ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Subscribe ሓወይ ብሩኽ ሰንበት ይብለኩም ኣሎ 😂 Enjoy 🙏
Bhade endina hadirna nsu subscriptions kqoxr hadiru ane khea amet goday mexae wana Chanel yshaqel .😅❤
😂😂😂@@Kibrom-sh8ej
Kkkkkk
Hji gerelka aleku bro qexlo
Logbiba habibi ana nska kulu eika tesfa hiwet eika
ሉእል ጥራይ ኣይኮንካን ሉል ኢካ ብራዘረይ ቆጽሎ እይትጥፋኣና❤❤❤
ኣነ ሲ ናይ ሊብያ ክትብል ኮለካ ገለ ነገር ዓቢ ተስፋ ይሰንቅ ❤❤❤ ብጣዓሚ ኢና ነመስግነካ
ኣነ ደስ ትብለኒ ናትካ ኩሉ ግዜ ነዚኣ ክብል እየ ዝከፍቶ ነዛ መንጢሎምና እዮም ክንምንጥሎም ኢና ትብል ደስ እያ ትብለኒ ።😂
Me too😂😂😂😂
Log.biba habibi ata shkor ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልካ❤ ።
Logiba anes ab libya diye zelku buzuh xihifelka gin kulu gze tshindahani eka gin ብዛዓባ ኣፍቃርካ ትኣምን ኣሚንካ ኣይኮነን ተፍቅር ብዝኮነ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ብሓደ ክንሰርሕ ተስፋ ይግብር❤❤❤❤❤❤
Logbiba ma brother ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ብፍላይ ብትሰርሖም ስርሓት ራፕ ብምግዳፍካ ግን ሽውያ የሕሪቅካኒ So full respect እዩ ዘለኒ ኣብ ልዕሌኻ I hope ክኣ ሓደ ምዓልቲ ብኣካል ክረኽበካ እየ ምሳኻ ስለ ዘለኹ ድራር ግን ካባኻ እዩ
ልኡለይ መኸየፍ please እባ እዛ ነዞም ናይ ልብያ ዘለዉ የሕዋትና እትህባ ሞራልን ምትብባዕ ኣማዕብላ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ ቀዳምይ በዓለይ like
ሉኡለይ❤ ሓቢቢ ከመይ ዲኻ ናተይ ❤❤❤ ቀዳማይ ሎሚ ረኺበካ
Logbiba one of my fav keep up going ❤
ብዙሕ ኣይከታተልካን አንዲ ኔረ ገን ሎሚ ብስም አታ ዓዲ ኾላ ዝዘርግሓካያ ቪዲዮ l respect you bro ❤
እዚኣ ናይ ወዲ ጀበሊ መልእክቲ ይሕሊፈ ኔረ ኣብ ዝሓለፈ video ጽቡቅ ጌፍካ ደስ እልኒ ሉል ጂግና 🎉🎉🎉
Logbiba nebsi eza Subscribe tbil hkiya aytresiaya eka hbushey tedegagimkala eya tsemie koys...Bzterefe gn bela medeb neru kemti limud Keep it up eziarkey 👍👍👍
Logbiba ዓቢ ሰብ ኣነ ሓደ ካብ ኣድነቅትካ እንድየ ሕጂ ከኣ ከይትስግረኒ ምልሰለይ ካብ ብልቢ ዝፈትወካ ዮኒ ንወዲ ጀበሊ ኣብ ድሕሬካ ጌርካዮ ኣለካ'ሞ ንወዲ ጀበሊ ከመይ ትገልጾ እስከ ገለ በለና ሰሰናዩ ሓወኒ ❤❤❤🥰🥰🥰
Neshu diga mlue akli ❤❤❤, behaki ,logbia long sweet life
ጽቡቅ መደብ ጅቡዕ ወዲ ቀጽሎ❤❤
16:12 16:53 "ነብሲ ወከፍ ሰብ ሓደገኛ'ዩ ኣብዛ ዓለም" ብዛዕባ ነቸር ሃለውለው ምባል ሳሕቲ ኣድላይ'ዩ ሎጊ ሓወይ ወላ ክንግድደካ ።ዳተጸበኩኳ'የ ካብ ደንደስ ትራፕሎስ ሓውካ 'one love'✌🏽❤️✌🏽 🫡
Logbiba my bro ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ስራሕካ ዕዉት ኩን 👀✍️
Logibaba ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ቪዲዮ ኢኻ ተቅርበልና ኣጆኻ ቀጽሎ ኣነ ብፍላይ ብጥዓሚ ኢየ ዘድንቅካ ከምዞም ከም ሰፊኢ ግምጥል ግምጥል ዝብሉ ከይትኸውን ፋሕ ቤሎው ከይትገብራ ፍቅርን ንፍቅርን ክትገብራ ኣሎካ ግጥሚ ካ ልክም እዳበልካ Logbiba ዶ ክብለካ ኣንታ ፍቅሪስሓቅ ጸውታ እንበር ዝይ ርከቦ ነውሪክምዚኣ ጌርካ ወዳያ እበሪ ልሳንካስ መግለጺ ይብላን ፍቅሪ እያ ፍቅሪ //ግን እዚኣ ግጥምጥም እተ ሞይታ ፍሕር ኣቢልካ ቅብር ኣብላ😂😂😂😂 ክምላኣ ሓሲበ ግን ካ ስበይተይ ፍቅሪ ምስ ስምዐት ጸፊዓትኒ ክምልኣ ኣይክኣልኩን ኡስሩቤት እዩ ናብራይ ክክክክክክ
