Eritrea- ኣብ ትማሊ ዝተሸኽለ ወለዶ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 16

  • @shamabeyan4982
    @shamabeyan4982 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጻይ ዮናስ ብጣዕሚ ኣገዳሲትን እዋናዊትን ኣርእስቲ ኣቕሪብካ በዚ ኣጋጣሚ ኣዝየ የምውስግነካ።

    • @merho-media
      @merho-media  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you for supporting me.

  • @merho-media
    @merho-media  3 หลายเดือนก่อน +1

    ሃናጺ ርእይቶኽምን ደገፍኩምን ንዝሃብኩም ኩልኹም አመስግን። 🙏
    Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ኩኑ። ምድላዋትና ናብ ካልኦት ምእንቲ ክበጽሕ Share, Like ክትገብሩ ብትሕትና እላቦ።

  • @Lubak.
    @Lubak. 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ሚድያ ንምዕባይ ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ💚💙💚💙💚🌿🌿🌿🌿

  • @merho-media
    @merho-media  3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓድሽ መደብና ንምርኣይ እዚ ሊንክ ጠውቑ👇
    th-cam.com/users/liveMwYLFf5tVQg?si=YzWXsfyTD4GZFGLh

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wow

  • @Lubak.
    @Lubak. 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yeqenyelna xubuq meglexi👌👍🙏💙💙💙

  • @gebregziabherpetros5213
    @gebregziabherpetros5213 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ብሉጽ ኣርእስትን ትንተናን ኢዩ ጅግና ተቓላሳይ ዮናስ ኣሸብር!!
    ኣብ 2ይ ውግእ-ዓለም መራሒ ዓዲ'ንግሊዝ ዚነበረ ዊንስተን ቸርችል፡ "እቶም ታሪኾም ዘይዝክሩ፡ እናደገሙዎ ኪነብሩ ይፍረዱ" ከም ዚበሎ፡ ሕዝብና ታሪኹ ዘኪሩን ካብኡ ተማሂሩን ይኣክል ስለዘይበለ፡ እነሆ ኣብ ቀጻሊ ውግእ፡ ሕሰምን ጥፍኣትን ይነብር ኣሎ። ኤውሮጳውያን ድሕሪ ህልቂት 2ይ ውግእ-ዓለም፡ ታሪኾም ጽሒፎም "Never again" ኢሎም ኣብ ምዕባለን ቴክኖሎጅን እንክውንጨፉ፡ እቶም ካብ ታሪኽና ዘይንመሃር ኣሕዛብ ከዓ ታሪኽ ብምድጋም ሓድሕድና እናተፋለስና ንነብር ኣሎና።

    • @merho-media
      @merho-media  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you very much!

  • @Tesfa177
    @Tesfa177 3 หลายเดือนก่อน +2

    Good job 👏💙🌿💙🌿💙🌿

  • @letebrhanhabtslasieweldege7451
    @letebrhanhabtslasieweldege7451 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ትማሊ ተሸኺሉ፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ክማጎት መጻኢኡ ዝኸሰረ፡ ድስኩል ወለዶ።

  • @BN_Ageneration_mussie1973
    @BN_Ageneration_mussie1973 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዮኒ በርትዕ ቀጽለሉ 😢🤴🦁✊😘💙🙌🙏

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትማሊ ዝነብር ህላዌኡ ዝኽሕድ ኢዩ።

  • @Tesfa177
    @Tesfa177 3 หลายเดือนก่อน +1

    Please ቅጽሎ ዮኒ ሓወይ

  • @BlenaKahsay
    @BlenaKahsay 3 หลายเดือนก่อน

    Wonderful!! Lets Subscribe and like