ሰባት እንታይ ክብሉኒ ንዝብል ፍርሒ ብኸመይ ንስዕሮ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
- Ideal life Success Coach ኣብ ህይወትና ኣዝዮም ወሰንቲ ዝኾኑ፣ሕልምና ንምስማር ኣብ እንገብሮ ጉዕዞ ኣዝዮም ኣገደስቲ ዝኾኑ ናይ ህይወትን ዓወትን ምስጢራት ከምኡ'ውን ጥበባት ንቐስመላን ዝተፈላለዩ ኣብ ህይወት ንኽጋጥሙና ዝኽእሉ መሰናኽላት ብጥበብን ምስትውዓልን ሰጊርና ናብቲ ንደልዮ ዓይነት ሰላማዊ ህይወት ንኸነምርሕ ዝሕግዙና ብሉጽት ሓሳባት ብምክፋል ንሕብረተሰብና ቅኑዕ ዝኾነ ኣተሓሳስባ ብምህናጽ ብሩህ መጻኢ ንኽህልዎን ብቕንዕናን ብፍቅርን ናይ ዝኾነ ሰብ መሰል ብዘይምግሃስ ንዕብየት ኩላትና ዝተኸፈተት Channel እያ። ንእትገብሩልና ምትብባዕ ኣቀዲምና እንዳመስገና፣ ሰላም፡ፍቅሪ፡ጥዕናን በረኸትን ዝዓሰሎ ህይወት ንምነየልኩም።
Follow us on
Telegram t.me/idealifec...
Facebook / idealifesc
Instagram ...
Tiktok www.tiktok.com...
#idealifeSuccessCoach #eritreanmotivation #tigraymotivation #tigrignamotivation #tigrinyamotivation #eritreanmotivationalspeaker
#eritreanmotivationalvideo #motivationalvideo #eritrea #neweritreanmotivation #eritreanmotivationalspeech #eritreancomedy #neweritreanmovie #ሰባት #ከይብሉኒ #ንዝብል #ፍርሒ #ብኸመይ #ንስዕሮ
ከማካ ይብዝሑ ትብሉ ላይክ ግበሩ 👍
Thank you so much 🙏🙏🙏
ካልድ ዓቢ ሰብ ብጣዓሚ ጹቡቅ ኢካ ትምህር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
Nay behaqi nfuo qexlo ❤❤❤❤❤ edmen toanan yhabka fetari
ናይ በሓቂ ንፉዕ ኢኻ እግዜኣቤሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
እዋይ ንምንታይ ኢና ግን ኣብ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣቲና ዘይንሰምዕ ብጣዕሚ እዩ ከምዚ ዘሕስበኒ መሓልፍፎ ኣለዉ ገለ ገለ ዩቱብበራት ንሂወትካ ዘይ ቅይር ቡዙሓት ሰባት ግን ይካታተልዎም ኣዝዩ እዩ ዝገርመኒ ኣብ ከሚ!!!
❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤🎉
Kalid hawey really teacher life 💕💕💕 qexloo alena msaka ❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ደስ ዝብል ምንቅቃሕ ሓንጎል ትምህርቲ ከማካ ይብዝሑ ዝሓወይ። 👍👍👍👍👍👍
Keep it up
❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ነመስግን በርትዕ
الله يحفظك ربي يوفقك وؤنور دربك ياقالي❤❤❤❤👍👍👍
🙏 🙏 🙏
Keep it up bor you era Execllent ❤❤❤
Thank you so much 😀
ماشاء الله فخورين بك ياأخي إستمر
🙏 🙏 🙏
❤🎉
khalido great
Teraeyu zeyfelt aynet tmrti .
Plase share belwo kalot riom kberatu metan 😍kalidi bravo 👌
Thank you so much 🙏🙏🙏
ፍርሓ❤😢ዝሃድም😢ብጣዕሚ ዝፎትዎ ተባዕ ተጋፋጦ ንኩሉ ፍርሒ ሰብ ከይብሊኒ ገዲፍካ ትደልዬ ግበር ምረፅ❤ድልየት እና ምርጫዊ😢ኣኡሙራዊ😢ስሚዒታዊ❤
ስሚዒታዊት😢❤ኣኡሙሮ 😢ዕድል ኣጋጣሚ ምርጫ ጊዜ ጎል ዕላማ መጀመርያ. መጨረሻ❤
ብጣዕሚ ጹቡቅ ከቡር ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ
ممتاز بارك الله فيك
🙏 🙏 🙏
ዋው ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ተኮነ ወሳኒ ንምካን ወይ ኣይክእሎን እየ ኣይመጽእን እየ ንምባል ንገብሮ መጀርያ እንታይ ምካኑ ንእሽተይ ተትገልጸለይ ደስ ምበለኒ❤❤❤
Oh thanks so much My teacher 🎉❤❤❤
🙏🤙
Well said kaldeyyyy.lets share it guys.
welcome ዝፈትዎ ሓወይ🥰
🥰🥰🥰
Thank you so much bro nice advice
Nay bhaki bsnki frhy ab Mai nefhi fetna enda fltkwo ygagyo nere
Waw no words bro Kipp going
Excellent
True
Thansk you brother
ላይክ ምግባር እትኽእሉ ነዞም ከምዚኦም ላይክ ምግባር ኣይትረስዑ በጃኹም
Thank you 🙏 🙏 🙏
ያያ
qexlo kalid hawet hzbna tiktok endyu zfetu koynu ezi tmhrti terekabi aykonen
እንታይ ዓይነት ጂግና ኢካ በጃካ መመሊስካ ወስክ መትዓቢቲ
ኣዝየ እየ ዘመስግን 🙏 🙏 🙏
Btami nfu eka so ajoka kabzi nchw bkl ktmxna btsfa nxbe
❤❤❤❤❤