ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና ሓውና ❤አድነቅት መስዋኒ ኣብይ ኣለኩም ሸሮ ንበሎ ተጋሩዋይ ፅብቅ ስራሕ ማዓረይ❤❤
ጥዑም ስራሕ ወድነይ እስኪ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ እዙይ ዝመስል ስራሕ ናብ ኩሉ ክባፃሕ ሼር ሼር ንበሎ ዳይ ንሕበር ❤💪
መስዋኒ አድነቅቲ አለና ኢልኹም ፍቅርኹም❤ሃብዎ
ጅግና ዝሓወይ ትግሪኛ ኣብ ዓለም ተሓጋጊዝና ነዐቢዮ ።"ኤርትራውያን ተጋሩ።"ትግሪኛና ነዐቢ 🤎💙
😝😝😝😝😝
መስዋኒ ናይ ብናማን ትግራዋይ ጅግና ኢኻ ብኹሊ ነገር ብጣዕሚ ንኾርዓልካ ሙሩፅ ቃላትን ዜማን የቐንየልና❤❤❤
እንቋዕ ዳሓን መፃእካ ጊዜ ሓያል😢 ፅቡቅ ስራሕ መስዋኒ🥰🎉
ተጋሩዋኒ ጥዑማት ነበራታዓዮ ጀግና ሓውና🎉 ክፈትወኩም ከዓ በብዘለኽምዎ ክፉእ ኣይንከኣኹም ደቅኖ😘ገና ዘይሓወየ በሰላ ኣሎ ኣብ ልበይ እወ 😔
ማይ ሞስ🤴💊🥰🙏ልገርም ልህዝባ ለለካ ሕማም ፈሊ እዩ ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኢና ሞስዋይ ፈሊ ሰብ ኢኻ ዕዱመን ጥዕናን የሃብኻ ፈጣሪ ለኣኻ ለለኒ ፈትወት ቃላት የብለይ ሞስዋይ ጎይታ 🙏🙏🥰🥰🥰🥰
Meswani the king of Hip Hop tigrigna from welkait ❤
ገፅ ወልቃይት
ማሳዋኒ ብሉፅ ላይኽ ሼር ኣይንሕመቅ ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ምድያ ነዕቢ❤💛🤴😍😍😍😍
ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ወዲ ሀገረ ትግራይ መሰዋኒ አቦ ጓይላ💛💛💛❤❤❤🕊🕊🕊💋💋💋
መሰዋኒ ግርማ ዓዲ ኬፋለካ...ናይኮንፊደንሰ መምህረይ👌
አንካዕ ሰላም መፃካ ሞሰዋኒ ጅግና ተባዕን ተጋዳላይ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ❤❤❤👏👏👏💛💛💛❤️❤️❤️ተጋሩዋይ ኣበይ ኣለኩም ናይ ባዕልና ቻነል ነዕቢ ነተባብዓዮ 💛❤️💛❤️💛❤️
መስዋኒ❤ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ፡ በዚ ቅዲ እዚ ጥዑም ዜማ ሒዝካልና ምጻእ።
ጀግና ሓወይ ናተይ ሓሪፍ ስራሕ❤
መስዋኒ ወድነይ ጀግና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ንትግራይ ዝገልፅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ኣለና ኣብ ጎንካ💪💪💪💪❤❤❤❤❤
Mesuwani ናልበይ ደርፊ ኢኻ ደሪፍኻ🙏 ኣነለ ባዕለይ አየ ልፈልጦ ውሽጠይ ኺኢለዪ እየ ምበይ መዓረይ🙏🙏🙏 Thank You❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግና ሓወይ ቆንጆ ስራሕ my tigray king 🤴👑
ፅብቅ ሰራሕ በሎ ንሕናለ ተጋሩ ጉብኡና ንፈፅም ሰሪሑ አቅሪቡልና አሎ
መሲዋኒ ዝፈትወካ ጅግና ኣቦ ፅንዓት ፅቡቕ ስራሕ❤️💛🥰
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ መሲዋኒ
መስዋኒ መርኣያ ጽንዓት🥰❤💛
Derfka kae btaemi des bheli bkulu jegna eika kemaka aeynet yebzheyo ❤
ጀግና ሓወይ ናተይ ቆንጆ ሰራሕ ❤🥰
ስዋኒ ጅግና ሓውና ፅበቅ ስራሕ❤️❤️😘
I recognized it as your work immediately. መስዋኒ the cradle of music
ፍተውቲ ትግርኛ ኣበይ ኒእኹም ልገርም ግጥሚ እዩ እወ ኹሉ ለይሓወየ ቁስሊ እኒእዋ ግን ጊዛ እዩ ትሓየል 💕❤️♥️🥰🙏👏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መሰዋኒ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ❤❤❤
መስዋኒ ሑቡን ትግራዋይ፣ ንፈትወካ ኢና🎉🎉🎉 በርትዐልና🎉🎉
መስዋኒ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ሓወኒ❤❤❤❤
