ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
th-cam.com/video/cI8KMuEgqKc/w-d-xo.htmlsi=L7NwNJHgdl-o0The
Enda xegre kefte meknan tkele eki ka wdki hzki TH-cam ke abu tesrhe
ጥንስቲ እየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፊዕኹም ሕለፉ👏👏👏
ገይረልኺ ዝያዳይ
ጌረልኪ🎉
@@TyTy-xe8yt ደምርን ወለላይ😍
@@DestaKalayu-vg8pf ደምርን ወለላይ😍
ገይረልኪ❤❤❤❤
በስምኣም ታኣዪ ስደት 😢😢😢😢😢😢😢ብስሩ ይቅረኪ ሰልዋይ ተመስገን በሊ ቁራስካ በሊዒካ ዓድካ እዪፅብቅ❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ባ ማሬ❤
@@Mizan3091 እሽኒ ገይረልኪክብረተይ
@@Mizan3091ደምርኒ ❤
@@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰደምርኒ ገረልኪ እየ ❤
ብሓቂ ዓድካ ጥዑም።❤ ዋላ ባኒካ ተደሪርካ ዘይትሓድር ሰድት ይቅረኪ ሰሉየይ😢😢😢
ካብ ትሐሽ ወይ ኪዳን ዘርኣብራክ ተምሃሪ ኣብ ፍርናሽ ኣናደቀሰት ክንደይ ንኣምላክ ተመስግን ትቆርብ ብዘለዋ ሕጉስቲ ምስ ደቃ ዘለዋ ፍቅርን ስኒትን ስነ ስርዓት እቶም ደቃ
ትሐሸ ኢኮ ገዛ ናይ ባዕላ እዩ
ብሓቂ 😊
ብሓቂ
@@hhhgvg4542 ገዛ እንተሃለያ ደካትም ቆለዑ እያ ተዕቢ ካብኡ ክዓነይ ገዛ ከመይ ገይራ ከም ዘስረሐቶ እቲኪ ስምዕያ እንድሕር ጠንኪሮም ሰሪሖም ገዛስ ከስርሑ እንድዮም ዋናው ብዘለካ ተመስገን ምባል ልዕለካ ከይኮነስ ትሕተካ ምርኣይ
በሓቂ ኣሕዋተይ
ዓድኪ እንዶ ስርሕ ከየማረፅኪ ምስ ስብኣይኪ ተማኪርኪ ተማካከሩ ተካበሩ ዋላ ኣነ ክስደት ዓሚ እየ መፂአ ተመርዕየ መጀመርታ ካቡድኒ ደሓር ምስ ስብኣየይ ተማኪርና ንሱ ብዘለዎ ኣነ ብዘለኒ ገይርና ስራሕ ከፊትለይ ሐጂ ደማ ወሊደ ወደይ ሓዚለ ይሰርሕ ኣለኩ ተመስገን ንስኪ እውን ወድኪ ሒዝኪ ዓድኪ ስርሒ ካብ ዓድካ ተፈሊካ ጥዑም የለን ተዘይ ኮይኑ እቲ ኣቅሪብክዮ ዘለኪ ሓሳብ ኣብ ስደት ዘለዋ ኣሕዋትና መደናገፂ እዩ ብርግፅ ክብድ ይብል እዩ ግን ትሰርሕ ትዕቅብ ከም ጎረቤትካ ዘይ ኮነ ገብ መረበካ ትነብር ብቃዕምካ ❤❤
ሓላልይ ሳብሰክራይ ገብረለይ❤❤❤
@@መብሪሂትዩቱብ ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@@መብሪሂትዩቱብ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@መብሪሂትዩቱብ ክብሪ ይሃበልና ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክን ስራሕክን ይባርከልኪ
ጅግና ማዓረይ ሓዳርኪ ይባረኽ❤
ካብ ሰደት ናብ ሰደት😢 አረ ሰሉ ብማሪያምኽ ዓድኽ ኽን ተመሰገን በል😢❤❤❤
አይ ማዓረይ ሓቅኺ እድኺ ገዛኻ ዝመስል የለይን ተመስገን እዩ ንኹሉ ገዛ ካብ እትርእያ ሃሞኡ አይትብልይ ትግራይ ጽብቅ የለይ
ዋይ ኣረ ሰላም ብማርያም ዓድኽይ ኹንይ ውለዲ ክበዲ ታይ አዩ ድሕሪ መርዓ ሓዳር ናብ ስደት🥹🙏
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@@ጋልትግራይ-ዐ2ገ ደምርኒ ተገድሰኪ ሓላለይ🙏
እረ ይቅረይኪ ሰሉ ዓይነይ ባዓል ገዛኪ ከ ወይ ሓቢሩኩም ኪዱ ስብኣይኪ ገዲፍኪ ክይትከዲ ብዝኮነ ንሮ ዓድና ማ ኣይተካኣለይ ዕድመ ልሱዑዲ ዘለዋ ደቆም❤ እና ኣጆኪ ሰናይ ዘበን ክኸዉን እዩ ዓድና ተስፋ ዘይምቅራፅ
ኣጀኪ ሰሉዋይ😢ዓዲኪ ይሕሸኪ ዓደካ እዩ ጥዑም ሰደት ወጋ የብሉይ
አረ ሰሉየ ዱባይ ቆልዓ ሒዝኪ ዘሰረሐኪ ኣይትረኽብን ዱባይ ከም ሰዑዲ ኣይኮነን ዋ
አይከማክን ጓልይ በስምኣም ተመስገን ኢልኪ ትፈልጢ ዶ ልምዃኑ መንድኣ ክሕዘልኪ ደሊኪ ዉላድኪ ድኣ
ሓሚመ ናበልሰ ሰደት ተሰፋ ባ ሃብና ሰሉዋይ ተመሰገን በሊ
ደምርኒ ማዓረይ❤
ደምርኒ❤ ተገድሰኪ
ዋይ አትዮ ተመስገን ኢልኪ ሓዳርኪ ዘይትመርሒ ከመይ ኢሉዱዩ ዝነብርሎ ሰብ አብስደትስ ኩሉ ሪእኩዮ ኢኪቆለዓ ሒዝኪ አይክንን አብዚ ሳዓት ኡዚ ጥራሓካ ኻ አዩኩን ስደትስ አብዓድኪ ኮምዚ ኢልኪ ዘንፀርፀርክስ ሓደ ስደት እውን ከምቀደም የለን እና ተመስገን ፍለጢ ምፅርፃር ምፅርፃር ኡዩ ዙውስክ 🙏🙏
ሰሉዋይ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለኪ ካብ ሱዑዲ ጀሚረ ግን ኮመት ምፅሓፍ ኣይፈትይ ላይክ ግን ኩልግዜ እየ ዝገብር ብሬክስ ሓበሻዊ እኮ መሲ ሒዛቶ ኣትያኣላ ክመሃር ሮቤል ወደይ ኢሉ እዩ❤❤❤❤❤❤ዓድኪ የሐሸኪ ወይ ማዘርኪ ክስካብ ትመፅእ ሓደ ቆልዓ ወሊድኪ ፅንሕያሞ ብሓደ ክትሕዘልኪ ካብኡ ንስኪ ናብ ደስ ዝበለኪ ዓዲ እናተመላለስኪ ትሰርሒ❤❤❤❤
@@SaaSaa-ys6en ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ ለኩ መዓረይ ሳብስክራይብ ከዓ ገይረልኪ ለኩ
@@merhawitmuaz1619 እሺ መዓረ
ክተምህርዮ ትኽእሊ እኺ ግን ክፍሊት ናይ ትምህርቲ ብጣዓሚ እዩ ክባር።
ኣነ ዝብለኪ ስደት ይትረፍኪ እና ዪቲብ ፅቡቅ ፅቡቅ ቪድዮ ስርሒ ምስ ስብኣይኪ ምእንቲ ክረኣየልኪ ❤❤❤
ደምርኒ🎉
ክሊ ንስኪ ተመስገን በሊ ከምቲ ናትኪ ዝሳኣነ ክንደይ ሰብ ኣሎ ኣብ ጽርግያ ተደብርዮ ኣቱም ሰባት ተመስገን እኒሆ ምርኣይ ዝሳኣነ ካብ መደቀሲኡ ዘይትስእ ጽጋብ ይባሃል ናትና ነገር ኩሉ መማረሪ ኮይኑ ኣቱም ህዝቢ
ኣየ መሳኪን ሰብ ኮመንት. ካዓ. ኘኘራንክ ኘኘራንክ. ኘኘራንክ እዪ
ሰሉዋይ ገቦዝ ኮእኪ ብፍላይ ምግቤት😢😢 ናቅናኖ እቱ መሳፍሪኪ ትገብርዮ ነበርኪ ስራሕ ክፍትሉ ዓድካ እዩ ቆንጆንኣይተሳምሊ ፆም ፆሎት ሓውስኪ
እህቶቸ ሁለተኛ አትሰደዱ በሽታ ነው ትረፉ ባለሽ ነገረ ስራ ጀምሪ በተረፈ እምመክረሽ ነገር አትጨነቂ ባለሽ ነገረ ሁሉ ተመሰገን በይ ደግሞ የመምህር ተሰፍየ ገጠመኝ ትምህረት አዳምጭ በተርፈ እወድሻለው እህትሽ ከጎደረ ነኝ❤❤❤
ኣብዚ ኮሜንት ዘለክን ኣሕዋት መብዛሕተኤክን ተስፋ ቆሪፅክን ትፅሕፋ ለክን ኮሜንት ግን መጀመርታ ብሰብ ኣይትመረሓ ሂወት ናይ ባዕላትክን ክትነብራ ፈትና ኩሉ ናናይባዕሉ ኣለዎ ካብኡ ካዓ ጎባዛት ኩና ሞያ ገይርና ዓድና ንእቶ መፅለሊናን ገዛን ንኡሽተይ መስርሒ ቅርሽን ንሓዝ ንባዓላትና ንኩን ካብኡ ግን ነዛ ሓላፊት ህይወት እሞ ኣብ ኣዕራብ ሃገራት ህይወት ሙሉእ ክትሕልኦ ግን ከይታሓስባ ንሕና ካብ ማንም ኣይንበልፅን ካብቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ዓድና ሰላም ተኮይኑልና ከንድቲ ንፈስ ዓድካን ምስቲ ሕብረተሰብካን ተሕልፎ ነፃነት እኳ ኣይኮነን ስለዚ ላዕሊ ላዕሉ ኣይንጠምት ተመስገን ንበል ኣሕዋተይ
ሓቂኺ ጋለይ ላዕል ላዕል እንድሕር ለይረአኻ ክትነብር እኻ እግዚአብሔር ልፈጠራ ጎሮሮ ትዓፅያ አይትሓድርን ታይ ዶ ለምድና ነይርና እና ህዉከት ወለድና ከመይ እሎም ድዮም አዕበዮምና ዋላ ኩሉ ግዜ ሽሮና በልዕና ዘይንነብር ቆስጦዶ ሳላጦዶ ሆ ናይ ሃፍታማት😃
@@HelpmeMyGod-k9c ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@HelpmeMyGod-k9c እግዚአብሔር ይመስገን ሎሚ ፅቡቅ ኣለና ቀደም ኣደይ ኣነን ሓወይን ብጣዕሚ ንጨናነቅ ምንም ዘይብልና እናበልና ኣደይ ሃፂፅካ ፍልሖ እዳማርያሞ ማዓዝ ትበፅሖ ትብለና ነይራ ሎሚ እግዚአብሔር ይመስገን ሓወይ ስራሑ ሒዙ ኣነውን ኣብ ስደት ኣለኩ መፅለሊተይ ሰሪሐ እና ብዘለና ተመስገን ንበል ልዕለና ከይኮነስ ብትሕተና ንርአ
