ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጣምተና ወዲ ዶ ይጥንስ እዩ ብጃኩም መሓሩና ኣቶም ስባት
አወ
ሕማቕ ፋል ስብኣይ ስ ክጠንስ አታ ሕማቕ ዘበን ከይመፀና ግደፉ😥
ፅቡቅ እዩ ግን እቲ ክከውን ዘይክእል ሕቶ እንተዝቀሪ ወዲ ኣይጠንስን እንታይ ትምህርቲ ኣለዎ ይቅረ
Ygermeka yu xew zey blu hto wedi kab mas yu ztenis nzkone eti kal yhayesh
እወ ትክክል ኣለኪ ውይ ኣለካ ወዲ ኣይጠንስን
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ግን ንወድሰብ እንታይ ይሕተት ፍለጥይ ዋእ ወዲ ዶ ይጠንስ ኢዩ ናይ ሰይጣን ስራሕ ግብረ ሶዶም ይርደኣኩምሎ ድዩ ትጸርፍዎም ኮኢይኩም ዘለኩም ጉርማ ትወጋሪ ኢኻ እኮ ትብለኩምዎ ኣጸያፊ እግዚኣብሄር ዘይፈትዎ ሕቶ ጌጋ ኢዩእይጻእ ኣብይ ነገር እምኣፍኩም ለከንቱእና ቀጽልሉ በርትዑ
ትክክል
ካብ ውቀት ኒፃ እዮም
ክክክክክ ኣላ ንስኩም ንድሕሪት ኬፍ ኣለኩም ኣዘናግዑና ጸሓይ በርቂ
Ata zeyhafir fitret tegraway niskum si bekemy ekum jeganu kenkum wekaru tehaxebkum zeytexeryu si😂😂,, jeganu da deki ERI 🇪🇷 ✊❤ember yak
ፅቡቅ ፅሕፍካ ምውፃኣ ኣይመሐሸካን
ኩሉ ቀፅልሉ ግን ካሜራ ሒዝካ ዘለኻ እንተዘይ ተጋግየ ዳኒኤል ኣይተቛርፃ ባዕላ ትሕተት
ጀጋኑ❤️❤️❤️💉💊💊💪💪
ትግራይ ማለት ድርባይ ማለት ኢዩ ብቃንቃ ግሪክ።
ቆንዳፍ ሓማሴን
Kkkkkkkkkkkkkkkkk wayyyyy moyte ,Greek si khasmu nEritrea xbuk shimm hiboms ntgray kemu elemwomm .hmmmm Enquae keman tefeshu Greek si Aba da
ማንጨለት ምታሓፀብኩ ያ ማዓረይ😁
ኣታ ኣምላክ ምህረትካ ስደደልና እታይ ሕቶ እዩ ወዲ ተንስካ እልካ ይህተት ምሕረት ይውርደልኩም
The girl in the traditional braid is so beautiful 😍
ብጣዕሚ ደስ በሀሊ ። -ደቂ ትግራይ ኤርትራ ደስክ ትብሉ ሰብስክራይብ እስቲ ግበሩለይ መዓራት
@@yatanachannel1181 ዋይይይ ምጥያቅ ምልማን ማለት አይኮነይ
ንባህልና ዝጻባእ ሕቶ ግደፍዋ፣ ምክንያቱ ብብዝሒ ነውሪ ምድግጋም ህዝብና ነውሪ ዘረባ ከይተለማሙድልና፣ ማዓስ መስሓቒ ምስተስአነ'ዩ ናብ አጸያፊ ሕቶ ትጓየይ፣ ዓገብ!
Daniel dika camera hizka eniheka aytzareb baela thtettNbaelka bzhalefe mekatecha enterteyment kb 20 /5 meliska Nay seb tewulek aytbelBzterefe ketslilu deki tehosh
ኣነ ጥራይ ዘይፈልጥ ይመስለኒ ኔሩ ኣብዓለም እባ ክንደይ ዓዋናት ! ክንደይ ዓበይቲ ህጻናት ኢዮም ዘለውዋ !!