Logi Hawna nkbreka ena...ኣነ ከማን ኣብዛ ሕቶ ምስቶም ኣሚኖም ዘፍቅሩ ዘሰማምዕ ነጥቢታት ይበዝሕ ጽቡቅ መብርሂ ጌርካላ Log Bro...please keep it,,,,,,
ሉል ሓወይ ወዲ ዙረይ ብጣዕሚ ኣድናቂትካ እየ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ቅሳነትን ከኣ ይሃብካ
Logbiba wedi nskia wudu wedi ekia personal maletiay eyu Entiay tbleni heji kxbyka eya Next week ❤ happy Sunday bro
Tefetawe welcome mareyyy ❤❤❤for next time I have questions inshalah you are special 🎉🎉🎉keep it 💯 👌
ሎጊባብ ሓወይ እዝኣ ሕክያ ቀቢረያ ኣለኩ መይታ ❤
Mehegosey mara eka kef thbeni hansab wela ab srah koyne eye zkateteleka qexlo eske ata sebay❤❤
Lolgi fewasi qusli anta asli hade hade gzie ba in English meshaq hkya ahkina habibi❤
Eblow Eya zela lol anyway good Program bor I really enjoy it keep it up👏
Logbiba ሓቢቢ ማራዩ ኬፍ ዝበኒ ሕክያካን ዕምቆት ዘለዎም ማሃርቲ ቃላትካን ❤❤❤ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ, መጽሓፍ ናይ ምግዛእ ባህሪ ኣለኒ, ኣብ ምንባብ ግን ፎብያ ኣለኒ ምባል ይሓይሽ, ገለ ምኽርኻ እስኪ ለግሰለይ, 🙏🙏🙏 big respect eyu zelena ab lielieka videoka bzuh gzie ena niezebo ms bealti bietey🙏 gn arsenal konka kurub tienaka endahaleka beal arsen wenger tsbuq ayhabetomn arsenal kkkkk 👍👍👍👍⚽
waww bzh knxbe ena werqawin hasabat Thanks habibi qexlo bflay ab tesfa zeleka tegedasnet seb ate wedeqe ktsea ykal ayu tesfams zqerxe ga tesfa hayli nay wedi seb aya mexex natka ado legibni
❤❤❤❤❤❤
A wise and all included program logbiba hawey keep going ❤❤❤
you are very meshaqbzkone kndey zur eika weridka sawategediska ktmlseley yhateka
ሎግቢባ ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ካብ ኣድስ❤
Logbiba hawey btaemi eye zfetweka qexlo❤❤❤❤❤
ሉል❤ ሓወይ መደብካን ብሃንቀውታ እየ ድጽበዮ ብስራሕ ተዘይ ሓሊፉኒ ኣዋጽኣ ቃላትካ መግለጺ የብለይ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ &ዝፍትወካ ሎሚ መዓልቲ ዝሓተካ ኣነ ከልጢፈ እየ ዝሓርቅ ቀልጢፈ'ከኣ ይምለስ ካብዘን ጥቅስታትካ ሓንቲ ድጸሓፍካያ እታ ናይ ንበዓት ኣነ ወላ ኣብ Film ብጣዕሚ እየ ዝነብዕ ካብ ምንታይ ክኸዉን ይክእሊ Love you so mach ❤🎉 Luul hailemichael
ሓቢቢ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኬፍ ኣለካ በቃ ክገልጸካ ኣይከልን አየ ሎጉቢባ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Luley shikor thanks 👍 👍👍
Logbiba bejaka ezia keythalfa mnbar echa diyu mrcha abrhalna zarkey
