New Eritrean Future Film 2023 HNE - LSAN by Haregot Sahle ሕነ -ልሳን ሙሉእ ፊልም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • Welcome to Mahderna Entertainment official youtube channel!
    Hne - Lsan by haret sahle • New Eritrean Future Fi...
    ሕነ ልሳን ብ ሓረጎት ሳህለ
    ENJOY
    Our channel presents entertainment contents with High Definition
    (HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
    we kindly invite everyone to join Mahderna Entertainment.cheers!
    SUBSCRIBE AND SHARE; / @mahder-net
    ዕላማ እዚ ቻነል፣ ገና ነቲ ድንግል ዘሎ ባህልናን ክብርታትናን ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈረዩ ዝተፈላለዩ ፊልምታት፡ኮሜዲታት፡ድራማታት፡ሙዙቃዊ ቪድዮታት ዝፈረየ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕዉታትን ሰባት ዝተገብረ ቃለመጥይቅ ዉን ንዝርግሕ። ነቲ ዘይተበርበረ ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንሕረክብ ዉን ዓቢ ግደ ዝጻወት ፡ ኣብ ዩቱብን ዌብሳይትን ምዝርጋሕ ከም ቀዳምነት ሰሪዑ ዝሰርሕ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዚኮነ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን።
    ነዚ ፍርያት ስነጥበብ ኣውሪድና ምዝርጋሕ ንስነጥበባዉያን ጎዳኢ ሙኻኑ ፈሊጥና ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
    follow us
    *********
    subscribe*** / mahdernaentertainment
    facebook*** / mahderna-production-23...
    #Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama
    © copyright : MAHDERNA ENTERTAINMENT 2020

ความคิดเห็น • 322

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 9 หลายเดือนก่อน +66

    መሓርትስ ምሕረት ክርኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም፡ እዚ ቃል ኣምላኽ እዩ። ሕነ ምፍዳይ ናተይ እዩ ይብለና ናይ እግዚኣብሔር ቃል።

    • @rahelbinyam7683
      @rahelbinyam7683 9 หลายเดือนก่อน

      Yes❤

    • @AluChanal
      @AluChanal 9 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ❤

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube742 9 หลายเดือนก่อน +153

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም❤❤❤❤
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 9 หลายเดือนก่อน +1

      Amen 3❤❤❤

    • @YosandawitYosan
      @YosandawitYosan 9 หลายเดือนก่อน

      Amen marey❤❤

    • @jjssjjss6586
      @jjssjjss6586 9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤

    • @user-hj7rx4op2j
      @user-hj7rx4op2j 9 หลายเดือนก่อน

      amen 🙏❤🙏

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 9 หลายเดือนก่อน +60

    ሉለይ ምቅርቲ ክፎትወኺ ንስኺ ዘለክያ ፊልሚ ግድን ኸይራኣክዋ ኣይሓልፍን እየ።❤😘 from tigray💛❤🌹

    • @romanatsimu9460
      @romanatsimu9460 9 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነ

    • @Melawitchanel
      @Melawitchanel 9 หลายเดือนก่อน +1

      wala ane❤ ቤተሰብ ኩኒ መዓረይ

    • @tlgray4660
      @tlgray4660 2 หลายเดือนก่อน

      Wala ane

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 9 หลายเดือนก่อน +95

    _ማሃሪት ኣዝያ ደስ በሃሊት ፊልም ብሓቂ __#ሕነ_ልሳን__ ክንደይ ሰብ ድዩ ዘጥፍእ ንዝኾነ ነገር ርግእ ምባል ክንደይ ሰናይ እዩ😢_
    _ኣድናቂት ሉል & ቶሚ እየ❤_

    • @brktigebereysus4690
      @brktigebereysus4690 9 หลายเดือนก่อน +2

      Btami des tbl

    • @Melawitchanel
      @Melawitchanel 9 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ

    • @amanueldaniel4676
      @amanueldaniel4676 9 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

