ን ጓል ናብ ፍቅረ ዘእትውዋ ዕላላት love and relationship hyab media

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024
  • ን ጓል ናብ ፍቅረ ዘእትውዋ ዕላላት love and relationship hyab media
    love and relationship hyab media
    fb / hyab.famili
    ኣብ ሓዳርና ጽቡቅ ጾታዊ ርክብ ንክህልወና ክንፈልጦም ዘለና ንገራት
    • ኣብ ሓዳርና ጽቡቅ ጾታዊ ርክብ ንክ...
    ኣብ ረሑቕ ዘሎ ሰብ ከም ዘፍቅረና ንፈልጠሉ መንገዲ
    • ኣብ ረሑቕ ዘሎ ሰብ ከም ዘፍቅረና ...

ความคิดเห็น • 136

  • @raeimusse244
    @raeimusse244 3 ปีที่แล้ว +19

    ኣቲ ህያብ ን2 መጻምድቲ ግዳ ኣብዚ ናትኪ ቻነል ከተራኽቢ ዘይትጅምሪ።
    ብዙሕ ሰብ ነዚ መጻምድቲ ዘራኽብ ቻነል ኣብ ደገ የድልዮ ኣሎ። ብዙሓት ሃገራት ነዚ ዕድል አዚ ይጥቀሙሉ ኣዮም። መልሲ ክጽበየኪ አየ,፡ የከንየለይ።

  • @ermiasermias3898
    @ermiasermias3898 3 ปีที่แล้ว +8

    መጀመርያ የመስግን ዋው አከዳደንኪ አዘራረብኪ ደስ ክብል!!

  • @habtomhaile391
    @habtomhaile391 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ናትኪ ተኸታታሊ ኢየ ብጣዓሚ ጽብቅ ሓሳብ ኢዩ መሰረተይ ቆጽልዮ ሰብኣይኪ ደኣ ተዓዱሉ ኢዩ ንዓኺ ረኺቡ

  • @kbretsbhat205
    @kbretsbhat205 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ የግዳ ማራ እንዳተዋክኺ ቐስ ኢልኪ እንተገልጽዮ
    ብዛያዳ ምጸበቐ ዝብል ግምት ኣለኒ።

