ካብ ወድኽን ኣብሊፅክን ሰብኣይክን ተኸናኸና❣️ ሰብኣይክን ይዓብየክን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 586

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  5 หลายเดือนก่อน +164

    ከመይ ቀኒኹም ብሩኻት ፅባሕ ባሕቲ እዩ እሞ ብሩኽ ባሕቲ ጎተት🙏🙏

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ🎉

    • @Lwam.21
      @Lwam.21 5 หลายเดือนก่อน

      Amen wellay👸🏻🥰🥰🥰🥰❤❤❤

    • @FanaMahari-bf8tv
      @FanaMahari-bf8tv 5 หลายเดือนก่อน

      አሜን ሰሉዋይ❤

    • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
      @ማርያመይኣዶፍቅሪ 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏❤❤❤

    • @heahheah2523
      @heahheah2523 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ሰሊተይ ባሕቲ ምኻኑዘይፈለጥኩ ሓፂበ ሰጢሐኪ ይቅርታ❤

  • @GalBrhane2123
    @GalBrhane2123 5 หลายเดือนก่อน +183

    ኦ ኣምላክይ ውላድ ሃበኒ ፍቅሪ ውላድ ከሰተማቅሮ🙏

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ🎉

    • @alexandershewitalexander2394
      @alexandershewitalexander2394 5 หลายเดือนก่อน +15

      ክህበኪ እዩ ምድረን ሰማይን ዝፈጠረ አምላክ እንታይ ይሳአኖ አጆኪ ዝሐፈተይ

    • @GalBrhane2123
      @GalBrhane2123 5 หลายเดือนก่อน +3

      @@alexandershewitalexander2394 ኣሜን መዓረይ❤

    • @alexandershewitalexander2394
      @alexandershewitalexander2394 5 หลายเดือนก่อน +5

      @@GalBrhane2123 አጆኪ ማዓረይ ፀሎት ክዓ ከይትረስዒ ንሳን ወዳን ከመፁኪ እዩምም🙏

    • @noneofyourbusiness578
      @noneofyourbusiness578 5 หลายเดือนก่อน +2

      ትክክል ልዕሊ ውላድ ታይሎ ዶ

  • @hiwettsegay1616
    @hiwettsegay1616 5 หลายเดือนก่อน +154

    ጥንስቲ እየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፈዕኹምሕለፉ😢👏

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ደምረኽኪ እየዎ🎉

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 หลายเดือนก่อน +2

      ገይረለክን እየ ንሰክን እውን ልቃሕክን መልሶ

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ገብረኽለክ እየ ዝያዳይ

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@WejeratAdey እሺኒ ክብረተይ

    • @MgbeyDeratsiyen
      @MgbeyDeratsiyen 5 หลายเดือนก่อน +5

      ኣብ ዮቱብ ዲኺሞ ጠኒስኪ

  • @KdusGebreslasie
    @KdusGebreslasie 7 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bhaki selamey lebam tedi abyi seb🎉🎉

  • @اتتت-ب5س
    @اتتت-ب5س 5 หลายเดือนก่อน +49

    በዓል ገዛኻ ይዓቢ ብድሕሪኡ ውላድ ይብል ኣነ❤

    • @سلامهسلامه-س6ي
      @سلامهسلامه-س6ي 5 หลายเดือนก่อน

      awe marey ❤❤❤❤❤

    • @Shewit898
      @Shewit898 5 หลายเดือนก่อน

      ገና ኣይወልድኽን ማለት እዩ

    • @selamandom9992
      @selamandom9992 5 หลายเดือนก่อน

      Eske gidefina kindi wiladika zimtsie yelen

    • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
      @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 5 หลายเดือนก่อน +6

      ዘይወለድኪ ዘይፍተንክያ ተኾይኑ እምበር ጎልነይ ካብ ወላዲካኾስ ውሉድ እዩ ዝቅድም ናይ ወላድ ከርሲ ፍረዲ ከይበልካያ ኢያ ትፍርድ😢

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 5 หลายเดือนก่อน

      ኣይዉለደትን ግደፋኣ😢

  • @ሚዙጓልተዋህዶእየ
    @ሚዙጓልተዋህዶእየ 5 หลายเดือนก่อน +71

    ሰሉዋይ ግድን እንድዩ ንወድኪ ክትፈትዊ ግን ካዓስ ንወድኪ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብመንገዲ ሰባኣይክ ኢኺ ረክብኪዮ ስለዚ ምዓረ ገይርኪ ራኣይዮም ይብል ንወደይ እየ ኣብሊጸ ዝርእዮ ኢንትልና ሞ ወድና ብሰባኣይና ኢና ረኺብናዮ ክንብል ኣየጸግመናን ይብል ብወገነይ 🤔

  • @Shewit2112
    @Shewit2112 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትርጉም ቃል ኪዳን ዘይምፍላጥ እዩ። ውላደይ ድሕሪ ስብኣየይ እዩ።።።

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 5 หลายเดือนก่อน +6

    ከብዲ ዉላድ ሓያል እዩ ትሕቲ ፈጣሪ ልዕሊ ዉላድ ማንም ነገር የለን ❤❤❤

  • @mebrahtikiros2304
    @mebrahtikiros2304 5 หลายเดือนก่อน +2

    ልወደይ የቐድም ሰሉዋይ❤❤

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ 5 หลายเดือนก่อน +19

    ምስ ወዲኪ ዲኪ ቃል ኪዳን ኣሲርኪ ምስ ስብኣይኪ ትርጉም ቃል ኪዳን ኣይተረዳኣክን ምስ ስብኣይኪ ሓደ ኣካል ኢኩም ምስ ውላድኪ ግን ክልተ ኢኩም ውላድካ ውላድካን እንድዩ ግን ልዕሊ ማንም ስብኣይኪ እዩ ለይጋነ እናበልኪ ግን ስብኣይኪ ከይሪኦ ኣይድብረኪይ ዱዩከ? ቁሩቡ ለ ርዝን በሊ ስላመይ ስብኣይኪ ብጣዓሚ እዩ ረዚን ❤