@@merhawitmuaz1619❤❤
@@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ❤❤😊
ካብ ሰላም ኩሉ ግዜ ዝወስዶ ት/ቲ ገዛ ከም ዘድልየኒ እዩ ዋላ ማይ ሰትየ ንሕደር ኣብ ገዛይ ዝሪአኒ የለን።
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሃበኪ ዑዱል ክትጥቀሙሉ ነይርኪ ሐዚ እዝየ እዝየ ኣይትበሊ ተመሥገን ኢልኪ ኣብ ዓድኪ ሥርሒ ኣረ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሠብና ሓሚሙናዋ ታኢና ንገብሮ ሥራሕ ብንኡሽተይ ጀምሩ ተበልና የናኣእሱካ በሓደ ግዘ ሃፍታም ኽኸውን እዩ ዝደሊ ወገነይ ንክትህፍትም ብንኡሽተይ ጀምር ክትህፍትም ኢካ ካብኡ ከኣ ኣታሓሕዛካና ኣታሓሳስባካ እዩ እቲ ዝበለጸ ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣሎ ወዲ ገዛውተይሲ ብክብሪት ምሻጥ ጀሚሩ መከፋፈሊ ድኳንናት በጺሑ ስለዚ ንክትህፍትም ጻዕርን ዓቅልን የድልየካ እዩ
ሰሉ ንስኪ ጠቅሊልኪ መናገድያ ን ስባይኪ ትህብዮ ስባይኪለ ሰሪሑ የብለዐኪ ንስኪ ደሓር ውለዲ
የምር ፈሪሐ አነስ😢
ካብ ስደት ናብ ስደት እንታይ ሓስብኺ😮 ሰሉየ ዓዲኺ ይሐሽኺ ዛሓፍተይ ማዓረይ ❤አሕሕሕ አዶና ክንምለስኮ ፈርሐና በቃ ናብራ ኩሉ ነገር ከብሩ😢😢
ደምርን😍
ደምሩኒ ንስኺ ዉን ክብረተይ ገይረልኺ እየ አነ ዉን💋@@dasnaentertainment
@@gsas4971 እሽ ማዓረይ ደምርኽ ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ😘❤
ደምራኒ ደቅነዋይ❤🎉
@@MeazaTube12ደምራኒ ባ ሙቁራተይ❤
ስባአይኪ ከ ለለ ተሓደግዮ ድኪ ወድኪ ትመርፂ አለኪ ወይ ታይ ማዓቱ ወደይ ካብ ወድኪ ሒዝኪ ትከዲ ሰበአይኪ ሒዝኪ ኪዲ ምክንያቱ ልወድኪ በስባአይኪ ስለ ልረከብክዮ ለለ ድዩ ተሰዲትኪ ክፀበየኪ ወይ ጨነቀኒ ሰሉየይ አክእሎ የሃቦ ስደት ልጠዐመ ሰበ ሕማቅ እዩ ዋ ሓሚቅካ ጥዑም ነበረካ ምስ ደቅካ ዓድካ አደዋካ ልመስልዎ የለን ዓድኪ ኩኒ ዘይርኻ ዘይርካ ዓድካ እዩ ጥዑም ሰሉ ሳብስክራይበ ግበሩይ ደቂ ዓደይን ፈተዉቲ ሰሉን❤❤
@@WejeratAdey ስለ ልድመር ዘለኩ ደምርኒ አብ ናተይ ኮሞንት አቆምጠለይ ክምልሰልኪ እየ ፀባሕ ማዓረየሸ
@@SelamTekle-uk8kq ገብረኽልኽ ህያበይ
@@SelamTekle-uk8kq ደምርኒ ተገድሰኪ🙏 ገረልኪ እየ
ሰላም ተመስገን ምባል ዓቂባትኪ ኣላ ለሙዘበን ኣብ ትግራይ ዘይከኣልኩዩ ኣብ ሱዕዲ ዘይከኣልክዮ ኣብ ድባይ እማ ርድኡኒ ሓጉዝኒ ክትብሊ ኢኪ ተከይድኪ ሓደ ብወዲኪ ተማርር ኣለኪ ሓደ ሓደር ክንገብር ኢኪ ክትመክርና ዘለኪ እንበር ጭራሽ ኣብ ሓዳር ዘለኪ ኣይትመስሊይ ኣይ ሰላም ወዘንዘን ናፊቃትኪ ኣላ ይቱበር ኮይንኪስ ክንድፂ ተንፀርፅሪ ዝሮዝሮ ትዓፅይና ኣለኪ 🤔
ዊ በስማኣብ ናበይ ስደት 2ይ ስደት prank ba ይኸዉን omg ኣፍሪሑና ኾ ዚ ጊዜ ግን ሰሉየ በዚ you tube ኸማን አኮ ክትዓብይ ትኽአሊ ኢኺ ቁሩብ ዓቅሊ ዘይምገበርኪ ማለተይ ጽቡቅ ተቀባልነት ኢዩ ዘለኺ ኸም ስራሕ ሒዝኪ አንተተጠቂምክሉ ኣብ ዓብይ ደረጃ ኸምትበጽሒ ርግጸኛ ኢየ so ሕሰብሉ ኢኺ ኣነ ኻልኣይ ስደት ኣይመርጸልክን መዓረይ 🥹
ሰሉየይ ፀጉሪ ምስራ ገባዝ ኢኪ ምሽ ዳሰብ ተቆፂርኪ 3ወርሒ ሰርሒ ካብኡ ዋለ ተለቂሕኪ ኣቁሕትኪ ገዚእኪ ስርሒ ፀላኢና ይሰደት ትሰብኣይኪ ከ ኣየሕዝነኪ ድዩ ብያንስ ስብኣይ ገዛ ክራይ ተከፍሉ እስኪ ኣስበዛ ትክእሊ ተሓጋጊዝኩም ሰርሑ ሰደት ክሳዕ ማዓዝ
ሰላምይ ኣብ ዓዲኪ ኩኒ ድባይ ብማዕዶ እምበር ክትነብረላ ከባድ ዓዲ እያ ከመስለኪ ምምፃእ ትክእሊ ኢኪ ግን ቡዙሕ ነገር ከሓተኪ እዩ ሰለዚ ኣብ ዓዲኪ ምስ ሰብኣይኪ ኩኒ ተመስገን በሊ ❤❤
ደምርኒ🎉🎉 ጀማሪት እየዋ🎉
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@WejeratAdey ገረልኪ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@@merhawitmuaz1619 ገብረኽለኽ ህያበይ
ንዓይ እዉን ዝያዳይ ደምረኪ ኣለኹ@@WejeratAdey
Way selye wiladiki digemi sibaki seruhu ebiliki kali aytihisebi
ኣቲ ቆላዓ ዓድኺ ሰርሒ ተጠቀሚ ታይ እዩ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኸ ለለ ዓዲኺ ቡዙሕ ስራሕ ናሃለየስ ዓድኻ ኸም ባዓልኻ ዝገበሪኻዮ እኻ ጠንኽሪኺ ተሰርሕኺ።😊
አቲ ሓፍትና ብዙሕ ተመልካቲ አለኪ ሰብአይኺ ውን ታታሪ እዩ ልመስል ተመስገን ኢልኺ ጠንኪርኺ ዩቱፕኪ ዘይትሰርሒ ኤጭ ይቱፕስ አምሓሩ ይስርሕዎ አሻሓት ከፊሎም አብ ዘናጭ ገዛ ይካረዩ ካብ ናይ ዩቱፕ እቶቶም ድማ ኑሮኦም የካይዱ ተጋሩኸ ጭንቂ ብቻ ፎ so ሰናይ መንገዲ😂
Suk ela eya nay haftam nabra eya deliya youtube naserht sebaya gobze serahtagna eu xeguri mesrah tekel eya serah tefoti ayetemselien nay sedt nabeta
ድኽነትን ስደትን ዓይኑ ይጥፋእ😢 ሱሉዋይ አጆኺ 😢😢
ሰላምምምም የእቲኪ ሰሉየይ ግን ሰደት ጥዑም ከይመስለኪ ዓደካ እዩ ልጥዐም ልኮንካ ክትኮን ስባአይክን ክብርክን ሒዝኪ ሓሚቅኪ ምስ ፈቅርኪ ዓድኪ ሰሉየይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
@@dasnaentertainment ስለ ልድምረ ዘለኹ ደምርኒ አብ ናተይ ከይድኺ ኮሞንት አቅምጥለይ ፀባሕ ክምልሰልኪ እየ ማዓርይ
@@SelamTekle-uk8kq እሽን ክብረተይ🥰
ኣቲዮ ዓሪፍኪ ተቀመጢ ባካማኪ ክንዳኪ ናስዑዲ ጎል ትንክፍቲ እያ ትበሃል ዓሪፍኪ ሓዳርኪ ዘይትገብሪ መፅሊኢት
ከይመስለከ እዛ ዓለም ብሐዝ ግዜየ ብጣዕሚ ሓጫር እያ እና ኣብ ዓድኽ ላይፍ ኣሕልፍ ስደት ዋጋ የብሉይ ዕድመኻ መወደኤ እንበር ካብ መንግስት ወይ ናደኪ ንእሽተን ገንዘብ ትለቅሕኪ ስራሕ ጀምር ስርሕክ ትምልስሎም ሓፍተይ
ተራእዩኒ ካ ዘን ኣብ ባንኪ ዘለዋ ገንዘበይ ወዲአ ቆላሕላሕ ክብል ኣይተፍርሕና ባ ሰሉየ😢
ኣረ ሰሉ ትስባኣይኪ ከመይ ድኪ ትሪእዮ ካብ ወድኪ ንስባአይኪ ሕሰቢ ንኡኡ ሒዝኪ ምካድ የሐሽ እንታይ እዩ ዘርሞ ዘርሞ ሕሰብሉ ስለ ስባአይኪ ሓድግኪ ክትከዲ ኣየጨንቀኪ ዋይ ደሞ ኣትጨነቂ ነይናይ ዕድመ እዩ ተመስገን ኢልኪ ምስ ስባአይኪ ቤተክርስትያንኪ ስዕምኪ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ምርሒ ኣይተንፀርፅሪ ደሞ ኢቲኦብ ቡዙ እዩ ዝከፍል እዩ ዝባሃል😢❤
Nesebayki bezuh tekberiyo zeymeslni anes srry gen aytehazley mes hadarki temesgen ilki menbar yehesheji
መዓረይ ኣብ ዱባይ ሰልቺና እዩ ኣብ ዓድኪ ይሐሸኪ ዝሓፍተይ ወይ ብንግዲ እናተመላለስኪ ንስርሒት ❤
ዕጋማ እንድሕር ነይሪኪ ድኣ እንታይ ዘፍርሕ ኣለኪ ማለተይ ምትሓዝ በዚሑ ስለዝነበረ ትብለኺ
አይትሰደዲ. በዘለኪ አመስግኒ.