  • @loveyoumaryfatherofgod3777
    @loveyoumaryfatherofgod3777 3 ปีที่แล้ว +6

    ሓሳባተይን/ውህብቶኽን: ብጣዕሚ ፅቡቅ ኪንዮ ትሕዝቶኺ ሓሳብኪ ቢሂገዮ ኣንደምታ ብሂለይ ሒዝክኒ ክትኮኒ ድማ ተስፋ ይገብር::
    ሕቶታት ኣለኒ ገለ ክብለኪ
    1ይ: ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ወላ ኣብ ፋልማዊ ሌላና ሓቒፋ ዝሰዓመትኒ ጋል ኣብ ፍቕሪ ትወድቕ?
    2ይ: ንዓይ ዘይርደኣኒ ሜላ ኣዘራርባይ ኮነ ሕጥቦ ፅሑፈይ ዝበዝሓ ካብኣተን ትሕዝቶ መሰጅካ ምስጢራውያን እዮም ክኸብዱ መስቀላዊ ትግርኛ እና ተዛረብካ ልብና ኣብ ህዋ እንዳሰቓልካዮ በቃ ብኣጋ ዘይርድኡኻ ይብላ እንታይ ዩ ትብሊ ምስጢሩ ንዓይ ታራ ትግርኛ'ዩ?
    3ይ: ኣብ ሄዋን ዘለኒ ክብሪ ሰማይ ጠቀስ እዩ ብሰማይ ሓዊ ዘኒቡ ብምድሪ ማይ ፈሊቑ ክብረን ኣይቅንሰለንን ሄዋን ህይወት ምኻና ቀዳማይ ኣብ ናይ ሜላ ምንባረይ ዓንቀፅ ኣቀሚጠዮ እየ. ተጋግየ ኣለኹ ድየ?
    4ይ: ንሄዋን ኩሉ ግዜ ኣብ መፅናዕታዊ ሓገዝ ኮነ ጉልበታዊ ስራሕ ወላ ስነ ልቦናዊ ማዕዳ ካብ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ስነ ኣእምራዊ ኪናት ምስ ነብሳ ካብ ምኽፋት ክትቁጠብ የዘንቱ ግን ከምኡ ምግባረይ ዶ ናብዚ ይደፋፍእ ትብሊ ኣሉታዊ ሳዕቤኑ ስለዝበዝሓኒ እየ መፍቲሑኡ እስከ ኣቀምጥለይ?
    5ይ: ንነብሰይ ክንእድ ኢለ ኣይኮንኩን ፅባቐይ በየን ይኸይድ ይመፅእ ዘይፍለጥ ንፋስ ውን ተኾነ ምስክር እዩ በዚ ዝመፅኣኒ ሽግራት ድማ መወዳእታ የብሉን ሓንሳብ ሓንሳብ ምስ ኣምላኽ ይበኣስ ምኽንያቱ በተክርስቲያን ምኻድ ክፎቱ መዓት እየ ግን ብኸምዚ ምስ ብዙሓት ስለ ዝተቀያየምኩ ኣብኡ ክርእየን ይፈርሕ ብቕዓት ድኻመይ መዚነ ድማ ኣብ ገዛይ ተዓፅየ ይነብዕ:: እዚ ክብል ከለኹ ከምቲ ኣብ 4ይ መስመር ዝበልዎ ኣም ምትሕግጋዝ ሄዋን ኣብ ዝነጥፈሉ ግዜ ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ ገዘአን ይዕድማኒ ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ዘይትዕድመና ግዳ እናበላ የጨንቓኒ ሳሕቲ ንገዛይ ይዕድመን ግን በዚ ጥራይ ኣየብቅዕን ናይ ሰይጣን ከይተርፍ ይፍትናኒ, ኣብ ህይወተይ ምሉእ ከም ፀታዊ ርክብ ምፍፃም ኢሉ ዘፍርሓኒ ነገር የለን ኪንዮ ብመፅሓፍ ቅዱስን/ባህልናን ቅድሚ ቃል ኪዳን ምእሳር ሓጥያት ንምኻኑ እዩ:: ሕሉፍ ሓሊፍወን ገይ ግዲ እዩ ኢለን ይዛረባለይ/ ግን ከምቲ ኣብ 3ይ መስመር ዝበልክዎ ክብሪ ሄዋን ነዓይ ዳታይ'ዩ ምስ ደመይ ድማ ዝተዋሃሃደ እዩ::
    ንምጥቕላል ዝኣክል: ንሎሚ ኣብዚ ይእከለኒ እምበር ኤክስ ፓየር ዴት ዝኾነ ሓሳባት ሄዋን ኣብ ኣእምሮይ ተኸዚኑ ኣሎ::
    መዘኻኸሪ: ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር.
    መደምደምታ: ስለ እተቕርብዮ ትሕዝቶ ብሰማይን ምድርን ክበሪ ኣብ ቀፃሊ የራኽበና

    • @akraneyob7993
      @akraneyob7993 3 ปีที่แล้ว

      Ajoka hawey good please you

    • @loveyoumaryfatherofgod3777
      @loveyoumaryfatherofgod3777 3 ปีที่แล้ว

      @@akraneyob7993 እግዚአብሔር የኽብረለይ ሓቢርና ንመሃሃር ንምእራም ዝኣክል God bless you ከምዚ ኢኻ ሓሲብካያ መስለኒ እግዚአብሔር ይሓግዘና ይቅረታ ግበረለይ ደፊሪ ከምኡ ምባለይ ጋል ውን ክትኮኒ ትኽእሊ ሓፈሻዊ ሜላ ኣመሃህራ ን2ቱኡ ዝውክል ስለ ዝኾነ እየ::

    • @akraneyob7993
      @akraneyob7993 3 ปีที่แล้ว

      Thanks so much hawey natey
      No wedi eya

    • @ጓልትግራይኩሕሎ
      @ጓልትግራይኩሕሎ 3 ปีที่แล้ว +2

      @@loveyoumaryfatherofgod3777 ከምዚ እስቲ ግበር
      1,ምስ ዝኾነት ጓል ካብ ኢድን ኬሳን ወፃኢ ዘይምስዕዓም ብፍላይ ኣብ ገፅን ከንፈርን ዝግበር ተዝተርፍ ፅቡቕ እዩ::
      2,ብዘይካ ናተይ /ኣሕዋተይ ኢልካ ትቀርበን ሰባት ካብ ሰላምታ ወፃኢ ነዊሕ ፅሑፋት ዘይምፅሕሓፍ !!
      3,ናተይ ትብላ ሄዋን ክትህልወካ ምግባር ወይድማ ዋላ ዘይብልካ ከምዘላትካ ምንጋር ሓሲኻ ምዕራቕን ሓሲኻ ነብስኻ ምክልኻልን ኣምላክና ኣይሕዘልናን ዝብል እምነት ኣለኒ
      4, ኣብ ገዛኻ ብዝኾነ ይኹን ዘይምግባዝ /ዘይምምፃእ ምክንያቱ ኣብ ገዛኻ ምዕዳም ማለት በሪ ምኽፋት ስለዝኾነ ናብ ገዝአን ይኹን ገዛኻ ዘይምግብባዝ ታይ ደኣ ኣብ ሰብ ዝበዝሖ ሆቴል ይኹን ካፊ ምግብባዝ ካብኡ ምፍልላይ
      ወዘተ...ዝመሳሰሉ ነገራት ግበር
      እታ የፍቅረካ እየ ትብለካ ጎርዞ ድማ ንዓኣ ዘይትኾነሉ ምኽንያት ብግልፂ ነጊርካ ምርሓቕ
      ካብ ቤተክርስትያን እውን ዘይምርሓቅ
      ቤተክርስትያን ተመላለስ
      ኣጆኻ ከዓ ጠንከር ምባል እዩ ዘድሊ እሺ