ሰላም ዝዓርከይ፡ ኣብዚ ቁሩብ ግዜ እየ ክከታተለካ ጀሚሮ' ሞ እቲ ኣታሓሳስባካ ከኣ ኣይጸለእክዎን፡ ከም ዝተረድኣኒ መጽሓፍ ተንብብ ኢካ ትመስል እሞ። ካብቲ ዘንበብካዮ ዝመሰጣካ ቡዙሕ ውን ዝተማሃርካለን 3 ናይ ትግርኛ መጽሓፍ መሪጽካ እስኪ ንገረኒ ከንብበን። ቀጽሎ ከኣ
ኣጆኻ
Logbiba mnchi sahaqey❤❤
ቃላትካ ፉሉያት እዮም ዉሽጠይ ካኣ ፉሉይ ደስታ እዩ ዝስሞኣኒ ብቃላትካ ተስፋ ሞራል ኣጂኪ ነብሰይ እየ ዝብል ኩሉ ግዜ እየ ዝጽበየካ እቲ ናይ ተስፋ ቃላትካ ክሰምዕ ማይ ስሓ ሓወይ ካብ ሊብያ
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ይብሉ ለባማት ልኡለይ በል ፈጣሪ ብኹሉ ልኡል ይግበርካአስሒቕካኒ I'm glad I found your channel Keep on dancing in this free world
I'm glad see again bro❤❤❤
Selam logbiba brother medebka shewhat eyu nlbi megbi eyu nemro ❤ hto aleni please tegediska melseley seb nknebr dyu zserh weys nkserh eyu znebr :: Thanks always 🫶🏽💪
Acwntkum natkum gebrwou selmat yehlfkum alou elkna semna gernyou alena logbiba bro ❤
ልኡል ሓወይ ኣዚኻ ንፉዕ መንእሰይ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክርእየካ ተስፋ ኣሎኒ።ኣብ ገለ መደባትካ ምስላ ከም ትፈቱ ክትዛረብ ይሰምዓካ ኢየ።ሓቅኻ ኢኻ ምስላታት ዓቢ ትርጉም ኢዩ ዘለዎ።መብዛሕትና ግን ንሰምዖን ንጥቀመሉን እምበር ብልክዕ ትርጉሙ ኣይንፈልጦን ኢና።እስከ በል ሓንቲ ምስላ ምስ ትርጉማ ቁምጥ ቁምጥ ኣቢለ ከቀብለካ ግን ሓደራ ከምዚ ኣነ ተላሕጺጸ ዘቀብለካ ዘለኹ ከይተላሕጸጽካ ናብ ተኸታተልቲ ኣቀብለለይ ኢኻ።እታ ምስላ"ገለ ብማይ ገለ ሰኣን ማይ " ኢያ ትብል ።ሓደ ዓቢ ኣቦ ከም ዝነገሩኒ እንተኾይኑ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ ትርጉማሓንቲ ኣደ 2 ደቃ ይመቱ እሞ እቶም ክበጽሑ ዝኸዱ ሰባት እንታይ ድኣ ሓሚሞም ድዮም ክብሉ ይሓትዋ እሞ፧ኣይ ገለ ብማይ ገለ ሰኣን ማይ ኢላ ትምልሰሎም ።ከመይ ማለት ምስ በልዋ ከምዚ ክትብል መሊሳትሎምእቲ ሓደ ኣብ ምድረ በዳ ማይ ብምስኣን ዓሪፉ፡እቲ ሓደ ድማ ኣብ ባሕሪ ጥሒሉ ሞይቱ ክትብል መሊሳትሎም።ስለዚ ድማ ኢዩ ገለ ብማይ ብዝሒ ሞይቶም ገለ ድማ ማይ ብምስኣን ሞይቶም ዝተባህለ።ልኡል ዓቢ ሰብ ነዛ ጽሒፈልካ ዘለኹ እንተቅሪብካያ ሓንቲ ውን ክደግመካ ቃል ይኣትወልካ ኣለኹ።ኣሸበ ሸብ እንተሞይታ ከኣ ዓኹሊልካ ቅበራ።ኣብ መወዳእታ ክብለካ ዝደሊ ግን ምስላ ኣይተብዝሕ ሕብረተሰብና ብምስላ ጌይሩ ከይሰሃለካ ፡ምኽንያቱ ምስላ ካብ ሕማቅ ማይ ካብ ዓሟቅ ከም ዝበሃል ማለተይ ኢየ።እዚኣ ውን ዋዛ ምስ ቁም ነገር ኢያ።
ዓዲ ዃላ ንቕድሚት logiba bro thank you
Lul shkor your videos are fantastic and always bring joy. Thank you for sharing your creativity with us!✨Luna( German)
Hawey natey anes kulu gezie tmtso tsboq endyu zyada kea eten ab nay mewedaeta zemtskayen tsbuqat ❤❤❤ bela qtsla
Wawww azye eye znafqeka lul heweykexelo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ መደብን ኣዘናግዕን መስሓቕን ንፉዕ መንእሰይ ቀጽሎ ❤👉ነሽነሽ ፋራ ወርኛ ደንበ ዕንክሊል😂👈
ሉኡል ሓቢቢ ኣና መደካትካ ጽብቕ ኣሎ ቐጽሎ፡ኩሉ ግዜ ኢና ንካተተልካ ልክዕ ከም፡ጸወታታት( premier league ,champions league)ቀዳም ፡ሰንበት ፡ሰሉስ ፡ረቡዕ ክንጽበ ኢና ንቕኒ!