ይሞችኩም እረ ደቂ ሪመይ❤💛😍
Adalawit u zbhal shikorina medalalewi felalayt malet u( b hade ayni nzey rie seb u )
ምቅርተይ ጓልተሐሽ ቅጭን💖💖💜💜
Eneka tebahilka mahhhhhhh tigrinia dyu amharignia
ክክክክክክ
ትግራየይ ግርማሞገሰይ ራሃውለይ ይፈትወኪ ካብልበይ
ናይ ኢትዮፕያ መደብ ከሎ ኤርትራ ኢሉኩም ኣይትጽሓፍሉ ለኻብጥ
Why ትጻረፍ መን ዶ አገዲዱካ ዮ bro
Hakka lekbatat ewe,jahaha
ህግደፍ መንደፍ 😁😂
እዛ ረሳሕ ሕቶ ግን ከም ገደፍክማ ምሓሸትኩም ኔራ ፡ ደስ ኣይተብልን ያ ኔራ ። ሕቶ ከተዳልዉ ከለኩም መርሚርኩም ተተዳልዉ ጽቡቅ ምኮነ ይመስለኒ።
ስለስተ እየን ዘኮና
ሓሪፍ ጅማሮ እዩ የሕዋት ቀፅልሉ
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ዓዶም ሕደገሎም እዩ ። ዓዶም ግደፈሎም ኣይበሃልን ።
ትግራይ ማለት ዝህቦ ትርጉም ትጸጋማይ ማለት እዩ
ዘይ ከዉን ሕቶ ክሕተት የብሉን ? ምክንያቱ እንተ ኢልካ ዝሕተት ሕቶ ጽቡቅ አይኮነን ok.። ጽቡቅ ሕቶ ስነ ሓሳብ ትመሃረሉ ክከዉን አለዎ ።፡።፡። ጥንሲ አለካ እንተ ዝብሉኻ ኢልካ ሕቶ ግን አርምዋ ? ኬፍ ማዕንዱ,,,,,,
Tgray malet bGz tegra malet eyu ::tegra b English dma Nebri malet eyu(Tgray Nebri ) yesss yeak 👉🇻🇳
😂😂😂😂beqa nay china bandera teleqihkas borombotae
Uyyyyy kem tegaru zeyhafir zeysekf fetur aygetemenin ane kab meas ekum neskum nebri zikonkum nefatat hamamat kisab hji lementi zelkum tehaxebu mejemrta bandera ka mesrak akaruxu ::
@@gualeri2636 ya eritrawyan bejakum zeyhasebnayo hmak keytezarbuna
ትግረ ማለት እዩ ትግረ ደግሞ ግእዝ ኮይኑ ነብር ይመስለኒ
❤❤❤❤❤❤😂😂😂👍👍👍👍
Tigray means the Land of Tigrignna speakers, LikeEnglish, England Deutsch, DeutschlandIrisch, Irland
Tigray tegoro
እዛ ናይ ትግራይ ትርጉም እንኳዕ ነገርክሙና ትግራይ ብኹሉንትናኣ ትፍቶ♥️
Tigrigna tezaribom zeyklu Tegaru ena ka yeblu . Signtir
ቀፅልሉ😘😘😘😘
እዉይ ብጣዕሚ ዘሕፍር ወዲ አይጠንስን ነዉሪ
ጽቡቅ ስራሕ
ትግራይ ማለት ትግርኞ እዩ ካብቲ ቓንቓ ዝተተሓዘ እዩ
I’m Eritrea sanef good dear sister keep up
ወይ ዓዶም ግዶፈለም
ብጣዕሚ ደዝ ዝብል ሕትኢን መልስን ምስ መዛዘሚኡ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ሽኮራት::
ኣርብዓተ ክክክክክክክክክክክክክክክ
አቲ ጋዜጠኛ መፈለምታ ትግርኛ ተጻወዪ ሞክር ዝበሃል ትግርኛ ኣሎ ድዩ ዋእ እንታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና ፈትን ድገም ካልአይ ካሊእ እዝ ኹሉ ቃላት ትግርኛ ናበይ ኢና ንጉሕፎ ዘለና ትግራይ ማለት ድማ መሊስሙዎ እይዮም ትግራይ ማለት ትጋሩ ዝነብሩላ መሬት ጅግና ሓያል ማለት እዩ እታ ሕቶ ንባዕልኺ ኣይፈለጥክያን ብዝተረፈ ትግርኛ ናይ አምሓርኛ ቃላት ጌርኩም አይተሓዋውስዎ ካሊእ ግን ብጣዕሚ ልዋ ንፍዕቲ አምበሳ ንቕሕቲ ፍሽኽቲ ደስ በሃሊት ኢኺ አዮኺ በርትዒ ።
ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ታይ ክንማህር እና ካብ ወዲ ጥንሲ ባዕለገ ዋይ
Selest riesen ykona wey bzhi sdrean 3 .nomber of familly 3. Aden goaln , etade neta goal welidata ala. 2KOYNEN ALEWA ETA GOAL KEA HADE ENTEWELIDA KULMLEN SELESTE KOYNEN (3).