  • @mebrahtomasli2869
    @mebrahtomasli2869 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ትምህርና ኣለኺ ክብረቲ ሓፍተይ።💯✅

  • @tediroselias2509
    @tediroselias2509 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ነዓኪ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ይምነየልኪ ብሐቂ ርእሰ ተኣማማንነትኪ 100%
    ዝሐለፈ ጺሒፈልኪ ኔረ ብዛዕባ ኣዘራርባ ናይ ትግርኛ ዝበልኩኪ ሕጂ ግርም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምጺእክዩ ካብ ኣብ ምንቃፍ ጥራይ ንከይድ ጽቡቅ ኣብ ዘሎ ካኣ ምዝራብ ካብ ሐቂ ዘይ ምርሐቅ እዩ: :

  • @jossigere682
    @jossigere682 3 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ሓፍተይ ፡ መጀመሪያ በዚ ተምጽዮ ጽቡቅ መደብ ብልቢ የመስጊን ። ናተይ ሕቶ ንጋል ኣብ መጀመርያ ኣብትራከበሉ ጊዘ ጽብቕቲ ምካና ክትነግራ ዶ ኣለካ ወላስ ጽብቅቲ ምካና ካብ ምንጋር ክትቕጦብ please degediski melesiley

  • @fewazyosief7761
    @fewazyosief7761 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaqi des zble tmhrti,thank you hyab haftey

  • @senglabedu9763
    @senglabedu9763 2 ปีที่แล้ว

    ደረቅ ምዝራብ አይሰማማዐሉን እየ ንምሳሌ ሎሚ ከንራከብ ኢና ፐሮግራም ከይትገብሪ ምባል ጌጋ እዩ ዝሓሰበቶ መደብ ይህልዋ አብ ከምዚ ዝግበር ቆጸራ ሕጉሰቲ ኮይና ከመይ ተሕልፎ ?

  • @biniamdawit9175
    @biniamdawit9175 3 ปีที่แล้ว +2

    Meseret haftey you are wonderfull..your programm is always teachable ...
    We need you sister...
    The mother of Love!!!

    • @hyabmedia7213
      @hyabmedia7213  3 ปีที่แล้ว +1

      Thank you so much

    • @hagosweldegerima4529
      @hagosweldegerima4529 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም መሰረት ሓፍተይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ዘይበሰለት ጋል ኣብ ሓዳር ተርእዮም ምልክታት እንታይ እዮም?

    • @greattigray5290
      @greattigray5290 3 ปีที่แล้ว +1

      @@hagosweldegerima4529 ደሓር ከ ታይ ገይርካ ተብስላ 🤣🤣🤣
      ከም ገዝኣ ዘይኮነ ከምጎሬቤታ ክትነብር ትደሊ
      ን ግዛዊ እምበር ንፅባሕ ዘይትብል ማለተይ ዘይትቁጥብ ብ ኩሉ ነገር ዘይትሓሊ
      መሓዛይ ሓደገኒ ጥራሕ ዘገድሳ
      ሰብኣያ እንታይ ይደልን ዘይደልን ዘይትፈልጥ
      ክትፈልጥ እዉን ዘይትደሊ ኢለ ይሓስብ

  • @abrahamzekios2666
    @abrahamzekios2666 3 ปีที่แล้ว +1

    Yes beautiful. Thanks from tigrayns USA.