  • @SeifeTekle
    @SeifeTekle 9 หลายเดือนก่อน +46

    ሉሊ ኩሉ ነገርኪ ከምዛ ተዋስኦኺ ገርሂ ኮይንኪ ኢኺ ትስምዕኒ ❤❤

  • @heru12169
    @heru12169 9 หลายเดือนก่อน +8

    ሉል ልባም ስብ ብሓቂ ንስኺ ዘለኽሉ ፊልሚ ኣስተማሪ እዩ ቶማሰይ ደሞ ብጣዕሚየ ዝፎትወካ ዋው ደስ ዝብል👏💖💙

  • @user-nf3jp4fh7s
    @user-nf3jp4fh7s 9 หลายเดือนก่อน +20

    አነስ ነቲ ዓርኩ ኣዲኒቀዬ ሉለይ❤
    ቶሚየ ፅቡቅ ስራሕ

  • @user-rr7le8rx7t
    @user-rr7le8rx7t 9 หลายเดือนก่อน +4

    ፅብቅትን ማሃሪትን ፊሊም ቀፅሉሉ ኣኣብ ዘለናዮ ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ሓፍትኹም ካብ 💊❤❤❤❤

  • @HanaeMohammedhagos
    @HanaeMohammedhagos 9 หลายเดือนก่อน +17

    ቬሮን ተካኢ ወላዲኻ ምኻንካ ኣዚኻ ደስ ትብለኒ ዋውውውውው፡❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FutsumPetros
    @FutsumPetros 2 หลายเดือนก่อน +3

    ያ ጋይስ ኣብ ኣፍ ሲዕምካ ምቅታል ተጀሚሩ ኣሎ መስልኒ 😂😂😂 ጽብቂቲ ፊልሚ ኣምላኽ መንግዲ ሓቅን ብርሃንን ኢዩሞ እቲ ኣብ ኣምላኩ ዝኣመነ ኩሉ ብሓይሊ ኣምላኽ ክድሕን ኢዩ ❤❤❤

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 9 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብ ብህልና መስዓም ኣይፍቀድን አዩ ከትባሃሉ አኩም ኣነ ግን ኣፍቕደልኩም ኣልኩ 😄nice short move ምሃሪት ካብ ኽሉ 👍part2 gbrula 🌹🌹❤ደቕይ ኤርይ 🇪🇷ሙቁራት ❤

  • @user-bu7ev7he9o
    @user-bu7ev7he9o 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጥዕሚይ ደስ ትብል ማሃሪት ፊልሚ❤❤❤ ሉሊ❤ ቶሚ ❤ኣድናቅክም እየ ሓውክም ካብትግራይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teagesweldit4924
    @teagesweldit4924 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውው ሓሬ ዓርከይ ደስ ትብል ብሓቂ መሃሪትን መሳጢትን ኣብ ሂወትካ ዘይውዳ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦን ዓወትን ይምነልካ ሓሬ ነብሲ
    ምስ ኩሎም መሳርሒትካ ዕድመን ጥዕናን ብጠዓሚ ጽቡቅ ስራሕ
    ብተስፋ ንጽበየኩም ብካል ስራሕ ክሳብ ቲመጽኖ ሓሬ ዓቢይ ሰብ

  • @yonasbereket7629
    @yonasbereket7629 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሉጽ ሰብ ኲሉ ግዜ ብሱል ስርሓት ኢዩ ዝሰርሕ፡ብፍላይ ሕቡእ ምስሊ ብጣዕሚ ደስ ዝብርለትኒ ሥራሕካ ኣብ ዝላዕለ ክትበጽሕ ተስፋ ይገብር❤❤❤❤።

  • @user-gu1by8jr4g
    @user-gu1by8jr4g 9 หลายเดือนก่อน +14

    ኣነስ ሉሉ ዘላቶ ክፈትዋ ማዓት ኢያ ሉሉ ሽኮር ❤❤❤❤❤

  • @nazrietkbreab4584
    @nazrietkbreab4584 9 หลายเดือนก่อน +7

    ከመይ ከመይ ማለት ብስዕሞ 😍😍😍😍 ኬፍ ዘለዋ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ!!!!

