ኣገልግሎት ብጻዊዕት | ስብከት | Word of God | Part Two | Pastor Yoni Abraham | Conference | ሕብረት ስዊዘርላንድ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዪኒ ብሩክ ናትካ ትምህርትስ ክጥዕም ህድእ ኢሉ ውሽጥካ ዚኣቱ ዚጠቅም እዩ።ኣምላክ መመሊሱ ይምላእካ 🙏🏽🌷

    • @jesussaves8022
      @jesussaves8022 5 หลายเดือนก่อน

      Me too. Pastor Yonathan is anoited praise God❤

  • @TrhasBerhe-l1d
    @TrhasBerhe-l1d 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ክብሪ ንኣምላኽ

  • @hiritimehanisho5162
    @hiritimehanisho5162 5 หลายเดือนก่อน +4

    Amenn❤🎉❤🎉❤🎉

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 หลายเดือนก่อน

    Yes we need mentor God bless you pastor yoni your spiritual eyes is open you are one of the best Eritrean fathers this Generation need like you

  • @Makonibedelu
    @Makonibedelu 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen tebarek Yoni bruk

  • @Fiyamettesfay
    @Fiyamettesfay 5 หลายเดือนก่อน +1

    ‏איזה בנאדם יקר באמת

  • @bisratkassa8105
    @bisratkassa8105 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @michaelkifle831
    @michaelkifle831 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amen🙏🙏🙏

  • @gueyyemane1810
    @gueyyemane1810 5 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏💚

  • @helenmihretu6074
    @helenmihretu6074 5 หลายเดือนก่อน

    Wow wow 👌 paster yoni thanks for sharing ur idea ❤❤. You are so blessed keep going

  • @danielAraya-sw4zd
    @danielAraya-sw4zd 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሻሎም ሻሎም
    ጻድቓናት ኣሕዋት
    ስላም ክርስቶስ የሱስ ዕረፍትኩም እዪ ፡ ሓው ዮኒ ጻድቅ ፡ ርእይቶ ምጽሓፍ ክም ናይ ኤዛቤል
    መንፈስ ኢልካ ገሊጽካዮ ፡ ጽብቅ ኣይኾነን ፡ ርእይቶ ዝይምቅባል ክኣ ፡ ዝገደድ ስለዚ ክምቲ ቅብኣት ይውቃዕ እዩ ዝበልካ ፡ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ቅባኣት እኾ ፡ ኣካል እዩ ንሱ ክኣ የሱስ ክርስቶስ ናይ ኹሉ ቅብኣት እዩ ፡ እሞ ንኣብነት እቲ ጽልማት ንቲ ብርሃን ኣይሓዞን ፡ ማለት ፡ ጸልማት ንብርሃን ክዎቅዕ ኣይክእልን እዩ ፡ ስለዚ ብዛዕባ እቲ ኣካል ኢካ ትዛረብ ዘለካ ፡ ብእምነት ክርስቶስ ብምእማን ክኣ ንጎዓዝ ፡ ኣብ ግዕዞ ደካም ፡ ይርክብ እዩ ፡ ንባዕልካ ሓው ዮኒ ጻድቕ ፡ ብክንደይ ድካም ሓሊፍካ ኢካ ግን ፡ ቅብኣትካ ተውቂዑ ማለት ኣይኮነን ፡ እታይ ደኣ ክምቲ፡እቲ ቅብኣት ኣካልና ዝኮነ ንድካምና ብጠበቃ ይገልግለና ፡ ብተወሳኪ ናተይ ቅብኣት ጥራይ እዩ ፡ ዘይተወቀዕ ዝብልካዮ ፡ ደጊምካ ሕስበሉ
    ንስካ ብሩክ ኢካ ።
    ### “ንስኻትኩምሲ፡ ከምቲ ቕብኣት ብዛዕባ ዅሉ ዚምህረኩም ዘሎ፡ ሓቂውን እዩ፡ ሓሶት ኣይኰነን፡ እሞ ኸምቲ ንሱ ዝመሀረኩም ኴንኩም፡ ኣብኡ ኽትነብሩ ኢኹም። እምብኣርከ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር አሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህረኩም ኣየድልየኩምን እዩ።”
    - 1ይ ዮሃንስ 2፥27

    • @mistlalhabtu9348
      @mistlalhabtu9348 17 วันที่ผ่านมา

      Ayeeee nmnkaf kedamot inaa bdkam intehalefe nayhuluf gerka ktweko mhsab Izi keaa nay Saol menges u tebarek 🙏