    • @AbiCannell
      @AbiCannell 5 หลายเดือนก่อน +2

      ሰብኣያ ትሪኦ ተሎስ ታይ ይስምዖ ይኾን

    • @ሓፍቲንጉስ
      @ሓፍቲንጉስ 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@AbiCannell ማርያምን ኣነ ክንዲ ናቱ ተስሚዑኒ እሞዓ ኣብ ሚድያ😣

    • @vhdghhd9687
      @vhdghhd9687 5 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ጓለይ ኣረ ስላም ደሰሰሰሰ ኣይብልን

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 5 หลายเดือนก่อน +18

    ሰሉየ ኣነ ከም ዘንበብኹዎ ኣብ መፅሓፊ ቅዱስ ኣብ ምስጥረ ተክልል ግን ካብ ኹሉ ስብኣይኻ ከም ዝቀርበካ እዩ ዝገልፅ በቃ ስባኣይኻ ምስ ማንም ከመዘይተወዳድሮ ይብል ቅድም ኹሉ ንስብኣይኻ ምፊቓር እዩ ዝብል ከምት ኣብ መፅሓፊና ተኸትልና ንኸድ ተኾዮንና ነሰብኣይና ነመርፅ ብናትና ድሌት ተኾይኑ ግን ንዉላድና ንመርፅ ስለዝ ሰሉየ ናይ ኣዶ ስምዕት እኽ ኣንፀባርቕኽ ገልፅኽዮ ❤🥰

  • @Tsgab-channel
    @Tsgab-channel 5 หลายเดือนก่อน +10

    ሰሉየይ ሓቅኪ እኪ ግን ወደይ ካብ ስብኣየይ ሰለ ዝረከብክወ ኩሉ ንናይ ባዕሎም ፍትወት ኣለወ💕💕💕

  • @etdhgsg3879
    @etdhgsg3879 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ሰሉ ልዕሊ ውላድ ማንም የለይ❤❤❤

  • @fhhuuikk9179
    @fhhuuikk9179 5 หลายเดือนก่อน +22

    ዋይ ንስኪ ትፍለዪ ኢኪ ካብ ስባአይኪ ለ ንኣሕዋትኪ ኢኪ ትፈትዊ እንኳን ዶ ምስ ስባአየይስ ምስ ኣሕወተይ ወለደይ ለ ማዓረ ኣይርእዮን ያ እዚ ማለት ለ ካብ ስባኣይኪ ኣሕወትኪ ትፈትዊ ዋይ ኣረ ጉደኛ ኢኪ ትስባአይኪ ግን እንጀራ ይፈጠረሊ ማዓረይ አረ ሰሉ ለብሚ ወይ ትምህርቲ ውሰዲ ወይ ፍቅሪ ኢኪ ዘይ ብልኪ ንስባአይኪ ግን ይቅርታ ካብ ቃላትኪ ዋይ ትገብርዮ ነገራት ዝታዓዘብክዎ እዩ በቃ ኣሕወተይ ወደይ እንበር ስባአየይ ክትብሊ ክትርህሉ ክትሓስብሉ ታዓዚበ ኣይፈልጥ እና በዛኪ ኣብዚሕክዮ ዝብል ቃል ኣይገልፆን እንታይ ትኮኒ ኣለኪ ብሱሩ ዋይ😢

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 5 หลายเดือนก่อน +3

      ታይ ይምልከተኪ ደቂ ናኣ ኮአዮም ደቂናኣ በቃ ስብኣይ ጋና እዩ ኣይበል እምበር ተተፋላሊካ ናብ አሕዋትካ ኢካ ትምለስ ምስ አሕዋትካ ንግዚኡ ተባኢስካ ትፋላለ ፀኒሕካ ትዕርቅ ኮታስ ምስ አሕዋትካ ተፋላሊካ ኣይትተርፍን

    • @GgRr-r4y
      @GgRr-r4y 5 หลายเดือนก่อน

      ቃንእ

    • @mskin_hiwan
      @mskin_hiwan 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@fgchffhfh9256ታይ ይምልከተኪ ንስኪ ንባዕልኪ ከ ሓቂ እንድያ ተዛሪባ😒😒

    • @deradubai1754
      @deradubai1754 5 หลายเดือนก่อน +4

      ጽባሕ ፕራንክ እዩ ክትብልና ንጽበ😊🤔

    • @Galhaile3710
      @Galhaile3710 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@fgchffhfh9256እሞ ካብ አሕዋታ ትወልድ እንድሕር ደቂ እነአ ትፈቱ ደአ ንሱ እዉን ግድን ፍተዉኒ እኮ አይብላን

  • @plmm816
    @plmm816 5 หลายเดือนก่อน +16

    ኣይ ሃለፍለፍ ዛ ጋል ሕማቅ ኣላ ዝ ማንጨለት የወደአትይ ግዲ ቅንይ ኢልኪ ከይትፅለሊ ይፈርሕ😢

  • @ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ
    @ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ስባኣይኪ እዩ ልዕሊ ዉላድኪ

  • @SalamaM-d2n
    @SalamaM-d2n 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ንውላድካ ኢልካ ኢካ ትነብር ሰሉዋይ ለባመይ❤❤🎉🎉

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum4062 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሐቅኪ ሶሊና 👏👏👏
    አዶነት ፍልይ ለበለ እዩ።
    ውላድ ልዕሊ ነብስካ ኢካ ትፈትዎ።
    ልፈልጦ ይፈልጦ

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 5 หลายเดือนก่อน +10

    ከምነት ምፅሓፍ በዙሑ አይክን ግን ንመዓንቲ ክፅሕፋ ትግድድ ሰባአይካ ዶ ወይስ ወድካ ትመርፅ ሰበአይካ ማለት እቲ ውላድ ኮ ሞ ዳሓር እንድዩ ዝምፅእ ሰለዚ ሰባኣይካ እዩ ልቅድም ድሕርኡ ውላድካ❤❤🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 5 หลายเดือนก่อน