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
ግረለኪ ወለላይ ግብረለይ❤❤
ሓፋሽ ፕራክ እዩ ገራሚት ሱቁልኪ ድእምሉ😂😂😂😂 ዋይ ስብኣይኪ ዶይ ኣለኪይ ገራሚት ኣይትከዲ ዋእ
ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉዬከምዝመስለኒ ዱባይ ይኩን ኤሜሪካ ካልኦትን ዓድታት ከምቲ ንፅበዮ ኩሉ ምሉእ ኣይኮነን ስደት ስደት እዩ።ደሓር ከዓ ከምታ ወፂኪ ዝረአክያ 24 ሰዓት ተደፊእካ ሰሪሕካ እዩ ለውጢ ዝመፅእ:ልክዕ ከምኡ አብ ዓድኪ ወጢርኪ ዓመት ወላ ይኩን ስራሕ ጀምሪ እሞ ትርኢዮ እንበር ምንም ከይሞከርካ ስደት ክከድ እየ ፅቡቅ ኣይኮነን:ንሓደርኪ እውን ሕሰብሉ።ይርደኣኒ እዩ ብዙሕ ነገር ተሸኪምኪ ከም ትጓዓዚለኪ ግን ነገራት ከምቲ ሐዚ ዘለውዎ ኣይክቅፅልን ዝከውን እሞ ተረጋግዒ ዛንበይተይ🙏ካብኡ ከዓ ሰሉዬ ዩቱብኪ ፅቡቅ ተከታሊ አለዎሞ አብ ሰሙን ክልተግዜ ድዩ ሓደ ግዜ ዝኮነ ቀዋሚ ዝኮነ ፕሮግራም ስርሕሎ ፖድካስት ይኩን ወይ ካሊእ መሪፅኪ ስርሕሉ።አነ ቡዙሓት ይቱበራት ይፈልጥ እዬ ስረሐይ ኢሎም ሒዞም ዝተቀየርሉ እና ተጠቀምሉ ሰሉዬ።ብዙሕ ምፅሓፍ እንኳን አይፎትን ነይረ ግን ክወፅእ እዬ ምስ በልኪ ተሰሚዑኒ እና ኣጆኪ መዓረይ እግዛብሄር አምላከ ናይ ውሽጥኪ ሰላም ይሃብኪ❤😘ደሓር ከዓ አነ እውን ክመፅእ እየ አብ ቀረባሞ ሓቢርና ናተማከርና ክንዓቢ ኢና እመንኒ ፅንሕኒ ጥራሕ ትብል😀😂
ተማልእኒ አዳመይ❤❤
@@Wojhdደምርኒ❤🙏
@@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
ጭቀት ሕዝክና አይትምፅእ ስደትና የአኽለና😓ጭቅት ዝኾንክ ቆላዓ ጥፍእ ካብ ምዲያ
ሓደ አብስደት ዘሎ ስብ ተስፉኡ አይተቁሩፁዮ ተሰሪሕካ አብዓዲ ዞሎኡዩ ዝቅየር ዞሎ
ማዓረይ ዱባይ ቆላዓ ሒዝኪ እንዳ ስብ ክትሰርሒ ትኾይንኪ ከም ስዑዲ ኣይኮነን ዱባይ ክቢድ እዩ ነፍሰፁር ኮይንካ እኳ ኣይስራሓን ካብኡለ ብደገ ትኾይንክለ ቆላዓ ሒዝኪ ገዛኽራይ ኣሎ ምግቢ ኣሎ ከቢድ እዩ ገንዘብ ብጣዕሚ የድልየካ 😢ናይዚ ዓዲ ወረቀት ተሃሊኪ ክማሃር ይኽእል እዩ ግን ናይ ባስ ናይ መምሀሪ ናይ ገዛ ክራይ ገለታት በይንኺ ኣትኽእልዮን ማዓረይ ዱባይ ገንዘብን ፅቡቅ ስራሕ ሓጋዝን ሒዝካ እዩ ንዓኺ ንበይንኺ ክጎደአኪ እዩ 😢 ብልበለፀ ብዙሕ ዝፈልጡ ኣለው ምስኦም ተማኸሪ ❤
@@BiruEbs ደምርኝ😍
@@SmretTube ደምርን ክምልስ ይአ ወለላይ😍
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@merhawitmuaz1619 ለማዕንቲ ትዳማርት ይአ ደምርን ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ ማዓረይ🥰
ሰላም ስሎ ሓፍተይ እሺ ናብ ሓሳበይ ካኣቲ ንስኺ ይቱብ ፅቡቅ ትስርሒ ልኺ ተመስግን እልኺ ኣብ ዓዲ ምስ ስብኣይኪ ምስ ኣሕዎትኪ ምስ ወድኺ ዕርፍ እልኪ ንበሪ ማርያመን ሕዚ ስድት ዎጋ የቡሉን ርእኽዮ እኺ ድማይ ስደት ዎይ ተመስግን በሊ ሰሉየ ድባይ ድማይ ክይትመፂ ሓያል ሞቖት እዩ ለሎ 😂😂ማርያመን ተመስግን ተመስገን እስቲ በሊ ስሉ ዎይ ትዲ ኸ ናበይ ግድፍኪ ክትመፂ እዩ😂😂
ደምርኒ ጀማሪት እየዋ🎉
@@WejeratAdey እሺ ግን መልሲ
ኩሉ ግዜየ ኣደኻ ምሳኣኻ ኣይትነብርን ንኣሕዋትኽ ወይ ዓዲ ኣበኡ ናሓደግኽ ስርሕ ወይለከይ ኣብ ድዋይም ምስ ወድኽ ደኽ ትውዕል በዛኽ ስደት ሕሱም እዩ
@@ራያራዩማ-ቨ8የ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
አብ ዱባይ 7ዓመት ገይረ አይኮነን ቆላዓ ሕዚካ በይኒካ እካ ከብደ እዩ😢😢ከይ ተሓስብዮ😢በስምአብ ገንዘብ ቅናሸ እዩ
ሰሊተይ ወደይ ሒዘ ምስ ኣቦኡ ከዕቢ ኢልኪ ዓድኪ ኣቲክስ ለለ ክትፋላለይ ዓድኪ የሐሸከመ ስባኣይኪ ከ ምስ መን ክትገድፍዮ በይኑ ዓቅሊ ግበሪ ዳኣ ዝሓፍተይ ወድክይ ስባኣይክይ ሒዝክይ
አረ ሰላምዬ በይዛኽ ዓዲኻ ሖሸክሎ ብዘለክ ተመስገን በል😢
ክረክበኪ ደልየ ነይረ ኣነ እውን ናቲኪ ዝመስል ህይውት እዩ ዘለኒ ስልዋይ ማንም ኣይርደኣልካን ከማካ ዝሕለፈ ጥራይ እዩ ዝርደኣልካ
ኑሮ ድዩ ከቢዱ ሰሉዋይ ቅርሽኺ ወዲእኺ ድዩ?ወዮ ኣቲና ተንርኢ ናበልናስ ዓመት ከይገበርኪ ናብ ስደት ትምለሲ😢
ዱባይ ቀሊል መስሉኪ ድዩ ኣይኮነን ቆልዓ ሒዝኪ ዘይብልና እኻ ጉድ ረኺብና
ድባይ ሕጋዊ ዓዲ ስለ ዝኾነ ፅቡቅ እዩ ግን ተመልስኪ ንስደት ዓዲኺ ኾይንኺ ኹነታት ንምስትክካል ፈትኒ ማዓረይ
ልዕለት እንጀራይ ይሃልየኒ እምበር ለውጡ ልላዕላይ ሰማይ ዶ ሒዘዮ ክኸድ እዬ ዋይ
መን ጣፍ ብልዒ ኢሉኪ ስርናይኪ ዘይትበልዒ😂😂 ከም ሃገርኪ ንበሪ በጃኪ ስደት ናብ ምርጫ አይተእትውዮ ስደት ምርጫ ተሃልዩ አብ ውሽጥኪ አብዓዲ ስራሕ ዘሎ አይመስለክን
ኣትጋገይ ሰሉ ሓፍተይ ዓዲካ ጥዑም በጃኪ ዋይ ታይ እዩ ስደት ከ ሰብኣካ ገዲፍካስ ንስደት ኣትሓዝለይ እበር ሰሉ ሓፍተይ ሰብኣካ ገዲፍካ ናብ ስደት በጃኪ ዓዲኪ ይሕሸኪ
ዱባይ ቀደም በር ሎሚ ሰራሕ የለን ንቀደም ዱባይ ዘለዋ ጠይቂ ዋ 🥺
Naye sawudi kolueu kemu eyum
ኢጋማ ሒዝኪ ሞያ ዘይኮንክስ ካልኣይ ስደት ስብኣይኪ ኣክቢርካ ሓዚ ኣትጓለይ ሰሪሕኪ ክትልወጠ ተትደልይስ ወድኪ ሰዲድኪ ምሰራሕኪ ኢጋማ ሒዝኪ ገዛ ተካሪኪ ተመላላሲ ምሰራሕኪ ግን ኣኮነይ ሀዝለ ስደት ኣትመነይ
አጀኪ ሰሉየ ኩሉ ገጊዝኡ አለዎ ደሞ ንእሽተይ ረአይዮ ዝሓፍተይ አብ ዘሎ ችግር ዘሎዎ እና ዘነብሮ ሰብ እዩ ዝፈልጦ አትጨነቂ ወለላይ
በጃኺ ሓሳብኺ ቀይሪ ሰሉዋይ ዓድኺ ኹኒ ዘረባ ሰብ ኣይትስምዒ ኩሉ ብተዐግስቲ ክኾውን እዩ ብማዓልቱ ታኣዩ ስደትከ እፍፍ ተስፋ ለቁርጽ ገዜ 😢
አረ ብነኺ 😢ዓድኺ ኮፍ በሊ እንታይ ገበረኪ ቱስብኣይኺ ዋይይ 😢😢❤❤❤❤
ዋይ ሰላመይ በጃኽ ሰደት እይትኽድ እንታይ መስልኪ ሰደት ነይርኽዮ አኽ እና ምስ ስብኣይክ ከይንኪ ጠንክርክ ስሪሕ ዝኾነ ስራሕ ጀምሪ🥺🙏
ዎዮ ዓድካዩ ጥዑም እናበልኪ ዶ ትዕልሊ የነበርክን መን ድኣ ሀዚ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ዓዱ ንከይምለስ ገዛ ዕዮ ዝተውሃብኪ ትመስሊ
ኣትዮ ሃለውለው ኣይትበሊ ኣይ ነቲ ስብኣይኪ ሕሰብሉ በስምኣምምሽ ኩሉ ጊዜ ይሰርሕ ኣሎ ሞኽ ኣይተብልና ጥዑይ ስርሒ ወይ ሳብስክራይብና ክነልዕል
ኣይዞኺ ሰሉየ ዝያዳይ ኣምላኽ ይፈልጥ❤
ኣነስ ይገርመኒ ታይ ኢኪ ቡዙሕ ተማርሪ ኣየተማርሪ ትሕቲአኪ ዞሎ እንዶ ረአይ ምስ ሰብኣይኪ ተባኢስኪ ድኪ ኮይንኪ ህኮት ኣይተፅምምና እንዶ ክንደይ ዘጨንቅ ጉዳይ እኒአና እዩ😮😮😮
ስሉዋይ ውድኽ ስውኣይክ ምሶም ኮይንኽ ግዜኽ ኣሕልፊዮባ 😢😢😢
ተስፋ ኣይተቁርፅና🤔🤔 ሰሉ በጃኪ ንሳኮ ምሰ ሰብኣያ ኮና እያ ጋላ ሒዛ ዝከደት
ዋይ ንስክስ ባዓልቲ ተስፋ ዶ የነበርክይ ማዓረይ ኣብ ስደት ዘለና ማዓዝ እና ናብ ዓድና ክንምለስ እናበልናስ ንስኪ 2ስደት ክትብሊ 😢ዓድኪ ዝከነ ስራሕ ጀምሪ ስደት እንትርፊ ክሳራ እንታይ ረክብናሉ ከም ናይ ቀደምኪ ተስፋ ሃብና ማዓረይ❤❤
ኢጋማ ሒዝኪ ሞያ ዘይኮንክስ ካልኣይ ስደት ስብኣይኪ ኣክቢርካ ሓዚ ኣትጓለይ ሰሪሕኪ ክትልወጠ ተትደልይስ ወድኪ ሰዲድኪ ተመስገን በሊ በጃኪ ባእ ክተንፀርፅሪ ምሰራሕኪ ኢጋማ ሒዝኪ ገዛ ተካሪኪ ተመላላሲ ምሰራሕኪ ግን ኣኮነይ ሀዝለ ስደት ኣትመነይ
ሰሉየ በዛኪ ፕራንክ ዩ በልኒ ዋይ ኣነ ክኣቱ ወዲኤ ትኬት ቆሪፀ የ ግን ሕጂስ ማርያምን ፈሪሐ ሰሉየ ተስፋ ትህብና ዶ ኣይነበርክን 😢
ግን ንዱዋይ ክንደይ ቅርሺ የኣከለካ ኣሕዋተይ መልሳለይ ብጃክን
