Titi Tube(መንፀገባ)ኣሸንዳ ምስ መሓዙተይ ዝነበረኒ ውዕሎ_Ashenda 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 759

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 หลายเดือนก่อน +49

    አሜን አሜን አሜን እንኳን አሕቢሩ ኣብፀሐና ንሕና ደኣ ብጀማ ተከዲና ምስ መዳም😢

    • @Awet355
      @Awet355 2 หลายเดือนก่อน +3

      ኣጆና ጋልነይ😢 ደምርኒ ባ ♥️👏

    • @Asa-dv3gv
      @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ😢

    • @HhHh-h9u
      @HhHh-h9u 2 หลายเดือนก่อน +1

      ajena kulu khalf eyu😢❤❤❤

    • @sdiu263
      @sdiu263 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጃና ማዓርይ😢🙏

    • @SmiraSmira-q2w
      @SmiraSmira-q2w 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጀና ዝሓፍተይ 😢❤❤

  • @emneteytewahdomedia-hr1zp
    @emneteytewahdomedia-hr1zp 2 หลายเดือนก่อน +5

    ካልኣይ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ ብኩሉ ነገር ዓደይ ናፊቀ ካሓስት እንኳዕ ተወለድኪ እግዚብሔር አምላክ ሓስብ ልብኪ ይስምረልኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ናይ ሓጎስን ደስታን ፍሳሃን ይኩነልኪ ትሕርቅንይ ትስሕቅንይ ተዋስእት እኪ❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 2 หลายเดือนก่อน +13

    ከም ሎሚ ስደት ምህላወይ ኣስተማሲለ ኣይፈልጢ ማርያምን ብጣዕሚ ናፊቀ ንእስነተይ ከይስተማቀርኩ ኣብ ስደት በልየ😢እንኳዕ እስቲ ኣብፀሐና ንዓመታ ኣብ ዓድና የውዕለና❤❤❤

    • @gabrikonjo5425
      @gabrikonjo5425 2 หลายเดือนก่อน

      ኣጀና ወላ ኣና ናፈቀ😢

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 2 หลายเดือนก่อน +12

    እንኳዕ አብፀሐክን ደቅ አሸንዳዋይ ዓድኻ ጥዑም አብ ሰደት ዘለና ብዙሕ ነገር ይሓልፈና ሰለ ኹሉ እግዚአብሔር ይመሰገን🌿🌿🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና ደቂ ኣሸንዳ ፅሩይት❤❤❤ካሕስት ብሂወት አለኪ ድኪ ረአኪ ደስስ እልኒ😂😂😂እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረከልኪ አምላኽ ቅዱሳን ካሕስተይ❤❤❤❤

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 2 หลายเดือนก่อน +9

    አሰይ ዘን አሕዋተይ እንኳዓ ሓቢሩ አብፀሐና አሜን ክምዚ ለማዓንቲ ዓድና ንዉዕል አምላክ ያሓግዘና አብ ስደት ዘለና ማርያምን ማራ እየ ናፍቀ😢🎉🎉🎉🎉

    • @semhalsara2133
      @semhalsara2133 2 หลายเดือนก่อน

      🥺❤❤❤❤

    • @Selam33-ws7jg
      @Selam33-ws7jg 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜንንን😢❤🤲

  • @emebetabeto2269
    @emebetabeto2269 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ክንደይ ደስ ይብላ ፅቡቃተይ እንኳዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ❤❤🎉🎉

  • @MaryHamad-d9c
    @MaryHamad-d9c 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን🙏🙏እንኳዕ አሕብሩ ኣብፀሐና ደቅ ትግራይ ሽኮራት አይ ስድት ሓስም🙏🙏😢❤❤❤🎉🎉

  • @HxJnc
    @HxJnc 2 หลายเดือนก่อน +11

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና መንፀገባየ ቆንጀተይ❤❤❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ደሰ ክትብላ ወይዘራዝር ትግራይ💋💋💋💋

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኡፍፍፍ አይይ ሰደት 😢ንሕና ደኣ ብጀማ ተከዲና ምስ መዳምና አይ ግዜ😥🥺🤕😭

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና የኔ ቆናጁ ሰደት ሓሰም❤😥

  • @እንደርታዉት
    @እንደርታዉት 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ አብፀሐክን ተጋሩዋይ ሰደት ዘለና እዉን በሰላም መሬት ዓደና ይረገፀና❤ ናፍቆት ግን😢😢😢