  • @user-xc9hg3ly5b
    @user-xc9hg3ly5b 9 หลายเดือนก่อน +15

    Amlak aboy kulu gzie ab goni qunatn nxuhatn kun. Neza film zrakwaa nluna azye sle zefqra eye krya wesine luna ktqtel tery film kxawera aykalkun xenihe gn fetary tum kemti nay bahaqi fqry eya eza qola Dersi enqua nluna ayqetelkaya thanks ufff btami xbqtn mahritn film serihkum Thomas ka ktklo hasawi koinka bravotat deqi deqi erey xbuqat

  • @jggehgd6433
    @jggehgd6433 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊት ፍልሚ አያ ሓፂራ አምበር😢❤❤❤❤

  • @Akiteylove
    @Akiteylove 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ሉሊ - ቶሚ- ቬሮን- ዴቭ

  • @mghsw3508
    @mghsw3508 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣዛርያ ጎበዝዝዝ ዓርኪ❤❤❤❤❤

  • @teweldeemha8247
    @teweldeemha8247 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሐቂ አግዝአብሔር አብ ጎን ቁኑዕ ፍቅሪ አዩ አምላክ ድማ ኩልግዜ ብሰብ ገሩ አዩ ዝህልወካ መቼስ ብታዕሚ ምሃርት ዛንታ ቀጽሉሉ

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake3349 9 หลายเดือนก่อน +8

    Well came harityyy xebok serah

  • @Galadey
    @Galadey 9 หลายเดือนก่อน +8

    Merhaba deki eriy luliy and tomi enpa bselam mexikum ❤❤❤❤❤

  • @yonasgebreandrias4904
    @yonasgebreandrias4904 9 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ትምህርቲ አያ ንዘስተማቀራ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ

  • @user-on3hd8un5d
    @user-on3hd8un5d 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሉል ገራሚት ዋው
    ቶሚ ውን የፈትወልካየ

  • @user-lb5gl6pj3z
    @user-lb5gl6pj3z 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውው ካብ ኩሉ ክፉእ ዝድሕን ዓርኪ ከምዝስ ይብዝሑ

  • @maregtadese8978
    @maregtadese8978 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሉሉ ምቅርት ንስኺ ዘለኽሉ ፊልሚ ከይረእኩ ኣይ ሓልፍን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ❤💚

  • @YewhanaZeray-k4o
    @YewhanaZeray-k4o 9 หลายเดือนก่อน +2

    Woa deki erey mhrit srha so edmen tenan yhabkum ftari, Bzi agtmi luli mkrti btmi eye zftwkin zdnkeken i❤️🫶😘😘

  • @samuelmulugeta1711
    @samuelmulugeta1711 9 หลายเดือนก่อน +4

    Txebuq serah haregot sahle nay bhaqi qtxlo 100/100 ajoka kulu flmtatka nay bhaqi trgum zelwo

  • @Melawitchanel
    @Melawitchanel 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሉለይ❤
    ዎው ብጣዕሚ መሃሪት ፊልሚ🥰🥰

  • @gebshayonas3337
    @gebshayonas3337 9 หลายเดือนก่อน +3

    Adnakotey wesen yeblun Haregot hawey ❤btaemi meharit film ms nfuat tewasaeti tsbuk srah Harie hawey ❤❤❤

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu9639 9 หลายเดือนก่อน +12

    ሉሉ ብጣዕሚ አየ ዝፈትዋ ቶሚ እዉን ካሙኡ

  • @user-po9vn8ge9f
    @user-po9vn8ge9f 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋተይ ዓብዩ ትምህርቲ ኣለዋ😢

  • @rahwasmon6150
    @rahwasmon6150 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውው ደስ ትብል ብሓቂ ምሃሪት እያ ግን ነዚ አዛርያ ዝብል ባህሪ ሒዙ ደሎ ይድገመና አሎ አብ ዛዛሚ ክዳን ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤

