🚨ሎሚ ምሸት ዝተፈጸመ ፍጻሜ! ኤርትራውያን እዚ እዩ ባህልና! የሕዝን ደቃን የሕዋታን ጠሊሞማ! 23 June 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 มิ.ย. 2024
  • 🚨ሎሚ ምሸት ዝተፈጸመ ፍጻሜ! ኤርትራውያን እዚ እዩ ባህልና! የሕዝን ደቃን የሕዋታን ጠሊሞማ! 23 June 2024
    #eritrean #tigray #ethiopia
    #adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
    #tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
    #merebestifanos #lultedros #wintamekonen
    #kirosasfha #danialteklehaymanot
    #eritreaninterview
    #eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamus
    ‪@DadiMami‬
  • ตลก

ความคิดเห็น • 270

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 18 วันที่ผ่านมา +19

    ዋዉ ፊሊ ጅግና ንፋዕ ደቂ ኤረይ ከመይ ዳና ንሕና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @yes6292
    @yes6292 18 วันที่ผ่านมา +25

    ኣቤት ግዜ ንውላድትኻ ክንድዚ ጭኻነ ክብርቲ ውላድት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ማማየ ብሰላም መሬት ዓድኪ የርግጽኪ ❤🎉🤱👏👏👏

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 18 วันที่ผ่านมา +14

    “ንድኻ ዚሐልየሉ ብጹእ እዩ፣ እግዚኣብሄር ብመዓልቲ መከራ የናግፎ።”
    - መዝሙር ዳዊት 41፥1 ወሲኩ ይሃብኩም 😍💝 አሜን፫እማየይ😥አይ ክፉአት ወለዶ አርኪብናዮም ወለድና😢ኧረ ንሕልናና ንንበር አሕዋተይ😢

  • @adayoflight8982
    @adayoflight8982 18 วันที่ผ่านมา +15

    ንፈልጦ ዘይ ብልና ስድራ ጠልሞማ ኣይንበል 💕ምሕጋዝ በረከት እዩ ስድራ ኣፍልጦ የብልናን ንመርገም ጠልመት ኣይንብሎም ዘረባ 2ከይ ሰማዕካ ጽብቅ ኣይኮነን!!

    • @HgHg-qr5sc
      @HgHg-qr5sc 18 วันที่ผ่านมา

      Iytetelemeten

    • @HgHg-qr5sc
      @HgHg-qr5sc 18 วันที่ผ่านมา

      Zeyfeltewo eyom zezarebu zelewu

    • @user-bw2pl6lx5l
      @user-bw2pl6lx5l 16 วันที่ผ่านมา

      Right

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 18 วันที่ผ่านมา +21

    ካባኹም ምፍጣረይ ሓበን ይስምዓኒ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

    • @ereyxada3562
      @ereyxada3562 18 วันที่ผ่านมา +1

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z 18 วันที่ผ่านมา +25

    _ፋኒ ሓወይ ኣነ ትግራዊቲ እዩ ግን ብጣዓሚ እዩ ዝፍታወኪ እና አሜን ምራቃ ይብፀሐና💞💞💞_

    • @user-eu1rz7ie1w
      @user-eu1rz7ie1w 18 วันที่ผ่านมา

      ንሕና ኢውን ንፈትወኪ ኢና ክብርቲ ሓፍትና

  • @brhanezemo4204
    @brhanezemo4204 18 วันที่ผ่านมา +9

    ክንደይ ይጭክኑ እዞም ደቃ ጋለንን ወድንን ክጠልምወን የሕዝን እዩ🥹

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 18 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማ ምሕረት የዉርደልኪ🙏🙏🙏

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 15 วันที่ผ่านมา

    ዋውውውው ብጣዕሚ ዘሕጉስ ስራሕ ኤርትራውነት ማለት እዚ ኢዩ።ብቓላት ክግለጽ ዘይክእል ሓጐስ ዝህብ ናይ ብሓቂ።

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 15 วันที่ผ่านมา

    ፍሊ ሓውና ድማ ብዕድመ ንእሽቶ ብሓሳብ ግን ዓቢ ኢኻ'ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።ኣዝዩ ንሕልናኻ ዘዕግብ ስራሕ ኢዩ።