ሰላም ዝሕግዘኪ ሰብ ዘይትቆፅረ አብ ደገ እንድሕን ኬድኪ ውን እኮ ቆልዓ ሒዝኪ ክትሰረሒ አይትክእልን መውዕሊ ህፃናት እትውዩ ቆሉዑ እና ካልእ ሰብ አልምድዩ ብድሕረኡ አንቲ ግበረሉ ዋላ ክትከዲ ዋላ ስራሕኪ ክትሰረሒ
ምራላና ትብሉ ሰባትለ ብናሰብ ምራል ዲኩም ትከዱ ናብራ ዓድና ከመይ ከምዝከበረ ድዩ ጠፊእኩም ዋይ
ኣጆኪ ሰላመይ ቱኣብ ገዛምዓል ልበዓሉ ዓብይ ጭንቂ እዩ እና ሂወት ከምኡ እያ መሊኡ ዘይመልአልካ ከቢድዩና ግን እግዚአብሔር ጥዕና ተሂቡካ ታማ ተመስገንዩ ዝያዳይ ፈፂሙ ምሕረት የውርደልኪ. ዝብለኪግና ወድኪ ትምህርቲ ተኣትዩ ዝኮነ ንኡሽተን ስራሕ ትሙኩሪ የሐሸኪ
ሓቂ ዘረባ ንስኺ እወን ኣይነፋዕኽን ሌሽ ዘይትሰርሒ መንእሰይ ኢኺ ንወድኺ ሰራሕተኛ ግበርሉ ዳም ዳም ኢልኪ ዝኾና ናይ ባዕልኺ ስራሕ ጀምሪ ምንም ከይጀመርኪ ግን ኣይተማርሪ ነዘን ዓዲ ዓረብ ዘለዎ ኣሕዋትና ተስፋ ኣይተቑርፅየን ስደት ይሕሸኒ ትብሊ ተኮንኪ ከኣ ቁሩብ ገንዘብ ተሃልይኪ ንኣሜሪካ ዝዉድእ ሰብ ከራኽበኪ ይክእል እየ ነዓይ ዝወደኣለይ ኣብ ስዑዲ 4 ዓመት ሰሪሐ ዓዲ ኣትየ ሕጂ ኣብ ኣሜሪካ 6 ወርሒ ጌረ ኣለኹ ምውፃእኺ ዘይተርፈኪ ተኾይኑ ዓዲ ዓረብ ንየው በልዮ ናብ ዝሓሸ ዓዲ ምፂ ❤
ብከመይ ከይዲኺ ሓፍተይ አነ ይደሊይ እየ
ብከመይ ተግድስኪ መልስለይ ፕሊስ 🙏
እረ ባዛኺ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኣሕዋትኪለ ሰሪሖም ዝኣትዉ እዮም ንባዓልኺ ንስብኣይኪ ንወድኪ ምኻን ዲኪ ትስእኒ ገዛ ክራይ ተኻቢድኪይለ ኣብ ናደኪዶ ኣትነብሪ ጨግሪቤትለ ጎቦዝ ኢኺ ዋላ እሱ ጀምሪ ታእዩ ስደት ብዘለኺ ኣመስግኒ ስደት ዘለና ኣተዳናግፅና
ኣቲ ሓፍተይ ስራሕ እንዶ ጀምሪይ ስደት ዘሎ ሰብስ ካብዙዩስ እንታይ እዩ ተስፍኡ እሺ እስክስ ቃዕሚ ይህልወኪ ናብ ዝደለክዮ ኽትከዲ እቲ ቃዕሚ ዘይብሉስ ወድኪ እውን ተመስገን ጎቡዙልኪ እንዮ ስራሕስ ኣይሳኣንን ድልየት እንተልዩክሴ
ሰላመይ Habiba Habiba ልብል ናይ ቲክቶክ ሽማ ፈለው በልያሞ ኣብ ላይቭ ልኣተየቶ ጠይቕያ። ኹሉ ግዜ ናይ ቐትሪ 5 ሳዓት እያ እልታኣቱ። እሳ ትፈልጥ እያ ኣብኡ ስለ እልትነብር ምስ ደቃን፣ ስብኣያን ደቃ'ውን ይማሃሩ እዮም።
ወለድና ደቀን ሒዘን ቀትርን ለይትን ሰሪሐን ኣዕበየናና እየን : 😢ናሎሚ ኣዴታት ግን ኩልኽን ዘይኮንኽን ውሕዳት ፈተውቲ ርእስኽን ስለዝኾንክን ቖልዓ ሒዝኻ ከመይ ኢልኻ ይስራሕ ትብላ : ቖልዓ ሒዝኻ ዝስራሕ ስራሕ ኣይትስእንን ግን ድሌትን : ናይ ኣእምሮ ድልውነትን የድሊ :: ተመስገን ዝብሃል ዶሞ ኣብ ልቢ ተዘየለ ንዘለካ ዘይኮነስ ዘይብልኻ ክትጥምት ስቓይ እዩ መጨረሽትኡ ::
ሰላም ዕሪፍኪ አዳርኪ ግበሪ አብ ድባይ ቆልዕ ክትምህሪ ብጣዕሚ ከቢድ እዮ ትምህርታ ካብ ቀድማይ ክፍሊ ጀሚሩ 10 ሺህ ድርሃም እዮ ዝጂምር እዚ 10 ሺህ ብብር መንዝርዮ አብዚ መፃእኪ ንታ ትኩልስያ ከይትስእኒ ዮ ቆልዕ ካብ አብዑ አይትፍይዮ 🙏🙏🙏ስልክኪ ፅሃፍለይ ክድውለልኪ አነ አብ ዱባይ አለኩ ❤
ስላም ሓፍተይ ከም ዝመስለኒ ቡዙሓት ስባት ኣሎው ኣብ ዙሩያኪ ግን ኣይርዱኡክን ናይ ውሽጢኪ ትነግርዮ ናይ ስደት ስብ ታሃልዩ እንፍስዮ እዕልሊ ስደት ፅቡቁ እይኮነን ናይ ኢ/ያ ዩቱቦራት ራእዮም ክንደይ እንጀሮኦም ዝገበሩው ኣሎው ውሑዳት ኣይኮኑን ገንዘብ ኣሎወ እዩ ዩቱብ ስቅ ኢልኪ ስርሒ ዩቱብኪ ሓድሽ ነገር ናምፃኪ ከም ሓሳበይ እዩ ዝሓፍተይ❤
ሰላም ሓደ ለይተረደእኪ ነገር አብኡለ ሀምአ እያ ዋላ አብስደት ማለት እዩ እዛ ቲክታከር ልበልክያ እንደገና እሳ ምስ ሰብአያ እጋማ እኒኤዋ እዩ ፀጉርቤት እያ ትሰርሕ እና ጓላ ንምዉሳድ አይኸብዳን እለ ይግምት
Halewlew aytbeli men eyu Dubai ms wludki ktserhi eiluki bzeleki amesginki kof beli
አረ አረ ሰላም ጌጋ ተባኢስኺ ዲኺ ኮይንኪ ምስቲ ስብኣይኪ ማለት ኩሉ ግዜ ብማዕዶ ይከብድዩ ክፅበየኪ ዉን ኣይክእልን ካዉኡ ለለ ስደት ከቢድ እዩ ሪእኽዮ ኢኺ ቆልዓ ሒዚኪስ ልስደት ሕሰብሉ ልርእሰኪ ትኽእሊ ትኾኒ ኢኺ ተቃማጢ ግን ኣይክህልወክን ዓዲኺ ስርሒ ሰቁልኺ ልምንታይ ዳሻሂ ዘይከዉን ብኑኡሽተይ እንድዩ ዝዕበ ስራሕ ኣይንንዓቕ ካዉኡ ለለ ቆጢብካ ከምዝኾነልኻ ምንባር እዩ ፖዛ በላዕኹ በርገር መሳሕኩ ዘይኮነስ ገዛኻ ዘፍረየልኻ ምብላዕ እዩ ሓቢብቲ ምስ ስብኣይኪ ዉን ተማኺርኹም ስራሕኹም ጀምሩ ዋእ ዳሓር ከናሰሐኪ እዩ
አረ በስመኣብ ዱባይ ቀላል ገይርኽያ ድዩ ዱባይ ልምዝንናይ እምበይ ክትነብራ ከባድ እያ ክራይ ገዛ ክባር እሺ ሒዝኽዮ መጻእኺ ታይ ሰሪሕኺ ኢኺ ናይ ትምህርቲቤት ናይ ባስ ክራይ ገዛ ትሽፍንዮ ሰላም ሓፍተይ ኣብኡ ለምህረልኺ ሰብ ተረኺብኪ ግን ንዱባይ ከም ሰብኺ ትሰርሒ ትኽእሊ ኢኺ
ሰልዋይ ከም ሓሳብ ኣዲስ ኣበባ ይሕሸኪ ፅቡቅ ስራሕ ኣሎ ፀጉርቤት ተደሊኪ ባጃጅ እውን ዳሓን እዩ ኣብዚ ዓዲ ወዲኪ ኣብ መውዓሊ ገዲፍኪ ዝደልክዮ ትሰርሒ ካብ ስደት ወይ ድማ ሰለስተኩም ድባይ ኪዱ
በይንኪ እትሽፍንዮ ኮ መሲሉ ዝሓዳርኪ ንባዓል ቤትክውን ኣብ ግምት ኣእቲኪ ተዛረቢ ሽኮሪና ካብኡውን ምስጋና በረከት የምፅእእዩ ተመስገን በሊ።
ኣቲ ሓፍተይ ታይ ኢኺ ኩሉ ግዜ ተማርሪ ስደት ዓሰርተ ዓመት ተቀሚጠ ምንም ኣይሓዙኩን ትብሊ ነይርኪ ካልኣይ ስደት ዳኣ ብኸመይ መሪፅክዮ😂ኣብ ስደት ጥዕም ናብራ ታሃልዩስ ንዒ ተሰዲትካ ጥራሕ እዩ ዝሓልፈልካ ዝበለኸ መን እዩ ዳሓር ከኣ ከም ቤትካ እምበር ከም ገሬቤትካ ኣይንበርን ተመስገን ኣቀድሚ ስብኣይኪ ግን ይሰምዖዶ ይኾን እቱ ቪድዮ ኩሉ ግዜ መረረት ዘይስልችያ😂
ሰሉ ሓፍተይ ስደት ሕማቅ እንድዩ ልዕለይ ሰለዝተቀመጥክዮ ስደት ሕማቅ እዩ ዝብል ምኽሪ ዘድልየኪ ኣይመስለንን ስለዚ ዘለኽዮ ባዕልኺ ስለ ትፈልጥያ ግን ግድን ክወፅእ ኣለኒ ካብዚ ዓዲ ትብሊ ተኾይንኺ ግን ቆልዓ ሒዝኪ ናብ ዱባይ ፅቡቅ ኣይመስለንን ገንዘብ ካብ ማዘርክን ናይ ባዕልኽን ገለ ኣተኣኻኺብኪ ግን ንካናዳ ወይ ናብ ዓዲ እንግልዝ ፕሮሰስ ተትግብሪ ምስ ወድኺ ይሐሸኪ ኢለ ይሓስብ ሰሉ ሓፍተይ ይመቸኺ ❤️❤️❤️
ሰሉየ ማዓረይ ይፍቱንወኪ አየ ዛናተይ ብ 3 ጀውል ስብስክራይበ ገይረልኪ አለኩ ዛወለላይ አጆኪ 😊💪😊ሰሉየ አጆኪ ዶ አብ ዓድኪ ዝኮነ ስራህ ስርሓ ሰሉዋየ ስደት ስዲ አዩ ክም ዛ የተቢ ወይ ለምለም ሽም ጋል አዛ እማሕረይት ከም ናት ዓይነት ስራሕ ዶ ጀማርን በይዛኪ ሰሉየ 🥹
ሰሉ ሓፍተይ ኣጆኪ ብዘለካ ተመሰገን አብ ሰደት ዘለና ንዓዲና ክንኣቲ. ንሓሳብ እሞ ለመሱ ከምዚ ዓይነት ሰብ ናብ ሰደት ከከድ እየ ክብል እንኮሎ ክደይናይ ዙዓድና ነሩእ መፅልኢ ከምዞሎ ይረድእካ ገናሰ እንድሕር ምንም ኣብ ዓደይ ሰሪሔ ኣይሓልፍለይ እና በልና ናብ ሰድት ንውፅእ እንተ ኮይናሰ መን እዩ እማ አብዙ ዓድና ከልማዓ ምክንያቱ ርእሲ ተኣማምነት ሒዝኮ ናይ ኢልና አብ ዓድና ዝኮነ ይኩን ሰራሕ እንተሰሪሕና ተመሰገን ኢልና ከሓልፍልና እየ መብዛሕቲኤናሲ አብ ሰደት ከይድና እዩ ዝሓልፍልና. ዝመሰልና ግና እግዚአብሔር እንቱፍ እንተ ኢሉልካ. አብ ዓድካ ይሓልፍልካ እዩ ሰብ ሓዳር ኮንካ ለ ብፍቅሪ ብሰንቲን ምሰ ሰብኣይካ ብሓቦ ሰኒቅካ ተራዳዲእካ ንቱሸግር ትሰዕሮ ኢካ ሰላም ሓፍተይ ንወድኪ ለ ሰራሕተኛ ገብሩሉ እሙን ሰብ ሐዚ ለ ብናተይ ምክሪ ምሰ ባዓል ገዛኪ ኮይንኪ ሐደ ኢልኪ መዓጥኪ ኣሰጥምኪ ሰርሕ አብ ዓድኩም ሰርሑ ሕጉሳት ኮንኩም ተቀይርኩም ንዓናእውን መምህሪ ክትኮነና ኢኩም 👌 እንበር ዋላ ኣነ አብ ሰደት እየ ዘለኩ 6 ዓመተይ ምሰ ሰብኣየይ ካብ እንፋላል ገይረ ብዓልቲ ሓዳር እየ ነሱ አብ ዓዲ እዩ ገና ሰደት ከክድ እየ ዱባይ ይብለኒ ኣነ ገና ሰለ ምታይ አብ ዓድና እኮ ተሰፋ ከይቆርፅና ኣንተሰርሒና ክሓልፍልና እዩ ዋንኡ ፍቅሪን ምርደዳኣን ምደግጋፍን እዩ ይብላ እሸ ኢሉኒ ሐዚ ኣነ አብ ዝሓፀር ግዚ ናብ ዓደይ ክኣቲ እየ ተመሰገን ንብል ብለና አሕዋተይ ንቱ ሸግር አብ ዓድና ኮንና ንሰዓሮ ኣጆና 💟