Nmejemrya zize zsemaekwo egzabhieru zzekere mesewani jegna wed tgray nugus egzabhier abzuhu ybarka edmen teinay yhebka aeta aenbesa bmntay eyemo kgeltseka kal hetsuruni ab zelekayo fkri selam ymnyelka ❤❤❤
ዌል መስዋኒ💛😍 ብሉጽ ደስ ዝብል ስራሕ ክቡር ሓወይ ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ሰብ እስከ እንዳኣተና ምትብባዕ ይልመደና😙
ፅቡቅ ስራሕ መስዋኒ 👑🎶 🦁ገና ዘይሓወየ በሰላሎ ኣብልበይ ባዕለየ ዝፈልጦ ትዝኾኖ ውሽጠይ😢💔
ጅግና✊እንካዕ ዳሓን መፃእካ መሰዋኒ🙏🙏🙏❤❤❤❤ደስትብል ጎደሎ ዘይብላ ትክክለኛ ደርፊ 👍 ።ግዜ እዩ ትሓያል 👍👍👍👍👍👍👍
ውውዋ ውውዋ መሰዋኒ ይበል ይብልነፈትወካ ነኽብረካ ይሞቸኻ ገዜ ዩ ሓያል❤❤❤❤
Aeta jegna wedi jegna zerei btaemi eye zekbreka kief zelewo wedi lebam snsraetu des kbl ymecheka meswani ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ጀግና ሓወይ 🙏🥰
Semie semie mtsgab aebyuni aeseyyyyy des bhelayyy aeb lbna zelo kulu eyu gelitswo zn hus wed tgray enkae teweledka aenbesa ymecheka 🌿💐🌿💐🌿💐💊🥰🥰🥰🙏
ወዲ ጀጋኑ ጅግና ሐወይ ።
መስዋኒ ሓላል ፍጠረት አጆኻ ብርትዕ
መስዋና ኩርዓት ትግራይ ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራህ በርትዕ ዝሃወይ ጅግና።
ጀግናሓወና ቀፂለሎ ብጣዕሚ ፅብቅ መረእየ ፅናዓት እካ ❤❤❤❤❤❤
ኣንካዕ ብስላም መፀካ ጅግና ሓውና መርአያ ፅንዓትን ሓቦን ኣጆካ ድማ ቀፅለሉ❤
Yimechika wedi adey berie Gize eyu Hayal::
መስዋኒ ደማ ኮም ኮም les get it brother good WORK ❤❤
ፅብቅቲ ደርፊ ግና ትሕቲ ፈጣሪ ሰብ'ምበይ ጊዜ የኾነይ ሓያል፣ከምኡ ተኾይኑ ንዝፍፀም ኹሉ ሰብ ተሓታቲ ለ ፈታሒ ለ ክኾን ኣይኽእልይ ማለትካ እዩ፣ ሰላም ክፈጥር ኩናት ፣ጅግና ክኾን ሰነፍ ሰብ ብዝወስዶ ውሳነ ተግባር እዩ፣ንጊዜ ዝሰርሖ ሰብ'ዩ
Gzie hayal😢 nay bhaki hayal maswan wedeney ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መስዋኒ ጥዕም ድምፂ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ደሰ ባሃሊ ስራሕ ኣጆካ ወዲ ሪመይ big respect
መስዋኒ The revolutionary of Modern Tigrigna music
ልገርም ደርፊ እዩ ልገርም ሰማዒ እዩ ዘየለ እምበር ደጋጊመ ልዕሊ 10 ግዜ ሰሚዐያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሮ
Entay Konu. Semai zeyele gunuf
መዓልታዊ ከይሰማዕኩዋ ኣይውዕልን፡ ፅቡቅ ስራሕ እዩ መስዋኒ❤
እንቋዕ ሰላም መፃኻ መሲዋኒ ብርቱዕ ሓውና💞💞💞👑
እንካዕ ዳሓን መፃኻ መስዋኒ😔💛❣️
ኣነ ላምሃረ ለሳዕስዕ ስራሕ ኢለዮ እኔኹ 👑 መሥዋኒ 👑 ልርም እዩ ድረፍ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ፈትየዮ እየ ይሞቸኻ ወድኖ ✌️
ጅግና ❤ ጥዑም ድምፁ
መሳሰዋኒ ጅግኔ ብጣዕሚ እየ ለድንቀካን ዘክብረካን ዝፈትወካን😍❤
ሜሱዊኒ፡ወዲ ዓባይ ትግራይ፦ተሰኪምካዮ ኣለካ፡ናይና ውራይ፥ኣጆካ ቀፅል፡ሰላም ጥራይ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣቦ ጓይላ🤘♥️
I like the lyric and melody.❤❤❤❤❤❤❤❤the best music keep it up bro ክሓልፍ እዩ ።
እዛ ደርፊ ሙሉእ መዓልቲ 🎧🎧🎧 Thank you Meswani.