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 18 วันที่ผ่านมา +5

    ክንደይ ይጭክኑ እቶም የሕዋተን በስምኣም ሕማቅ ግዜ በጺሕና😢😢😢😢

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን(3) ማማ ምሕረት የዉርደልክን ኣጆኽን🙏

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 15 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውነት ሉል መንነት ተባረኺ ሀገረይ ህዝብኺ ተባሪኹ መሬትኪ ዝተባረኸ ዐይኒ አባይና ይደፈን 🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷

  • @melatkfle2163
    @melatkfle2163 18 วันที่ผ่านมา +6

    ኣደስ ትኽበር ድኣ 👸🏽❣️❣️❣️❣️😍😍😍😍

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 18 วันที่ผ่านมา +5

    ምስ ተሓገዛ ክጎይወን ክመጹ እዮም 😮😮😮😮

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z 18 วันที่ผ่านมา +3

    _ፅብቅ ነገር ኩሉ ጌዜ ንብዓልካ እዩ ምሰ ዝኮነ ሰብ_

  • @FiebuFiebu-td4nq
    @FiebuFiebu-td4nq 17 วันที่ผ่านมา +1

    ፊለይ ክንዲ ሽሕ ኣምላክ ልቦናካ ይባርከልካ❤❤❤❤😊

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይይ ብሓጎስ ነቢዐ ብሰለስተ ሞባይልን ላብቶብን ምስ ማማ ኮና ላይክ ጌርናልካ ኣለና ፋኒ ማማ ሰላም ትብለካ ኣላ ፍትዉ እየ ዘብለካ ቀጽሎ ዝወደይ ትብለካ ኣላ ብኢንስትግራም ድምጺ መሊኤ ልኢኻልካ ኣለኹ ስምዓዮ❤❤

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 18 วันที่ผ่านมา +5

    እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም እዚኦም ን ኣዲኦም ማዓሮም ይጠልሙ😢😢😢😢

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 18 วันที่ผ่านมา +3

      ማብ ስደት ክንደይ ተባላሹ ኢዩ ዘሎ ዘመክሕ ኣይኮነን ሰርሖም ዝኣትው ኢንተዝኮኑ ኣይምበሉን😢😢😢

    • @ereyxada3562
      @ereyxada3562 18 วันที่ผ่านมา

      😢😢

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene 18 วันที่ผ่านมา +6

    Amen Amen Amen fani hawey bruk delayi xbuk ❤❤❤❤

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣድኒቀኩም ብሓቂ ኣጆኺን ማማ ኣለና ንሕና ደቅኺ ርግጸኛ እየ የሕዋታን ደቃን ገንዘብ ምስተዋጸአ ከምዝጎይዋ

  • @SegudTv
    @SegudTv 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ንፍዓት ፋሚለይ ኣምላክ ካኣ ምሕረት የውርደልኪ ማማ❤😢😢😢

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 18 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ ኤርትራዉያን እዚ እዩ ዘጸንቀልና❤❤❤❤❤

  • @medhaniehabtemariam7219
    @medhaniehabtemariam7219 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንንን((3))

  • @user-ec3sf4xw7k
    @user-ec3sf4xw7k 18 วันที่ผ่านมา +1

    እዘን ሰበይቲ ኣብ ማዓሰከር ማይ ዓይኒ ምሳይ ኔረን ካብ ፈለማ ደቃ ርጉማት እዮም ኔሮም

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608 18 วันที่ผ่านมา +3

    Wawwwww yes azi au meninetna eritreawuyan🇪🇷🦁

  • @edendebesai4077
    @edendebesai4077 13 วันที่ผ่านมา

    B edme neshetoy lubonaka Gen abi eka emo ajoka kexlo edmen tenan yhabka egziabhier❤❤❤

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-lp5ck6cc8b
    @user-lp5ck6cc8b 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን