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 3 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ምክሪ ኳ ንዓይ ኣይትጠቅመንን ጓል 🤣🤣እየ ዋ ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ትብልኒ ለባም ርግዕቲ ዉርዝይቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ

    • @hyabmedia7213
      @hyabmedia7213  3 ปีที่แล้ว +1

      studio.th-cam.com/channels/2f7_XHxBGVR-WNAg8xXAeg.html

  • @Mulugmedhn
    @Mulugmedhn 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you anti Harif

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi5871 3 ปีที่แล้ว +4

    Selam Meserat
    👌👌👌👌
    Gin Msesi thwki Aleki Rgi Elki
    Tetezarabki xbuki koynu ysmani

  • @samuelha59
    @samuelha59 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much 💓

  • @yosiefmentay2548
    @yosiefmentay2548 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank konjo

  • @ኩራዕኤርትራዊ
    @ኩራዕኤርትራዊ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ሜሲ ሽኮር ሎሚ ብጣዕሚ ሾኪርኪ ኣቲ ዘይሓሰብክዎ ናብ ፍቅሪ ከይተእትውኒ😝ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ።

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ፈተኪ ኣለኩ ጎበዝ ቀፅልዮ 💝💝

  • @ابراهيمعثمانحسين-ر5ض
    @ابراهيمعثمانحسين-ر5ض 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks 👍

  • @hadishandai1182
    @hadishandai1182 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks shikorina sle eti zhabkna advice

  • @kalabtesfagergs7706
    @kalabtesfagergs7706 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks you

  • @berhaneabraha3599
    @berhaneabraha3599 3 ปีที่แล้ว +3

    Hi
    ኣነ ኩሉ ትዛረብዮ ይሰምዖ ኢየ። ግን ኣነ ዘይሳማምዓላ ክጠቅሰልኪ
    ንወዲ ዳይሬክቲ ተዛረብ ኢልኪ።
    ንጓል ከኣ ዳይሬክቲ ክትዛረብ የብላን ኢልኪ።
    ምኽንያቱ ወዲ ኩሉ ግዜ ግሩህ ዋላ ሓንቲ ተንኾል የብሉን።ጓል ግን ኩሉ ግዜ ተንኾል ሒዛ ኢያ ትኸይድ። ስለዚ መብዛሕትኣን እንዳ ተጠራጠራ ኢየን ዝቀርባ ራፍሊ 90% እተን ዘይጠራጠራ 10% ይኾና።
    ስለዚ ዳይሬክቲ ክትዛረብ የብላን ጓል ኣንስተይቲ ዝበልክያ ኢንዳይረክቲ( ንምሕሳብ ስለ ትጥቀመሉ ኢያ) ወዲ ግን ወዲ ገርሂ ልቡ ስለ ዝኮነ ቀጥታ ዳይሬክቲ ይዛረብ ። ስለዚ ንወዲ በዚ ምኽንያት ኢየን ዝምዝምዞኦ ደቂ ኣንስትዮ።
    ንኣብነት ካብ ብዙሕ ምስማዕን ምዝራብን ብዙሕ ትማሃር ኢኻ። ኣብ መንጎ ጓልን ወድን እቲ ወዲ ብዙሕ ይዛረብ እታ ጓል ግን ውሑድ ትዛረብ እታ ውሑድ ትዛረብ ንክትሓስብ ዕድል ኣለዋ ።ብዙሕ ድዛረብ ግን ቁሩብ ኢዩ ዕድል ዘለዎ።
    በዚ ምኽንያት ከኣ ንወዲ የገርሆኦ።
    እንታይ ትብሊ ብወገንኪ፧ መዲያ
    የቀንየለይ

  • @lualkiflat6850
    @lualkiflat6850 3 ปีที่แล้ว +1

    መሰረት ሓፍተይ ናትኪ ኣድረሰ ለኣኽለይ

  • @MerhawiMenges
    @MerhawiMenges 7 หลายเดือนก่อน +1

    Betamiy xebuq neakiy da Like teray ❤ qexileyo lekie nay Libey terebeniy alekiy

  • @mikigebrhanns3392
    @mikigebrhanns3392 3 ปีที่แล้ว +1

    Betami xebuku.habrata

  • @goytaywahisey
    @goytaywahisey 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks labam sab kif aluwo tamhrtki

  • @samueltedros4222
    @samueltedros4222 3 ปีที่แล้ว +1

    Ewy eza gal kef delewa ❤

  • @okubayluul8991
    @okubayluul8991 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwww btaemi xbuk hasab meseret habtna kexlyo

  • @faregesame9389
    @faregesame9389 3 ปีที่แล้ว +1

    Wow sweetheart thanks

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 3 ปีที่แล้ว +1

    Hayet ileki aleku 💐

  • @elihomabselom19
    @elihomabselom19 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkk wedi shuk kun wedi shuk temenika do yerkeb koynu wedi shuk dehri wedi Asmara aytefetren haftey

