ዋጋ የቡሉን ዋ😢

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 3 หลายเดือนก่อน +24

      ዋ ኣቲ ሓፍተይ ይብሃል ድዩ ከይኑ ማዓዝ ምክሪ ደልያትሉ እዩ እንጀራ ደልያ እምበር ዋእ

    • @حبيبهحبيبه-ه6س
      @حبيبهحبيبه-ه6س 3 หลายเดือนก่อน +1

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅😅

    • @selamselam2754
      @selamselam2754 3 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@FanaYBRah-hq8cw እኮ 👌

  • @FilimonTemesgen
    @FilimonTemesgen 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዛ ዝጽሕፈልኺ ዘለኩ ተገዲስኪ መልስለይ ሰላም ሓፍተይ ኣነ ኣብ ኣውሮፓ እየ ዝነብር ሰሉ ሓፍተይ ተሰዲድኻ ማለት ተቀይርኻ ማለት ኣይኾነን 8 ዓመት ገይረ ግን ዋላ ሓንቲ ዘጥረክዎ ነገር የብለይን ድሕሪ 10 ማዓልቲ ዓደይ ክኣቱ እየ ግን ንሕና ከም ተጋሩ ኣብ ዓድና ተሰሪሕና እውን ዘይንቅየረሉ ኣብነት የለን ስለዚ ስደት ከም መማረጺ ክንገብሮ የብልናን ብራንክ ብምዃኑ ግን ደስ ይብል

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 3 หลายเดือนก่อน +102

    እፍ ኣፍወርቂ ማርያምን ንሓፍቱ ዘለዎ ክብሪ ደስ ክብል ሰላመይ ካብ ስደት ይማሓረና ነይርክዮ ኢኪ ተመስገን በሊ ብዘለኪ🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @FegFhy
    @FegFhy 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድለኛ ኢኪ ሰሉዋይ ካምዚይ ዝበለ ሓዉ ዘለኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 😘🙏 ብጣዕሚ ኣሕዝኒ ግን ኣንቢዕኒ ጎታዋይ

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc 3 หลายเดือนก่อน +76

    ዋይ ማርያምን ናብዐ ምሳኩም😢😢😢😢😢 ዋይ ካብኡ ካዓ ሰለየ ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደሲ ናይ ባዕልኪ ሂወት ግባሪ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @ደብሪፅ
      @ደብሪፅ 3 หลายเดือนก่อน

      ፕራንክ እዩ 🥰

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ደብሪፅ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ደብሪፅሳብስክራይብ ግበርለይ😊

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 3 หลายเดือนก่อน +24

    ኡፍፍፍፍ ኣፎመይ ከብደይ በሊዕካኒ ብብክያት ጀሚረ ብብክያት ወዲኤያ😢😢😢😢😢 ዘለክዎ ኩነታት እውን ኮይኑ ውሽጠይ ነኪእኒ ስደት ሕሱም ዝሓሰብናዮ ካሊእ ዘለናዮ ካሊእ ናይ ሰብ ዘረባ ይውሰከካ ዘለካዮ ሂወት ዘይፈልጡ ናይቲ ዓመት ይቆፅሩ ክንድዚ ዓመት ጌርክስ ገዛ ዘይገዛእኪ ዘይወለድኪ ይብለካ ናይ ሰብ ነገር ሞራል ክትገብር ተፈተንካ እውን ሞራልካ ዝትንክፍ ዘረባ ይዛረበካ 😢😢😢 ሰላመይ ናይ ሎማዓንቲ ፕራንክ ንኣና እውን ውሽጥና ነኪኣትና ኣፎመይ ለባም ❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

    • @تيههنينني
      @تيههنينني 3 หลายเดือนก่อน

      አነለ እፍ😢❤❤

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 3 หลายเดือนก่อน +78

    ንብዓት ስዕርኒ ዓመታት ንቁፅር ኣለና ኣብ ሰደት 😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @ሳምሪዩቱብ
      @ሳምሪዩቱብ 2 หลายเดือนก่อน