      መጽሓፍ ቅዱስ እዉን ስብአይካ ካብ ወድካ
      ወድካ ካብ ስብአይካ አቀድም ማዓዝ ይብል ኮይኑ?
      ኩሎም ከኪ ናዓሎም ቦታ አለዎም።

  • @AbiCannell
    @AbiCannell 5 หลายเดือนก่อน +45

    ትርጉም ቃል ኪዳን ስለዘይንፈልጦ ኢና እምበር ሰብኣይኪ ልዕሊ ማንም እዩ ንዓኪ ብድሕሪኡ ወድኺ ካብኡለ ሓዳርኪ ባዕልኪ ንፋስ ከይተእትውሉ ተጠንቀቂ ፍትወትኪ ኸም ኣዶ መጠን ኣብ ከብድኺ ግበርዮ ሰብኣይኪ ከ ታይ ይስምዖ እዙይ ትሰምዕ ተሎ😊😊

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 5 หลายเดือนก่อน +1

      ዘይከውን ዋላ ቃል ክዳን ግበር እምበር ምስ ውላድ ዝዕርይ አይለይ ስውአይካ ናይ ባዕሉ መደብ አለዎ ዝወለደ እዩ ዝፍልጦ ዝሮ

    • @AbiCannell
      @AbiCannell 5 หลายเดือนก่อน +3

      ገና ኣይወለድኩን ግን መጽሓፍ ቅዱስና ከም ዝብለና እየ ዝብለኹ​@@FiriHadad

    • @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
      @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 5 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@AbiCannellናልበይ ኮሜት ክፅሕፍ ደልየስ ቐድምኽን❤

    • @Monliaz
      @Monliaz 5 หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ቆላዒ በመን ድያ ረክባቱ ዋ ማለተይ ምሰኡ ተዘይትመርዓ ነይራሲ ኣበይ ትረክቡ ኘይራ !!🙄​@@FiriHadad

    • @ኪዳነምህረት-ኣደይ16
      @ኪዳነምህረት-ኣደይ16 5 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ይሃብኪ ሓፍተይ

  • @HiwiTube-ug5wl
    @HiwiTube-ug5wl 5 หลายเดือนก่อน +40

    አነ ንደቀይ ምስ ማንም ሰብ አየዋዳድሮምን💘

    • @SalamSalo
      @SalamSalo 5 หลายเดือนก่อน +4

      ደቅኪ ካበይዲኪ ወሊድክዮ ድንቁርና መሊኡ ፈሲሱ

    • @TemesgenwediM
      @TemesgenwediM 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@SalamSalo😃😃😃😃😃ትክክክል ብንፋስ ድዩ ዘሎ 😀😀😀

    • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ
      @ልእልቲ-ዘተዋህዶ 5 หลายเดือนก่อน

      ደቅኪ ካመን ድኪ ረክብክዮም 😮

    • @Gal__madam
      @Gal__madam 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂ቅተልኒ ጓለይ😂​@@SalamSalo

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@SalamSaloድንቁርና ዘይኮነ ምስ ስብአይክ ተተፃልእክ ትፉላለዩ እኹም ምስ ወድኽ ተትፃልእኽ ግን አይትፉላለዩን እኹም ይረደኤና ባ

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 5 หลายเดือนก่อน +1

    አዶ ልዋህ ምካና ንፈልጥ ካብኡ ዝወለደ ትርጉም ውልድ ይፈልጦ ።
    ግን ናይ ልብኪ ኩሉ ምንጋር አየድልን አብ ምድያ ስብአይኪ ለ ሕማቅ ክስመዖ ይክእል ሓዳርኪ ንፋስ ከይተእትዊ

  • @እመብርሃንአደይ
    @እመብርሃንአደይ 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ ሓፍተይ እወ ወዲካ እዩ ዝፍተ ግን ይቅረታ እምበር ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኪ ዘክብረኪ ግን አብ ፍቅርኪ ዘለኪ ትዕብት በስመአብ ደረቅ ግን አነ ደረቅ ሰብ እዩ ዝምቸወኒ ግን ናይ ስብአኪ ዝተተሓሓዘ ሕቶ ሸለል በለዮ አትመልሲ ❤❤❤❤❤❤ብዝተረፈ ናብረኪ ናብራ ቅድሳን ይግበረልኩም ወድኩም ደሞ ከም ቅዱስ ያሬድ አገልጋሊ የግበረልኩም ❤❤❤❤

  • @HhHh-kk8bd
    @HhHh-kk8bd 5 หลายเดือนก่อน

    ስልዋይ ሊዕሊ ውላድካ ማንም የለይ ግን ማዕረ ከወዳድራ ዝክእል ምስ ውለደይ ኣደዋይ ኣላ ኻሊኣይቲ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @merryzebrabruk1527
    @merryzebrabruk1527 5 หลายเดือนก่อน +3

    ታይ እያ ሃልውልው ምብል ጅምራ ዛቆላዓ

  • @BooahJolpe
    @BooahJolpe 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዉልድካ ይበልፅ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @ZafuHadush-kv4kl
    @ZafuHadush-kv4kl 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ ሓፍተይ ግድን እዩ ንወድኪ ክትፈትዊ ግን ንወዲከመ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብመንገዲ ስብኣይኪ እኺ ረኪብኪዮ ስለዚ ማዓረ ጌርኪ ራኣይዮም ንወደይ እየ ኣብሊፀ ዝርኢ እንተልኪ ግን ጌጋ እዩ። ከም ኣነ መጠን ስብኣየይ ልዕሊ ማንም እዩ ምክንያቱ ካብታ ዝተላለናለ ማዓልቲ ክሳብ ብሂወት ዘለናለ ማዓልቲ ስብኣየይ ቡዝሕ ነገር እዩ ናዓይ ። ኣደይ ውላደይ ኣበይ ሓወይ ሓፍተይ ክንዲ ኩሉ እዩ ናዓይ አረ ንዕኡ ዝከውን መግለፂ ኣይብለይን ስለዚ ቅድሚ ውላድኪ ስብኣይኪ ፍተዊ ኣክብሪ ዛሓፍተይ❤