በስመኣብ እንየካ ተስፋ ዘቁርፅ ዘረባ ቱ ፓስፖርት ተዉፅእሉ ገንዘብ እንዶ ተናገድሉ 😢ደሓር ክዓስ ሰብኣይ ሰሪሑ ዝኣቱ ተልዩ ክብሪ ፍቅሪ ተልይኩም እኩል እዩ ኣይ ሓንካስ ኣይ ዕዉርትስ ዝኹሉ መረረት ደሓር ክዓ 5..6..ቆልዑ ሒዘን ከም ሰበን እኮ ይነብራ ኣለዋ. ቱ በዓል ገዛኺ ከ? ታይ እዩ ፌክ ድዩ ፍቅርኩም 😢በስመኣብ እዚ ንቲ ኣብ ስደት ዘሎ ተስፋ ዘቁርፅ ዘረባ እዩ
th-cam.com/video/cI8KMuEgqKc/w-d-xo.htmlsi=L7NwNJHgdl-o0The
Enda xegre kefte meknan tkele eki ka wdki hzki TH-cam ke abu tesrhe
ጥንስቲ እየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፊዕኹም ሕለፉ👏👏👏
ገይረልኺ ዝያዳይ
ጌረልኪ🎉
@@TyTy-xe8yt ደምርን ወለላይ😍
@@DestaKalayu-vg8pf ደምርን ወለላይ😍
ገይረልኪ❤❤❤❤
በስምኣም ታኣዪ ስደት 😢😢😢😢😢😢😢ብስሩ ይቅረኪ ሰልዋይ ተመስገን በሊ ቁራስካ በሊዒካ ዓድካ እዪፅብቅ❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ባ ማሬ❤
@@Mizan3091 እሽኒ ገይረልኪክብረተይ
@@Mizan3091ደምርኒ ❤
@@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰደምርኒ ገረልኪ እየ ❤
ብሓቂ ዓድካ ጥዑም።❤ ዋላ ባኒካ ተደሪርካ ዘይትሓድር ሰድት ይቅረኪ ሰሉየይ😢😢😢
ካብ ትሐሽ ወይ ኪዳን ዘርኣብራክ ተምሃሪ ኣብ ፍርናሽ ኣናደቀሰት ክንደይ ንኣምላክ ተመስግን ትቆርብ ብዘለዋ ሕጉስቲ ምስ ደቃ ዘለዋ ፍቅርን ስኒትን ስነ ስርዓት እቶም ደቃ
ትሐሸ ኢኮ ገዛ ናይ ባዕላ እዩ
ብሓቂ 😊
ብሓቂ
@@hhhgvg4542 ገዛ እንተሃለያ ደካትም ቆለዑ እያ ተዕቢ ካብኡ ክዓነይ ገዛ ከመይ ገይራ ከም ዘስረሐቶ እቲኪ ስምዕያ እንድሕር ጠንኪሮም ሰሪሖም ገዛስ ከስርሑ እንድዮም ዋናው ብዘለካ ተመስገን ምባል ልዕለካ ከይኮነስ ትሕተካ ምርኣይ
በሓቂ ኣሕዋተይ
ዓድኪ እንዶ ስርሕ ከየማረፅኪ ምስ ስብኣይኪ ተማኪርኪ ተማካከሩ ተካበሩ ዋላ ኣነ ክስደት ዓሚ እየ መፂአ ተመርዕየ መጀመርታ ካቡድኒ ደሓር ምስ ስብኣየይ ተማኪርና ንሱ ብዘለዎ ኣነ ብዘለኒ ገይርና ስራሕ ከፊትለይ ሐጂ ደማ ወሊደ ወደይ ሓዚለ ይሰርሕ ኣለኩ ተመስገን ንስኪ እውን ወድኪ ሒዝኪ ዓድኪ ስርሒ ካብ ዓድካ ተፈሊካ ጥዑም የለን ተዘይ ኮይኑ እቲ ኣቅሪብክዮ ዘለኪ ሓሳብ ኣብ ስደት ዘለዋ ኣሕዋትና መደናገፂ እዩ ብርግፅ ክብድ ይብል እዩ ግን ትሰርሕ ትዕቅብ ከም ጎረቤትካ ዘይ ኮነ ገብ መረበካ ትነብር ብቃዕምካ ❤❤
ሓላልይ ሳብሰክራይ ገብረለይ❤❤❤
@@መብሪሂትዩቱብ ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@@መብሪሂትዩቱብ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@መብሪሂትዩቱብ ክብሪ ይሃበልና ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክን ስራሕክን ይባርከልኪ
ጅግና ማዓረይ ሓዳርኪ ይባረኽ❤
ካብ ሰደት ናብ ሰደት😢 አረ ሰሉ ብማሪያምኽ ዓድኽ ኽን ተመሰገን በል😢❤❤❤
አይ ማዓረይ ሓቅኺ እድኺ ገዛኻ ዝመስል የለይን ተመስገን እዩ ንኹሉ ገዛ ካብ እትርእያ ሃሞኡ አይትብልይ ትግራይ ጽብቅ የለይ
ዋይ ኣረ ሰላም ብማርያም ዓድኽይ ኹንይ ውለዲ ክበዲ ታይ አዩ ድሕሪ መርዓ ሓዳር ናብ ስደት🥹🙏
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@@ጋልትግራይ-ዐ2ገ ደምርኒ ተገድሰኪ ሓላለይ🙏
እረ ይቅረይኪ ሰሉ ዓይነይ ባዓል ገዛኪ ከ ወይ ሓቢሩኩም ኪዱ ስብኣይኪ ገዲፍኪ ክይትከዲ ብዝኮነ ንሮ ዓድና ማ ኣይተካኣለይ ዕድመ ልሱዑዲ ዘለዋ ደቆም❤ እና ኣጆኪ ሰናይ ዘበን ክኸዉን እዩ ዓድና ተስፋ ዘይምቅራፅ
ኣጀኪ ሰሉዋይ😢
ዓዲኪ ይሕሸኪ ዓደካ እዩ ጥዑም ሰደት ወጋ የብሉይ
አረ ሰሉየ ዱባይ ቆልዓ ሒዝኪ ዘሰረሐኪ ኣይትረኽብን ዱባይ ከም ሰዑዲ ኣይኮነን ዋ
አይከማክን ጓልይ በስምኣም ተመስገን ኢልኪ ትፈልጢ ዶ ልምዃኑ መንድኣ ክሕዘልኪ ደሊኪ ዉላድኪ ድኣ
ሓሚመ ናበልሰ ሰደት ተሰፋ ባ ሃብና ሰሉዋይ ተመሰገን በሊ
ደምርኒ ማዓረይ❤
ደምርኒ❤ ተገድሰኪ
ዋይ አትዮ ተመስገን ኢልኪ ሓዳርኪ ዘይትመርሒ ከመይ ኢሉዱዩ ዝነብርሎ ሰብ አብስደትስ ኩሉ ሪእኩዮ ኢኪቆለዓ ሒዝኪ አይክንን አብዚ ሳዓት ኡዚ ጥራሓካ ኻ አዩኩን ስደትስ አብዓድኪ ኮምዚ ኢልኪ ዘንፀርፀርክስ ሓደ ስደት እውን ከምቀደም የለን እና ተመስገን ፍለጢ ምፅርፃር ምፅርፃር ኡዩ ዙውስክ 🙏🙏
ሰሉዋይ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለኪ ካብ ሱዑዲ ጀሚረ ግን ኮመት ምፅሓፍ ኣይፈትይ ላይክ ግን ኩልግዜ እየ ዝገብር ብሬክስ ሓበሻዊ እኮ መሲ ሒዛቶ ኣትያኣላ ክመሃር ሮቤል ወደይ ኢሉ እዩ❤❤❤❤❤❤ዓድኪ የሐሸኪ ወይ ማዘርኪ ክስካብ ትመፅእ ሓደ ቆልዓ ወሊድኪ ፅንሕያሞ ብሓደ ክትሕዘልኪ ካብኡ ንስኪ ናብ ደስ ዝበለኪ ዓዲ እናተመላለስኪ ትሰርሒ❤❤❤❤
@@SaaSaa-ys6en ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ ለኩ መዓረይ ሳብስክራይብ ከዓ ገይረልኪ ለኩ
@@merhawitmuaz1619 እሺ መዓረ
ክተምህርዮ ትኽእሊ እኺ ግን ክፍሊት ናይ ትምህርቲ ብጣዓሚ እዩ ክባር።
ኣነ ዝብለኪ ስደት ይትረፍኪ እና ዪቲብ ፅቡቅ ፅቡቅ ቪድዮ ስርሒ ምስ ስብኣይኪ ምእንቲ ክረኣየልኪ ❤❤❤
ደምርኒ🎉
ክሊ ንስኪ ተመስገን በሊ ከምቲ ናትኪ ዝሳኣነ ክንደይ ሰብ ኣሎ ኣብ ጽርግያ ተደብርዮ ኣቱም ሰባት ተመስገን እኒሆ ምርኣይ ዝሳኣነ ካብ መደቀሲኡ ዘይትስእ ጽጋብ ይባሃል ናትና ነገር ኩሉ መማረሪ ኮይኑ ኣቱም ህዝቢ
ኣየ መሳኪን ሰብ ኮመንት. ካዓ. ኘኘራንክ ኘኘራንክ. ኘኘራንክ እዪ
ሰሉዋይ ገቦዝ ኮእኪ ብፍላይ ምግቤት😢😢 ናቅናኖ እቱ መሳፍሪኪ ትገብርዮ ነበርኪ ስራሕ ክፍትሉ ዓድካ እዩ ቆንጆንኣይተሳምሊ ፆም ፆሎት ሓውስኪ
እህቶቸ ሁለተኛ አትሰደዱ በሽታ ነው ትረፉ ባለሽ ነገረ ስራ ጀምሪ በተረፈ እምመክረሽ ነገር አትጨነቂ ባለሽ ነገረ ሁሉ ተመሰገን በይ ደግሞ የመምህር ተሰፍየ ገጠመኝ ትምህረት አዳምጭ በተርፈ እወድሻለው እህትሽ ከጎደረ ነኝ❤❤❤
ኣብዚ ኮሜንት ዘለክን ኣሕዋት መብዛሕተኤክን ተስፋ ቆሪፅክን ትፅሕፋ ለክን ኮሜንት ግን መጀመርታ ብሰብ ኣይትመረሓ ሂወት ናይ ባዕላትክን ክትነብራ ፈትና ኩሉ ናናይባዕሉ ኣለዎ ካብኡ ካዓ ጎባዛት ኩና ሞያ ገይርና ዓድና ንእቶ መፅለሊናን ገዛን ንኡሽተይ መስርሒ ቅርሽን ንሓዝ ንባዓላትና ንኩን ካብኡ ግን ነዛ ሓላፊት ህይወት እሞ ኣብ ኣዕራብ ሃገራት ህይወት ሙሉእ ክትሕልኦ ግን ከይታሓስባ ንሕና ካብ ማንም ኣይንበልፅን ካብቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ዓድና ሰላም ተኮይኑልና ከንድቲ ንፈስ ዓድካን ምስቲ ሕብረተሰብካን ተሕልፎ ነፃነት እኳ ኣይኮነን ስለዚ ላዕሊ ላዕሉ ኣይንጠምት ተመስገን ንበል ኣሕዋተይ
ሓቂኺ ጋለይ ላዕል ላዕል እንድሕር ለይረአኻ ክትነብር እኻ እግዚአብሔር ልፈጠራ ጎሮሮ ትዓፅያ አይትሓድርን ታይ ዶ ለምድና ነይርና እና ህዉከት ወለድና ከመይ እሎም ድዮም አዕበዮምና ዋላ ኩሉ ግዜ ሽሮና በልዕና ዘይንነብር ቆስጦዶ ሳላጦዶ ሆ ናይ ሃፍታማት😃