      አዞና

    • @ZahraGghn
      @ZahraGghn 2 หลายเดือนก่อน

      ንብዓት ሰዕርኒ ዓመታት ንቁፅር ኣለና ኣይይ ሰደት😢😢😢

    • @salaam7875
      @salaam7875 20 วันที่ผ่านมา +1

      ኣይዞኪ መዓረይ ጥክር በሊ

  • @ኣርሱከረን
    @ኣርሱከረን 2 หลายเดือนก่อน +7

    Waww kemzie gieru zhali hawi mhlawki edleca eki fkrkum ybzah 🇪🇷 🇪🇷

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ ❤❤

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 3 หลายเดือนก่อน +51

    ደቅኣኮዋይ ለባማት ኣፎሞይ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤😍😍ይበል ፍቅሪ ሓፍት ዘምሓተይ ካብዓይኒ ሓሳድ ይማሓሪኩም❤🙏

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😊🎉❤

    • @hdhhdh4171
      @hdhhdh4171 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤​@@tsegatsega238

  • @genet3442
    @genet3442 3 หลายเดือนก่อน +26

    ኣፉ ወርቂ ለባም ብእነት ጎቦዝ እካ ብጣዕሚ ጎቦዝ አረ ማኣዛ ዋይ መሰ ደቅኪ የሕሸኪ ዓዲኪ ኪዲ የሐዋተይ ናይ ልቦም ተናጊሮም 😢❤ኣጀኪ ሰሉዋይ ማዓረይ❤❤

    • @dasnaentertainment
      @dasnaentertainment 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላዋ😍

    • @genet3442
      @genet3442 3 หลายเดือนก่อน

      @@dasnaentertainment እሺ❤

  • @JeriYouTubeጄሪዩቱብ
    @JeriYouTubeጄሪዩቱብ 3 หลายเดือนก่อน +137

    ከማኻ ሄወቱ ዝኸፍለለይ ሓው ነይሩኒ እንታይ እሞ ብድርቦም😢😢 ንዘልኣለም ክረኽቦም ናብዘይክእል ዓለም ከይዶም😢😢😢😢

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b 3 หลายเดือนก่อน +5

      @@JeriTH-camጄሪዩቱብ አጆኺ ክብረተይ ፅናዓት ይሃብኺ ንሓዉና መንግስተ ስማያት የዋርሶ ዓለም ከምኡ የኤ ኩሉ ፍቃድ እግዝአብሔር ይኡ መቸም ታማ ንብል አብ ገነት የንብሮ ፈጣሪ😥😥

    • @elsaberhe3671
      @elsaberhe3671 3 หลายเดือนก่อน +1

      🙏😌🙏🙏👉❤️💐

    • @mamusha536
      @mamusha536 3 หลายเดือนก่อน +2

      መንገስተሰማያት የዋርሶም ፅንዓት ይሃብኪ

    • @SaddsCZx
      @SaddsCZx 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኺ ሓፍተይ ማዓረይ🌷

    • @nfffdt931
      @nfffdt931 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኺ ዝሓፍተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ 😢

  • @ميريالياس-غ2ر
    @ميريالياس-غ2ر 3 หลายเดือนก่อน +10

    ብሓቃ ሰደት ነይርካ ናብ ሰደት ብጣዓሚ ካቢድ እዩ😢😢

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st 3 หลายเดือนก่อน +53

    ታዓድልክ ሶሉየ ሓደሓደለ ቅሪሽ ስደድልና ናወሉ ያዕብድለውና ናኣትክለ ኣይትከድ እግዝኣብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብክ❤❤❤❤

    • @Gezaeit
      @Gezaeit 3 หลายเดือนก่อน +1

      Ya😢

    • @kidugrmay
      @kidugrmay 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ዝያዳይ ሳስክራይብ ግበርለይ ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@kidugrmayደምረን

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብእነት ኣፈምይ ለባም ወድነ ጥዕም ግን ኣደገፅኽኒ ነይርኪ ስደት ምስበለኪ ሰላምይ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣፎመይ ጎይታ ሓፍቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ወላዲትኩም እውን ብሰላም የራክብኩም😘😘

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 3 หลายเดือนก่อน +61

    ኡፍፍ😢😢😢በስማ ኣብ ፕራንክ እንዳፈለጥኩስ ብጣዕሚ ተሰምዕኒ ተካል ስደቱ ቢሎሚ ፅባሕ ዕድሜኻ እዩ ዝዉድኦ😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @الالال-س1ت
    @الالال-س1ت 3 หลายเดือนก่อน +18