  • @sasidebesai7871
    @sasidebesai7871 2 ปีที่แล้ว +1

    Anese betamie ye zeftwekie

  • @gerieyebiyo5094
    @gerieyebiyo5094 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam meseretey nay behaki des zebl mekri eu kexlyo ajoki zkone medb keyti kyri xbuk eki zeleki keep it up GBU

  • @seareyihdego8956
    @seareyihdego8956 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much 😍

  • @SamuelAmanuel-uj3zh
    @SamuelAmanuel-uj3zh 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓፍተይ ቅድሚ ሕጂ ሓቲተ ኔረ ኣይሰለጠንን ሎሙስ ምክርኪ ክረክብ ተስፋ ኣለኒ ፣ዝፈትዋ ሰብ ቅድሚ 6 ዓመት ኔራትኒ ከም ምሕታት ሓቲተያ ውን ኔረ እየ ግን ኣይሰለጠንን ሕማቅ መልሲ ውን ኣይመለሰትለይን ብዙሕ ግዜ ተሳቅየ እየ ብፍቅራ ንሳ ግን ሩሑቅ ዓዲ ስለ ዝከደት ቀልጢፋ እዚ ኩሉ ዓመታት ሓሊፉ ኣነ ውን ብመጠኑ ካብቲ ዝነበረኒ ፍትወት ቁሩብ የዒሪፈ ኔረ ምስ ግዜ ምንዋሕ ዘይተጸበክዎ ግን ባዕላ ደዊላትለይ ክርዳኣኒ ኣይካኣለን ሕልሚ ድዩ ጋህዲ ይኩን እንበር ምስ ምንዋሕ ግዜ ናተይ ትብሎ ሒዛ ትከውን ብዝብል ሓሳብ ንሳ ውን ናብ ፍቅራዊ ዕላል ክመርሓ እንከለኩ ኣነ ኣይርዳኣንን እዩ ብዙሕ ኣብቲ ግዜቲ ብዛዕባ ፍቅሪ ትብለኒ ንስካ ንዓይ ሓወይ ኢካ ኣብ ዝኮነ ግዜ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ትብለኒ ኣነ ካኣ ክቅበሎ ኣይካኣልኩን ክርሕ ይብል እሞ ሰላም ኣብ ዝበለትኒ ከይደንጎኹ ይምልሰላ ብዛዕባኣ ምሕሳብ ውን ናብቲ ናይ ቀደም ይምለስ ከም ዘለኩ ይርዳኣኒ ኣሎ ምክርኪ ክትልግስለይ ኣብ ኣታሓሕዛ ዝምልከት ናተይ ክትከውን ዝብል ግምት ውን ትሕቲ( 0) እዩ ትጽቢተይ እንተ ራሓቅኹ ዓቅሚ ይስእን እንተ ቀረብኩ ውን ሕውነት ዝዓብሎሎ ዕላል እንተዘይ ኮይኑ ካልእ ዝኮነ የለን ምክርኪ ይጽበ ።

  • @tesfaxbah8259
    @tesfaxbah8259 2 ปีที่แล้ว +1

    Keep it up

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 3 ปีที่แล้ว +3

    ናዓና ኸ ኩሉ ግዜ ነወዳት😓

    • @myownoasis
      @myownoasis 3 ปีที่แล้ว +1

      መሲ ናይ ኣወዳት coach እያ ኣቦይ እዝጊ ሰሊዑ ሂቡና: ግን እቲ ሓሳባ ወዲ እንታይ ይድሊ ጓል እንታይ ትደሊ እያ ትምህር.. ኣዋልድ ግን ዮርዳ ኣላትክን

  • @yosiefnguse1999
    @yosiefnguse1999 2 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaki xubuk temherti sis kale gezi kabzi dbelexe hizklna ketmexi beal mulu tesfa eye nic

  • @abrahamhantanabraham4358
    @abrahamhantanabraham4358 3 ปีที่แล้ว +2

    ክፍእቲ።። ሓንቲ መዓልቲ ባ ክፉእ በልኒ።። ሎሚ ማራ ሾኪርኪ መጺኪ።።keep it up...