እታ ናይ ቁጽሪ 3 መልሲ ኣቀሚጥኩማ ዘለኹናይ ትግረዎት ዝብልዩትግሮዎትዩ ቴግራ ዝብል ብግእዝ ነብሪ ዝብል ስያመ ዘለዎ።
ብዓረብኛ ነብሪ(ነምር) እዩ ዝበሃል ታጁር ሃፍታም ወይ ብሌነር እዩ እንበር ነብሪ ኣይኮነን እዩ።
ዘረባ እያ
Nay tigray teruguma teredeni eti geray malet ei xegamay edi hakey
ዓዶምሑዶጎሎም
1 ሰለስተ2 ወይዓዶም ግደፈሎም3 ወዲ ክጠንስ ኣይክእልን ኢዩ4 ኽክክክክክክ ትርጉማ ኣይፈልጣን ኢየ ግን ገሪምኒ ዓዲ ጀጋኑ ኢልካ እምበር 5 4
Kkkkkkkk uyyy moyte tigray da kab meas eyom jeganu zekonu 🤣 Fezazat kem gele
U r cute
ነብሪ ብኢብራይስት ንምር ኢዩ ዝብሃል፡ትግራይ ማለት ካኣ ትዛረብቲ ትግርኛ ዝብሃል ቃንቃ ዝዛረቡ ሕብርተ ሰብ(ተጋሩ ዝነብርሉ) ዓዲ ማለት ኢዩ።
Tigray _tinekanek ena gmbarhn
ደደባት ጨማልቕ ባህልና ኣይተባላሽዩልና
እሞ ነብራውያን ኢና ዲኹም ትብሉና ዘለኹም😉 ተዓዲልና
ክክክ ከመኡ ማለት አዩ
Ayhafrun eyom ezeom wejabat kisab hji komelom zelewu 😂😂😂🇪🇷✊
Ya tegaru ata meas ekum kitmieblu nebr eyu zibehal b arabic kaliay kea tigray malet (eti cegam malet eyu) turgumu
ወይ ዓዶም. ግደፍሎም
Way adum gedifulom
Good job
Wey li abi haliwelom
ኣታ ታይ ኢናይ ዶ ንገብሮ? ኣይ ከመይ ዝበለ ትውልዲ እዩ
Haftom Alula Ygermeka eyu elfi afaf n afaf melia za weledo kkkkk
Kkkkkkkkkkkk
It is nice but you have to tell them anwserrr
In Arabic tiger is nimer or El nimer.
3 ykonu 1ade 2gala 3galgala wey zbeluna gberelom wey adom gdefelom
ከምዚ ረሳሕ ክምህር ኮነ ምግለጺ ዘይብሉ ሕቶ ኣይተምጽኡ ዘይከውን ኣይከውንን ዩ ወዲ ጠኒሱ ኢልካ ዘረባ ምስ ስነፍጥረት ምጽራር ማለት ዩ ንሓቶ ንፍለዝጥ ወይ ኮፍ ንበል ካብ ሃለውለው ንብል
++ ዝሓፍተይ እንታይ ዓይነት፣ከም ትሓቲ ፣ንህዝቢ ዝሃንጽን ፣ዝምህርን ፣ደኣ እምበር ንስለ ዘረባ ኣይተቅርቢ፣ዘሕፍር ከምዚ ኢልኪ ክትሓቲ።++ ኣቱም እትከታተሉ፣ከምዚ ዓይነት ንህዝቢ ደይውክን፣ሰዶማውነት ዘተኣታትውን ሰባት ከጋጥምኹም ከለዉ Dislike ሃብዎም። Like aytbelun. ሰነፋት
3
already ente weliden mekinen aybehaln mestekakeli
ብ ትግርና ከ ትግራይ ትብሃል ብከመይ ደኣ ነብሪ ዘይተባሃለት ሕሶቡላ ደኣ
Shim kab gize nab gize endatekeyere kem zked ztef'aka aymeslenn.