ሎግቢባ ሽኮር ቡሱል ሰብ ❤ፍቕሪ ግን ብምልምማድ ድዩ ወላስ ስምዒት እዩ
Aslis asli dea ❤❤❤❤
Broy xaeda lbu btaemi ey zdnqeka 👑🙏
❤❤ Ata shkorr
neshnesh kea eti hbey keman aykoreyen msaka edit giernayo
ሎግ ቢቢባ ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ዘዓርከይመዓረይ እንታይ ክብለካ ደልየ ዘዓርከይቅድምሕጂ ኣምጽኻየን ዝነበርካ መጻሕፍቲ እዚአን ግድን ኣንብብወን ኢልካ ሸር ኢልካያ ኔርካ ሓዚቢ ሕጂ ኣርእቲ ናይተን መጻሕፍቲ ንገረኒ መጃኻ❤❤❤ ተገዲስካ
ኣንታ ወዲ ዓርብ ነጥበይ ዝፈልጠሉ እዮ ኣብ ሞንጎ ክላስ ኣብ ሞንጎ መጽናእቲ ናይ ቀደም ቪድዮታትካ ይሰምእ እንታይ እየ ዝገብሮ ንገረኒ ፉሉጥ እዮ ቱሑት ነጥቢ ሕዘ ክሓልፍ እየ❤❤❤ በጃካ ኣማክረኒ ካብዚ ወልፍካ ክላቀቅ ትምህርቲ ከኣ ክነፍእ
Moyta hikiya logbiba arkey 😂😂😂😂😂 Good job cheers 🥂🎉🎉🎉🎉 see you next time 💯💯💯💯💯💯💯💯
Ata shkor 😂❤❤❤❤❤
Lulu mehrer keep up my bro King ❤❤❤
Logbiba man ክብረት ይሃበልና ኣነ ከኣ ብስም ደቂ ዓዲኻላ ነዞም ምጭዋት ቆልዑ ስለ ዘርኣኻና የመስግን ❤
logbiba yake qexlo ❤❤❤
Lueul shikor 🎉🎉🎉🎉🎉
Eatgana drinkgna says /ብሉዑልና ስተይልና ይብሉለዉ
Logbiba hawey ane mara eye zednqeka qexlo halaley❤
Hi logbiba arkey ane msla altni /deaf One song ጸማም ሓደ ደርፉ
Arky burku negirkanaa eka kenmnetlom inaa Hv a nice work time bro ❤❤
Senbet midri endiye srah kiatu, des keybeleni eye tensie, neza natka medeb ab afdege sirhey koyne yireya aleku, thankyou Enda sehku srah yiatu aleku, kexilo tray nihan miray aynuhamkin ena
Luul hawey nethbena temerit enamsgenku eza hjie zehateka heto tegediska mleslay genzeb hagose yegzae diu aygzen Thanks
ኣይሞተትን ሎጊ ሓቢቢ ንዓይ ግን ቀቲልካኒ ኔርካ ብስሓቅ 😂 ኣይጎሞካን
logbiba mekeyef❤❤❤❤
ሎጊ ሓወይ ሰላምታይ ብምቅዳም ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየልካ ❤
Wow btaemi ftyeyen aten characters nay deqisebat gele kabaten kab bahryatey koyna xeniha qexlo kemzi aynet srah
❤❤❤god bless u lul bro
Logbiba hawey btaemi ye zfetweka ..domo n wedi jebeli btaemi eka tfetwo meslen eske nwedi jebeli kemey tgelxo ❤❤
Logiba hawey ane ko haki zereba kab zketateleka bzuh aykonen abzi kurub gzie eye kketateleka jemire gn mara nufue kief aleka wala ab rab derfi maletey u so keep it my bro u are hero❤❤
I really appreciate u
Logbiba hawey medebatka yeketatelo eye qexelo kabe addis eye ❤❤❤❤
Wow you are so amezing ❤😮
Nay niska Nay mday eka 🥰🥰😘
ኣታ ዛርቡን ግናይ ተዛርባይይ ኣነ ከኣ ኣብ ኻናዳ🇬🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦ኣለኩ ዲዕልክክክክክክ❤😂❤🎉
Logbiba hawey mazerey selam tbleka ala❤❤❤❤
Ya habibi ana ❤❤❤❤
መቓብር ስለ ዝመለኣና ካብ ጽባሕ ሕክያ ኣቓርጽ 😂 funny