    እፍፍፍፍ😢😢 መን ከም ወድነካ ለባም አፈ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
    ሰሉዋይ ታዓዲልኺ ለባም ሓዊ አለኺ

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu 3 หลายเดือนก่อน +56

    ዕድለኛ ኢኺ ሂወቱ ዝኸፈለልኺ ከምዚ ዝበለ ሓዉ ዝሃበኪ ፈጣረ🌿🌹🌹

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @WeynoaberhaHagos-xe2dw
      @WeynoaberhaHagos-xe2dw 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ዕድለኛ እያ

    • @Huwetghebreamlak
      @Huwetghebreamlak 2 หลายเดือนก่อน

      Bahaki edl eyu kemzi zbele haw kfetrelka akkkkk ❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      @@Huwetghebreamlak ደምርኒ ክብረተይ

  • @Sara-w1n7t
    @Sara-w1n7t 3 หลายเดือนก่อน +9

    ወድኺ ካብ ጥሪት ንላዕሊ እዩ ሂዉኪ ፈጣሪ ኣጆኹም ዋናኡ ጥዕና እዩ

  • @ساراع-ص1ث
    @ساراع-ص1ث 3 หลายเดือนก่อน +20

    ዋውውው ብጣዕሚ ለባም ሓወ እዩ ዘለክ ማዓረይ ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕናይ ያብኹም ሙቁራተይ ❤❤❤ እረ ሰደት ኣይትበል ሰዕድ ዘለና ዓድና ናፈቅና እና ዘለና 😢😢

    • @kidugrmay
      @kidugrmay 3 หลายเดือนก่อน +1

      ጀማሪትየዋ ሳስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 หลายเดือนก่อน +7

    አፊየ ጅግና TDF ብእውነት ለባም ታባዕ ሓው ሰሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሰደት ዕድመካ እዩ ዝውድእ ገዚ ገዝእን አውን ካልአይ ሰደት ምስ መፃ ገና ከይአተዋ ሂውትን ዝሓልፍ አለዋ ዓለም ክራይ
    የ እና ማማ ማአዛ ብጃክን እተዋ🤲🤲🤲

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 3 หลายเดือนก่อน +65

    ዋየ ሓዉ ማለት 🤝🤝1000ዓመት ንበር አርአያ ሰደተኛ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @HamidKhan-gf4ev
    @HamidKhan-gf4ev 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሓሶት ሞኳኑ ነፈለጥኩስ ምክኣል ኣቢኒ 😢 ዕድለኛ ኢኪ ለባም መስተወዐሊ ሓዉ ኣለኪ 😍😍😍😍

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 3 หลายเดือนก่อน +18

    ጎይታዋይ ኣፎመይ ለዋህ ኢካኮ ንዴት ገዲፍካ😢ዕድለኛ ኢክኮ ከምዚኦም ዝመስሉ ቆራፃት ኣሕዋት ዝሃበኪ ሰሉዋይ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya6546 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ዝሐፍተይ ብሽም ተስዲድካ አይኮነን አብዓዲኺ ስሪሕኪ ውን ክሐፈልኪ ስለ ዝክእል ብተስፋን ተመስገንን ናይ ስብ ዘረባ ካብ እዝኺ አርሕዮ

  • @اللالل-ف2ل
    @اللالل-ف2ل 3 หลายเดือนก่อน +28

    ኣረ ሓው ማለት ባዕለይ ኪከድያ በለ ዝያዳይ 😢እፍፍፍፍፍፍፍፍ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @اللالل-ف2ل
      @اللالل-ف2ل 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 ገይረልኪ ኣለኩ ዝያዳይ

  • @alemat5919
    @alemat5919 2 หลายเดือนก่อน +2

    ውይ በስመአብ ንብዓተይ ምቁፅፃር አብይኒ እግዚአብሔር አምላኽ ስደትና አሕፅረልና
    ሰላም ግን ዕድለኛ ኢኺ ከምዙይ ዝበለ ሓው ዘለኪ

  • @SabiyaLadgh
    @SabiyaLadgh 3 หลายเดือนก่อน +33

    ታይ ዶኮይኑ እዩ ዘይድብሮ የኔ ወንድም ወዲ ተባዕታይ ክበኪ ከሎ ብጣዕሚ የሕዝነኒ😢😢❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😊