ትግራይ ማለት ከም ዝመስለኒኣብ ኣዘራርባ (እት )ወይ ( እቲ ) ዝጥቀሙ ኣለዉስለ'ዚ ብሕጽረተ ቃል ከኣ 'ት ወይ 'ቲ ይኸዉን ስለ'ዚ ካብ እትግራይ ዝወጸ ክኸዉን ይኽእልግራይ ማለት ከኣ ንጸጋማይ( ንዓኽላል) ሰብ እዉን ግራይ ትብሎ ኢኻ ስለዚ ትጸጋም ወይ ትዓኽላል (ትግራይ)ክኸዉን ይኽእል ኢዩ
Ati amaharu eki tihati zeleki
ክክክክክ 3ተ ይኮና
Kkkkk tegray nebri ailkuma mxbbak eyu
wey zebeleka geberelom wey adom gedefelom
T gray malet dea gra gra malet u kemzmesleni
🤣😂🤣🤣 👍🏽
ጽቡቅ መድብዩ ኣዘናጋዕን መሃርንዩ ፡ ግን ትግራይን ትግርኛን ፍልልይ ኣለዎም ። ትግራይ ትግርኛ ዝበሃሉ ሕብረተ ሰብ ዝቅመጥዎ ቦታ ክኸውን ከሎ ፡ ትግርኛ ከኣ መጸውዒ ናይቶም ሕብረተ ሰብዩ ። እታ ሕቶ ትግርኛ ዝባህል ቃል ከበይ ፈሊቁ ወይ ውን ብኸመይ ወጽዩ ክትከውን ኔሩዋ ።መልሲ ውን ተዘይ ተጋግየ ትግርኛ ዝብል ቃል ካብ ቲግሪስ ዝብል ቃል ናይ ግሪኽ ዝወጸዩ ፡ ትርጉሙ ግን ልክዕዩ ነብሪ ማለትዩ ። ቀጽልዎ ጽቡቅ መደብዩ።
ትግርኛ ቋንቋ እምበር መጸወዒ ሕብረተሰብ ክኮን አይክእልን
ክክክ ክክክ ትግራይ ማለት ብግዝ ቴግራ ማለት ዩ ፡ ቴግራ ማለት ብ ኢንግሊዘኛ ነብሪ ዩበቃ ክክክ ወይ ጉድ !!
Bihixir zibele tigray si anabir ekum tikonu zelekum Hakey?
Malet eyu ezeom anaxu 🤣🤣 Tigray da togarat ember
ግደፊ ሓታቲት ከመይ ገሩ ክጠንስ ግደፊ ሶዶም ኣይትእትውላ ሃገር
እኔኤካ ተትብሃል በቃ ዶ እዉይ ትግርኛ RIP
ወይ ዓዶም ግደፈሎም
Ente endabelka kab mzrab zeytgedfuwu mahari htotat mdlaw mhashe brikitey
ብግእዝ ብዕብራይስጥ ብኢንግሊዘኛን ዓረብን ብቻ ኢኹም መሊስኩምወን ዳ ራእሲ ትግራይ ብትግርኛ ታይ እዩ
eta nah tgray malet melskum gn tkklegna dya
አለካ እንተ ዝብሉካ ዳይ አይጥዖምን እኒኢካ እንታይ ክንብሎ ኢና
ምስ ኮነ ንሪኦ
በጃኹም እቲ ካብ ሃይማኖት ወጻኣ ሕቶኩም ተትገድፉዎ
by arabic is Nemer
ወዲ ይጠንስ እዩ ብኸመይ ከኣ ክነግረኹም እየ ስቕ ኢልኩም ሕተቱኒ
Kkkkkk ewe do
Alke eyu zebhel eneka gdfuo
Wey ዓዶም ሕደገሎም
ከስተኻኽላ እንዳ በለኩም'ሲ እንታይ ኮይንኩም ኢኹም ዕድል ዘይትህብዎ? ዓገብዳሓር ካኣ እዚ መሳሓቒ ዘይኮነ ሕማቕ ሕቶታት እዩ ብፍላይ እቲ እንተ ትጠንስ ኢልኪ ዛሓተትክዮም
እኔካ እዩ እምዳ በልካ ዳ ይንበር ክክክክ
Tay aynet hito eyu bejakie? Next time more zemiher tekone xibuk .
Kab tefetro wexi hto gega
ቅጽልዎ ንፉዓት። ትግርኛ ትዓንብብ!