Habibi ana❤ thank you kahateka nlali anda temetka hasabat ymexelka bkemey wala ane nay firmino gn bgele beqa kawetela yu
ኣታ መሀነን ወዲ ነዓይ ደኣ ተገዲስካ ዘይትሰደለይ ናይ ኣርሰናል ግን ብገንዘበይ ካብ ካንዳ ቫንኮቨር ሲቲ❤
First comments kxbeyeka eye xenihe bro❤❤❤
Atum sebat srah yeblkumn dyu sher keytebehale dikum txhfu😂😂😂😂
Slam brathery mar eka kef thben Kab asemera semle
Nice continue ❤
ድሕሪ ሓርኢ ጥራጥሲ መጎጽጎጺ መዓኮር 😂😂😂 bokri ezney😂😂😂 selamta ayresaeku qexlo kemu gerka habibi
Buney kikrb xinah kursi Buney ❤❤
ልኡል ሓወይ ዕላልካ በዚሒኒ ይድቅስ ኣለኹ ግን ሓደራኻ ማይ እንተ ጸሚአ ኣተስኣኒ ኢኻ bay biniam 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ሉኡል ሓቢቢ እዛ ዝጽሕፈልካ ግድን ኣብ ካልአይቲ ቪዶካ መልሲ ትነግረኒ ግን ተገዲስካ እንተ ኣቢብካያ ኣነ ደጋፊ ሊቨርፑል እየ እታ ማልያ ናብ ልቢያ ከ ክለኣክ ይክእል ድዩ መልሲ ግድን ክጽበየካ እየ ❤❤❤ ቀጽሎ
ሎግቢባ ሓቢቢ ሰብ ካብ ህበይ እዩ ፈሊቁ ወይ መጺኡ ዝበል ሳይንስ የለን ግዳ ሲ ደቒ ሰባትን ኣህባይን same ancestor እዩ ዘለና። ሎጊ ነብሲ
Logbiba habibi ana ❤❤❤❤❤🎉🎉
Enquo bdhan mexaka bro❤❤❤
Subscribe ሓወይ ብሩኽ ሰንበት ይብለኩም ኣሎ 😂
Enjoy 🙏
Bhade endina hadirna nsu subscriptions kqoxr hadiru ane khea amet goday mexae wana Chanel yshaqel .😅❤
😂😂😂@@Kibrom-sh8ej
Kkkkkk
Hji gerelka aleku bro qexlo
Logbiba habibi ana nska kulu eika tesfa hiwet eika
ሉእል ጥራይ ኣይኮንካን ሉል ኢካ ብራዘረይ ቆጽሎ እይትጥፋኣና❤❤❤
ኣነ ሲ ናይ ሊብያ ክትብል ኮለካ ገለ ነገር ዓቢ ተስፋ ይሰንቅ ❤❤❤ ብጣዓሚ ኢና ነመስግነካ
ኣነ ደስ ትብለኒ ናትካ ኩሉ ግዜ ነዚኣ ክብል እየ ዝከፍቶ ነዛ መንጢሎምና እዮም ክንምንጥሎም ኢና ትብል ደስ እያ ትብለኒ ።😂
Me too😂😂😂😂
Log.biba habibi ata shkor ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልካ❤ ።
Logiba anes ab libya diye zelku buzuh xihifelka gin kulu gze tshindahani eka gin ብዛዓባ ኣፍቃርካ ትኣምን ኣሚንካ ኣይኮነን ተፍቅር ብዝኮነ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ብሓደ ክንሰርሕ ተስፋ ይግብር❤❤❤❤❤❤
Logbiba ma brother ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ብፍላይ ብትሰርሖም ስርሓት ራፕ ብምግዳፍካ ግን ሽውያ የሕሪቅካኒ So full respect እዩ ዘለኒ ኣብ ልዕሌኻ I hope ክኣ ሓደ ምዓልቲ ብኣካል ክረኽበካ እየ ምሳኻ ስለ ዘለኹ ድራር ግን ካባኻ እዩ
ልኡለይ መኸየፍ please እባ እዛ ነዞም ናይ ልብያ ዘለዉ የሕዋትና እትህባ ሞራልን ምትብባዕ ኣማዕብላ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ ቀዳምይ በዓለይ like
ሉኡለይ❤ ሓቢቢ ከመይ ዲኻ ናተይ ❤❤❤ ቀዳማይ ሎሚ ረኺበካ
Logbiba one of my fav keep up going ❤
ብዙሕ ኣይከታተልካን አንዲ ኔረ ገን ሎሚ ብስም አታ ዓዲ ኾላ ዝዘርግሓካያ ቪዲዮ l respect you bro ❤
እዚኣ ናይ ወዲ ጀበሊ መልእክቲ ይሕሊፈ ኔረ ኣብ ዝሓለፈ video ጽቡቅ ጌፍካ ደስ እልኒ ሉል ጂግና 🎉🎉🎉
Logbiba nebsi eza Subscribe tbil hkiya aytresiaya eka hbushey tedegagimkala eya tsemie koys...