  • @WintaYohannes-iq8en
    @WintaYohannes-iq8en 15 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 adey mareyy

  • @melatkfle2163
    @melatkfle2163 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቶም ቤተሰባ ብሰብ ከይጽረፉ እዮም ህዝቢ ክሕግዛ ዘይደለዩ እቲምንታይ እቶም ካልኦት ቤተሰቦም ንስኹም ከሎኹም ደገ ወጽያ ንኸይብሃሉ እዮም ።

  • @Jesusey1
    @Jesusey1 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤

  • @Jesusey1
    @Jesusey1 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 18 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ ስራሕ ፋኒ 👍👍👍👍

  • @efremzemichael4866
    @efremzemichael4866 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ከም ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ኣለኒ ነቲ ስዳራ ዘይብሉ ነቲ ኣላዪ ዘይብሉ ነቲ ረዳኢ ዘይብሉ ዘይትረድኡ ኣብ ሞንጎ ዉሉድን ወላድን ዘእቱ የብልኩምን ነዲኦም ደቃ ጽቡቅ ጌሮም ይፈልጥዋን ይርድእዋን ስለዚ ስልዚ ናይ ስድራ ንገር ብስድራ ክፍትሕ ሸለል በልዎ

  • @YordaAyenew
    @YordaAyenew 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @semhoney414
    @semhoney414 18 วันที่ผ่านมา +2

    Benefit ኣይ ህብዋን ድዮም

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን(3) ፋኒዋይ ለባመይ😍😍😍

  • @zebibkesete1734
    @zebibkesete1734 18 วันที่ผ่านมา +3

    Amen fnaney

  • @awetyakob7936
    @awetyakob7936 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን 3 ኣደይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዚኣ የሐጒስኩምኒ የሕዋት ኣዴታትና ከምዚ ጌርና ንእለየን ንሓግዘን

  • @DhgFgt-pj8se
    @DhgFgt-pj8se 18 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 14 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ኤረይ መቅሰናት፡ ዕልልልልል

  • @YordaAyenew
    @YordaAyenew 18 วันที่ผ่านมา +1

    እቶም ቤተሰባ ሓሳዳት ክትሕገዝ ስለ ዘይደለዩ እዮም እንበር ተዝደልዩ ኣበይ ኔሮም 😢😢😢

  • @tesfomnebi7754
    @tesfomnebi7754 18 วันที่ผ่านมา +1

    excellent good job all brother and sister 👏 GOd bless you all 🎉

  • @WintaYohannes-iq8en
    @WintaYohannes-iq8en 15 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaki bro 🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen(3) mami shekorrr 🙏🙏🙏bunet kem lomi aytehagodkun ❤❤❤❤❤

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን//3//😢

  • @Hiyab_143
    @Hiyab_143 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ማዓስከር ከርተት ዝበልክዮ ከይኣክለክስ ኣብ ካናዳ ካኣ❤

  • @mikeasse5200
    @mikeasse5200 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 🙏

  • @user-xc7bt5td2r
    @user-xc7bt5td2r 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 18 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤

  • @user-iu6fx6rr2n
    @user-iu6fx6rr2n 18 วันที่ผ่านมา

    ፋኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ቀጽሎ ሰናይ ተግባር ምግባርካ ካ ብኣምላኽ ርክቦ❤❤❤

  • @user-uy2hi2pi7b
    @user-uy2hi2pi7b 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 3fani hawey 🙏 🙏 🙏

  • @user-ud1js7hp6r
    @user-ud1js7hp6r 16 วันที่ผ่านมา

    woooooow you are blessed

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን 3 ማማ ኣጆኽን ማማ

  • @herierilove2100
    @herierilove2100 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን❤

  • @HHh-qq7rl
    @HHh-qq7rl 18 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 🙏🙏🙏 adey marey yehwatey kea senay gebri nenbseka yu mo qexlwo teray ye zblkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gereweldu4157
    @gereweldu4157 17 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኺ ማማየይ ፊሊ ሓዉና ድማ ብጣሚ ጅግና ኢኻ