Aden galn hade hade weliden entemekinen, 3 iyen zkona
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጣምተና ወዲ ዶ ይጥንስ እዩ ብጃኩም መሓሩና ኣቶም ስባት
አወ
ሕማቕ ፋል ስብኣይ ስ ክጠንስ አታ ሕማቕ ዘበን ከይመፀና ግደፉ😥
ፅቡቅ እዩ ግን እቲ ክከውን ዘይክእል ሕቶ እንተዝቀሪ ወዲ ኣይጠንስን እንታይ ትምህርቲ ኣለዎ ይቅረ
Ygermeka yu xew zey blu hto wedi kab mas yu ztenis nzkone eti kal yhayesh
እወ ትክክል ኣለኪ ውይ ኣለካ ወዲ ኣይጠንስን
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ግን ንወድሰብ እንታይ ይሕተት ፍለጥይ ዋእ ወዲ ዶ ይጠንስ ኢዩ ናይ ሰይጣን ስራሕ
ግብረ ሶዶም ይርደኣኩምሎ ድዩ ትጸርፍዎም ኮኢይኩም ዘለኩም ጉርማ ትወጋሪ ኢኻ እኮ ትብለኩምዎ
ኣጸያፊ እግዚኣብሄር ዘይፈትዎ ሕቶ ጌጋ ኢዩ
እይጻእ ኣብይ ነገር እምኣፍኩም ለከንቱ
እና ቀጽልሉ በርትዑ
ትክክል
ካብ ውቀት ኒፃ እዮም
ክክክክክ ኣላ ንስኩም ንድሕሪት ኬፍ ኣለኩም ኣዘናግዑና ጸሓይ በርቂ
Ata zeyhafir fitret tegraway niskum si bekemy ekum jeganu kenkum wekaru tehaxebkum zeytexeryu si😂😂,, jeganu da deki ERI 🇪🇷 ✊❤ember yak
ፅቡቅ ፅሕፍካ ምውፃኣ ኣይመሐሸካን
ኩሉ ቀፅልሉ ግን ካሜራ ሒዝካ ዘለኻ እንተዘይ ተጋግየ ዳኒኤል ኣይተቛርፃ ባዕላ ትሕተት
ጀጋኑ❤️❤️❤️💉💊💊💪💪
ትግራይ ማለት ድርባይ ማለት ኢዩ ብቃንቃ ግሪክ።
ቆንዳፍ ሓማሴን
Kkkkkkkkkkkkkkkkk wayyyyy moyte ,Greek si khasmu nEritrea xbuk shimm hiboms ntgray kemu elemwomm .hmmmm Enquae keman tefeshu Greek si Aba da
ማንጨለት ምታሓፀብኩ ያ ማዓረይ😁
ኣታ ኣምላክ ምህረትካ ስደደልና እታይ ሕቶ እዩ ወዲ ተንስካ እልካ ይህተት ምሕረት ይውርደልኩም
The girl in the traditional braid is so beautiful 😍
ብጣዕሚ ደስ በሀሊ ። -ደቂ ትግራይ ኤርትራ ደስክ ትብሉ ሰብስክራይብ እስቲ ግበሩለይ መዓራት
@@yatanachannel1181 ዋይይይ ምጥያቅ ምልማን ማለት አይኮነይ
ንባህልና ዝጻባእ ሕቶ ግደፍዋ፣ ምክንያቱ ብብዝሒ ነውሪ ምድግጋም ህዝብና ነውሪ ዘረባ ከይተለማሙድልና፣ ማዓስ መስሓቒ ምስተስአነ'ዩ ናብ አጸያፊ ሕቶ ትጓየይ፣ ዓገብ!
Daniel dika camera hizka eniheka aytzareb baela thtett
Nbaelka bzhalefe mekatecha enterteyment kb 20 /5 meliska Nay seb tewulek aytbel
Bzterefe ketslilu deki tehosh
ኣነ ጥራይ ዘይፈልጥ ይመስለኒ ኔሩ ኣብዓለም እባ ክንደይ ዓዋናት ! ክንደይ ዓበይቲ ህጻናት ኢዮም ዘለውዋ !!
