Book Review Sened 80 By Beyene Semere, Aynom Tesfagabr and Sefu Abraham

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 4

  • @-tv2682
    @-tv2682 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ መደብ ነሩ መምህር፡ ሳላ ድቃሰይ ቐጽዐ ክሻዕ መወዳእታ ዝተኻታተልኩስ፡ እዞም ኣቦና ብላዛኹም ዝብል፡ ዝኣምነሉ መትከል'ኳ ሰምዐ💚💙💚🙏

  • @bereketmsgna-ve5xx
    @bereketmsgna-ve5xx 3 หลายเดือนก่อน +3

    ትማሊ ሰንበት ዕለት 23 /06/2024 ኣብቲ ብመኮነን ተስፋይ ዝዳሎ" መደብ ድርሳን" ንመጽሓፍ ሰነድ ሰማንያ ዝምልከት ገምጋም ተኻይዱ ኔሩ።ኣብቲ ቅድሚ ዓመት ኣቢለ ንሕትመት ዘብቃዕክዋ መጽሓፈይ ዝተኻየደ ገምጋም ከም ኣወሃሃዲ መደብ መኮነነን ተስፋይ ፡ ኣቶ ሰይፉ ኣብረሃም ካብ ሽወደን ፡ኣቶ ዓይኖም ተስፋጋብር ካብ ጀርመን ፡ኣቶ በየነ ሰመረ ድማ ካብ ኣውስትረልያ ብሱል ዝኾነ ገምጋም ተገሩላ ኔሩ።ኣብቲ ብኣወሃሃዲ መደብን ብሃየስትን ዝቀረበ መደብ እምበኣር ብቃላት፡ብጠባያት፡ብሕጥቦ ጽሑፍ ፡ብደረጃ መጽሓፍ፡ብቅዲ ኣጸሓሕፋ ፡ባህልን መንነትን ኮታ ኣብዚ ሓጺር ጽሑፍ ክግለጽ ዘይከኣል ዓሚቅ ህየሳ ኔሩ።ብቀንዱ ግን ኣብቲ ኣወንታዊን ኣሉታውን ናይታ ጽሕፍቲ ዝቀረበ ገምጋም፡ንዓይ ዓቢ ትምህርቲዩ ኔሩ ምባል ኣኻሊ ኣይኮናን፡እንታይ ድኣ ከምዚ ዓይነት ብኣዝዩ ክፉት ልቢ ዝተገብረ ቅንዑን ልቦና ዝመልኦ ገምጋም ነዓይ ከም ጸሓፋይ ፡ንኻልእ ጽሑፋት ዘተባብዕን ኔሩ ክብል እግባኣኒ።ኣብዚ ገምጋም ንዝተዋህበ ጉድለት ብምዝካርን ብምህያስን ዝቀረበ ገምጋም ብወገነይ ኩሉ ቁቡልዩ፡እዚ ክብል ከለኹ ነቲ ኣወንታዊ ጎኒ ነጊሩ ጥራይ ዘድንቀካ፡ኣሉታዊ ጎንኻ ኣስሚዑ ዝሃንጸካን ዝስሕለካን ሰብ የድንቅን ይብርሃንን።ኣብ መጠርሽታ ንኣወሃሃዲን ንገምገምቲ መጽሓፍ ሰነድ 80 - ክልተ ልዑል ምስጋናይ ክልእኽ ይደሊ እሞ አቀንየለይ።

  • @y7k31
    @y7k31 3 หลายเดือนก่อน +2

    ግርም ዕዮ ሞኬ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቀፅሎ የቐንየልና ብዙሕ ፍልጠት ብውሕሉልን ሰሓብን ተስንቕና ስለ ዘሎኻ።

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