  • @user-ln3cg2zl9o
    @user-ln3cg2zl9o 9 หลายเดือนก่อน +8

    ሉለይ ምስ በሉኩ እየ ኩሉ ግዝያ መስምስም ኣነስ እንቆዕ ወዲ ኣይኮኑኩ ብፍቅሪኪ ሕምም ምበሉኩ😂 ጎል ከለኩ ማዕረ ክንድዚ ይፈትወኪ በዋ ኩሉ ትገብርዮ ምቅስቃስኪ እየ ብደቂቅ ዝዕዘበኪ ናተይ ንግስቲ ኢኪ ናይ ካላእ ካራክተር ካ ኣርእይኒ ኩሉ ግዜ ፈቃር ኮንኪ ኢኪ ትሰርሒ ሶ መታን መሊሰ ገንግስርኪ ካልእ ካራክተር ተቀበሊ ❤ ሳሕቲ እየ ዝጽሃፍ እበር ማራ እየ ዘድንቀኪ ኣብ ኤሩ ክርለኩ ንያት ኣፎርቂ ምስ በሉኩ መላሲት ኣይነበረን ኢንተር ቭውኪ ምስ ሰማዕኩ ግን ፍሩቁ ስርሃትኪ ትዕዚበየኦ በቃ 100 ሂበኪ ብፍላይ ኮንፊደንስኪ ግን ንኒቱ ውን ከማኪ ገረ እየ ዝሪኣ ብዝኮነ ቀጽልዮ ሉሉ ዓይነይ❤❤❤

  • @KebronKesete
    @KebronKesete 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amazing movie nice acting!!and also lovely ending

  • @titilenopo
    @titilenopo 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ መሃሪት ሓፃርን ፅፍፍትን እያ❤

  • @SamiBrhane-vu7om
    @SamiBrhane-vu7om 9 หลายเดือนก่อน +4

    Wawwww wawwww wawwwwww👏👏👏👏👏👏👏👏 bhaqi des tbl flim 《Thomi and luli 👑👑👑》

  • @user-fe7xs3jc7f
    @user-fe7xs3jc7f 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ዋው😂😂 ብስዕሞ ወዲእክማ ዝኩሉ ከብደይ ሓቂፈ ሪአያስ😂ኪሕስኩምኒ

  • @yefgetwttg5435
    @yefgetwttg5435 3 หลายเดือนก่อน +2

    tomi ans kemey dye fetw zbelaka bzkone des serah❤❤❤❤❤❤❤

  • @YorusShambel-cy8lc
    @YorusShambel-cy8lc 9 หลายเดือนก่อน +5

    ሉለይ ጺብቅቲ ከምዚ ኸማይ ገሩ ዝፈትወክስ ይህሉ ዶ

  • @febugebrehiwet
    @febugebrehiwet 9 หลายเดือนก่อน +12

    ኣነስ ጋል ቴድሮስ ዘላቶ ክፈትዎ❤❤❤

  • @marhd997
    @marhd997 9 หลายเดือนก่อน +5

    Luli & Tomi❤ kab nay adis zfetwekum ekum kexlwo Lwam gn abzi hji gize bdhri etia ms Efi afro zserahkya gel aynet movie hizkyo tmexi zeleka kulu hade koynu msa fllu ab azanatwu trah eu azye sle zfetweki tesfa ygebr cast keyrki😂 ktmexi bhafesha kulukum endikum hade ayney cast tdegagmu.❤❤❤❤

  • @Ngsti-np1iw
    @Ngsti-np1iw 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @MariaGebretinsae
    @MariaGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

    Azarya Zfetwo Artisti❤❤❤❤❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ አብ ምሕቃፍ ዘላ ፍቅሪ ግን ይፍታሓላ 😍😍😍

  • @superjonastic9344
    @superjonastic9344 9 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @saronzeru5000
    @saronzeru5000 9 หลายเดือนก่อน +1

    Luluy natey naki krie ele eye nza flimi riaya ajoki Bertie barged nhamedu haftki 💙💙💙💙💙👸🌿🌿😘😘😘