  • @ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ
    @ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ 5 หลายเดือนก่อน

    ልፅወይ ለይፅወይ ፍለጢ

  • @tebebehareya
    @tebebehareya 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ሰሉዋይ ልዕሊ ውላድ ማንም ልስራዕ የለይ ።❤

  • @ኣዜብYouTubechannel
    @ኣዜብYouTubechannel 5 หลายเดือนก่อน +30

    ቃልዓለም ፀላእኹ ኣነስ ህኮት ቱቆልዓስ ብመን ዲኺ ረኺብኽዮ ምስጢር ቃል ኪዳን ተምሃሪ😮ሶ ከምዚታት ሃጠዉ ቆጠዉ የተምፅኢ ንፋስ ከይኣትዎ ሓዳርኹም ሰሉየይ😔ልበይነይ ድያ ግን ላተቀየረትኒ ትኸድላ🤔

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ
      @ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ

    • @genet3442
      @genet3442 5 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነ❤❤😮

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@ኣዜብTH-camchannel ለአይም ደምራኒ ከምለስ እየ አብ ናተየሰ ኮመተ ሕደጋለይ

    • @ኣዜብYouTubechannel
      @ኣዜብYouTubechannel 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@genet3442ስብኣያ ተሰሚዕዎስ ታይኸ ይብል ይኾን🙄

  • @LomoLomo-g4y
    @LomoLomo-g4y 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ከርስኻ እዩ የብልፅ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @fekareulbey7233
    @fekareulbey7233 5 หลายเดือนก่อน

    Kidi sdi sebayki akbri kab zerebaki nsebayki wun dhri sdrakin yehwatkin eki tseryo zeleki slezi mexhaf kudus anbibi

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዘሓፍተይ ሰብአይካ ካባካ ዘፈለየሉ ምክንያት ብሓጥያትና ዘምፀናዮ ደአንበይ መፅሓፍ ቅዱስ ከምዝይ ይብለና ሰብአይን ሰበይትን ሓደ እዩ እዩ ዝብለና እሞ ትሩጉም ቃል ክዳን ሰለ ዘይርደኤና ደአ እንበይ ሰብአይካ ይበልፅ ካብ ውልድካ ብመሓፍ ቅዱስ ካሙኡ እዩ ዝብል ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ወፃኢ ካልእ መምርሕ የብልና ብደቂ ሰባት እንተካይኑ ግን ወደይ፣አደይ፣አቦይ፣ሓፍተይ፣ጋለይ ወዘተ እልካ ክትመርፅ ትክእል እካ ትሓቂ ግን ቃል ክዳን ዘይምርዳእ እዩ ቃል እግዚአብሔር ሰማይን ምድር እንኳን ብቃል እዩም ቀሞም ዘለው እና ዘሓፍተይ ከምዘይ እዩ ትሓቂ ዛዝፈለጥኩዎ ❤❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 5 หลายเดือนก่อน

    ዉላዲ ፁቡቅ እዩ ግን ሰሉዋይ ሰባኣይካ መጀመርያ ደሓር ዉላዲካ እዩ ዝበሃል ማዓረይ ከም ኣነ ማለት እዩ ኣጀኪ😢 ኣይተማርሪ ዝሓፍተይ ኣብ ምድያ ኣይተዋዳድሪ❤

  • @meri3353
    @meri3353 5 หลายเดือนก่อน +2

    ስብኣየይ ዝፈት ምክንያቱ ኩሉ ድሕሪእ እዩ ክረክቦ ዝረክቦ

  • @SelamDemoz-v9j
    @SelamDemoz-v9j 5 หลายเดือนก่อน +8

    ናይ በሕቅኪ ስላም ወደይ ምስ ስባኣይ ማዓሪይ አይራአናምን ቅድምት ወድይ❤❤የ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝይዳይ

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx 5 หลายเดือนก่อน

    ክንድዉላድካ ዝመፅእ የለን ስባአይካ ናዓካ ገዲፊ ከለኢቲ ሰበይቲ ከገብር ይክእል እዩ ዉላድካ ግን አዶ ክቅይር እይክእሊ
    ኣዶ ዉላዳ ተቀድም ዉላድ እዉን ንኣድ እዩ ዘቀድም
    አድካን ዉላድካን ምስ ስባአይካ ዘዋዳድር የቡሉን ስለዚ ገሊፅክዮ ኢኪ ንዓኪ ዉን ዊላድኪ ልዕሊ ስባአይኪ እዩ ካሓልየልኪ ሰሉየይ ፅቡቅቲ 😘😘

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ጓል ሐደ ዓመት እናሃለኩ ኣቦይ ሞይቱኒ ኣደይ ንዓይን ንሓወይን ሒዛ ክሳብ ሐዚ ኣዕብያትና ግን ኣነ ሞይተ ኣቦይ እንተዝቅኒ ሰለስተ ኣርባዕተ ምወለድ ብድሕረይ ግን ኣምላክ ኣይፈቀዶን እና ስብኣይ ይቅድም ይብል ብወገነይ

  • @nmlkklkk
    @nmlkklkk 5 หลายเดือนก่อน

    ሓቂኺ ስላምይ እነ እው ጋልይ እየ ስብል ኹሉ ስብ እዩ ዝኹርየኒ ልኽነ አቅሓ ነገ እተወዲቁ ጋልይ እየ ልብለ❤❤❤ አነይ ንሲኺ ሓደ ኢና ስላምይ ፅሪቲ ኹለን አዝኺ ንቅደሚት ብቻ❤❤❤❤

  • @kulukemzfekedkayogoytay8057
    @kulukemzfekedkayogoytay8057 5 หลายเดือนก่อน

    Ez gemzi aynet zereba awue elka ayzrebn eu ab libi❤ zkmet eu enber hkiki aleki Ade tukun abo niwuladu eu kedamnet dfetu and dseri ezi naytefetro guday eu neti fekar weldi dsimio simet eu .