Jegna hawna kibri Misgana yibsehka ❤🌿💙💐💚🌷🩷🌹☘️🧡🪻💜
መስዋኒ ዙሓወይይይ ፅብቅ ስራሕሕሕ ❤❤❤❤❤❤ ኣይዞካ ክረክበካ አየ ዝደሊ ብሓላል
Best song 2023 so far 👌 it touched me so badly
መስዋኒ❤ኣቦ ጋይላ🤙
መሲዋኒ ሓወይ ናተይ ጀግይ❤❤❤✊✊✊
ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ መስዋኒ
ጅግና ሓወይ 💪💪ልቢ ትትንክፍ ደርፊ😢
🎉🎉 አቦ ጓይላ 💥💥
Messwani respect u brother.... Lgerm srah eyu 🥰🥰🙏
The best hip 🇪🇷
ልጄ ስቶድክ በአካል ብታይክ አንድ ቀን ደስ ይለኛል ዘፈንክን ገና ስሰማ ከእንቅልፏ ትነቃለች እንወድካለን በርታልን😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ፁቡቕ ስራሕ እዩ መስዋኒ ቀፅለሉ❤
መፅልኢ ዜማ የለን ኣደራርፋ እምበይ 👌 ወድነይ ጅግና
ጀግኒ ሓወይ ናተይ ፁቡቁ ስራሕ ቀፁለሉ🥰🙏
መስዋኒ ጅግና ሓወይ ፅብቅ ስራሕ🥰✊
መስዋኒ ተባዕ ሓቦኛ💚❤
ናይ ፅንዓት መርኣያ ሰብ መስዋኒ
ዋውውው ይበል ይበል ብጣዕሚ ግርም ስራሕ ምስ ጥዑም ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gize eyu tihayal. This is for all Tigrayans.Good music, With good poem.Good job bra. 🙏
ገና ዘይሓወየ በሰላ ኣሎ ኣብ ልበይ😢ኪኢለዮ እየ እምበየ🥺ትግራየይ ሰላምኺ ይመለስ❤💛🙏😔
Messiwani❤❤❤
Enkae bselam metsaka jigna wedi tigray 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👌🏽👌🏽💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤
ጀጋኑ ሓወይ ናተይ 💋❤✊💊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤መሲዋኒ አታ ጅግና ❤❤❤
ምስ ውሽጠይ ትወሃህዳ እዛ ሙዚቃ ልኣነ ዝተደረፈ ኮይኑ ተሰሙዕኒ great job bro 🎉
Respect video
Proud of u bro ...
mesi abiy seb seb akbari harif srah ketsilelu
❤ batemi ey zaftwka eshi do zahway
ጊዜ ሓያል💪💪💪💪👏👏
ገራሚ work 🙌
እንኳዕ ብስላም መፃካ መስዋኒ
The best music 🎶 ❤
ሓይሊ 💪ለለዎ መዚቃ እዩ ❤ ሓዉ
ኤርትራዊ ሓውና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤
ሓሪፍ ስራሕ መሥዋኒ አቦ ጓይላ ወዲ ራእሲ አሉላ
Well come መሳዋኒ ግርማ ዓዲ❤ Wonderful work that words cannot describe you did it❤❤❤❤
አንደኛ መሰዋኒ❤❤
Kulna deki 70 eski like n meswani.