  • @user-fk9dv2ft2i
    @user-fk9dv2ft2i 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሉለይ ናይ ብሓቂ መሳጢት ፍሊም ❤❤❤

  • @user-cm6uq9et1g
    @user-cm6uq9et1g 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሉለይ ❤️❤️

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne8307 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሉል ከም ሹማ ፅሪትን ተባዕን ለባምን ሰብ ♥️👍🏻

  • @user-ck5qo2jc4h
    @user-ck5qo2jc4h 9 หลายเดือนก่อน +1

    Bulux siraha Kino kalat darktin hare hawey❤❤ kemue win buluxat sine tibebawyan Ajekum qexilwo bulux siraha💯✍️✍️💖💖

  • @wezamgalhagereseb966
    @wezamgalhagereseb966 9 หลายเดือนก่อน +3

    Azariya gn wedi tewesaei u❤❤❤

  • @assetentertainment8679
    @assetentertainment8679 9 หลายเดือนก่อน +5

    Wellcome haritey ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bl5ws4lo1q
    @user-bl5ws4lo1q 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ይቅንየልና

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 9 หลายเดือนก่อน +2

    ልሉ &ቴሚ ይፍትዎኩም እየ ግን ፍሪሐ ገለ ከይገብራ

  • @yordanossolomon4305
    @yordanossolomon4305 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wow nice movie 🎬 amazing 👏 ❤❤❤❤❤❤

  • @awettesfandrias1240
    @awettesfandrias1240 หลายเดือนก่อน

    Bteami mharit film edmen tenan yhabkum fetari!!!

  • @lemlm644
    @lemlm644 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዋዋዋዋዋዋዉዉ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍👌👌👌💪💪✌️👏👏👏

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake3349 9 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ሉሊየ ጎብዚ❤❤❤❤

  • @LuwamTeklom-rp9te
    @LuwamTeklom-rp9te 9 หลายเดือนก่อน +4

    Luley shikor welcome

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 หลายเดือนก่อน

    ዓርኪ ይበል ለባም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bs5pq4ks3k
    @user-bs5pq4ks3k 3 หลายเดือนก่อน +1

    Waw🥰👊

  • @hagereyalemey
    @hagereyalemey 9 หลายเดือนก่อน +7

    ጽቡቕ ስራሕ ሓባይብ

  • @filmontv5961
    @filmontv5961 9 หลายเดือนก่อน +8

    Luli zfetu like

    • @superjonastic9344
      @superjonastic9344 9 หลายเดือนก่อน +2

      ትግራዋይ ሰላሕ እልካ ውጻኡ ቆማል🙄🙄🙄🙄🙄🙄

    • @filmontv5961
      @filmontv5961 9 หลายเดือนก่อน

      @@superjonastic9344 wedi komarit dkala

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሉለይ &ቶማሰይ ♥️♥️♥️ኣዝየ ዘድንቆኩም ♥️

  • @user-bg7xi1cb2q
    @user-bg7xi1cb2q 9 หลายเดือนก่อน +5

    Wawww xbuq srah qexlo hari hawey❤❤❤❤

  • @edenessayas669
    @edenessayas669 9 หลายเดือนก่อน +2

    Afexaxma,tegagikum simiet nay weledi ketemxiewo nierkum bizkone xbuk srahyu qexliwo.

  • @mekaritarbed86
    @mekaritarbed86 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi fishsi nay behaqi kopie nay abiu wesidu melkiu wela dimtsu, bihafesha tsibuq sirah, amlakh tibebkum yebzihayo❤

  • @user-df1kq4ek3l
    @user-df1kq4ek3l 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-ez3be3hn4u
    @user-ez3be3hn4u 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሊሊ ሽኮር ♥️♥️♥️♥️

  • @heijejdhhh1034
    @heijejdhhh1034 9 หลายเดือนก่อน +3

    Luley ❤️

  • @user-ge9vx6rd5t
    @user-ge9vx6rd5t 9 หลายเดือนก่อน +1

    Waww,nay behaki meharit filem nic jobe

  • @FartunaAbay-yn6jk
    @FartunaAbay-yn6jk 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሉለይ ምቅርቲ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @hermonhagos-tk2xz
    @hermonhagos-tk2xz 3 หลายเดือนก่อน +1