@@HelpmeMyGod-k9c ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@HelpmeMyGod-k9c እግዚአብሔር ይመስገን ሎሚ ፅቡቅ ኣለና ቀደም ኣደይ ኣነን ሓወይን ብጣዕሚ ንጨናነቅ ምንም ዘይብልና እናበልና ኣደይ ሃፂፅካ ፍልሖ እዳማርያሞ ማዓዝ ትበፅሖ ትብለና ነይራ ሎሚ እግዚአብሔር ይመስገን ሓወይ ስራሑ ሒዙ ኣነውን ኣብ ስደት ኣለኩ መፅለሊተይ ሰሪሐ እና ብዘለና ተመስገን ንበል ልዕለና ከይኮነስ ብትሕተና ንርአ
@@merhawitmuaz1619❤❤
@@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ❤❤😊
ካብ ሰላም ኩሉ ግዜ ዝወስዶ ት/ቲ ገዛ ከም ዘድልየኒ እዩ ዋላ ማይ ሰትየ ንሕደር ኣብ ገዛይ ዝሪአኒ የለን።
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሃበኪ ዑዱል ክትጥቀሙሉ ነይርኪ ሐዚ እዝየ እዝየ ኣይትበሊ ተመሥገን ኢልኪ ኣብ ዓድኪ ሥርሒ ኣረ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሠብና ሓሚሙናዋ ታኢና ንገብሮ ሥራሕ ብንኡሽተይ ጀምሩ ተበልና የናኣእሱካ በሓደ ግዘ ሃፍታም ኽኸውን እዩ ዝደሊ ወገነይ ንክትህፍትም ብንኡሽተይ ጀምር ክትህፍትም ኢካ ካብኡ ከኣ ኣታሓሕዛካና ኣታሓሳስባካ እዩ እቲ ዝበለጸ ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣሎ ወዲ ገዛውተይሲ ብክብሪት ምሻጥ ጀሚሩ መከፋፈሊ ድኳንናት በጺሑ ስለዚ ንክትህፍትም ጻዕርን ዓቅልን የድልየካ እዩ
ሰሉ ንስኪ ጠቅሊልኪ መናገድያ ን ስባይኪ ትህብዮ ስባይኪለ ሰሪሑ የብለዐኪ ንስኪ ደሓር ውለዲ
የምር ፈሪሐ አነስ😢
ካብ ስደት ናብ ስደት እንታይ ሓስብኺ😮 ሰሉየ ዓዲኺ ይሐሽኺ ዛሓፍተይ ማዓረይ ❤አሕሕሕ አዶና ክንምለስኮ ፈርሐና በቃ ናብራ ኩሉ ነገር ከብሩ😢😢
ደምርን😍
ደምሩኒ ንስኺ ዉን ክብረተይ ገይረልኺ እየ አነ ዉን💋@@dasnaentertainment
@@gsas4971 እሽ ማዓረይ ደምርኽ ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ😘❤
ደምራኒ ደቅነዋይ❤🎉
@@MeazaTube12ደምራኒ ባ ሙቁራተይ❤
ስባአይኪ ከ ለለ ተሓደግዮ ድኪ ወድኪ ትመርፂ አለኪ ወይ ታይ ማዓቱ ወደይ ካብ ወድኪ ሒዝኪ ትከዲ ሰበአይኪ ሒዝኪ ኪዲ ምክንያቱ ልወድኪ በስባአይኪ ስለ ልረከብክዮ ለለ ድዩ ተሰዲትኪ ክፀበየኪ ወይ ጨነቀኒ ሰሉየይ አክእሎ የሃቦ ስደት ልጠዐመ ሰበ ሕማቅ እዩ ዋ ሓሚቅካ ጥዑም ነበረካ ምስ ደቅካ ዓድካ አደዋካ ልመስልዎ የለን ዓድኪ ኩኒ ዘይርኻ ዘይርካ ዓድካ እዩ ጥዑም ሰሉ ሳብስክራይበ ግበሩይ ደቂ ዓደይን ፈተዉቲ ሰሉን❤❤
ደምርኒ🎉
@@WejeratAdey ስለ ልድመር ዘለኩ ደምርኒ አብ ናተይ ኮሞንት አቆምጠለይ ክምልሰልኪ እየ ፀባሕ ማዓረየሸ
@@SelamTekle-uk8kq ገብረኽልኽ ህያበይ
@@SelamTekle-uk8kq ደምርኒ ተገድሰኪ🙏 ገረልኪ እየ
ሰላም ተመስገን ምባል ዓቂባትኪ ኣላ ለሙዘበን ኣብ ትግራይ ዘይከኣልኩዩ ኣብ ሱዕዲ ዘይከኣልክዮ ኣብ ድባይ እማ ርድኡኒ ሓጉዝኒ ክትብሊ ኢኪ ተከይድኪ ሓደ ብወዲኪ ተማርር ኣለኪ ሓደ ሓደር ክንገብር ኢኪ ክትመክርና ዘለኪ እንበር ጭራሽ ኣብ ሓዳር ዘለኪ ኣይትመስሊይ ኣይ ሰላም ወዘንዘን ናፊቃትኪ ኣላ ይቱበር ኮይንኪስ ክንድፂ ተንፀርፅሪ ዝሮዝሮ ትዓፅይና ኣለኪ 🤔
ዊ በስማኣብ ናበይ ስደት 2ይ ስደት prank ba ይኸዉን omg ኣፍሪሑና ኾ ዚ ጊዜ ግን ሰሉየ በዚ you tube ኸማን አኮ ክትዓብይ ትኽአሊ ኢኺ ቁሩብ ዓቅሊ ዘይምገበርኪ ማለተይ ጽቡቅ ተቀባልነት ኢዩ ዘለኺ ኸም ስራሕ ሒዝኪ አንተተጠቂምክሉ ኣብ ዓብይ ደረጃ ኸምትበጽሒ ርግጸኛ ኢየ so ሕሰብሉ ኢኺ ኣነ ኻልኣይ ስደት ኣይመርጸልክን መዓረይ 🥹
ሰሉየይ ፀጉሪ ምስራ ገባዝ ኢኪ ምሽ ዳሰብ ተቆፂርኪ 3ወርሒ ሰርሒ ካብኡ ዋለ ተለቂሕኪ ኣቁሕትኪ ገዚእኪ ስርሒ ፀላኢና ይሰደት ትሰብኣይኪ ከ ኣየሕዝነኪ ድዩ ብያንስ ስብኣይ ገዛ ክራይ ተከፍሉ እስኪ ኣስበዛ ትክእሊ ተሓጋጊዝኩም ሰርሑ ሰደት ክሳዕ ማዓዝ
ሰላምይ ኣብ ዓዲኪ ኩኒ ድባይ ብማዕዶ እምበር ክትነብረላ ከባድ ዓዲ እያ ከመስለኪ ምምፃእ ትክእሊ ኢኪ ግን ቡዙሕ ነገር ከሓተኪ እዩ ሰለዚ ኣብ ዓዲኪ ምስ ሰብኣይኪ ኩኒ ተመስገን በሊ ❤❤
ደምርኒ🎉🎉 ጀማሪት እየዋ🎉
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@WejeratAdey ገረልኪ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@@merhawitmuaz1619 ገብረኽለኽ ህያበይ
ንዓይ እዉን ዝያዳይ ደምረኪ ኣለኹ@@WejeratAdey
Way selye wiladiki digemi sibaki seruhu ebiliki kali aytihisebi
ኣቲ ቆላዓ ዓድኺ ሰርሒ ተጠቀሚ ታይ እዩ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኸ ለለ ዓዲኺ ቡዙሕ ስራሕ ናሃለየስ ዓድኻ ኸም ባዓልኻ ዝገበሪኻዮ እኻ ጠንኽሪኺ ተሰርሕኺ።😊
አቲ ሓፍትና ብዙሕ ተመልካቲ አለኪ ሰብአይኺ ውን ታታሪ እዩ ልመስል ተመስገን ኢልኺ ጠንኪርኺ ዩቱፕኪ ዘይትሰርሒ ኤጭ ይቱፕስ አምሓሩ ይስርሕዎ አሻሓት ከፊሎም አብ ዘናጭ ገዛ ይካረዩ ካብ ናይ ዩቱፕ እቶቶም ድማ ኑሮኦም የካይዱ ተጋሩኸ ጭንቂ ብቻ ፎ so ሰናይ መንገዲ😂
Suk ela eya nay haftam nabra eya deliya youtube naserht sebaya gobze serahtagna eu xeguri mesrah tekel eya serah tefoti ayetemselien nay sedt nabeta
ድኽነትን ስደትን ዓይኑ ይጥፋእ😢 ሱሉዋይ አጆኺ 😢😢
ሰላምምምም የእቲኪ ሰሉየይ ግን ሰደት ጥዑም ከይመስለኪ ዓደካ እዩ ልጥዐም ልኮንካ ክትኮን ስባአይክን ክብርክን ሒዝኪ ሓሚቅኪ ምስ ፈቅርኪ ዓድኪ ሰሉየይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
ደምርን😍
@@dasnaentertainment ስለ ልድምረ ዘለኹ ደምርኒ አብ ናተይ ከይድኺ ኮሞንት አቅምጥለይ ፀባሕ ክምልሰልኪ እየ ማዓርይ
@@SelamTekle-uk8kq እሽን ክብረተይ🥰
ኣቲዮ ዓሪፍኪ ተቀመጢ ባካማኪ ክንዳኪ ናስዑዲ ጎል ትንክፍቲ እያ ትበሃል ዓሪፍኪ ሓዳርኪ ዘይትገብሪ መፅሊኢት
ከይመስለከ እዛ ዓለም ብሐዝ ግዜየ ብጣዕሚ ሓጫር እያ እና ኣብ ዓድኽ ላይፍ ኣሕልፍ ስደት ዋጋ የብሉይ ዕድመኻ መወደኤ እንበር ካብ መንግስት ወይ ናደኪ ንእሽተን ገንዘብ ትለቅሕኪ ስራሕ ጀምር ስርሕክ ትምልስሎም ሓፍተይ
ተራእዩኒ ካ ዘን ኣብ ባንኪ ዘለዋ ገንዘበይ ወዲአ ቆላሕላሕ ክብል ኣይተፍርሕና ባ ሰሉየ😢
ኣረ ሰሉ ትስባኣይኪ ከመይ ድኪ ትሪእዮ ካብ ወድኪ ንስባአይኪ ሕሰቢ ንኡኡ ሒዝኪ ምካድ የሐሽ እንታይ እዩ ዘርሞ ዘርሞ ሕሰብሉ ስለ ስባአይኪ ሓድግኪ ክትከዲ ኣየጨንቀኪ ዋይ ደሞ ኣትጨነቂ ነይናይ ዕድመ እዩ ተመስገን ኢልኪ ምስ ስባአይኪ ቤተክርስትያንኪ ስዕምኪ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ምርሒ ኣይተንፀርፅሪ ደሞ ኢቲኦብ ቡዙ እዩ ዝከፍል እዩ ዝባሃል😢❤
Nesebayki bezuh tekberiyo zeymeslni anes srry gen aytehazley mes hadarki temesgen ilki menbar yehesheji
መዓረይ ኣብ ዱባይ ሰልቺና እዩ ኣብ ዓድኪ ይሐሸኪ ዝሓፍተይ ወይ ብንግዲ እናተመላለስኪ ንስርሒት ❤
ዕጋማ እንድሕር ነይሪኪ ድኣ እንታይ ዘፍርሕ ኣለኪ ማለተይ ምትሓዝ በዚሑ ስለዝነበረ ትብለኺ
አይትሰደዲ. በዘለኪ አመስግኒ.