  • @KisanetAdugna-uf4cd
    @KisanetAdugna-uf4cd 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን 🙏🙏 ኣይ ስደት ግን 😢😢😢😢 ኣብ ስደት ዘለና ጸንዓት ይሃበና 😔😔🙍‍♀️

  • @sdxc1806
    @sdxc1806 2 หลายเดือนก่อน +12

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቡሩ አብፅሔናደቅ አሸንዳ ቆናጁ ♥️❤️❤️❤️❤️

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ

  • @aishan4539
    @aishan4539 2 หลายเดือนก่อน +5

    አናፊቅክናና እኳ ደቂ ማርያ ዓድካ ጡዑም አብ ስደት ምስ ብጃማና ኢዶ ዊዒልናን 😢

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኻዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ደቂ ኣሸንዳዋይ❤❤❤ ኣየ ሰደት ሰዲ ኣነ ድኣ ብጃማ ተኪዲነ ዶ ምሰ መዳም 😥

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክቡራተይ ❤❤❤❤❤❤😢❤😢😢 እፍ ናፊቀ 😢😢

  • @AsekaleAsefa
    @AsekaleAsefa 2 หลายเดือนก่อน +13

    አሜን አሜን አሜን እንኳዓ አሓብሮ አብፅሓና ይሓፅረልና ዶ ይኩውን ሰድትና ክም አፋኪ ይገብረልና ዝየድይ

    • @Awet355
      @Awet355 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዚያዳይ ♥️👏

  • @EleniGidey-v5u
    @EleniGidey-v5u 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንኻዕ ተወለድኺ ሪቸይ ብጣዕሚ ዝፈትወክን ደቂ ትትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳 መንፀገባ ❤❤❤ካሓሲት❤❤❤ መንጢላ ❤❤❤ ሽኾራት❤❤💘💘💘

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርከልኪ እግዚአብሔር አምላኽ ቆልዓ አሸንዳ❤❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ሓቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና

  • @HaiatK-f2o
    @HaiatK-f2o 2 หลายเดือนก่อน +12

    ኣሜን እንቋዕ ኣብፅሐክን ለአካትክንለ ሩሑስ ቅንያት ኣሽንዳ ይግበረልና🎉🥰🫶

    • @Awet355
      @Awet355 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ♥️👏

    • @HaiatK-f2o
      @HaiatK-f2o 2 หลายเดือนก่อน

      @@Awet355 እምቢ

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን፫🙏እንኳዕ ሓብሩ አብፅሐና ኣሰይይይይ ደስስስ ትብላ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ፈጣሪ ንዓናውን ስደትና አሕፅሩ ንዓክን የምስለና እግዚአብሔር አምላክ🙏❤❤❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክብራት አሕዋተይይይይ አሜን እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ንኩላትና ንናዓመታ ካብ ስደት ተመሊስና ብአካል ነሐልፎ ይግበረልና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    መንፀገባይይይ እቲ መጎጎጎኮ ቃዲሩ ❤

  • @ማኛማኛ
    @ማኛማኛ 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሜንኣሜንኣሜን 🙏🙏🙏👏👏👏👌❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FeffDadf
    @FeffDadf 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FuyTyyy
    @FuyTyyy 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዉቅባት አንኳዕ ኣብፀሐክን ካሓሲት ለ ምቅርቲ እንኳዕ ደወለድኪ 👏👏👏😘

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 2 หลายเดือนก่อน

    _አሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ቲቲዋይ🤗😍ከም ኣፍኪ ይግበረልና🥺🥺ኣቤት ክትፅብቓ እንኳዕ ኣሕዋተይ ኮንክን🤗😘ደቂ ሪመይ ርሑስ ብዓል ኣሽንዳ ይግበረልና😊_

  • @bege8567
    @bege8567 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዉሩ ተጋሩየ ፁርያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤አሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሓና ዓሳድታት❤❤❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ፅብቃተይ❤️❤️❤️💖❤️❤️❤️❤️

  • @algamichael8910
    @algamichael8910 2 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen mantegba shikor❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጓልትግራይመቐለ
    @ጓልትግራይመቐለ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ እንካዕ ኣብፀሐክን ቲቲየ❤❤❤❤❤

  • @Samri16
    @Samri16 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ፅቡቃተይ እንኮዕ ኣብፀሐክን❤❤❤❤

  • @FaurwzHbash
    @FaurwzHbash 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ደቂ ኣሸንዳና ❤❤❤❤❤

  • @hdjf4
    @hdjf4 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሕቢሩ ኣሕዋተይ ❤❤

