ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
thank u bro
Fano king of keren brother
Welcome fany ❤️ 😍 💖
Anta jgna kemakas 10000000 yweledu
ሰላም ሰላም ፍናን ከመይ ትከውን ደሓን ዲካ በቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለክ ናይ ፍትሒ ቃልሲ ከይ ኣድነቅኩካ ኣይሓልፍን ቀጽሎ ተጸበይትኩም ኢና ተማ ሃረኩም ኢና ፡፡ ብምቅጻል እንታይ ክብለካ ደልየ ዳርጋ መብዛሕቱኩም ደለይቲ ፍትሒ ነዞም ኣብ ግብጺ ዘለና ስደተኛታት ኣይትዝኩሩናን ኢኩም ዘለናዮ ኩነታት ድኮነ ሓበረታ ይኩን ዘለናዮ ኩነታት ድምጺ ኣይትኮንናን ኣለኩም ዳርጋ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ወዲቅና ዕድላትና ተጸይቁ ተወሲዱ ኣብ ኣርዑት ህግደግ ወዲቅና ናብራ ከቢድና ክራይ ገዛ ኣስበዛ ክፋእ ህግደፍ ተወሲክዎ ነማርር ኣለና ኣቃልቦ ግበሩልና ብዝኮነ ነገር ሃሰስ ደኣ በሉና ፋኒ ጅግና እበር ግብጺስ ነበረት እንዳ ኮነት ትከይድ ኣላ
ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ ይሳማማዓላ የ ህግደፍ ንኩላ ሒዝዋ ከም ሱዳን ከይትከውን ፈሪሀ ሎሚ'ሲ 😢
ክክክክክክ ኣብዚኣ ሓቂ በልካ፡ካይሮ በኽላባት ተዋሪድና ኣለና፡ሓሺሽ ዝሸጡ መንእሰያት እናበርከቱ ይኸዱ ከም ዘለው ዘርኢየካ ኩነታት እናተራእየ ይኸይድ ኣሎ፡ብትክክል።
😂😂😂 fne sisi dea dki endeyu 😂😂😂
ሐሳዊ ዝይምልክተካ ኣይትግበር
ሰላም ፍናን ከመይ ትኸውን ብዛዕባ ቪዛ ናይ ኢትዮጵይ ንኤርትራውያ ከልኪላ ዝበሃል ዘሎ ገለ በለና