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
ግረለኪ ወለላይ ግብረለይ❤❤
ሓፋሽ ፕራክ እዩ ገራሚት ሱቁልኪ ድእምሉ😂😂😂😂 ዋይ ስብኣይኪ ዶይ ኣለኪይ ገራሚት ኣይትከዲ ዋእ
ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉዬ
ከምዝመስለኒ ዱባይ ይኩን ኤሜሪካ ካልኦትን ዓድታት ከምቲ ንፅበዮ ኩሉ ምሉእ ኣይኮነን ስደት ስደት እዩ።ደሓር ከዓ ከምታ ወፂኪ ዝረአክያ 24 ሰዓት ተደፊእካ ሰሪሕካ እዩ ለውጢ ዝመፅእ:ልክዕ ከምኡ አብ ዓድኪ ወጢርኪ ዓመት ወላ ይኩን ስራሕ ጀምሪ እሞ ትርኢዮ እንበር ምንም ከይሞከርካ ስደት ክከድ እየ ፅቡቅ ኣይኮነን:ንሓደርኪ እውን ሕሰብሉ።ይርደኣኒ እዩ ብዙሕ ነገር ተሸኪምኪ ከም ትጓዓዚለኪ ግን ነገራት ከምቲ ሐዚ ዘለውዎ ኣይክቅፅልን ዝከውን እሞ ተረጋግዒ ዛንበይተይ🙏ካብኡ ከዓ ሰሉዬ ዩቱብኪ ፅቡቅ ተከታሊ አለዎሞ አብ ሰሙን ክልተግዜ ድዩ ሓደ ግዜ ዝኮነ ቀዋሚ ዝኮነ ፕሮግራም ስርሕሎ ፖድካስት ይኩን ወይ ካሊእ መሪፅኪ ስርሕሉ።አነ ቡዙሓት ይቱበራት ይፈልጥ እዬ ስረሐይ ኢሎም ሒዞም ዝተቀየርሉ እና ተጠቀምሉ ሰሉዬ።ብዙሕ ምፅሓፍ እንኳን አይፎትን ነይረ ግን ክወፅእ እዬ ምስ በልኪ ተሰሚዑኒ እና ኣጆኪ መዓረይ እግዛብሄር አምላከ ናይ ውሽጥኪ ሰላም ይሃብኪ❤😘
ደሓር ከዓ አነ እውን ክመፅእ እየ አብ ቀረባሞ ሓቢርና ናተማከርና ክንዓቢ ኢና እመንኒ ፅንሕኒ ጥራሕ ትብል😀😂
ተማልእኒ አዳመይ❤❤
@@Wojhdደምርኒ❤🙏
@@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
ጭቀት ሕዝክና አይትምፅእ ስደትና የአኽለና😓ጭቅት ዝኾንክ ቆላዓ ጥፍእ ካብ ምዲያ
ሓደ አብስደት ዘሎ ስብ ተስፉኡ አይተቁሩፁዮ ተሰሪሕካ አብዓዲ ዞሎኡዩ ዝቅየር ዞሎ
ማዓረይ ዱባይ ቆላዓ ሒዝኪ እንዳ ስብ ክትሰርሒ ትኾይንኪ ከም ስዑዲ ኣይኮነን ዱባይ ክቢድ እዩ ነፍሰፁር ኮይንካ እኳ ኣይስራሓን ካብኡለ ብደገ ትኾይንክለ ቆላዓ ሒዝኪ ገዛኽራይ ኣሎ ምግቢ ኣሎ ከቢድ እዩ ገንዘብ ብጣዕሚ የድልየካ 😢ናይዚ ዓዲ ወረቀት ተሃሊኪ ክማሃር ይኽእል እዩ ግን ናይ ባስ ናይ መምሀሪ ናይ ገዛ ክራይ ገለታት በይንኺ ኣትኽእልዮን ማዓረይ ዱባይ ገንዘብን ፅቡቅ ስራሕ ሓጋዝን ሒዝካ እዩ ንዓኺ ንበይንኺ ክጎደአኪ እዩ 😢 ብልበለፀ ብዙሕ ዝፈልጡ ኣለው ምስኦም ተማኸሪ ❤
@@BiruEbs ደምርኝ😍
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@@SmretTube ደምርን ክምልስ ይአ ወለላይ😍
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@merhawitmuaz1619 ለማዕንቲ ትዳማርት ይአ ደምርን ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ ማዓረይ🥰
ሰላም ስሎ ሓፍተይ እሺ ናብ ሓሳበይ ካኣቲ ንስኺ ይቱብ ፅቡቅ ትስርሒ ልኺ ተመስግን እልኺ ኣብ ዓዲ ምስ ስብኣይኪ ምስ ኣሕዎትኪ ምስ ወድኺ ዕርፍ እልኪ ንበሪ ማርያመን ሕዚ ስድት ዎጋ የቡሉን ርእኽዮ እኺ ድማይ ስደት ዎይ ተመስግን በሊ ሰሉየ ድባይ ድማይ ክይትመፂ ሓያል ሞቖት እዩ ለሎ 😂😂ማርያመን ተመስግን ተመስገን እስቲ በሊ ስሉ ዎይ ትዲ ኸ ናበይ ግድፍኪ ክትመፂ እዩ😂😂
ደምርኒ ጀማሪት እየዋ🎉
@@WejeratAdey እሺ ግን መልሲ
ኩሉ ግዜየ ኣደኻ ምሳኣኻ ኣይትነብርን ንኣሕዋትኽ ወይ ዓዲ ኣበኡ ናሓደግኽ ስርሕ ወይለከይ ኣብ ድዋይም ምስ ወድኽ ደኽ ትውዕል በዛኽ ስደት ሕሱም እዩ
@@ራያራዩማ-ቨ8የ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
አብ ዱባይ 7ዓመት ገይረ አይኮነን ቆላዓ ሕዚካ በይኒካ እካ ከብደ እዩ😢😢
ከይ ተሓስብዮ😢
በስምአብ ገንዘብ ቅናሸ እዩ
ሰሊተይ ወደይ ሒዘ ምስ ኣቦኡ ከዕቢ ኢልኪ ዓድኪ ኣቲክስ ለለ ክትፋላለይ ዓድኪ የሐሸከመ ስባኣይኪ ከ ምስ መን ክትገድፍዮ በይኑ ዓቅሊ ግበሪ ዳኣ ዝሓፍተይ ወድክይ ስባኣይክይ ሒዝክይ
አረ ሰላምዬ በይዛኽ ዓዲኻ ሖሸክሎ ብዘለክ ተመስገን በል😢
ክረክበኪ ደልየ ነይረ ኣነ እውን ናቲኪ ዝመስል ህይውት እዩ ዘለኒ ስልዋይ ማንም ኣይርደኣልካን ከማካ ዝሕለፈ ጥራይ እዩ ዝርደኣልካ
ኑሮ ድዩ ከቢዱ ሰሉዋይ ቅርሽኺ ወዲእኺ ድዩ?ወዮ ኣቲና ተንርኢ ናበልናስ ዓመት ከይገበርኪ ናብ ስደት ትምለሲ😢
ዱባይ ቀሊል መስሉኪ ድዩ ኣይኮነን ቆልዓ ሒዝኪ ዘይብልና እኻ ጉድ ረኺብና
ድባይ ሕጋዊ ዓዲ ስለ ዝኾነ ፅቡቅ እዩ ግን ተመልስኪ ንስደት ዓዲኺ ኾይንኺ ኹነታት ንምስትክካል ፈትኒ ማዓረይ
ልዕለት እንጀራይ ይሃልየኒ እምበር ለውጡ ልላዕላይ ሰማይ ዶ ሒዘዮ ክኸድ እዬ ዋይ
መን ጣፍ ብልዒ ኢሉኪ ስርናይኪ ዘይትበልዒ😂😂 ከም ሃገርኪ ንበሪ በጃኪ ስደት ናብ ምርጫ አይተእትውዮ ስደት ምርጫ ተሃልዩ አብ ውሽጥኪ አብዓዲ ስራሕ ዘሎ አይመስለክን
ኣትጋገይ ሰሉ ሓፍተይ ዓዲካ ጥዑም በጃኪ ዋይ ታይ እዩ ስደት ከ ሰብኣካ ገዲፍካስ ንስደት ኣትሓዝለይ እበር ሰሉ ሓፍተይ ሰብኣካ ገዲፍካ ናብ ስደት በጃኪ ዓዲኪ ይሕሸኪ
ዱባይ ቀደም በር ሎሚ ሰራሕ የለን ንቀደም ዱባይ ዘለዋ ጠይቂ ዋ 🥺
Naye sawudi kolueu kemu eyum
ኢጋማ ሒዝኪ ሞያ ዘይኮንክስ ካልኣይ ስደት ስብኣይኪ ኣክቢርካ ሓዚ ኣትጓለይ ሰሪሕኪ ክትልወጠ ተትደልይስ ወድኪ ሰዲድኪ ምሰራሕኪ ኢጋማ ሒዝኪ ገዛ ተካሪኪ ተመላላሲ ምሰራሕኪ ግን ኣኮነይ ሀዝለ ስደት ኣትመነይ
አጀኪ ሰሉየ ኩሉ ገጊዝኡ አለዎ ደሞ ንእሽተይ ረአይዮ ዝሓፍተይ አብ ዘሎ ችግር ዘሎዎ እና ዘነብሮ ሰብ እዩ ዝፈልጦ አትጨነቂ ወለላይ
በጃኺ ሓሳብኺ ቀይሪ ሰሉዋይ ዓድኺ ኹኒ ዘረባ ሰብ ኣይትስምዒ ኩሉ ብተዐግስቲ ክኾውን እዩ ብማዓልቱ ታኣዩ ስደትከ እፍፍ ተስፋ ለቁርጽ ገዜ 😢
አረ ብነኺ 😢ዓድኺ ኮፍ በሊ እንታይ ገበረኪ ቱስብኣይኺ ዋይይ 😢😢❤❤❤❤
ዋይ ሰላመይ በጃኽ ሰደት እይትኽድ እንታይ መስልኪ ሰደት ነይርኽዮ አኽ እና ምስ ስብኣይክ ከይንኪ ጠንክርክ ስሪሕ ዝኾነ ስራሕ ጀምሪ🥺🙏
ዎዮ ዓድካዩ ጥዑም እናበልኪ ዶ ትዕልሊ የነበርክን መን ድኣ ሀዚ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ዓዱ ንከይምለስ ገዛ ዕዮ ዝተውሃብኪ ትመስሊ
ኣትዮ ሃለውለው ኣይትበሊ ኣይ ነቲ ስብኣይኪ ሕሰብሉ በስምኣም
ምሽ ኩሉ ጊዜ ይሰርሕ ኣሎ ሞኽ ኣይተብልና ጥዑይ ስርሒ ወይ ሳብስክራይብና ክነልዕል
ኣይዞኺ ሰሉየ ዝያዳይ ኣምላኽ ይፈልጥ❤
ኣነስ ይገርመኒ ታይ ኢኪ ቡዙሕ ተማርሪ ኣየተማርሪ ትሕቲአኪ ዞሎ እንዶ ረአይ ምስ ሰብኣይኪ ተባኢስኪ ድኪ ኮይንኪ ህኮት ኣይተፅምምና እንዶ ክንደይ ዘጨንቅ ጉዳይ እኒአና እዩ😮😮😮
ኣነስ ይገርመኒ ታይ ኢኪ ቡዙሕ ተማርሪ ኣየተማርሪ ትሕቲአኪ ዞሎ እንዶ ረአይ ምስ ሰብኣይኪ ተባኢስኪ ድኪ ኮይንኪ ህኮት ኣይተፅምምና እንዶ ክንደይ ዘጨንቅ ጉዳይ እኒአና እዩ😮😮😮
ስሉዋይ ውድኽ ስውኣይክ ምሶም ኮይንኽ ግዜኽ ኣሕልፊዮባ 😢😢😢
ተስፋ ኣይተቁርፅና🤔🤔
ሰሉ በጃኪ ንሳኮ ምሰ ሰብኣያ ኮና እያ ጋላ ሒዛ ዝከደት
ዋይ ንስክስ ባዓልቲ ተስፋ ዶ የነበርክይ ማዓረይ ኣብ ስደት ዘለና ማዓዝ እና ናብ ዓድና ክንምለስ እናበልናስ ንስኪ 2ስደት ክትብሊ 😢ዓድኪ ዝከነ ስራሕ ጀምሪ ስደት እንትርፊ ክሳራ እንታይ ረክብናሉ ከም ናይ ቀደምኪ ተስፋ ሃብና ማዓረይ❤❤