  • @dhdj530
    @dhdj530 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና🙏🙏🙏♥️❤️❤

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 หลายเดือนก่อน

    TiTi እንኳዕ አብፀሐክን ሽኮራት.lovely ❤❤❤❤

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዛት ዉቅባት እንኳዕ ናትና ኾንክን.ከሓሲት happy birthday. Tt you are the best tsedal shukor ❤❤❤❤

  • @Gener-u8w
    @Gener-u8w 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ሓብሩ እብፀሐና❤❤❤❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 2 หลายเดือนก่อน +2

    Asey shikoretiy enkae abtsahakin dkiy ashinda ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maohamed3399
    @maohamed3399 2 หลายเดือนก่อน +34

    ከም ለሚ ናፍቀ ኣይፈልጥይ ዓድኻ ጥዑም🎉❤😥

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ❤

  • @ጓልሽረ-ሸ2ቈ
    @ጓልሽረ-ሸ2ቈ 2 หลายเดือนก่อน

    🎉እንኳዕ ኣብፃሕክን ተጋርዋይ❤ ስደት😢

  • @KsanetMhretab
    @KsanetMhretab 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 2 หลายเดือนก่อน +2

    Enkaw abtsehekn abtseheba nbaal ashenda amien kem afki ygberelna mentsegeba❤❤❤❤enkae teweledki❤❤❤

  • @SaraSara-pe5jj
    @SaraSara-pe5jj 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓብሩ አብፀሐና ትቲየ ብረይ አማ ናበይ ኸይዳ❤❤❤❤❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ

  • @azmerameharimehari4703
    @azmerameharimehari4703 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜንንንን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ደቂ ሸንዳዋየ 👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rosehama
    @rosehama 2 หลายเดือนก่อน +1

    .አሜን አሜን አሜን ቲቲዋይ ንዓክን እዉን ሩሑስ ቅናያት አሸንዳ ይግበርልክት ሽካራት

  • @MeronAdwe
    @MeronAdwe 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወለድኪ የኔ ማር .❤️❤️❤️❤️

  • @ያልታፈታ.ህልም-nd7jt
    @ያልታፈታ.ህልም-nd7jt 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና ኣብፀሐክን ስደትና ያሕፀረና መንፀገባየ የኔ ማርር👏👏👏♥♥♥❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ZozoZoo-eb5zq
    @ZozoZoo-eb5zq 2 หลายเดือนก่อน +3

    Bteami des zbl eyu deki ashenda enkae abtsehekn ahwatey❤❤❤

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ጽቡቃት አንኳአ ኣብጸሐክን🎉❤

  • @BxdHjd
    @BxdHjd 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤

  • @MeryamGEREZIHER
    @MeryamGEREZIHER 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ አብፀሐና ደቂ አሸንዳዋይ አበ ዉሽጢ ዓዲ ዘለክን ካብ ዓመት ናብ ዓመት ብሰላም የፅንሕክን አብ ስደት ዘለና ድማ ስደትና አሕፂሩ በሰላም መሬት ዓድና የሪአና ናፍቆት አይከኣልናን ❤❤😢

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤መንፀግባይ😊 ኣብፅሐክን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ❤
    ንስኻትክን ለ እንኳዕ ካብ በረኻ ናብዚ ኣብቅዐክን ጀጋኑና ኢኽን ❤

  • @meriweldat7638
    @meriweldat7638 2 หลายเดือนก่อน +1

    happy bersdey ራኪየ🎉🎉🎉🎉🎉🎉እቃዕ ኣብፀሐክን ደቂ ኣሸንዳ❤❤❤❤

  • @GaNa-qu8fm
    @GaNa-qu8fm 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን እኳዕ ሓብሩ አብፀሐና ደቂ አሸዳ ምዓረይ😢🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @እምንቲእየንዛኣመነኒ
    @እምንቲእየንዛኣመነኒ 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ ኣብፀሐና ምቁራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @meriabrha115
    @meriabrha115 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ሙቁራተይ ❤❤ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜኖ🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘

  • @Awet355
    @Awet355 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ እንኳዕ ኣብፀሐክን ፈለግዳዕሮ ዓደይ ♥️♥️♥️♥️💃💃💃💃💃♥️

  • @emnetberhe
    @emnetberhe 2 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይ ሙቁራት ፍጥረት ኣሜን እንኮዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣይፈላልኽን ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉❤️🥰🥰🥰🥰