  • @LiliYrgaw
    @LiliYrgaw 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሓውስ መተካእታ ይህልዎዶ 😢ኣፎሞይ ለባም ሰብ ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +26

    ድምፂ ኣለዎ እዩ ተጋርዋኒ😊 ተመሊስኹም ወልዕዎ❤
    ኣፈርቂ ሓወይ ከብደይ 😢😢በሊዑኒ በስምኣብ #ሰላመይ ዶሞ ተመስገን በሊ ልዕሊ ኹሉ #ፈጣሪ #ዉላድ ዓዲሉኪ እዩ መዓረይ ❤🙏 ኣነ መሓዙተይ ቕድመይ ወፂአን ናብ ስደት ገዛ ገዚአን ኣነግን ገና ግና እየ የገዛእኹይ ምኽንያቱ #ጓለይ ወሊደ እየ ልዕሊ ኹሉ ሰብ ግን መሓዙትኪ ገዛ ገዚአን ንስኺ ግና ዘይገዛእኺ ይብለኒ ሰብ ብዙሕ እዩ ዝዛረብ😊 ብዝኾነ ኩሉ ናይ ኣምላኽ ስራሕ እዩ ብዘለና ተመስገን ንበል❤🙏

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 ተሚረኪ እየ መዓረይ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 หลายเดือนก่อน +8

    አፎመይ ለባም እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኻ ሓላለይ ❤❤❤
    ሰላመይ ዕድለኛ ኢኪ ከምዚኦም ዝበሉ አሕዋት ዘለውኪ ዝያዳይ ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤❤

  • @menkemegziabihar8699
    @menkemegziabihar8699 3 หลายเดือนก่อน +54

    ማርያም ሓው ማለት ከማኪ ዝሓወይ ገበዝ😢❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤❤

  • @AsAs-xu6fw
    @AsAs-xu6fw 2 หลายเดือนก่อน +2

    አስይ ዛሐወይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @mmkkkk5391
    @mmkkkk5391 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣፍ ተዓድልኪ ሰሉዋይ ከምዚ ዝበለ ሓው ዘለኪ❤

  • @tirhasBrhan
    @tirhasBrhan 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጎይታዋይ ካማካ ዝበለ ብሉፅ ትዕድልቲ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ዘም ኣሕዋተይ ደሰ ክትብሉ 🙏🙏🙏🥰🥰

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ ❤❤

  • @KirosEtsay
    @KirosEtsay 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሓቁ እዩ ሰሉዋይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኪ ኣነ ወድኺ መሪፅኪ ስደት ገዲፍኪ ምኻድኪ ዓዲ ጎበዝ ኢኺ ኩሉ ሓላፊ እዩ

  • @0ppH5
    @0ppH5 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣብ ናይ ማዘርኽይ ገዛ ዘይትኣትውይ ሰሉየ

    • @rydt6502
      @rydt6502 2 หลายเดือนก่อน

      ስብኣይ ዶ ዓድሰበቲ ይወፅእ ዩ🤔

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 3 หลายเดือนก่อน +26

    ሰሉ ግን ናልባ አያ አዉግዓ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @سليمه-ص3ذ
      @سليمه-ص3ذ 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

    • @FilimonTemesgen
      @FilimonTemesgen 2 หลายเดือนก่อน

      ታይ ማለት እዩ ደምርኒ​@@tsegatsega238

  • @LEMI-l3e
    @LEMI-l3e 3 หลายเดือนก่อน +6

    እውይይይይ የኔ እንቆ አፉዬ የኔ መልካም በትክክል የኔ ጌታ የእህቱ አሳቢ ሰሉየ በጣም ነው እምወዳቹሁ 😢😢 ❤❤❤❤❤❤❤💝💝💝💝💞💞💞💞💞💞💞💞😘😘😘👌

  • @Sarsaraeeee
    @Sarsaraeeee 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዊ ኣፌ ሓወይ ታዓዲልኪ ሰሉየይ ብሉፅ ሓውኪ ኣለኪ ዝሓስበልኪ ዝሓልየልኪ ዕድለኛ ኢኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
    ነቢዕኩም ኣንቢዑኩምኒ 😢❤❤❤❤❤❤