ይሞችኩም እረ ደቂ ሪመይ❤💛😍
Adalawit u zbhal shikorina medalalewi felalayt malet u( b hade ayni nzey rie seb u )
ምቅርተይ ጓልተሐሽ ቅጭን💖💖💜💜
Eneka tebahilka mahhhhhhh tigrinia dyu amharignia
ክክክክክክ
ትግራየይ
ግርማሞገሰይ
ራሃውለይ
ይፈትወኪ ካብልበይ
ናይ ኢትዮፕያ መደብ ከሎ ኤርትራ ኢሉኩም ኣይትጽሓፍሉ ለኻብጥ
Why ትጻረፍ መን ዶ አገዲዱካ ዮ bro
Hakka lekbatat ewe,jahaha
ህግደፍ መንደፍ 😁😂
እዛ ረሳሕ ሕቶ ግን ከም ገደፍክማ ምሓሸትኩም ኔራ ፡ ደስ ኣይተብልን ያ ኔራ ። ሕቶ ከተዳልዉ ከለኩም መርሚርኩም ተተዳልዉ ጽቡቅ ምኮነ ይመስለኒ።
ስለስተ እየን ዘኮና
ሓሪፍ ጅማሮ እዩ የሕዋት ቀፅልሉ
ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም ወይ ዓዶም ሕደገሎም እዩ ። ዓዶም ግደፈሎም ኣይበሃልን ።
ትግራይ ማለት ዝህቦ ትርጉም ትጸጋማይ ማለት እዩ
ዘይ ከዉን ሕቶ ክሕተት የብሉን ? ምክንያቱ እንተ ኢልካ ዝሕተት ሕቶ ጽቡቅ አይኮነን ok.። ጽቡቅ ሕቶ ስነ ሓሳብ ትመሃረሉ ክከዉን አለዎ ።፡።፡። ጥንሲ አለካ እንተ ዝብሉኻ ኢልካ ሕቶ ግን አርምዋ ?
ኬፍ ማዕንዱ,,,,,,
Tgray malet bGz tegra malet eyu ::
tegra b English dma Nebri malet eyu
(Tgray Nebri ) yesss yeak 👉🇻🇳
😂😂😂😂beqa nay china bandera teleqihkas borombotae
Uyyyyy kem tegaru zeyhafir zeysekf fetur aygetemenin ane kab meas ekum neskum nebri zikonkum nefatat hamamat kisab hji lementi zelkum tehaxebu mejemrta bandera ka mesrak akaruxu ::
@@gualeri2636 ya eritrawyan bejakum zeyhasebnayo hmak keytezarbuna
ትግረ ማለት እዩ ትግረ ደግሞ ግእዝ ኮይኑ ነብር ይመስለኒ
❤❤❤❤❤❤😂😂😂👍👍👍👍
Tigray means the Land of Tigrignna speakers,
Like
English, England
Deutsch, Deutschland
Irisch, Irland
Tigray tegoro
እዛ ናይ ትግራይ ትርጉም እንኳዕ ነገርክሙና ትግራይ ብኹሉንትናኣ ትፍቶ♥️
Tigrigna tezaribom zeyklu Tegaru ena ka yeblu . Signtir
ቀፅልሉ😘😘😘😘
እዉይ ብጣዕሚ ዘሕፍር ወዲ አይጠንስን ነዉሪ
ጽቡቅ ስራሕ
ትግራይ ማለት ትግርኞ እዩ ካብቲ ቓንቓ ዝተተሓዘ እዩ
I’m Eritrea sanef good dear sister keep up
ወይ ዓዶም ግዶፈለም
ትክክል
ብጣዕሚ ደዝ ዝብል ሕትኢን መልስን ምስ መዛዘሚኡ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ሽኮራት::
ኣርብዓተ ክክክክክክክክክክክክክክክ
አቲ ጋዜጠኛ መፈለምታ ትግርኛ ተጻወዪ ሞክር ዝበሃል ትግርኛ ኣሎ ድዩ ዋእ እንታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና ፈትን ድገም ካልአይ ካሊእ እዝ ኹሉ ቃላት ትግርኛ ናበይ ኢና ንጉሕፎ ዘለና ትግራይ ማለት ድማ መሊስሙዎ እይዮም ትግራይ ማለት ትጋሩ ዝነብሩላ መሬት ጅግና ሓያል ማለት እዩ እታ ሕቶ ንባዕልኺ ኣይፈለጥክያን ብዝተረፈ ትግርኛ ናይ አምሓርኛ ቃላት ጌርኩም አይተሓዋውስዎ ካሊእ ግን ብጣዕሚ ልዋ ንፍዕቲ አምበሳ ንቕሕቲ ፍሽኽቲ ደስ በሃሊት ኢኺ አዮኺ በርትዒ ።
ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ታይ ክንማህር እና ካብ ወዲ ጥንሲ ባዕለገ ዋይ
Selest riesen ykona wey bzhi sdrean 3 .nomber of familly 3. Aden goaln , etade neta goal welidata ala. 2KOYNEN ALEWA ETA GOAL KEA HADE ENTEWELIDA KULMLEN SELESTE KOYNEN (3).