  • @محمدمحمد-ل1م4ظ
    @محمدمحمد-ل1م4ظ 5 หลายเดือนก่อน

    መን ናብ ፈተና እትያ እልኪ ዝሓፍተይ በዓልኪ ናብ ፈተና አይትእተዊ እቲ አምላክ ዘጣመሮ ሰብ አይፍለዮ❤❤❤

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዋላ ኣነ ወደይ ኣይተጋገኽን ማዓረይ❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @اللالل-ع7ق
    @اللالل-ع7ق 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ምስ ዉላድካ ዝዋዳደር የለን ተመስገ አምላከይ ወሊደ ንምስዓ ዘብቀዕካኒ ግን ሰብአይካ አዉን ናይ ባዕሉ ቦታ አለዎ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየይ ትስብኣይኪ ስለ ዝፈተኩዮ እዩ ዉላድኪ ወሊድኪ ዘለኪ ግን ዉላድካ ክንደይ መስዋእቲ ከፊልካ እዩ ዝተባፃሖ
    ዉላድካ እዩ ዉላድካ ክንዲ ኩሉ ሚልየንኪ ዉላድኪ እየ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 4 หลายเดือนก่อน

    ንወድካ

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 5 หลายเดือนก่อน

    ዉላድካ ዳኣ ዝሓፍተይ ከም ዉላድ ወለድና እካ ካብ ሓዘን ከርሲ ማሓረና እየን ልብላ እና ዝሓፍተይ

  • @ሜሪነኝየኣፅቢደራልጅ
    @ሜሪነኝየኣፅቢደራልጅ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወላድካ ምስ ማንም ኣይዋዳደርን ❤ስሉተይ

  • @sabai12167
    @sabai12167 5 หลายเดือนก่อน +6

    ብናየይ ርድኢት ዉላደይ ሰሉዬ❤

  • @fada3193
    @fada3193 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ብቀዳምነት ሰውኣኻ ክዳንኻ💍 አዩ ከውኡ ወድኻ መጀመርያ ኮ ሰውኣኺይ አኺ አገንኪዪ ካውኡ ውላደኺ❤❤

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 5 หลายเดือนก่อน

    ኩሎም ሓደ እዮም ዉላድካይ ባዓል ገዛካይ ገን መን ከም ኣዶኻ ኣዶ ኣዶ እያ መተካእታ የብላይ❤❤

  • @Mehari-r7j
    @Mehari-r7j 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከምቲ ዝበልክዮ ኩሎም ነናይ ባዕሎም ቦታ ኣለዎም ግን ናተይ ከኣ ፍልይ ብዝበለ ልዕሊ ምስንም ኣቦይ የዝፈቱ ብጣዕሚ ማለትዩ

  • @MmkkmMmjkk
    @MmkkmMmjkk 5 หลายเดือนก่อน

    በጂኪ ሰሉ ከሙ ኣይባሃልን ብያንስ ንኩሎም ማዕረ በሊ❤❤❤

  • @Tube-gx9vv
    @Tube-gx9vv 5 หลายเดือนก่อน

    ናትኪ ኣራእያ ክኮን ይክእል እዩ ግን መፃሓፍ ቁዱስ ከምዝብለና ግን ስብኣይን ሰበይትን ሓደ ኣካል እዮም መጀመረያ ነቲ ስብኣይ እኪ ረክብክዮ ፈጣሪ እንተኢልዎ ካዓ ሓብርኩም እንተኣርግኩም ንሱኩም በይንኩም እኩም እትቀርዩ እቶም ቆልዑ ሓዳሮም ይጅምሩ

  • @azmeratesfay6675
    @azmeratesfay6675 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤emanki eki seluyey eten kemau elen ztshfa nay wulad mekeret zeyfelta eyen ena aytgedeslu eki wuladka eyu wuladka kemzu kemays❤❤❤❤❤❤

  • @zenebuniguse2373
    @zenebuniguse2373 5 หลายเดือนก่อน +4

    ምስ ውላድኻ ዝማዓራረ ዋላ ሓደ የለ❤

    • @AsgGd-j6p
      @AsgGd-j6p 5 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ🙏

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 5 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ሓቂኪ ኢኪ ኣነ ዋላ ምስ ስበኣየይ ውላደይ ኣይኣወዳድሮን ክመይ ኢንተይልክኒ ንኣብነት ምፍልላይ እንተመፅዩ ወይ ክዓ ባእሲ እንተጋጢሙ ውላድኪ ሒዝኪ ትከዲ ብሓፂሩ ሙሉእ ሓላፍነት ኣብቲ ኣዶ ስለ ዝኮነ ❤❤❤❤

  • @HayhMa
    @HayhMa 5 หลายเดือนก่อน +72

    አረ ልዕሊ ውላድ ምንም ነገር የለን ❤

    • @Samsunga23-ks9jv
      @Samsunga23-ks9jv 5 หลายเดือนก่อน +5

      ጌጋ ብዘይ ስብአይኪ ዶ ትወልድዮ እኪ

    • @salib3757
      @salib3757 5 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ

    • @ውቅሮዛዓደይ
      @ውቅሮዛዓደይ 5 หลายเดือนก่อน +2

      ውላደይ እየ ዝፎቲ ኣነለ😂

    • @ነኝየተዋህዶፍሬ
      @ነኝየተዋህዶፍሬ 5 หลายเดือนก่อน +2

      ስባአይካ ዳአም ወላደ ብለይ ስባአየይ ረክበዮእየ 😮

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 5 หลายเดือนก่อน

      ሓፍተይ ከመይልኪ ንዉላድኪ ጥራሕ ትፎትዊ
      ከኪ ናዓሎም ቦታ አለዎ

  • @ፍረፍረ-ሰ4ኸ
    @ፍረፍረ-ሰ4ኸ 5 หลายเดือนก่อน

    አነ ንደቀይ ምስ ማንም ሰብ አየዋዳድሮን😘❤

  • @heahheah2523
    @heahheah2523 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሊተይ በይንኪ ኢኪ ለሚድኪ ምስ ኣደኪ ምስ ኣሕዋትኪ ትርጉም ሓዳር ኣይትፈልጥዮን ፀር ፀር ኣቢልኪ ፀኒሕኪ ንዱባይ ፀኒሕኪ ምስ ስብኣይኪ ምስ ውላድኪ ናወዳደርኪ ትውዕሊ ታይ እዩ ኮይንኪ ዋይ ግደፍና ናባዕልና ይኣክለና ኣነስ ካባኪ ብዙሕ ነገር ይፅበ ነይረ ግን በቃ ሃለውለውን ጭንቅን ገፅኪ ትርሓቅ ዋይ