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና ሓውና ❤
አድነቅት መስዋኒ ኣብይ ኣለኩም ሸሮ ንበሎ ተጋሩዋይ ፅብቅ ስራሕ ማዓረይ❤❤
ጥዑም ስራሕ ወድነይ እስኪ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ እዙይ ዝመስል ስራሕ ናብ ኩሉ ክባፃሕ ሼር ሼር ንበሎ ዳይ ንሕበር ❤💪
መስዋኒ አድነቅቲ አለና ኢልኹም ፍቅርኹም❤ሃብዎ
ጅግና ዝሓወይ ትግሪኛ ኣብ ዓለም ተሓጋጊዝና ነዐቢዮ ።"
ኤርትራውያን ተጋሩ።"
ትግሪኛና ነዐቢ 🤎💙
😝😝😝😝😝
መስዋኒ ናይ ብናማን ትግራዋይ ጅግና ኢኻ ብኹሊ ነገር ብጣዕሚ ንኾርዓልካ ሙሩፅ ቃላትን ዜማን የቐንየልና❤❤❤
እንቋዕ ዳሓን መፃእካ ጊዜ ሓያል😢 ፅቡቅ ስራሕ መስዋኒ🥰🎉
ተጋሩዋኒ ጥዑማት ነበራታዓዮ ጀግና ሓውና🎉 ክፈትወኩም ከዓ በብዘለኽምዎ ክፉእ ኣይንከኣኹም ደቅኖ😘
ገና ዘይሓወየ በሰላ ኣሎ ኣብ ልበይ እወ 😔
ማይ ሞስ🤴💊🥰🙏ልገርም ልህዝባ ለለካ ሕማም ፈሊ እዩ ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኢና ሞስዋይ ፈሊ ሰብ ኢኻ ዕዱመን ጥዕናን የሃብኻ ፈጣሪ ለኣኻ ለለኒ ፈትወት ቃላት የብለይ ሞስዋይ ጎይታ 🙏🙏🥰🥰🥰🥰
Meswani the king of Hip Hop tigrigna from welkait ❤
ገፅ ወልቃይት
ማሳዋኒ ብሉፅ ላይኽ ሼር ኣይንሕመቅ ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ምድያ ነዕቢ❤💛🤴😍😍😍😍
ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ወዲ ሀገረ ትግራይ መሰዋኒ አቦ ጓይላ💛💛💛❤❤❤🕊🕊🕊💋💋💋
መሰዋኒ ግርማ ዓዲ ኬፋለካ...ናይኮንፊደንሰ መምህረይ👌
አንካዕ ሰላም መፃካ ሞሰዋኒ ጅግና ተባዕን ተጋዳላይ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ❤❤❤👏👏👏💛💛💛❤️❤️❤️ተጋሩዋይ ኣበይ ኣለኩም ናይ ባዕልና ቻነል ነዕቢ ነተባብዓዮ 💛❤️💛❤️💛❤️
መስዋኒ❤ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ፡ በዚ ቅዲ እዚ ጥዑም ዜማ ሒዝካልና ምጻእ።
ጀግና ሓወይ ናተይ ሓሪፍ ስራሕ❤
መስዋኒ ወድነይ ጀግና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ንትግራይ ዝገልፅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ኣለና ኣብ ጎንካ💪💪💪💪❤❤❤❤❤
Mesuwani ናልበይ ደርፊ ኢኻ ደሪፍኻ🙏 ኣነለ ባዕለይ አየ ልፈልጦ ውሽጠይ ኺኢለዪ እየ ምበይ መዓረይ🙏🙏🙏 Thank You❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግና ሓወይ ቆንጆ ስራሕ my tigray king 🤴👑
ፅብቅ ሰራሕ በሎ ንሕናለ ተጋሩ ጉብኡና ንፈፅም ሰሪሑ አቅሪቡልና አሎ
መሲዋኒ ዝፈትወካ ጅግና ኣቦ ፅንዓት ፅቡቕ ስራሕ❤️💛🥰
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ መሲዋኒ
መስዋኒ መርኣያ ጽንዓት🥰❤💛
Derfka kae btaemi des bheli bkulu jegna eika kemaka aeynet yebzheyo ❤
ጀግና ሓወይ ናተይ ቆንጆ ሰራሕ ❤🥰
ስዋኒ ጅግና ሓውና ፅበቅ ስራሕ❤️❤️😘
I recognized it as your work immediately. መስዋኒ the cradle of music
ፍተውቲ ትግርኛ ኣበይ ኒእኹም ልገርም ግጥሚ እዩ እወ ኹሉ ለይሓወየ ቁስሊ እኒእዋ ግን ጊዛ እዩ ትሓየል 💕❤️♥️🥰🙏👏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መሰዋኒ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ❤❤❤
መስዋኒ ሑቡን ትግራዋይ፣ ንፈትወካ ኢና🎉🎉🎉 በርትዐልና🎉🎉
መስዋኒ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ሓወኒ❤❤❤❤