እታ ናይ ቁጽሪ 3 መልሲ ኣቀሚጥኩማ ዘለኹ
ናይ ትግረዎት ዝብልዩ
ትግሮዎትዩ ቴግራ ዝብል ብግእዝ ነብሪ ዝብል ስያመ ዘለዎ።
ብዓረብኛ ነብሪ(ነምር) እዩ ዝበሃል ታጁር ሃፍታም ወይ ብሌነር እዩ እንበር ነብሪ ኣይኮነን እዩ።
ዘረባ እያ
Nay tigray teruguma teredeni eti geray malet ei xegamay edi hakey
ዓዶምሑዶጎሎም
1 ሰለስተ
2 ወይዓዶም ግደፈሎም
3 ወዲ ክጠንስ ኣይክእልን ኢዩ
4 ኽክክክክክክ ትርጉማ ኣይፈልጣን ኢየ ግን ገሪምኒ ዓዲ ጀጋኑ ኢልካ እምበር
5
4
Kkkkkkkk uyyy moyte tigray da kab meas eyom jeganu zekonu 🤣
Fezazat kem gele
U r cute
ነብሪ ብኢብራይስት ንምር ኢዩ ዝብሃል፡ትግራይ ማለት ካኣ ትዛረብቲ ትግርኛ ዝብሃል ቃንቃ ዝዛረቡ ሕብርተ ሰብ(ተጋሩ ዝነብርሉ) ዓዲ ማለት ኢዩ።
Tigray _tinekanek ena gmbarhn
ደደባት ጨማልቕ ባህልና ኣይተባላሽዩልና
እሞ ነብራውያን ኢና ዲኹም ትብሉና ዘለኹም😉 ተዓዲልና
ክክክ ከመኡ ማለት አዩ
Ayhafrun eyom ezeom wejabat kisab hji komelom zelewu 😂😂😂🇪🇷✊
Ya tegaru ata meas ekum kitmieblu nebr eyu zibehal b arabic kaliay kea tigray malet (eti cegam malet eyu) turgumu
ወይ ዓዶም. ግደፍሎም
Way adum gedifulom
Good job
Wey li abi haliwelom
ኣታ ታይ ኢናይ ዶ ንገብሮ? ኣይ ከመይ ዝበለ ትውልዲ እዩ
Haftom Alula
Ygermeka eyu elfi afaf n afaf melia za weledo kkkkk
Kkkkkkkkkkkk
It is nice but you have to tell them anwserrr
In Arabic tiger is nimer or El nimer.
3 ykonu 1ade 2gala 3galgala wey zbeluna gberelom wey adom gdefelom
ከምዚ ረሳሕ ክምህር ኮነ ምግለጺ ዘይብሉ ሕቶ ኣይተምጽኡ ዘይከውን ኣይከውንን ዩ ወዲ ጠኒሱ ኢልካ ዘረባ ምስ ስነፍጥረት ምጽራር ማለት ዩ ንሓቶ ንፍለዝጥ ወይ ኮፍ ንበል ካብ ሃለውለው ንብል
++ ዝሓፍተይ እንታይ ዓይነት፣ከም ትሓቲ ፣ንህዝቢ ዝሃንጽን ፣ዝምህርን ፣ደኣ እምበር ንስለ ዘረባ ኣይተቅርቢ፣ዘሕፍር ከምዚ ኢልኪ ክትሓቲ።
++ ኣቱም እትከታተሉ፣ከምዚ ዓይነት ንህዝቢ ደይውክን፣ሰዶማውነት ዘተኣታትውን ሰባት ከጋጥምኹም ከለዉ Dislike ሃብዎም። Like aytbelun. ሰነፋት
3
already ente weliden mekinen aybehaln mestekakeli
ብ ትግርና ከ ትግራይ ትብሃል ብከመይ ደኣ ነብሪ ዘይተባሃለት ሕሶቡላ ደኣ
Shim kab gize nab gize endatekeyere kem zked ztef'aka aymeslenn.