Bzterefe gn bela medeb neru kemti limud Keep it up eziarkey 👍👍👍
Logbiba ዓቢ ሰብ ኣነ ሓደ ካብ ኣድነቅትካ እንድየ ሕጂ ከኣ ከይትስግረኒ ምልሰለይ ካብ ብልቢ ዝፈትወካ ዮኒ ንወዲ ጀበሊ ኣብ ድሕሬካ ጌርካዮ ኣለካ'ሞ ንወዲ ጀበሊ ከመይ ትገልጾ እስከ ገለ በለና ሰሰናዩ ሓወኒ ❤❤❤🥰🥰🥰
Neshu diga mlue akli ❤❤❤, behaki ,logbia long sweet life
ጽቡቅ መደብ ጅቡዕ ወዲ ቀጽሎ❤❤
16:12 16:53
"ነብሲ ወከፍ ሰብ ሓደገኛ'ዩ ኣብዛ ዓለም"
ብዛዕባ ነቸር ሃለውለው ምባል ሳሕቲ ኣድላይ'ዩ ሎጊ ሓወይ ወላ ክንግድደካ ።
ዳተጸበኩኳ'የ ካብ ደንደስ ትራፕሎስ ሓውካ 'one love'
✌🏽❤️✌🏽
🫡
Logbiba my bro ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ስራሕካ ዕዉት ኩን 👀✍️
Logibaba ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ቪዲዮ ኢኻ ተቅርበልና ኣጆኻ ቀጽሎ ኣነ ብፍላይ ብጥዓሚ ኢየ ዘድንቅካ ከምዞም ከም ሰፊኢ ግምጥል ግምጥል ዝብሉ ከይትኸውን ፋሕ ቤሎው ከይትገብራ ፍቅርን ንፍቅርን ክትገብራ ኣሎካ ግጥሚ ካ ልክም እዳበልካ
Logbiba ዶ ክብለካ ኣንታ ፍቅሪ
ስሓቅ ጸውታ እንበር ዝይ ርከቦ ነውሪ
ክምዚኣ ጌርካ ወዳያ እበሪ
ልሳንካስ መግለጺ ይብላን ፍቅሪ እያ ፍቅሪ //ግን እዚኣ ግጥምጥም እተ ሞይታ ፍሕር ኣቢልካ ቅብር ኣብላ😂😂😂😂
ክምላኣ ሓሲበ ግን ካ ስበይተይ ፍቅሪ ምስ ስምዐት ጸፊዓትኒ ክምልኣ ኣይክኣልኩን ኡስሩቤት እዩ ናብራይ ክክክክክክ
Logi Hawna nkbreka ena...ኣነ ከማን ኣብዛ ሕቶ ምስቶም ኣሚኖም ዘፍቅሩ ዘሰማምዕ ነጥቢታት ይበዝሕ ጽቡቅ መብርሂ ጌርካላ Log Bro...please keep it,,,,,,
ሉል ሓወይ ወዲ ዙረይ ብጣዕሚ ኣድናቂትካ እየ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ቅሳነትን ከኣ ይሃብካ
Logbiba wedi nskia wudu wedi ekia personal maletiay eyu Entiay tbleni heji kxbyka eya Next week ❤ happy Sunday bro
Tefetawe welcome mareyyy ❤❤❤for next time I have questions inshalah you are special 🎉🎉🎉keep it 💯 👌
ሎጊባብ ሓወይ እዝኣ ሕክያ ቀቢረያ ኣለኩ መይታ ❤
Mehegosey mara eka kef thbeni hansab wela ab srah koyne eye zkateteleka qexlo eske ata sebay❤❤
Lolgi fewasi qusli anta asli hade hade gzie ba in English meshaq hkya ahkina habibi❤
Eblow Eya zela lol
anyway good Program bor I really enjoy it keep it up👏
Logbiba ሓቢቢ ማራዩ ኬፍ ዝበኒ ሕክያካን ዕምቆት ዘለዎም ማሃርቲ ቃላትካን ❤❤❤ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ, መጽሓፍ ናይ ምግዛእ ባህሪ ኣለኒ, ኣብ ምንባብ ግን ፎብያ ኣለኒ ምባል ይሓይሽ, ገለ ምኽርኻ እስኪ ለግሰለይ, 🙏🙏🙏 big respect eyu zelena ab lielieka videoka bzuh gzie ena niezebo ms bealti bietey🙏 gn arsenal konka kurub tienaka endahaleka beal arsen wenger tsbuq ayhabetomn arsenal kkkkk 👍👍👍👍⚽