Nmejemrya zize zsemaekwo egzabhieru zzekere mesewani jegna wed tgray nugus egzabhier abzuhu ybarka edmen teinay yhebka aeta aenbesa bmntay eyemo kgeltseka kal hetsuruni ab zelekayo fkri selam ymnyelka ❤❤❤
ዌል መስዋኒ💛😍 ብሉጽ ደስ ዝብል ስራሕ ክቡር ሓወይ ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ሰብ እስከ እንዳኣተና ምትብባዕ ይልመደና😙
ፅቡቅ ስራሕ መስዋኒ 👑🎶 🦁
ገና ዘይሓወየ በሰላሎ ኣብልበይ
ባዕለየ ዝፈልጦ ትዝኾኖ ውሽጠይ😢💔
ጅግና✊እንካዕ ዳሓን መፃእካ መሰዋኒ🙏🙏🙏❤❤❤❤ደስትብል ጎደሎ ዘይብላ ትክክለኛ ደርፊ 👍
።ግዜ እዩ ትሓያል 👍👍👍👍👍👍👍
ውውዋ ውውዋ መሰዋኒ ይበል ይብልነፈትወካ ነኽብረካ ይሞቸኻ ገዜ ዩ ሓያል❤❤❤❤
Aeta jegna wedi jegna zerei btaemi eye zekbreka kief zelewo wedi lebam snsraetu des kbl ymecheka meswani ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ጀግና ሓወይ 🙏🥰
Semie semie mtsgab aebyuni aeseyyyyy des bhelayyy aeb lbna zelo kulu eyu gelitswo zn hus wed tgray enkae teweledka aenbesa ymecheka 🌿💐🌿💐🌿💐💊🥰🥰🥰🙏
ወዲ ጀጋኑ ጅግና ሐወይ ።
መስዋኒ ሓላል ፍጠረት አጆኻ ብርትዕ
መስዋና ኩርዓት ትግራይ ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራህ በርትዕ ዝሃወይ ጅግና።
ጀግናሓወና ቀፂለሎ ብጣዕሚ ፅብቅ መረእየ ፅናዓት እካ ❤❤❤❤❤❤
ኣንካዕ ብስላም መፀካ ጅግና ሓውና መርአያ ፅንዓትን ሓቦን ኣጆካ ድማ ቀፅለሉ❤
Yimechika wedi adey berie
Gize eyu Hayal::
መስዋኒ ደማ ኮም ኮም les get it brother good WORK ❤❤
ፅብቅቲ ደርፊ ግና ትሕቲ ፈጣሪ ሰብ'ምበይ ጊዜ የኾነይ ሓያል፣ከምኡ ተኾይኑ ንዝፍፀም ኹሉ ሰብ ተሓታቲ ለ ፈታሒ ለ ክኾን ኣይኽእልይ ማለትካ እዩ፣ ሰላም ክፈጥር ኩናት ፣ጅግና ክኾን ሰነፍ ሰብ ብዝወስዶ ውሳነ ተግባር እዩ፣ንጊዜ ዝሰርሖ ሰብ'ዩ
Gzie hayal😢 nay bhaki hayal maswan wedeney ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መስዋኒ ጥዕም ድምፂ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ደሰ ባሃሊ ስራሕ ኣጆካ ወዲ ሪመይ big respect
መስዋኒ The revolutionary of Modern Tigrigna music
ልገርም ደርፊ እዩ ልገርም ሰማዒ እዩ ዘየለ እምበር ደጋጊመ ልዕሊ 10 ግዜ ሰሚዐያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሮ
Entay Konu. Semai zeyele gunuf
መዓልታዊ ከይሰማዕኩዋ ኣይውዕልን፡ ፅቡቅ ስራሕ እዩ መስዋኒ❤
እንቋዕ ሰላም መፃኻ መሲዋኒ ብርቱዕ ሓውና💞💞💞👑
እንካዕ ዳሓን መፃኻ መስዋኒ😔💛❣️
ኣነ ላምሃረ ለሳዕስዕ ስራሕ ኢለዮ እኔኹ 👑 መሥዋኒ 👑 ልርም እዩ ድረፍ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ፈትየዮ እየ ይሞቸኻ ወድኖ ✌️
ጅግና ❤ ጥዑም ድምፁ
መሳሰዋኒ ጅግኔ ብጣዕሚ እየ ለድንቀካን ዘክብረካን ዝፈትወካን😍❤
ሜሱዊኒ፡ወዲ ዓባይ ትግራይ፦
ተሰኪምካዮ ኣለካ፡ናይና ውራይ፥
ኣጆካ ቀፅል፡ሰላም ጥራይ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣቦ ጓይላ🤘♥️
I like the lyric and melody.❤❤❤❤❤❤❤❤
the best music keep it up bro ክሓልፍ እዩ ።
እዛ ደርፊ ሙሉእ መዓልቲ 🎧🎧🎧 Thank you Meswani.