  • @ፍሪሓፍቲወይኒ
    @ፍሪሓፍቲወይኒ 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ኣብፀሐክን ፅሩይት ከም ለሞ ናፍቀ ኣይፍልጥን 😢❤❤❤❤❤❤

  • @ማመስገንነውልማዴ
    @ማመስገንነውልማዴ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፅና እዘን ሙቁራት ዓድና ኣናፍቅክናና ❤❤❤❤❤

  • @AIemGebremedhn
    @AIemGebremedhn 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤

  • @gerietesfamariam1820
    @gerietesfamariam1820 2 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ኣብጽሓክን ደቂ ኣሸንዳ ዘመን ስሓቅን ፍቅር ጸወታን ሰላም ይክነልክን ❤❤❤

  • @TfFc-wm9ko
    @TfFc-wm9ko 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና🌿❤❤❤

  • @Sara-jf9vm
    @Sara-jf9vm 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ሓቢሩ እንካን ኣብፀሐና ምቅራት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Fana-s9z
    @Fana-s9z 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜንኣሜን እንኳዕ ሓቡሩ አብፅሔናደቅ አሸንዳ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SwSwfg
    @SwSwfg 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ኣንካዕ ኣብፀሐክን❤

  • @SopiaHayet
    @SopiaHayet 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን❤❤

  • @SaraSaraa-rx6fi
    @SaraSaraa-rx6fi 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን 👏 👏👏👏👏👏👏👏👏👏 አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏

  • @WediKindeya
    @WediKindeya 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ውቅባት ደቂ አሸንዳ ኣሕዋትና

  • @Askalgebrehiwet85
    @Askalgebrehiwet85 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen enkaa ahbru abtsehena deki adey shkorat

  • @amanema-z5p
    @amanema-z5p 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ኣብፀሓክን ደቂ ኣሸንዳ 🎉🎉❤

  • @GooklFookl-qo1nd
    @GooklFookl-qo1nd 2 หลายเดือนก่อน +1

    መንፀገባ ግን ሕደጊ ንወለድኺ ኣፍቅዲ ኣይትሙለቒ እና ቲቲይ ሽኮር ኣሜን ስደትና የሕፅረለና

  • @MiriMm-f9q
    @MiriMm-f9q 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 2 หลายเดือนก่อน +1

    አንቃዕ ኣብጸሐክን ♥️♥️♥️ኣነስ nfike🥲

  • @ተሰፋእዩሰንቀይG
    @ተሰፋእዩሰንቀይG 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን እንካዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ሸኮራት❤❤❤❤❤💚💚🙏🙏👏🥰🥀

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 2 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ፅቡቃተይ እንካዕ ኣብፀሐክን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrehetlove6269
    @abrehetlove6269 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜንንንን እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ክብርቲ ሓፍተይ መንጸገባየ ኩልኽን ምቁራተይ ስደትና የሕፅረልና🙏🙏🙏

  • @TsegaGebremedhin-u3h
    @TsegaGebremedhin-u3h 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኮዓ ተወልድኪ ዛናተይ

  • @ህያብ
    @ህያብ 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ትወለድኽ ዕድመ ጥዕና ይሃብኽ❤❤❤

  • @NgstiHaylu
    @NgstiHaylu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን (3) ርሑስ ኣሸንዳ❤❤❤❤😊

  • @selambahta145
    @selambahta145 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ጽቡቃት ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ኣብፀሐክን ተጋሩዋይ❤💛🌹🌹🌹🙏

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss9176 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቲቲዋየይ መዓረይ ፍቱው እየ ዘብለኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fhg-sp4sq
    @Fhg-sp4sq 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መንፀግባ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜንኣሜንኣሜን እንዕኳ ሓብሩ ኣብፅሐና ኣሕዋትይ ተጋሩዋ🤲❤❤❤🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 2 หลายเดือนก่อน +1

    Happy ashend ! 🎉🎉🎉🎊🎊🎊🎊🎈🎈🎈You are cute

  • @سميرهن-ز7غ
    @سميرهن-ز7غ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን (3)ኣሕቢሩ

  • @ghfff1335
    @ghfff1335 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተወልድኪ ዛበይተይ ቀሪ ዘበንኪ አምላክ ይባርከልኪ ❤❤

  • @titigalGere
    @titigalGere 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን/3 ምዓረይ🙏🙏❤❤❤

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 2 หลายเดือนก่อน +1

    ልክዕ ፅሪቲ ባህልና ኣምፅክንኣ 💖 ኣንኮዕ ኣብፀሐና ደቂ መዲማይ

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ አሜን ቲቲዋይ