  • @alganeshhaile5685
    @alganeshhaile5685 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏

  • @MuluAsrat
    @MuluAsrat 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤Tebareku.yhwar.nweladit.mhgaz.abi.asbbi.you❤❤❤❤❤❤❤

  • @helentekle712
    @helentekle712 18 วันที่ผ่านมา +3

    Bravo fili👌👌👌

  • @Yorfanhabesha
    @Yorfanhabesha 18 วันที่ผ่านมา +2

    ንፉዓት ❤❤❤

  • @SimretZewde-jh9yw
    @SimretZewde-jh9yw 18 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen Aday mearay❤

  • @daniwedihager7708
    @daniwedihager7708 18 วันที่ผ่านมา +2

    Amen ziyada

  • @Jesusey1
    @Jesusey1 18 วันที่ผ่านมา +2

    እቶም ደቃ ክሓስሙ ነዲኦም ይጠልምዋ በስምኣም እንታይ ግዚኡ በጺሕና🤔

  • @genettecle6461
    @genettecle6461 18 วันที่ผ่านมา

    Amen, Adeye marey❤

  • @BeReketKelat-lb1kp
    @BeReketKelat-lb1kp 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን 🙏🏻ኣሜን 🙏🏻ኣሜን 🙏🏻

  • @user-nl7yh7fi4b
    @user-nl7yh7fi4b 18 วันที่ผ่านมา

    Amen(3)!!!❤❤❤

  • @user-gh9nu4ss6u
    @user-gh9nu4ss6u 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @wintaasmerom9689
    @wintaasmerom9689 18 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏 adey marey

  • @user-xr1vr6rk8m
    @user-xr1vr6rk8m 18 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን አደዋይ🤲🤲🤲👏

  • @user-ty5rd6vz9l
    @user-ty5rd6vz9l 18 วันที่ผ่านมา +2

    Ado😢🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @selamnealmena5407
    @selamnealmena5407 18 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @febenZerezghi
    @febenZerezghi 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ሙኩራት ኣምላክ ሚሳኪም ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mehrethabtendrijs8043
    @mehrethabtendrijs8043 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤Amen Amen 🙏 Amen 🙏

  • @helentekle712
    @helentekle712 18 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen🥰🥰🥰🥰🥰

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen yibeliwo silase

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene 18 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @Akberet1994
    @Akberet1994 17 วันที่ผ่านมา

    Amen! adey mearey naken ka egzabher edmen tenan habken.

  • @FtwiFsh
    @FtwiFsh 16 วันที่ผ่านมา

    Amennn

  • @samuelyrgawsami5066
    @samuelyrgawsami5066 18 วันที่ผ่านมา

    Amen🙏🙏🙏

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 12 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen.

  • @Nazreitshewit
    @Nazreitshewit 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣደይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LeltiOkbay
    @LeltiOkbay 16 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen mama mhret ywrdelkin

  • @simretaraya1969
    @simretaraya1969 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen ❤❤❤❤

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen

  • @rjrujina7882
    @rjrujina7882 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl 17 วันที่ผ่านมา

    Fili tebarek ❤❤❤ klkum

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @mehrethabtendrijs8043
    @mehrethabtendrijs8043 17 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @dahabmogos8360
    @dahabmogos8360 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን3

  • @RosaNega
    @RosaNega 18 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 18 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍

  • @MehariGebrebrhan
    @MehariGebrebrhan 18 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ይሓግዝኩም ደቂ ኤረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AdhanetAfewerki
    @AdhanetAfewerki 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @saba5749
    @saba5749 18 วันที่ผ่านมา

    Tesegr ij weza

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማ ሓላል ንስኽንዶ ግዳም ምወጻኽን😢

    • @love-ef4pp
      @love-ef4pp 18 วันที่ผ่านมา

      ata emo balna wesina nimen ena kenewenjl

    • @user-tv4qu6de8q
      @user-tv4qu6de8q 17 วันที่ผ่านมา

      ኣዲስ ኣበባ