  • @dhfhfgdgrr798
    @dhfhfgdgrr798 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብስሩ ትሕቲ ኣደዋይወደይ ልዕሊ ማንም ወደይ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hdggdgd3557
    @hdggdgd3557 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየይ ተጋጊኪ ኣነ ልዕሊ ማንም ኣደይ እየ ዝፈትው ግን ምሰ ይካታዕ እሞ ዉልልደይ ይብላ ከማኪ ኣነስ ኣይወሓጠለይ እና ሰሉየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ

    • @hdggdgd3557
      @hdggdgd3557 5 หลายเดือนก่อน

      Gal Tigray እሊክም ሳፕስክራይብ ግበርዋ በሉዮም

  • @MebratWoldearegay
    @MebratWoldearegay 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤tikikil haki eki 👍

  • @fretgraweyti12
    @fretgraweyti12 5 หลายเดือนก่อน +2

    ትጋገ ኣለኪ ስብኣይካ ምስማንም ኣይወዳደሪ ምስጢር ቃልኪዳን ኣይተረደአክን ዘሎ ቃልኪዳን ልዕሊ ማንም እዩ ብቁርባን ሓደ ኮንካ ኣብ ቅድሚ እግዚኣቢሔር ሚሕልካ ሓደ ኣካል ኮንካ ከም ነፍሰይ ክሪኦ እየ ኢልካ ሚሕልካስ ምስ ውለድ ተወዳድሮ ኣይግባኢ ቃልኪዳን ልዕሊ ማንም እዩ

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg 5 หลายเดือนก่อน

    ወላ አነወደይ ልዕሊ ማንም አየ ዝፎትው ግን ሐዚ ሓድገዮ ተሰዳደ ብሰላም የራክብኪ በላን ደቂ መዳም ❤️🥰
    ወደይ ናይ ማንባረይ ትርጉም አዩ እ ዓለመይ ኩሉ ነገረይ ብሰላም የራክበና ዙወደይ ኩሉ ግዜ ይናፍቀካ አየ😊 💞

  • @KomuJizsan
    @KomuJizsan 5 หลายเดือนก่อน

    ኣቲ ሓፍተይ ቅድሚ ወድኺ እኮ ንስባኣኪ ኢኺ ረኺቢክዮ ቃል ኪዳንኪ ኣቀድሚ ትጋገለኺ😢

  • @hwcggx
    @hwcggx 5 หลายเดือนก่อน

    ብቃል ኪዳን ሰብኣይኪ አዩ ተቀዲሚ ሰብኣይኪ አዩ ክብረትኪ ዛበይተይ ሰብኣይኪ ስለ ዞሎ አዩ ንዩኣስ ወድኺ ረኺብክዮ
    ብስጋ ግን ወደይ ክትብሊ ኢኪ 🥰

  • @MonaJej
    @MonaJej 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወደይ ዓለመይ ምስማንም ኣያወዳድሮይ ❤

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot 5 หลายเดือนก่อน

    አሲ ማዓዘ እየ አዶ ዝኮኖ አይይይ😭😭😭

  • @DestaKiros-lz9iw
    @DestaKiros-lz9iw 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይ ወዲኺ ድዩ ኣነ እውን ርአዮ ምጭካና ላበልኹ ቤስማአም 😭

  • @ጁጁ-ጸ6ከ
    @ጁጁ-ጸ6ከ 5 หลายเดือนก่อน

    እንኳንዶ ምስ ሰብኣየይስ ምሰሕዋተይኳ ኣየዋዳድሮን ትብሊ ኣለኪ ምስክነይቲ ካብ ኣሕዋትኪ ሰብኣይኪ ኣይኮነን ድዩ ዝቀርበኪ ገራሚት ኣሕዋትኪ ዝቀርቡኪ ተኮይኖም ዳኣ ምሳኦም ዘይትነብሪ ይርሕቁኪ እዮም ኣይኮንኩን ዝብለኪ ዘለኩ ሰብኣይካ ግን ኩሉ ነገርካ እዩ ሓውካ ካዓ ክሳብ ዕድመካ ትኣክልካ ብሓደ ትነብርን ትዳጋገፍን እንበር ኣሕዋትኪ ሰበይቲ ተምፂኦም ሰበይቶምያ ትቀርቦም ናኣእዮም ዝገብሩ ናኣኪ ትርፊ ተልዩዎም ብቻ እዮም ዝሕግዙኪ ገባሽ ኣነ ወሊደ እየ ግን ሰብኣየይ ካብ ውላደይ ኣይፈልዮን ኣብዚ ሕጂ ሳዓት ኣጋጣም ምፍልላይ ተጋጢሙ ካዓ ክንሪኦ ክሽዑ ኣይሞኮርናዮን ትስሚዒተ ሰብኣይኪ ግን ኣይተፍቅርዮን ትመስሊ ሰለመይ ምቅርቲ ነበር ሀዝውን ይፈትወኪ እየ እዝውተይ ተጋጊኪ ኮይንኪ እዩ ተሰሚዑኒ ፅሒፈልኪ ይቅርታ ተጥፊአ ካዓ💚😊

  • @fhhuuikk9179
    @fhhuuikk9179 5 หลายเดือนก่อน +38

    ወድኪ ብስባኣይኪ ኢኪ ረኪብክዮ ንስባአይኪ ለ ካብታ ቃል ኪዳን ዝአሰርኩምላ ማዓልቲ ሓዳር እንተገይሩ ትፈልጢ ኢኪ ኣዱኡ ሓፍቱ ኣቡኡ ኢኪ ወለዱ እኒአዋ ትብሊ ዘለኪ ኣለዱ ሓዳር እንተገይሩ ወለዱ ሰበቱ ኣላቶ ኢሎም ፍቅሮም ኩሉ ይቅንስ እዩ ስለዚ ስባአይኪ ንስኪ እንበር ካሊእ ኣዶ ሓፍቲ ሓው ኣቦ የቡሉን ሰሉ ለብሚ ❤❤