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 2 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ የ እዝኣ ብራንኪ ዘይኸነትስ ዓባይ ትሞህርቲ እየ ኣብስዕዲ ዘለና ኣፉዋይለ ብጣዕሚ እየ ኣድንቀካ ሓው ማለት ኣብዚ ኣሎ መስዋኢቲ ዚኻፍል ብዝተረፈ ኣዘኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 3 หลายเดือนก่อน +16

    እሰይ🙏 ተባረክ የሴት መከታ 100% ጀግናየየ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @yfddfg8843
    @yfddfg8843 3 หลายเดือนก่อน +9

    እፍፍፍ የኔ ማር ወድኖኮ ይፍለ እዪ ሙሱኡ ነብዐ😢❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

  • @AlmazAmanal
    @AlmazAmanal 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሓው ማለት ሃምዚ እዩ❤
    ሰላመይ ጅግና ኢኺ ኣብ ዓድኺ ትቅየሪ ኢኺ❤

  • @MeazaHiwet
    @MeazaHiwet 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዊይ ብማርያምኪ ሰሉዋይ ታይ ገይሩኪ ማዕሮ ክንደዚ ብብክያት ጀሚረ ብብክያት ወዲኤዮ

  • @selammuuz8661
    @selammuuz8661 3 หลายเดือนก่อน +23

    ቃደማይ ነገር ድምፂ እንየዎ እዩ ኮመንታተር😅 ካልኣይ ነገር ኣፎመይ ዕድመኻ ይንዋሓ ለባም ሓው
    ሰሉዋይ ለ እፍፍፍ ብራንክ ዋላ ይኹን ናዓይ ግን ትምርቲ ኮይናትኒ ዛ ቭድዮ ንእስነት የጥቀዐና ሎ ኣሓ ልስራሕናዮ በረከት ይዓድለና ኣሕዋተይ 🙏🌺💜

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @VgcghGfgji
    @VgcghGfgji 2 หลายเดือนก่อน +2

    ስደት ዝወፀ ኩሉ አይኳነን ዝቅየር😢 ብቻ ጥዕናተመስገን ምባል እዩ 🙏🙏🙏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ ❤❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 หลายเดือนก่อน +1

    የዒስስስስስስ ኣፎመይ ጎይታ ዓቕሊ ዓብይ ሰብ ለባም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም ዞመሓተይ ከመይ ድዩ ኩርዓት ዝስመዐካ ከምዚ ዝበለ ተባዕ ሓው ክህልወካ ከሎ ❤❤❤
    ኣፎመይ ሓቅኻ ኢኻ ስደት ምርርር ኢሉኒ ኣሎ😢❤

  • @SelamTsegay-g3v
    @SelamTsegay-g3v 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ሰሉዋይ ናይ ሰብ ነገር ኣይትግደሲሉ

  • @dyef5157
    @dyef5157 3 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ኣይፈላልኩም ኣሕዋተይ ስደት ረሳሕ ህይወትና ኣባላሽይዎ 😢😢😢 💔😭

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ እዩ ከብደይ ቦሊዑኒ ኡፍፍፍፍፍ ኣየ ኣፎም ለባም ግን ሰሉዋይ ተመስገን በሊ ኣንሕናውን ንዓደይ ክምለስ ጋለይ ክረክብ ጋለይ ካብ ስዑዲ ምስዳደይ ኣመና ናፈቀ ኡፍፍፍፍ ኣቢኪኒ 😢😢😢😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 Ok ንስክውን

  • @BhaftaKiros-s2b
    @BhaftaKiros-s2b 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣፍወርቂ ለባም ኢካ ብሓቂ ዝጎይታዋይ❤❤❤❤❤

  • @HaytBarhu
    @HaytBarhu 3 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ከምዚ ገይሩ ዝሓስበልካ ሓዉ 😘😘😘 ኣፌዋይ ለባም ሰላመይ ታዓዲልኪ ለባማት ኣሕዋት ስለ ዘለኩኪ

  • @SAMADMR-z1n
    @SAMADMR-z1n 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ሃም ኣፈወርቅ ድበለ ወድ ክምቸየን ተይ ትናገርኻዮዮ ብዓይንኻ ድርደአካ🥺 ታዓድልኽ