Jegna hawna kibri Misgana yibsehka ❤🌿💙💐💚🌷🩷🌹☘️🧡🪻💜
መስዋኒ ዙሓወይይይ ፅብቅ ስራሕሕሕ ❤❤❤❤❤❤ ኣይዞካ ክረክበካ አየ ዝደሊ ብሓላል
Best song 2023 so far 👌 it touched me so badly
መስዋኒ❤ኣቦ ጋይላ🤙
መሲዋኒ ሓወይ ናተይ ጀግይ❤❤❤✊✊✊
ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ መስዋኒ
ጅግና ሓወይ 💪💪ልቢ ትትንክፍ ደርፊ😢
🎉🎉 አቦ ጓይላ 💥💥
Messwani respect u brother.... Lgerm srah eyu 🥰🥰🙏
The best hip 🇪🇷
ልጄ ስቶድክ በአካል ብታይክ አንድ ቀን ደስ ይለኛል ዘፈንክን ገና ስሰማ ከእንቅልፏ ትነቃለች እንወድካለን በርታልን😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ፁቡቕ ስራሕ እዩ መስዋኒ ቀፅለሉ❤
መፅልኢ ዜማ የለን ኣደራርፋ እምበይ 👌 ወድነይ ጅግና
ጀግኒ ሓወይ ናተይ ፁቡቁ ስራሕ ቀፁለሉ🥰🙏
መስዋኒ ጅግና ሓወይ ፅብቅ ስራሕ🥰✊
መስዋኒ ተባዕ ሓቦኛ💚❤
ናይ ፅንዓት መርኣያ ሰብ መስዋኒ
ዋውውው ይበል ይበል ብጣዕሚ ግርም ስራሕ ምስ ጥዑም ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gize eyu tihayal. This is for all Tigrayans.
Good music, With good poem.
Good job bra. 🙏
ገና ዘይሓወየ በሰላ ኣሎ ኣብ ልበይ😢
ኪኢለዮ እየ እምበየ🥺ትግራየይ ሰላምኺ ይመለስ❤💛🙏😔
Messiwani❤❤❤
Enkae bselam metsaka jigna wedi tigray 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👌🏽👌🏽💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤
ጀጋኑ ሓወይ ናተይ 💋❤✊💊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤መሲዋኒ አታ ጅግና ❤❤❤
ምስ ውሽጠይ ትወሃህዳ እዛ ሙዚቃ ልኣነ ዝተደረፈ ኮይኑ ተሰሙዕኒ great job bro 🎉
Respect video
Proud of u bro ...
mesi abiy seb seb akbari harif srah ketsilelu
❤ batemi ey zaftwka eshi do zahway
ጊዜ ሓያል💪💪💪💪👏👏
ገራሚ work 🙌
እንኳዕ ብስላም መፃካ መስዋኒ
The best music 🎶 ❤
ሓይሊ 💪ለለዎ መዚቃ እዩ ❤ ሓዉ
ኤርትራዊ ሓውና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤
ሓሪፍ ስራሕ
መሥዋኒ አቦ ጓይላ
ወዲ ራእሲ አሉላ
Well come መሳዋኒ ግርማ ዓዲ❤ Wonderful work that words cannot describe you did it❤❤❤❤
አንደኛ መሰዋኒ❤❤
Kulna deki 70 eski like n meswani.