waww bzh knxbe ena werqawin hasabat Thanks habibi qexlo bflay ab tesfa zeleka tegedasnet seb ate wedeqe ktsea ykal ayu tesfams zqerxe ga tesfa hayli nay wedi seb aya mexex natka ado legibni
❤❤❤❤❤❤
A wise and all included program logbiba hawey keep going ❤❤❤
you are very meshaq
bzkone kndey zur eika weridka sawa
tegediska ktmlseley yhateka
ሎግቢባ ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ካብ ኣድስ❤
Logbiba hawey btaemi eye zfetweka qexlo❤❤❤❤❤
ሉል❤ ሓወይ መደብካን ብሃንቀውታ እየ ድጽበዮ ብስራሕ ተዘይ ሓሊፉኒ ኣዋጽኣ ቃላትካ መግለጺ የብለይ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ &ዝፍትወካ
ሎሚ መዓልቲ ዝሓተካ ኣነ ከልጢፈ እየ ዝሓርቅ ቀልጢፈ'ከኣ ይምለስ
ካብዘን ጥቅስታትካ ሓንቲ ድጸሓፍካያ እታ ናይ ንበዓት ኣነ ወላ ኣብ Film ብጣዕሚ እየ ዝነብዕ ካብ ምንታይ ክኸዉን ይክእሊ Love you so mach ❤🎉 Luul hailemichael
ሓቢቢ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኬፍ ኣለካ በቃ ክገልጸካ ኣይከልን አየ ሎጉቢባ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Luley shikor thanks 👍 👍👍
Logbiba bejaka ezia keythalfa mnbar echa diyu mrcha abrhalna zarkey
ሰላም ዝዓርከይ፡ ኣብዚ ቁሩብ ግዜ እየ ክከታተለካ ጀሚሮ' ሞ እቲ ኣታሓሳስባካ ከኣ ኣይጸለእክዎን፡ ከም ዝተረድኣኒ መጽሓፍ ተንብብ ኢካ ትመስል እሞ። ካብቲ ዘንበብካዮ ዝመሰጣካ ቡዙሕ ውን ዝተማሃርካለን 3 ናይ ትግርኛ መጽሓፍ መሪጽካ እስኪ ንገረኒ ከንብበን። ቀጽሎ ከኣ
ኣጆኻ
Logbiba mnchi sahaqey❤❤
ቃላትካ ፉሉያት እዮም ዉሽጠይ ካኣ ፉሉይ ደስታ እዩ ዝስሞኣኒ ብቃላትካ ተስፋ ሞራል ኣጂኪ ነብሰይ እየ ዝብል ኩሉ ግዜ እየ ዝጽበየካ እቲ ናይ ተስፋ ቃላትካ ክሰምዕ ማይ ስሓ ሓወይ ካብ ሊብያ
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ይብሉ ለባማት ልኡለይ በል ፈጣሪ ብኹሉ ልኡል ይግበርካ
አስሒቕካኒ
I'm glad I found your channel
Keep on dancing in this free world
I'm glad see again bro❤❤❤
Selam logbiba brother medebka shewhat eyu nlbi megbi eyu nemro ❤ hto aleni please tegediska melseley seb nknebr dyu zserh weys nkserh eyu znebr :: Thanks always 🫶🏽💪
Acwntkum natkum gebrwou selmat yehlfkum alou elkna semna gernyou alena logbiba bro ❤
ልኡል ሓወይ ኣዚኻ ንፉዕ መንእሰይ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክርእየካ ተስፋ ኣሎኒ።
ኣብ ገለ መደባትካ ምስላ ከም ትፈቱ ክትዛረብ ይሰምዓካ ኢየ።
ሓቅኻ ኢኻ ምስላታት ዓቢ ትርጉም ኢዩ ዘለዎ።መብዛሕትና ግን ንሰምዖን ንጥቀመሉን እምበር ብልክዕ ትርጉሙ ኣይንፈልጦን ኢና።
እስከ በል ሓንቲ ምስላ ምስ ትርጉማ ቁምጥ ቁምጥ ኣቢለ ከቀብለካ ግን ሓደራ ከምዚ ኣነ ተላሕጺጸ ዘቀብለካ ዘለኹ ከይተላሕጸጽካ ናብ ተኸታተልቲ ኣቀብለለይ ኢኻ።