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 3 หลายเดือนก่อน +36

    እግዚአብሔር ይክብርካ ክዉር ሓወይ ❤አምላክ ስደትና የሕፅሮ😢❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

    • @JfJf-f3x
      @JfJf-f3x หลายเดือนก่อน

      قلىتىبشسؤ

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣፈወርቅዋይ ለባም ከማካ ዝበለ ሓው የብዘሐዮ ሰሉ ዕድለኛ ኢኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @titititi3122
    @titititi3122 3 หลายเดือนก่อน +10

    ናገውኡ ሓው ገንዘብን ዕድመአን ከም ምንም ኣይቆፅርወን መገዛ ገዝአን ከሊኦምዎን ኣብ ካሊእ ጭንቅ ይውዕላ 😞ዝሮ ተዓዲልኪ ሓው ማለት❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ ❤

  • @sas7080
    @sas7080 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብዝኮነ ዝረከቦ እዩ ልፈልጦ ናይ ስደት ነገር መሊኡ ዘይ መልአልካ 😢

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቀደማኻ ነቢዑ ኣሒዚኒኒ ኣቲ ሰሉዋይ ኣነ 11 ዓመት ገይረ ምንም የብለይ ግን ተመሰገን ቆንጃ ዝኮነ ቆልዓ ፈፂገ ስለዚ ኣይዛኺ እንጀራ ካብ ኣምላኽዩ😢❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣፎ ሞያ በሓቂ❤ ጎቦዝ ኢካ❤.
    ሰላም ግን. ናይ ልባ ትንግር ዊዕላስ ያ ኘኘራንክ በለት
    ግን ተመስገን በሊ

  • @SamsungSamsung-y6n
    @SamsungSamsung-y6n 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድለኛ ኢኪ ሰሉየይ ማዓረይ ኢፈረመይ ጀግና❤❤❤❤❤❤

  • @AbeyAse
    @AbeyAse 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቅድመኺ ልአነ ሰሉዋይ ኡፍ የኔ እናት ማርያምን አሕዚናትኒ ኩሉ ነገር ብግልፂ አያ ትናገር ናይ ልባ ተዛሪባ ኻልአይተይ ሰሉዋይ ፈጣሪኮ ብንኡሽተይ ልከሰርኻዮ ብዓብይ አዩ ልባርከካ ማማየ😢😢

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 3 หลายเดือนก่อน +7

    ለባም ሓዉ ኣለኺ❤ ተመስገን ኣነ ውን ክልተ ካም ሓንቲ ሓሙስ ዝሪኦሙ ዝስሰዐሎሙ ደቂኖይ ዝሓሉፉለይ ማርያምን ኣለዉኒ እግዚአብሔር ክበሪ ምሰጋና ናዓኻ ይኩን ንዞሙ ብልቢ ዝፎተዎሙ ለባመት ዝሃብኻኒ❤😢👏👏👏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @melitube7785
    @melitube7785 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ የኔ ኮልታፋ ኡፍፍ prank ተዘይኾን ብብኽያት ምሟተይ ነይሩ

  • @ጓልትግራይ-ኈ4ደ
    @ጓልትግራይ-ኈ4ደ 3 หลายเดือนก่อน +12

    ወድነኻ ማለትኮ❤❤😢

  • @FfdddXcxzff
    @FfdddXcxzff 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ ጎታዋይ ኣቡኪዩ 🥺ፁሩያ ዓለም ኣስይይይ 🥰🌹😘

  • @axdx2519
    @axdx2519 3 หลายเดือนก่อน +4

    እፍፍፍፍ ከም ለማዓንቲ በክየ ኣይፈልጥን ማርያምን😭😭

  • @NoooRaaa-p2w
    @NoooRaaa-p2w 2 หลายเดือนก่อน

    ስሉየይ ማዓረይ አይተካብድዮ ዝሓፍተይ ማዓረይ ብራንክ ምካኒ ረስዐዮ 😢😢😢

  • @yersugaltgyay
    @yersugaltgyay 3 หลายเดือนก่อน +4

    ወድኖ ማለት ከማካ እዩ ሰሉዋይ ታዓዲልኪ ኣፎሞይ ለባም ኣጆኪ ሰሉዋይ ልኩሉ ግዘ ኣለዎ

  • @ፍቕሪ-8
    @ፍቕሪ-8 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓውይ ሓወይ ኣለኒ ከም ኣፎም ለዋህ
    ኣብ ሰደት 5ተ ዓመተይ ገይረ ምንም ኣይቐየርኩን ተዳዊልና ብዛዕባ ናይ ዘይምቕያረይ እንተ ኣዋጊዐ ልክዕ ከም ኣፎም የመኽረኒ የሓለየለይ😢