    Woww ❤❤❤❤❤

  • @shedenTsegay-g7f
    @shedenTsegay-g7f หลายเดือนก่อน

    Nay bhaqi xebqi serahi deqi eriyy skorat kixeliwo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8l 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውውውው❤

  • @alemgebru1715
    @alemgebru1715 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሓፂራ እምበር ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake3349 9 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zu3kg5sr4b
    @user-zu3kg5sr4b 9 หลายเดือนก่อน +1

    ስዕምዋ ድዩ ሓንቂዋ ዘይ ትርደኣካ እዙ ኹሉ ጻዕርኹም መዛዘሚ ኮንቶ ስለምንታ እትሓቂ ነግርዋ ተሓቃቅፎ ዘይ ትውድእዋ ኣንታ ሕጂስ በልና ዶ ደረስቲ ኽንኸውን

  • @diyanaberhe-zs6sk
    @diyanaberhe-zs6sk 9 หลายเดือนก่อน +1

    Good job Tomas wedi eri 🥰❤️🥰❤️💖🇪🇷🇪🇷🥰💪

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሉለይ❤❤

  • @semirmahmud
    @semirmahmud 9 หลายเดือนก่อน +2

    Wawww

  • @Fabrigas-ps1xi
    @Fabrigas-ps1xi 9 หลายเดือนก่อน +4

    ❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 9 หลายเดือนก่อน +9

    ሉሉ ምቅርቲ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ልዑል ፈጣሪ።❤❤❤❤❤

  • @MehariMeakele
    @MehariMeakele 9 หลายเดือนก่อน +1

    Dese tblen mharitn kab tomie and luli ❤❤❤

  • @YowhanaGrmay
    @YowhanaGrmay 9 หลายเดือนก่อน +2

    Good job kulatkum bflay ka veron malet azaria jgna naybhaqi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wx9st7ed9o
    @user-wx9st7ed9o 9 หลายเดือนก่อน +1

    Luley bejaki eba qexlyo anes kfetweki ❤❤❤❤

  • @user-eq5rm5hr9h
    @user-eq5rm5hr9h 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤nay bhaqi meharit zkonet srah ajokum deqi erey deqza Halal meriet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 9 หลายเดือนก่อน +1

    Bitaemi Nifieti luliy shikorrr mearit film❤❤❤❤❤edmenn tienann ❤❤❤

  • @abrhamashebr9191
    @abrhamashebr9191 9 หลายเดือนก่อน +2

    Deqi erey shokakur nurulin mqrti endya gn ketehegusuna nierukum tay tqorxwao please ewae bejakum bejakum knlmnekum kemzuy ente koynu aytemxulna pleaseeeeeeeeeeeee.......

  • @user-vl3nb9qq1z
    @user-vl3nb9qq1z 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww Hargoteyy betami belxu serha ajeka qexelo kebka kale eya dexebe❤❤❤

  • @abuchihagos1908
    @abuchihagos1908 9 หลายเดือนก่อน +1

    Behaki meharitt film hine lisan behakii❤❤❤❤❤❤

  • @selamberhe7077
    @selamberhe7077 9 หลายเดือนก่อน +2

    Wow, the best movie of the year

  • @berihatekluabrha1592
    @berihatekluabrha1592 9 หลายเดือนก่อน +5

    Wowwwww Absolutely moves ❤

  • @mazuayney9864
    @mazuayney9864 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwwwwww beqa meglexi zeybla btaemi meharit film thanks deki erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ko2yz7ri2f
    @user-ko2yz7ri2f 9 หลายเดือนก่อน +4

    Lulu zelata film ayehlfan I love her ❤️

  • @filmonmelake41
    @filmonmelake41 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ መሃሪት ስራሕ😮❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-on3hd8un5d
    @user-on3hd8un5d 8 หลายเดือนก่อน +1

    😢