  • @mrc295
    @mrc295 3 ปีที่แล้ว +1

    Like kihbeki kulu gzye eye zdeli gzye enda seanku ember bravo
    Kexli fetihe kimiraweki eye kea

  • @gabrielfikado9529
    @gabrielfikado9529 3 ปีที่แล้ว +1

    kntir zelewa weyti yblwa kemey eu

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh9021 3 ปีที่แล้ว +1

    yekenelna mesi shkorrrr

  • @boronikaamine4919
    @boronikaamine4919 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki des zbl tmhrti eyu

  • @mountainofchristint.church2223
    @mountainofchristint.church2223 ปีที่แล้ว

    Blessed Mesi🙏🙏🙏

  • @amaweld8055
    @amaweld8055 3 ปีที่แล้ว +6

    ሎምስ ሓበሻ ክምዕብል ግድ ጀምሩ ኢዩ። ዝጻረፍ ዘየለ እስከ ይመልአልኩም በሉ።

  • @birhanemebrahtu2869
    @birhanemebrahtu2869 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሜሲ ዓይነይ ከመይ ቀኒኺ ሎሚ ምኽሪ ኣድልኒ ኣሎ ብዝሓተትክዎ ሕቶ ብምሉእ ክምለሰለይ ተስፋ ይገብር ኣብዚ ግዜ እዚ ሓንቲ ብኢንተርነት ዝተላለኹዋ ሰብ ኣላትኒ ከምቲ ዝደልዮ ዓይነት ጋለንስተይቲ ከምምኻና ኣስተውዑለ ኣለኹ ሕሉፍ ሕይወትና ውን ኩሉ ተዓላሊልና ንኹሉ ከከም ዘለናዮ ተቀባቢልና መኽንያቱ ሕሉፍ ሕይወት ኣብቲ ዘለናዮ ክኣቱ ትርጉም የብሉን ኢልና ሓደ ዝተፈጥረ ጸገም ግን ኣሎ ንሱ ድማ መጻምድትኺ ክኸውን ትደልይዮ ሰብ ከመይ ዝበለ እዩ ኣብ ዝበልኩዋ ከፍቅር ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ዝብል መልሲ እየ ሰሚዐ እንታይ ትመኽርኒ

    • @alulihabibi690
      @alulihabibi690 3 ปีที่แล้ว

      ዋይ ዛዓርከይ ፈቲያትካ ኣላ ማለት ዩ ሞብሩክ አንቃዕ ሓጎሰካ ትፈትዋን ትፈትወካን ምርካብካ ዕድለኛ ኢካ

  • @Sam-hago
    @Sam-hago 3 ปีที่แล้ว +1

    Kefe aleki.. haqi ketfetwi ..👌

  • @tig3548
    @tig3548 3 ปีที่แล้ว +4

    I see feminine guys with nice looking women all the time . it's always the opposite most of the modern girls and women like feminine guys but, I don't care about girls as a guy I like to be muscularity

  • @kendeltekie7173
    @kendeltekie7173 3 ปีที่แล้ว +1

    Xubuk timhrti mesiye, feminen&muscilen b french girl&boy malet eyu kkk luv u mesi

  • @UserFromTheUk-14
    @UserFromTheUk-14 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcome ሜሲ ዓይነይ ጥፊኤ ቀንየ🙄

  • @mikihabitegergsh1948
    @mikihabitegergsh1948 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawww bitami eya weteya eza vido

  • @mutiteame5092
    @mutiteame5092 3 ปีที่แล้ว +1

    tsubuk hasab u

  • @goytaykulutkelnakaeuyuemne9751
    @goytaykulutkelnakaeuyuemne9751 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam mesi gn kurub bezihu ab semun klte gizie xbuq neyru

  • @fhivvictgj7414
    @fhivvictgj7414 3 ปีที่แล้ว +1

    gobez

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 3 ปีที่แล้ว +1

    Well come sweety

  • @samimebrahtu4175
    @samimebrahtu4175 3 ปีที่แล้ว +2

    Selam hyab medebki xbuk eu b zyada gn eza chanel kteabi kalie aynet program kea keyri✌

  • @faregesame9389
    @faregesame9389 3 ปีที่แล้ว +1

    So cute 💓

  • @teklesenbetteklay4615
    @teklesenbetteklay4615 3 ปีที่แล้ว +2

    ውድእ ሓሳብ ሜሲ ኣንበሲት

  • @Godplan6596
    @Godplan6596 3 ปีที่แล้ว +3

    Kese beli bejaki

  • @nigushindeya
    @nigushindeya 9 หลายเดือนก่อน

    ths

  • @muluokanmole4195
    @muluokanmole4195 3 ปีที่แล้ว +1

    Ati ezi eti natki U fetinayo ena entay eske ybla mesiluki komu ms belkayen
    Kixleaka natka ayrdealkan U natu tray U zbl eblaka entay kem ngebr tefieuna