እታ ምስላ"ገለ ብማይ ገለ ሰኣን ማይ " ኢያ ትብል ።ሓደ ዓቢ ኣቦ ከም ዝነገሩኒ እንተኾይኑ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ ትርጉማ
ሓንቲ ኣደ 2 ደቃ ይመቱ እሞ እቶም ክበጽሑ ዝኸዱ ሰባት እንታይ ድኣ ሓሚሞም ድዮም ክብሉ ይሓትዋ እሞ፧
ኣይ ገለ ብማይ ገለ ሰኣን ማይ ኢላ ትምልሰሎም ።ከመይ ማለት ምስ በልዋ ከምዚ ክትብል መሊሳትሎም
እቲ ሓደ ኣብ ምድረ በዳ ማይ ብምስኣን ዓሪፉ፡
እቲ ሓደ ድማ ኣብ ባሕሪ ጥሒሉ ሞይቱ ክትብል መሊሳትሎም።
ስለዚ ድማ ኢዩ ገለ ብማይ ብዝሒ ሞይቶም ገለ ድማ ማይ ብምስኣን ሞይቶም ዝተባህለ።
ልኡል ዓቢ ሰብ ነዛ ጽሒፈልካ ዘለኹ እንተቅሪብካያ ሓንቲ ውን ክደግመካ ቃል ይኣትወልካ ኣለኹ።
ኣሸበ ሸብ እንተሞይታ ከኣ ዓኹሊልካ ቅበራ።
ኣብ መወዳእታ ክብለካ ዝደሊ ግን ምስላ ኣይተብዝሕ ሕብረተሰብና ብምስላ ጌይሩ ከይሰሃለካ ፡ምኽንያቱ ምስላ ካብ ሕማቅ ማይ ካብ ዓሟቅ ከም ዝበሃል ማለተይ ኢየ።
እዚኣ ውን ዋዛ ምስ ቁም ነገር ኢያ።
ዓዲ ዃላ ንቕድሚት logiba bro thank you
Lul shkor your videos are fantastic and always bring joy. Thank you for sharing your creativity with us!✨
Luna( German)
Hawey natey anes kulu gezie tmtso tsboq endyu zyada kea eten ab nay mewedaeta zemtskayen tsbuqat ❤❤❤ bela qtsla
Wawww azye eye znafqeka lul heweykexelo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ መደብን ኣዘናግዕን መስሓቕን ንፉዕ መንእሰይ ቀጽሎ ❤👉ነሽነሽ ፋራ ወርኛ ደንበ ዕንክሊል😂👈
ሉኡል ሓቢቢ ኣና መደካትካ ጽብቕ ኣሎ ቐጽሎ፡ኩሉ ግዜ ኢና ንካተተልካ ልክዕ ከም፡ጸወታታት( premier league ,champions league)ቀዳም ፡ሰንበት ፡ሰሉስ ፡ረቡዕ ክንጽበ ኢና ንቕኒ!
ሎግቢባ ሽኮር ቡሱል ሰብ ❤
ፍቕሪ ግን ብምልምማድ ድዩ ወላስ ስምዒት እዩ
Aslis asli dea ❤❤❤❤
Broy xaeda lbu btaemi ey zdnqeka 👑🙏
❤❤ Ata shkorr
neshnesh kea eti hbey keman aykoreyen msaka edit giernayo
ሎግ ቢቢባ ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ዘዓርከይ
መዓረይ እንታይ ክብለካ ደልየ ዘዓርከይ
ቅድምሕጂ ኣምጽኻየን ዝነበርካ መጻሕፍቲ
እዚአን ግድን ኣንብብወን ኢልካ ሸር ኢልካያ ኔርካ ሓዚቢ ሕጂ ኣርእቲ ናይተን መጻሕፍቲ ንገረኒ መጃኻ❤❤❤ ተገዲስካ
ኣንታ ወዲ ዓርብ ነጥበይ ዝፈልጠሉ እዮ ኣብ ሞንጎ ክላስ ኣብ ሞንጎ መጽናእቲ ናይ ቀደም ቪድዮታትካ ይሰምእ እንታይ እየ ዝገብሮ ንገረኒ ፉሉጥ እዮ ቱሑት ነጥቢ ሕዘ ክሓልፍ እየ❤❤❤ በጃካ ኣማክረኒ ካብዚ ወልፍካ ክላቀቅ ትምህርቲ ከኣ ክነፍእ
Moyta hikiya logbiba arkey 😂😂😂😂😂 Good job cheers 🥂🎉🎉🎉🎉 see you next time 💯💯💯💯💯💯💯💯
Ata shkor 😂❤❤❤❤❤
Lulu mehrer keep up my bro King ❤❤❤
Logbiba man ክብረት ይሃበልና ኣነ ከኣ ብስም ደቂ ዓዲኻላ ነዞም ምጭዋት ቆልዑ ስለ ዘርኣኻና የመስግን ❤
logbiba yake qexlo ❤❤❤
Lueul shikor 🎉🎉🎉🎉🎉
Eatgana drinkgna says /ብሉዑልና ስተይልና ይብሉለዉ
Logbiba hawey ane mara eye zednqeka qexlo halaley❤
Hi logbiba arkey ane msla altni /deaf
One song ጸማም ሓደ ደርፉ