  • @JeriYouTubeጄሪዩቱብ
    @JeriYouTubeጄሪዩቱብ 3 หลายเดือนก่อน +37

    ማዓረይ ኣፎመይ ቦቅባቅ😢😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ዛሓወይ ሰደትና ይሓፅረለና እግዚአብሔር አምላክ ሰደት ክፍኡ እየ ወለዱን ኣዶ ዝፈላለ እየ ኣጆኪ ሰሉየይ

  • @ሰሉየቅዱሰሚኻኤልልጅ
    @ሰሉየቅዱሰሚኻኤልልጅ 3 หลายเดือนก่อน +11

    እፉፉፉፉ ኣፎመይ የኔ ኣሰተዋይ ልጅ ሰሉ ረድእኪ ከምዝ ዘበለ በሳል ሓዉ ኣለኪ ሰሉዋይ ኣብ ተመሰገን ኣሎ ቅሳነት ኣፎመይ ማዓረይ እመቤታችን ኣትፈለይኩሙ❤❤❤😢

  • @loza-yq1dq
    @loza-yq1dq 3 หลายเดือนก่อน +2

    መንጨለት ተሓፀቢ ሰሉዋይ ሓቁ እዩ ኣፎም ሓወይ ለባም ኢካ ባሓቂ ❤❤❤❤❤❤🎉😂

  • @assass8589
    @assass8589 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ እፍዋይ😢

  • @barhanbarhan189
    @barhanbarhan189 2 หลายเดือนก่อน +1

    አብየት ሓው ማለት አታሓሳስባ ናይቲ ወዲ አይ ማዓረይ ላማን ተትኮን ለ ኮእዩ ሃምዚ እዊይ ሓወይ ማዓረይ💋💋💋

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሰብ ድዩ ክነብረልኪ አለኪ ኣሎ ሓው ማለት እኮ በጃ እዩ😢 ሰሊተይ ❤

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye7009 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ዕድለኛ እኺ ከምዚ ዝበለ ሓውኪ ብምህላዉ❤❤❤❤ደይፈትወኩም ወአ ተጋሩዋ ጹሩያት

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣፈወሪቂ ሓወይ ለበም ብጣዓሚ የመና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 2 หลายเดือนก่อน +1

    ገዛ ገንዘብ እንታይ ክዓብሰልኪ ዝሓፍተይ ጥራይ ምስ የሕዋትኪ ወድኪ ብፍቅሪ ንበሪ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ናይዛ ዓለም ሃፍቲ

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 3 หลายเดือนก่อน +19

    ኣረ ተመስገን በሊ ናይ ሰብ ዘይ ምስማዕ ኣፍወርቂ ግን ብጣዓሚ አብ ሓፉቱ ዘለወ ክብሪ ይፍለ እዩ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @ZufanYouTuber
    @ZufanYouTuber 3 หลายเดือนก่อน +2

    ካም ኣፈወርቂይ ዝሓስበልክን ሓው ነይሩክን ሐዝይ ብሞት ዝስኣንክንኦ ትህልዋዶ ካምዝይ ካማይ 😥💔

    • @SalmSalm-oe9fx
      @SalmSalm-oe9fx 3 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢ዋይ እው ሓፍተይ

  • @user-ኣክሱማዊት
    @user-ኣክሱማዊት 3 หลายเดือนก่อน +43

    ከዚ ባ ሲ ናይ ልባ ተናጊራስ ፕራንክ ድያ ክትብሎ😊😊😊ኣፎመይ ኣድኒቀካ በእውነት ኣነጋግራካ ስነ ስርዓት ኣለካ❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @FufufFjfuf-vb5ik
      @FufufFjfuf-vb5ik 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