  • @weldatdesta1470
    @weldatdesta1470 3 ปีที่แล้ว +1

    hii

    • @weldatdesta1470
      @weldatdesta1470 3 ปีที่แล้ว

      mesi zetakanishaban zatekansheban zalo feleley eseka negerina

  • @kalabaregawi1050
    @kalabaregawi1050 3 ปีที่แล้ว +1

    Please fix your mic quality get a new one this is to loud

  • @hailzgihailway5248
    @hailzgihailway5248 3 ปีที่แล้ว +1

    መሱ ሓፍተይ ሎምስ እተን ኣራንሽታታ ክፍት ኣብልየን ክክክክክክ

  • @michaelkefali3918
    @michaelkefali3918 3 ปีที่แล้ว +1

    Nmntay iki qonajiki tmexi entay du elamaki. Selam keliekni ko

  • @NaodTsheme
    @NaodTsheme 11 หลายเดือนก่อน

    ኢንግልሽ ኣብዚሕኪ

  • @djkalid7820
    @djkalid7820 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane naki feteki aleku
    Rikebni

  • @بشارعليالريمي
    @بشارعليالريمي 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @berhaneabraha3599
    @berhaneabraha3599 3 ปีที่แล้ว +1

    Sorry ህያብ ክጽሕፍ ሲ መዲያ ኢለያ።

  • @efremhaile3632
    @efremhaile3632 9 หลายเดือนก่อน

    ወዳዎዶ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 3 ปีที่แล้ว +1

    ሓቅነትን መጽናዕትን ዞሎዎ ድዩ እዚ ትብልና ዞሎኪ?

  • @shoshalchannel7569
    @shoshalchannel7569 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ቆንጆ

  • @ዳኒ-ቐ3ጰ
    @ዳኒ-ቐ3ጰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ናዓኪ መሰረት ሓፍተይ ናይ ባሓቂ ጽብቅ ሓሳብ ደስ ጽብል እዩ ሕቶ ካኣተኪ ፍቃድ ዲይ በዚ ይትቡ
    ሓፍተይ እያ ኣማጺኣትለይ ምስ ሓንቲ ሰብ ጀሚረ ኣለኩ ንፍቅሪ ይኩን ንሓዳር ሓቲተያ ዘይተረደአኒ ዘሎ ምኪኒያት ካብዚ ዘለኩዎ ክወጽእ ምካናይ ነጊረያ እየ ካብዚ ምቅጻል ኣብ ክልተ ማዓልቲ ሓራይ ኢላትኒ ግና ንስድራ ንንገሮም ኢላትኒ
    ካብዚኣ እንታይ መብራህቲ ትህልወኪ ትከውን ፌስብ እንተሊኪ ስደድለይ ካኣ ግና ይቅረታ ግበርለይ

    • @hyabmedia7213
      @hyabmedia7213  3 ปีที่แล้ว

      Hyab famili

    • @ዳኒ-ቐ3ጰ
      @ዳኒ-ቐ3ጰ 3 ปีที่แล้ว

      Tekebileki aleku

    • @asgosommngstap8648
      @asgosommngstap8648 3 ปีที่แล้ว

      @@hyabmedia7213 nay behaki xebuk hasab u haftey natey gan neaki zemeleket u kes eleki enda yerfeki ente tezarebey ameraxey mekone seb kea keredeki yekel u sorry gen seleti akeberot🙏

    • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
      @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እታ ጋል ዘቅረበቶ ሕቶ ጽብቅ እዩ ምክንያቱ ንሓዳር እንተከዩኑ ግድን እዩ ነስድራኩም ምዝራብ ጽብቅ ኣብ ጽብቅ ክትበጽሑ ይምነየልኩም

  • @yorsiyorsi8043
    @yorsiyorsi8043 3 ปีที่แล้ว +1

    uyyyy ati nehtoy melseley newedi ke bekemey abe fqri tetwo

  • @amanmichael5149
    @amanmichael5149 3 ปีที่แล้ว +1

    Meseret anen nskin zeynjmr fkri kulen mrda abenani

  • @kalebbelay4131
    @kalebbelay4131 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምዶ ሕቶ በዚ ምሕታት ይከአል ድዩ

  • @samuelbrhane8515
    @samuelbrhane8515 3 ปีที่แล้ว +1

    Habesha hatewketew meshenitt tray eyen zedlen

  • @abelteklit8791
    @abelteklit8791 3 ปีที่แล้ว +1

    Mekseb kemey diki memhrna kabzi kulu tmhrtki kndey nabra tatihu Alo mesleki edmen tenan yhabki mchwti ftret

  • @BereketAbrha-y2o
    @BereketAbrha-y2o 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @solomonkudus6747
    @solomonkudus6747 3 ปีที่แล้ว +2

    ..