ኢጋማ ሒዝኪ ሞያ ዘይኮንክስ ካልኣይ ስደት ስብኣይኪ ኣክቢርካ ሓዚ ኣትጓለይ ሰሪሕኪ ክትልወጠ ተትደልይስ ወድኪ ሰዲድኪ ተመስገን በሊ በጃኪ ባእ ክተንፀርፅሪ ምሰራሕኪ ኢጋማ ሒዝኪ ገዛ ተካሪኪ ተመላላሲ ምሰራሕኪ ግን ኣኮነይ ሀዝለ ስደት ኣትመነይ
ሰሉየ በዛኪ ፕራንክ ዩ በልኒ ዋይ ኣነ ክኣቱ ወዲኤ ትኬት ቆሪፀ የ ግን ሕጂስ ማርያምን ፈሪሐ ሰሉየ ተስፋ ትህብና ዶ ኣይነበርክን 😢
ግን ንዱዋይ ክንደይ ቅርሺ የኣከለካ ኣሕዋተይ መልሳለይ ብጃክን
ግን ንዱዋይ ክንደይ ቅርሺ የኣከለካ ኣሕዋተይ መልሳለይ ብጃክን
ሰላም ዝሕግዘኪ ሰብ ዘይትቆፅረ አብ ደገ እንድሕን ኬድኪ ውን እኮ ቆልዓ ሒዝኪ ክትሰረሒ አይትክእልን መውዕሊ ህፃናት እትውዩ ቆሉዑ እና ካልእ ሰብ አልምድዩ ብድሕረኡ አንቲ ግበረሉ ዋላ ክትከዲ ዋላ ስራሕኪ ክትሰረሒ
ምራላና ትብሉ ሰባትለ ብናሰብ ምራል ዲኩም ትከዱ ናብራ ዓድና ከመይ ከምዝከበረ ድዩ ጠፊእኩም ዋይ
ኣጆኪ ሰላመይ ቱኣብ ገዛምዓል ልበዓሉ ዓብይ ጭንቂ እዩ እና ሂወት ከምኡ እያ መሊኡ ዘይመልአልካ ከቢድዩና ግን እግዚአብሔር ጥዕና ተሂቡካ ታማ ተመስገንዩ ዝያዳይ ፈፂሙ ምሕረት የውርደልኪ. ዝብለኪግና ወድኪ ትምህርቲ ተኣትዩ ዝኮነ ንኡሽተን ስራሕ ትሙኩሪ የሐሸኪ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
ሓቂ ዘረባ ንስኺ እወን ኣይነፋዕኽን ሌሽ ዘይትሰርሒ መንእሰይ ኢኺ ንወድኺ ሰራሕተኛ ግበርሉ ዳም ዳም ኢልኪ ዝኾና ናይ ባዕልኺ ስራሕ ጀምሪ ምንም ከይጀመርኪ ግን ኣይተማርሪ ነዘን ዓዲ ዓረብ ዘለዎ ኣሕዋትና ተስፋ ኣይተቑርፅየን ስደት ይሕሸኒ ትብሊ ተኮንኪ ከኣ ቁሩብ ገንዘብ ተሃልይኪ ንኣሜሪካ ዝዉድእ ሰብ ከራኽበኪ ይክእል እየ ነዓይ ዝወደኣለይ ኣብ ስዑዲ 4 ዓመት ሰሪሐ ዓዲ ኣትየ ሕጂ ኣብ ኣሜሪካ 6 ወርሒ ጌረ ኣለኹ ምውፃእኺ ዘይተርፈኪ ተኾይኑ ዓዲ ዓረብ ንየው በልዮ ናብ ዝሓሸ ዓዲ ምፂ ❤
ብከመይ ከይዲኺ ሓፍተይ አነ ይደሊይ እየ
ብከመይ ተግድስኪ መልስለይ ፕሊስ 🙏
እረ ባዛኺ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኣሕዋትኪለ ሰሪሖም ዝኣትዉ እዮም ንባዓልኺ ንስብኣይኪ ንወድኪ ምኻን ዲኪ ትስእኒ ገዛ ክራይ ተኻቢድኪይለ ኣብ ናደኪዶ ኣትነብሪ ጨግሪቤትለ ጎቦዝ ኢኺ ዋላ እሱ ጀምሪ ታእዩ ስደት ብዘለኺ ኣመስግኒ ስደት ዘለና ኣተዳናግፅና
ኣቲ ሓፍተይ ስራሕ እንዶ ጀምሪይ ስደት ዘሎ ሰብስ ካብዙዩስ እንታይ እዩ ተስፍኡ እሺ እስክስ ቃዕሚ ይህልወኪ ናብ ዝደለክዮ ኽትከዲ እቲ ቃዕሚ ዘይብሉስ ወድኪ እውን ተመስገን ጎቡዙልኪ እንዮ ስራሕስ ኣይሳኣንን ድልየት እንተልዩክሴ
ሰላመይ Habiba Habiba ልብል ናይ ቲክቶክ ሽማ ፈለው በልያሞ ኣብ ላይቭ ልኣተየቶ ጠይቕያ። ኹሉ ግዜ ናይ ቐትሪ 5 ሳዓት እያ እልታኣቱ። እሳ ትፈልጥ እያ ኣብኡ ስለ እልትነብር ምስ ደቃን፣ ስብኣያን ደቃ'ውን ይማሃሩ እዮም።
ወለድና ደቀን ሒዘን ቀትርን ለይትን ሰሪሐን ኣዕበየናና እየን : 😢ናሎሚ ኣዴታት ግን ኩልኽን ዘይኮንኽን ውሕዳት ፈተውቲ ርእስኽን ስለዝኾንክን ቖልዓ ሒዝኻ ከመይ ኢልኻ ይስራሕ ትብላ : ቖልዓ ሒዝኻ ዝስራሕ ስራሕ ኣይትስእንን ግን ድሌትን : ናይ ኣእምሮ ድልውነትን የድሊ :: ተመስገን ዝብሃል ዶሞ ኣብ ልቢ ተዘየለ ንዘለካ ዘይኮነስ ዘይብልኻ ክትጥምት ስቓይ እዩ መጨረሽትኡ ::
ሰላም ዕሪፍኪ አዳርኪ ግበሪ አብ ድባይ ቆልዕ ክትምህሪ ብጣዕሚ ከቢድ እዮ ትምህርታ ካብ ቀድማይ ክፍሊ ጀሚሩ 10 ሺህ ድርሃም እዮ ዝጂምር እዚ 10 ሺህ ብብር መንዝርዮ አብዚ መፃእኪ ንታ ትኩልስያ ከይትስእኒ ዮ ቆልዕ ካብ አብዑ አይትፍይዮ 🙏🙏🙏ስልክኪ ፅሃፍለይ ክድውለልኪ አነ አብ ዱባይ አለኩ ❤
ስላም ሓፍተይ ከም ዝመስለኒ ቡዙሓት ስባት ኣሎው ኣብ ዙሩያኪ ግን ኣይርዱኡክን ናይ ውሽጢኪ ትነግርዮ ናይ ስደት ስብ ታሃልዩ እንፍስዮ እዕልሊ ስደት ፅቡቁ እይኮነን ናይ ኢ/ያ ዩቱቦራት ራእዮም ክንደይ እንጀሮኦም ዝገበሩው ኣሎው ውሑዳት ኣይኮኑን ገንዘብ ኣሎወ እዩ ዩቱብ ስቅ ኢልኪ ስርሒ ዩቱብኪ ሓድሽ ነገር ናምፃኪ ከም ሓሳበይ እዩ ዝሓፍተይ❤
ሰላም ሓደ ለይተረደእኪ ነገር አብኡለ ሀምአ እያ ዋላ አብስደት ማለት እዩ እዛ ቲክታከር ልበልክያ እንደገና እሳ ምስ ሰብአያ እጋማ እኒኤዋ እዩ ፀጉርቤት እያ ትሰርሕ እና ጓላ ንምዉሳድ አይኸብዳን እለ ይግምት
Halewlew aytbeli men eyu Dubai ms wludki ktserhi eiluki bzeleki amesginki kof beli
አረ አረ ሰላም ጌጋ ተባኢስኺ ዲኺ ኮይንኪ ምስቲ ስብኣይኪ ማለት ኩሉ ግዜ ብማዕዶ ይከብድዩ ክፅበየኪ ዉን ኣይክእልን ካዉኡ ለለ ስደት ከቢድ እዩ ሪእኽዮ ኢኺ ቆልዓ ሒዚኪስ ልስደት ሕሰብሉ ልርእሰኪ ትኽእሊ ትኾኒ ኢኺ ተቃማጢ ግን ኣይክህልወክን ዓዲኺ ስርሒ ሰቁልኺ ልምንታይ ዳሻሂ ዘይከዉን ብኑኡሽተይ እንድዩ ዝዕበ ስራሕ ኣይንንዓቕ ካዉኡ ለለ ቆጢብካ ከምዝኾነልኻ ምንባር እዩ ፖዛ በላዕኹ በርገር መሳሕኩ ዘይኮነስ ገዛኻ ዘፍረየልኻ ምብላዕ እዩ ሓቢብቲ ምስ ስብኣይኪ ዉን ተማኺርኹም ስራሕኹም ጀምሩ ዋእ ዳሓር ከናሰሐኪ እዩ
አረ በስመኣብ ዱባይ ቀላል ገይርኽያ ድዩ ዱባይ ልምዝንናይ እምበይ ክትነብራ ከባድ እያ ክራይ ገዛ ክባር እሺ ሒዝኽዮ መጻእኺ ታይ ሰሪሕኺ ኢኺ ናይ ትምህርቲቤት ናይ ባስ ክራይ ገዛ ትሽፍንዮ ሰላም ሓፍተይ ኣብኡ ለምህረልኺ ሰብ ተረኺብኪ ግን ንዱባይ ከም ሰብኺ ትሰርሒ ትኽእሊ ኢኺ
ሰልዋይ ከም ሓሳብ ኣዲስ ኣበባ ይሕሸኪ ፅቡቅ ስራሕ ኣሎ ፀጉርቤት ተደሊኪ ባጃጅ እውን ዳሓን እዩ ኣብዚ ዓዲ ወዲኪ ኣብ መውዓሊ ገዲፍኪ ዝደልክዮ ትሰርሒ ካብ ስደት ወይ ድማ ሰለስተኩም ድባይ ኪዱ
በይንኪ እትሽፍንዮ ኮ መሲሉ ዝሓዳርኪ ንባዓል ቤትክውን ኣብ ግምት ኣእቲኪ ተዛረቢ ሽኮሪና ካብኡውን ምስጋና በረከት የምፅእእዩ ተመስገን በሊ።
ኣቲ ሓፍተይ ታይ ኢኺ ኩሉ ግዜ ተማርሪ ስደት ዓሰርተ ዓመት ተቀሚጠ ምንም ኣይሓዙኩን ትብሊ ነይርኪ ካልኣይ ስደት ዳኣ ብኸመይ መሪፅክዮ😂ኣብ ስደት ጥዕም ናብራ ታሃልዩስ ንዒ ተሰዲትካ ጥራሕ እዩ ዝሓልፈልካ ዝበለኸ መን እዩ ዳሓር ከኣ ከም ቤትካ እምበር ከም ገሬቤትካ ኣይንበርን ተመስገን ኣቀድሚ ስብኣይኪ ግን ይሰምዖዶ ይኾን እቱ ቪድዮ ኩሉ ግዜ መረረት ዘይስልችያ😂
ሰሉ ሓፍተይ ስደት ሕማቅ እንድዩ ልዕለይ ሰለዝተቀመጥክዮ ስደት ሕማቅ እዩ ዝብል ምኽሪ ዘድልየኪ ኣይመስለንን ስለዚ ዘለኽዮ ባዕልኺ ስለ ትፈልጥያ ግን ግድን ክወፅእ ኣለኒ ካብዚ ዓዲ ትብሊ ተኾይንኺ ግን ቆልዓ ሒዝኪ ናብ ዱባይ ፅቡቅ ኣይመስለንን ገንዘብ ካብ ማዘርክን ናይ ባዕልኽን ገለ ኣተኣኻኺብኪ ግን ንካናዳ ወይ ናብ ዓዲ እንግልዝ ፕሮሰስ ተትግብሪ ምስ ወድኺ ይሐሸኪ ኢለ ይሓስብ ሰሉ ሓፍተይ ይመቸኺ ❤️❤️❤️
ሰሉየ ማዓረይ ይፍቱንወኪ አየ ዛናተይ ብ 3 ጀውል ስብስክራይበ ገይረልኪ አለኩ ዛወለላይ አጆኪ 😊💪😊
ሰሉየ አጆኪ ዶ አብ ዓድኪ ዝኮነ ስራህ ስርሓ ሰሉዋየ ስደት ስዲ አዩ ክም ዛ የተቢ ወይ ለምለም ሽም ጋል አዛ እማሕረይት ከም ናት ዓይነት ስራሕ ዶ ጀማርን በይዛኪ ሰሉየ 🥹