ዋጋ ባህላዊ ክዳንውቲ ኣብ ውቕሮ (ቃልኪዳን) 0914160866 ምርካብ ትኽእሉ ኢኹም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ዋጋ ባህላዊ ክዳውንቲ ኣብ ከተማ ውቕሮ ዕዳጋ ሓሙስ ቃልኪዳን ባህላዊ ክዳን መሸጢ ብስልኪ ቁፅሪ 0914160866 ምርካብ ትኽእሉ ኢኹም ክንደይ ይፅብቕ ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ 👨‍👩‍👦 ይኹኑና #eritreandrama #habesha #tigray

ความคิดเห็น • 43

  • @ቲቲጋልውቅሮ
    @ቲቲጋልውቅሮ 3 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ገዛ መስርሒ ኩሉ ስርሕልና ውቅሮ 🙏❤❤

  • @user-yz6ip7ft5r
    @user-yz6ip7ft5r 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wooo… ማማሩ ይሄንን ዠቅዠቅ አድርጎ መንጎራደድ ነበር እጃችሁ ይባረክ:: 👌

  • @volialoopu8112
    @volialoopu8112 3 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ኩሉ ዳ ጥልፊ ምሸጢ ንገርና ማዓረይ ከውፅእ እየዋ ምሰ ይቅርቲ ኣብ ውቅሮ🙏

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri 3 หลายเดือนก่อน +2

    መቅረት ኣቃራርባኪ ደስ ክበል እና ኣብ ወቅሮ ሶፋ ቲቪ ዓራት ኣቁሑ ቡና ወዘተ ኣቅርበልና

  • @kidan5256
    @kidan5256 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ እዛ ቲዲኤፍ እያ ቀሕሕሕ ኢላትኒ 😘😘😘

  • @user-bd7nt7qi6x
    @user-bd7nt7qi6x 3 หลายเดือนก่อน

    ያምራል በጣም ሥልካችሁን ዋዉ 👌🇲🇱👌🇲🇱👌🇲🇱👏👏👏🙏🙏

  • @beligaltdf3799
    @beligaltdf3799 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ዓበይቲ እባ እሪእና

  • @reemal1725
    @reemal1725 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዮትብኪ ክዓቢ ዋጋ ስሚንቶ ሑፃ ቆርቆር ብሊኮት ፣ ሰራሚኪ ፣ መስመር ዝመስሉ ቀሪፅኪ ትትቅርቢ ዮትብኪ ቀልጥፉ ምዓበይ ነይሩ

    • @user-qd8ee8zt2g
      @user-qd8ee8zt2g 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅኪ ጋለይ ስሚንቶን ሑፃን በሊዑኒ ከቢሩ ንሱ ከም ኣርአየትና. ሓሸዋ 40,000 ኢሎምኒ ሓቂ ደዩ

    • @reemal1725
      @reemal1725 3 หลายเดือนก่อน

      @@user-qd8ee8zt2g ን ሓንቲ መኪና ድዩ??

  • @Laila-pe6gb
    @Laila-pe6gb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስልኩ እባ ኣቀምጥልና ናብ ዝደለናዮ የብፅሕ ዶ

  • @ksaksaksa3860
    @ksaksaksa3860 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሽፎናት እውን ኣምፅእልና ምቅርቲ❤❤❤

  • @HgLife888
    @HgLife888 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስልኪ ናይ ዚ ብዓልናይ ኣቅምጥልና ዝሓፍተይ 🙏

    • @samri16tube
      @samri16tube  3 หลายเดือนก่อน

      ኣቐሚጠ እየ መዓረይ

    • @HgLife888
      @HgLife888 3 หลายเดือนก่อน +1

      ok ሪኦዮ ኣለኹ ሐዚ ዝያዳይ ኩሉ ምእንቲ ክሪኦ ግን ኣብ pin ኣቕምጥዮ

  • @user-hd8nr5gq9c
    @user-hd8nr5gq9c 3 หลายเดือนก่อน

    በጃኪይ ናይ ቆልዑ ኣርእይና ❤❤

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 3 หลายเดือนก่อน

    ዋግኡ ግን ትመጣጣኒ እዩ 👍👌👌🥰🥰🥰

  • @HabibaAhl
    @HabibaAhl หลายเดือนก่อน

    ነይ ሳምሪ ትብፅሕልዪ ዶ❤❤❤❤

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ደስ ክብል ሳምርየ ❤❤❤

  • @Hanigualhagretigray
    @Hanigualhagretigray 3 หลายเดือนก่อน +2

    Wow des yeble eta zedlya video eya thank you sis selki kuxri sededly mearey

    • @samri16tube
      @samri16tube  3 หลายเดือนก่อน +1

      0914160866 ቃልኪዳን ባህላዊ ክዳን መሸጢ

    • @Hanigualhagretigray
      @Hanigualhagretigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@samri16tube yeknyley mearey

    • @samri16tube
      @samri16tube  3 หลายเดือนก่อน +1

      @@Hanigualhagretigray eshi mearey

  • @ShamS-hp3vn
    @ShamS-hp3vn 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዔሚ ቆንጆ እዩ ዋግኡ

  • @lucibrhane8037
    @lucibrhane8037 3 หลายเดือนก่อน

    ናይብሀቅ ፅቡቅ እዩ እቲ ዋጋ አዲስ አበባ ዘይትንከፍ እህዋተን ብጣእሚ ህዙር እዩ እናበረታትዬ

  • @hiwaen
    @hiwaen 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ከባቢ እዩ ንምንታይ ንሰኪ ክትጥቀሚ ንሱ ሰልኩ ዘይትቕምጥሉ

    • @reemal1725
      @reemal1725 3 หลายเดือนก่อน +1

      ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ ዜሮ ሓደ ኮ ኢላ እያ

  • @Genitube14
    @Genitube14 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @kidan5256
    @kidan5256 3 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam miarey gobez gobzi❤❤❤❤

  • @reemal1725
    @reemal1725 3 หลายเดือนก่อน +2

    አደደ በሊ ጋል ሓፍተቦይ

  • @user-bd7nt7qi6x
    @user-bd7nt7qi6x 3 หลายเดือนก่อน

    ይቅርታ ሥልኩን አየሁት አሁን

  • @alemyemarialij2983
    @alemyemarialij2983 3 หลายเดือนก่อน +1

    tdf 😁😁😁😁

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