  • @Prisonbr
    @Prisonbr 5 หลายเดือนก่อน +5

    ብለይ እቦ ዲኺ ወሊድክዬ ትወድኺ ሃጦውቆጦው እኮ ኣብዚሕኺ ህውከት

    • @ShewitHailu-h5w
      @ShewitHailu-h5w 5 หลายเดือนก่อน

      ውለዳ እሞ ፍትኖኦ ሕማቅ ስብአይካ ትፍትሖ ሕማቅ ውላድ ናበይ ይሽየጥ ውለድ ምስ ማንም አይዋዳደርን

  • @ሜላት-i1d
    @ሜላት-i1d 5 หลายเดือนก่อน +7

    ሰሉየይ ልባመይ♥️🤱🥰

  • @Subomh
    @Subomh 5 หลายเดือนก่อน

    Selam anti asha abi seb kibur eyu

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ይመስገን ኣነ በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሓደ ቆልዓን እየ ግን ልበዓል ገዛይለ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዎ ግን ሓቂ ምንጋር ክንዲ ወደይ ኣይሪኦን በፍፁም ኣትን ዘይወለድክን ኣሕትና ምስ ወለድክን ትፍትናኣ ኢክን ማምን ይኩን ማንም ክንዲ ውልድካ ዝመፅእ የለን ካብድካ ዝባዕሉ ሰፍ እዩ ዝብለካ ዎላ ኣቦኡ ክወቅዖ ልባዕሉ ❤❤

  • @وذيس
    @وذيس 5 หลายเดือนก่อน

    Ane mejemera sebaeye eye zbl

  • @dagmewitselemon8197
    @dagmewitselemon8197 5 หลายเดือนก่อน

    ከብ ሰደት ግን ሰባኣይ ልዕሊ ከሎ እየ

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa2871 5 หลายเดือนก่อน +1

    Seluye shekor way wuladeka eba❤🎉

  • @brhangaltewhado9238
    @brhangaltewhado9238 5 หลายเดือนก่อน

    ውላድካ ምስ ማንም ኣይወዳደሪ ሰሉ ዓይነይ
    ውላደይ ሉዕሉ ኩሉ እየ ዝሪኦም❤️❤️😘😘

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 5 หลายเดือนก่อน +1

    Seluyey gal eney megemerta btaemi eye zfetweki kabueu nab melesey kkeyd anes nsbaeyey eye zfeti mknyatu etu wulad ab thti fetari kabueu eye rekibeyo slezi maere eye ziriom❤❤❤❤

  • @sonaabachaa1670
    @sonaabachaa1670 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዋላ አነ ዝወደይ ልዕሊ ማንም እየ ዝፈትዎ😘🤗😍

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh
    @ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh 5 หลายเดือนก่อน

    ከባድ ሕቶ እንድያ ግን ኣነ ብወገንይ ደቀይ እየ ዘቀደም ሐሚመ ስለ ዝወለድኩዎም ግዲ ኾይኑስ 😍😍🙏ብመፅሓፍ ቅዱስ እንተኾይኑ ግን ካልእ እዩ

  • @LiDi-io5ck
    @LiDi-io5ck 5 หลายเดือนก่อน

    ውላድ ምስ ማንም ኣይዋዳደርን መዓረይ ከም ነብሰይ ንውላደይ ዘለኒ ፍትወት ቃል ኣይረኽበሉን 🤗

  • @TsegaTesfu
    @TsegaTesfu 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላመይ እዛ ኮሜንት ኣነ ዋላ ኣንቢበያ እየ ሽዑ ኣትሒዘ ደስ ኣይበለትንን እታ ፀሓፊት ከመይ ዓይነት ኣረዳድኣ ከም ዘለዋ ኣነ ንባዕለይ ተገሪመ ሰላመይ ንስኪ ግን ኣይብዛሕክዮን ኣነ ኣደ እየ ክማኪ እሞ ብውላደይ ዝመፀኒ ካብኡ ንዓቀብ እውን እንተኮንኩ ብውላደይ ዝመፀ ይምፃእ እምበር ብቃላት ኣይውሱኖን እሞ ኣይተጋገክን ኣይተጋገክን ንውላድኪ ምስ ዝኮነ ኣካል ክተዋዳድርዮ ኣይትክእልን ብቻ ብዙሕ መበልኩ ግን ቃላት እውን ክይውሕዱኒ ስለ ውላድ ትዛሪብካ ኣይውዳእን ❤❤❤❤❤

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 5 หลายเดือนก่อน

    ንስባኣይ ዲኣ ክንድስባኣየይ ኣይመፀኒ ስባኣየይ ስባኣየይ ናበልኩ ነይረ ከዚ ወደይ ኣይብሊ ምድረ ሓስውቲ

  • @lwammeles8952
    @lwammeles8952 5 หลายเดือนก่อน +9

    ወደይ ማለት ንዓየይ ኩሉ ነገረይ እዩ ❤

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 5 หลายเดือนก่อน +1

      ስብአይክ ኸ?

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@BdMs-ci3dpስብኣያ ዳኣ ስብኣያሆ

    • @lwammeles8952
      @lwammeles8952 5 หลายเดือนก่อน

      ስብኣየይ የኽብሩ እየ ልዕሊ ወደይ ግን ኣይሪኦን

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 5 หลายเดือนก่อน

      @@lwammeles8952 እቲ ወላድ እኮ ናይ ከልቴኩም እዩ?