ትግራይ ማለት ከም ዝመስለኒ
ኣብ ኣዘራርባ (እት )ወይ ( እቲ ) ዝጥቀሙ ኣለዉ
ስለ'ዚ ብሕጽረተ ቃል ከኣ 'ት ወይ 'ቲ ይኸዉን ስለ'ዚ ካብ እትግራይ ዝወጸ ክኸዉን ይኽእል
ግራይ ማለት ከኣ ንጸጋማይ( ንዓኽላል) ሰብ እዉን ግራይ ትብሎ ኢኻ
ስለዚ ትጸጋም ወይ ትዓኽላል (ትግራይ)ክኸዉን ይኽእል ኢዩ
Ati amaharu eki tihati zeleki
ክክክክክ 3ተ ይኮና
Kkkkk tegray nebri ailkuma mxbbak eyu
wey zebeleka geberelom wey adom gedefelom
T gray malet dea gra gra malet u kemzmesleni
🤣😂🤣🤣 👍🏽
ጽቡቅ መድብዩ ኣዘናጋዕን መሃርንዩ ፡ ግን ትግራይን ትግርኛን ፍልልይ ኣለዎም ። ትግራይ ትግርኛ ዝበሃሉ ሕብረተ ሰብ ዝቅመጥዎ ቦታ ክኸውን ከሎ ፡ ትግርኛ ከኣ መጸውዒ ናይቶም ሕብረተ ሰብዩ ። እታ ሕቶ ትግርኛ ዝባህል ቃል ከበይ ፈሊቁ ወይ ውን ብኸመይ ወጽዩ ክትከውን ኔሩዋ ።
መልሲ ውን ተዘይ ተጋግየ ትግርኛ ዝብል ቃል ካብ ቲግሪስ ዝብል ቃል ናይ ግሪኽ ዝወጸዩ ፡ ትርጉሙ ግን ልክዕዩ ነብሪ ማለትዩ ። ቀጽልዎ ጽቡቅ መደብዩ።
ትግርኛ ቋንቋ እምበር መጸወዒ ሕብረተሰብ ክኮን አይክእልን
ክክክ ክክክ ትግራይ ማለት ብግዝ ቴግራ ማለት ዩ ፡ ቴግራ ማለት ብ ኢንግሊዘኛ ነብሪ ዩ
በቃ ክክክ ወይ ጉድ !!
Bihixir zibele tigray si anabir ekum tikonu zelekum Hakey?
Malet eyu ezeom anaxu 🤣🤣
Tigray da togarat ember
ግደፊ ሓታቲት ከመይ ገሩ ክጠንስ ግደፊ ሶዶም ኣይትእትውላ ሃገር
እኔኤካ ተትብሃል በቃ ዶ እዉይ ትግርኛ RIP
ወይ ዓዶም ግደፈሎም
Ente endabelka kab mzrab zeytgedfuwu mahari htotat mdlaw mhashe brikitey
ብግእዝ ብዕብራይስጥ ብኢንግሊዘኛን ዓረብን ብቻ ኢኹም መሊስኩምወን ዳ ራእሲ ትግራይ ብትግርኛ ታይ እዩ
eta nah tgray malet melskum gn tkklegna dya
አለካ እንተ ዝብሉካ ዳይ አይጥዖምን እኒኢካ እንታይ ክንብሎ ኢና
ምስ ኮነ ንሪኦ
በጃኹም እቲ ካብ ሃይማኖት ወጻኣ ሕቶኩም ተትገድፉዎ
by arabic is Nemer
ወዲ ይጠንስ እዩ ብኸመይ ከኣ ክነግረኹም እየ ስቕ ኢልኩም ሕተቱኒ
Kkkkkk ewe do
Alke eyu zebhel eneka gdfuo
Wey ዓዶም ሕደገሎም
ከስተኻኽላ እንዳ በለኩም'ሲ እንታይ ኮይንኩም ኢኹም ዕድል ዘይትህብዎ? ዓገብ
ዳሓር ካኣ እዚ መሳሓቒ ዘይኮነ ሕማቕ ሕቶታት እዩ ብፍላይ እቲ እንተ ትጠንስ ኢልኪ ዛሓተትክዮም
እኔካ እዩ እምዳ በልካ ዳ ይንበር ክክክክ
Tay aynet hito eyu bejakie? Next time more zemiher tekone xibuk .
Kab tefetro wexi hto gega
ቅጽልዎ ንፉዓት። ትግርኛ ትዓንብብ!
Aden galn hade hade weliden entemekinen, 3 iyen zkona