  • @grmaylove2407
    @grmaylove2407 3 ปีที่แล้ว +1

    💋💋💋💋💋

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 3 ปีที่แล้ว +1

    Eta qedameyti zbelkiya abzi gize aytserhn eya kkkkk

  • @erromerrom2660
    @erromerrom2660 3 ปีที่แล้ว +1

    Xubuk aleki endo gin ka mara thweki keynki kes mbal kedleki eyu

  • @tomasyonas9406
    @tomasyonas9406 3 ปีที่แล้ว +1

    "'"

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ 3 ปีที่แล้ว +2

    አውውውይ በጃኪ ልብኪ ብኣፍኪ ክትወጽአ ደልያ ቀስ ኢልኪ ኣረድአና ዋአ አቲ ከይ ሓዝናዮ ካልአ አንዳምጻኪ kkkkk

    • @kelatitesfay1887
      @kelatitesfay1887 3 ปีที่แล้ว

      Akkkkkkk yegerim u wela hanti key haseku tewediya

  • @amanmehari4617
    @amanmehari4617 2 ปีที่แล้ว +1

    🤣🤣🤣🤣❤❤❤

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 3 ปีที่แล้ว +1

    Kindey amet gerki ab hadar??? Melsi ab reapley gidefiley

    • @hyabmedia7213
      @hyabmedia7213  3 ปีที่แล้ว

      8

    • @aklilukaleab1758
      @aklilukaleab1758 3 ปีที่แล้ว

      @@hyabmedia7213
      Bravo qexilio:: higus diu bial betki bezi tigebriyo mikri?🤩

    • @aserjigna565
      @aserjigna565 3 ปีที่แล้ว

      @@hyabmedia7213 bejaki Qes elki tezarebi

  • @williamhagos9942
    @williamhagos9942 3 ปีที่แล้ว +1

    ቀስ ቀስ

  • @momona9259
    @momona9259 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና
    ሕቶ ኣሎኒ
    ካብ እንፋለጥ ልዕሊ 3 ወርሒ ንገብር ግን ቡዙሕ ኣይንራከብን።
    ሓደ ክልተ መዓልቲ ረኪበያ ፅቡቅ ነይሩ ዘሕለፍናዮ መዓልቲ ድማ። ካሊእ ግዜ ናብ ሾፒን ኮይድና ዝኮነ ነገር ገዚኣላ ደስ ኢልዋ።ናብ ገዛይ ንክትመፅ ዓዲመያ መፂኣ ዝተወሰነ ተፃዊታ ዝኮነ ጉዳይ ኣለኒ ኢላትኒ ሕራይ ፀገም የለን ኢለያ ከይዳ ኣብታ መዓልቲ ንሳ ንምሸት ክረክበኪ እየ ኢለያ ተራኪብና ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ፓርክ ኣምሲና ኣብዛ ነብሰይ ድማ ተጠምጢማ።እንታይ እዩ ዝበሃል እዚ

    • @feqriweshtawihagoseuhagose3889
      @feqriweshtawihagoseuhagose3889 3 ปีที่แล้ว

      😂😂😂🥰 ጸወታ ገዛ ገዛ ዋ ህኾት በስምኣብ 😂😂😂

    • @momona9259
      @momona9259 3 ปีที่แล้ว

      @@feqriweshtawihagoseuhagose3889 ፅቡቅ ኣይኮነን ዲዩ

    • @alulihabibi690
      @alulihabibi690 3 ปีที่แล้ว +1

      ዋይ ዛዓርከይ በረድ ኮንካያ ኣለካ ክትገድፈካ ያ ሪኢካ ክትስአና ኢካ

    • @momona9259
      @momona9259 3 ปีที่แล้ว

      @@alulihabibi690 እንታይ ክገብር ደኣ?

    • @alulihabibi690
      @alulihabibi690 3 ปีที่แล้ว

      @@momona9259 ok xebuq aleka endehre tedeliya konka neska wedala malet deqenistiyo bebahrianen zehule wedi i fetwan yen kemzi bahriyat areyateka tela mesht kab mexet nekulu deluwe kun deletate alewa malet u mo deletata terdala

  • @fhivvictgj7414
    @fhivvictgj7414 3 ปีที่แล้ว +1

    gobez

  • @gezenatube
    @gezenatube ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BekuretsionBrhane
    @BekuretsionBrhane 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @YobielOkube-j7j
    @YobielOkube-j7j 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @FiliiiHiwet
    @FiliiiHiwet หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