  • @fjhgfdff5985
    @fjhgfdff5985 5 หลายเดือนก่อน +10

    ኣነ ብወገነ ውላድ ኣይወለድኩን ስባኣይ ውን የብለይን ከም ዝመስለን ግን ስብኣይ ሕዘ እየ ውላድ ዝረክብ ተትፋላለና ውን ኣይንራሓሐቅን ምኽንያቱ ውላድ ኣብ ማእኸልና ስለ ዞሎ ብሓጭሩ ስዋኣይኻ ይበልፅ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 5 หลายเดือนก่อน

      @@fjhgfdff5985 💖

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ❤

    • @Galhaile3710
      @Galhaile3710 5 หลายเดือนก่อน

      ትክክል

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 5 หลายเดือนก่อน +2

      ሰብአይካ አይበልጽ።
      ዉላድካ አይበልጽ።
      ክኪናዓሎም ቦታ አለዎም እሱእዩ ዝሓቂ

  • @GenetBrhaneYoutubeG.B
    @GenetBrhaneYoutubeG.B 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ውልደይ ዉሉደይ ኣይትበሊ ይቅርታ እምበር ዓይኒ ሓበሻ ሓሳድ እዮ😮 ከምዚታት ኣይትዛረቢ ገርሂ ናኮንኪ ትመፂ ኣለኪ🤔 ደሞ ብድየታት ክራማት ከመይ ኣሎ ገለ ናቀረፅኪ ልቀቂ እኮኖሚ ሓሱሩዶ ከብሩ ገለ ናበልኪ ልቀቂ🌹 ከማኡ ናበላ ,ሉ እዮም ሰርሖም ዝናበሩ ዘለው ሓፍቲኪ ጓል ዓዲ ግራት❤❤❤ ፍትይይይ🥰 እየ ዘብለኪ ግርህ እልኪ ዝኮነ ትዛረቢ ከለኪ ግን ይኩሪ😒 ፅልዎ ከየሕድረልኪ እየ ኣብ ናብራኪ ❤❤

  • @ግርማነሸዩቱብ
    @ግርማነሸዩቱብ 5 หลายเดือนก่อน +11

    ወልዲኻ እዩ ዝዓባይ ከም ኣነ ወላዲ እዩ ዝዓብይኒ ሰሊቲይ ናተይ❤❤❤❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 5 หลายเดือนก่อน +1

      በመን ደኺ ትረክብዮ ወለድኪ ደሑር አታአሳስባ❤

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 5 หลายเดือนก่อน +1

      እንተኮነከ እሽኮይ ምስ ስብኣይካ ምስ ወላዲትካዉን ኣይዋዳደርን ዉላድ ከቢድ እዩ​@@SelamTekle-uk8kq

  • @ለሚየቅዱስሚካኤልፍሬ
    @ለሚየቅዱስሚካኤልፍሬ 5 หลายเดือนก่อน +10

    ዋለ ኣነ ድወደይ እየ ዝፈትዉ ግን ኣቦኡ ድኣኽ የአ ድፈትወክ ይብለን ድምንታይ ተይለዮስ መጀመርያ ድኣኽ የአ ዳግነኹክ ይብለን

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝይዳይ❤

  • @AaAa-kw7xj
    @AaAa-kw7xj 4 หลายเดือนก่อน

    Wey sealuy hakike❤❤❤❤❤❤

  • @Tgjjhh
    @Tgjjhh 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ እዩ ሰሉዩ ሰብአይ ጓና እዩ ዉላድ ግን ዉላድ እዩ ከርሰይ እየ ዝመርፅ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ihdf4175
    @ihdf4175 5 หลายเดือนก่อน

    ግን ድሓነ ድኪ ሰሉ ሓደ ሓደ ትለቅዮ ነገርስ ደሰ ዘይብል ትርጉም ቃል ኪዳነ እንድሕር ፈልጥክዮ ባዕሉ ትመልሲ ኣብኡ ክፀነሐልኪ እዩ ስብኣይኪ ዋላ ድኣ ኣዶ ትሃልዮ እምበር ድሕር ኣድኡ ንስኪ እኪ እና ንስብኣይኪ ምስ ረከብኪ እኪ ረክብክዮ እና ከምኡ ዓይነተ ሕቶ ክትሓቲ የብልክይን🙏❤❤

  • @SaraGanat-b8w
    @SaraGanat-b8w 5 หลายเดือนก่อน

    አረልዕሊውላድምንምነገርየለን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤የኔዋ❤❤

  • @EyerusTsegay-yz7wt
    @EyerusTsegay-yz7wt 5 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ❤በቲ ንዓኪ ዝመስለኪ ዝገለፅክዮ እኩል መልሲ እዩ ❤
    ስለናካልኦት ዝሃበኦ ሪኢቶ ዶሞ ንባዕለን ይንበራሉ ምንም ናብ ክርክር ዘአቱ ነገር የብሉን
    በርትዒ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ramzsn-x6p
    @Ramzsn-x6p 5 หลายเดือนก่อน

    አረ ልዕሊ ውሉድ ምንም ነገር የለን ከም ኣኖ ወሉደይ አየ ዝፈቲ ሰሉ ሓፈተይ ትከኩለኪ ኢኪ 💋❤❤❤❤❤❤

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 5 หลายเดือนก่อน

    አረትጋገለኪ ሰሉየ አነ ጋነ እየ ግን ቅድሚያ ሰብአይኪ እዮ ዝቅድም ምክንያቱ መፅሓፍነ ውን ቃል ኪዳን እዮ ዓብይ እዮ ዝብል ውላድ ይፍቱ እዮ ግን ድሕሪ አቡ እዩ

  • @tigrayadijeganu2983
    @tigrayadijeganu2983 5 หลายเดือนก่อน

    ንውሉድኻ❤😂 ሰብኣይ እኮ ኣብ ዝሓለፍካዮ እዩ ዝርከብ

  • @akezaakezaሓደ
    @akezaakezaሓደ 5 หลายเดือนก่อน

    ወደይ እዩ ❤❤❤❤😊

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ክርስቶስ ርእሲ ቤተክርስቲያን ሥለ ዝኾነ ሰብኣይ ከኣ ርእሲ ሰበይቲ ስለዚ ቤተክርስቲያን ተኣዛዚት እያ ንክርስቶሥ