ሙግት ኣብ እዋናዊ ፓለቲካ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • ሙግት ኣብ እዋናዊ ፓለቲካ ትግራይ
    ተጋዳላይ ኤፍሬምን ሚኪን

ความคิดเห็น • 119

  • @tsehayeabay2982
    @tsehayeabay2982 4 วันที่ผ่านมา +9

    ልክዕ ኣሎ ሚኪ ራያ።የካቲት 11 ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቐመትን።

  • @tsehayeabay2982
    @tsehayeabay2982 4 วันที่ผ่านมา +4

    እዙ በዓል እዙይ ብሚሊዮን ዝግመት ህዝቢ ትግራይ ኣደዳ ሞት ዝኾነት መዓልቲ ኢዩ።

  • @tesfaalemsebhatu8552
    @tesfaalemsebhatu8552 2 วันที่ผ่านมา +1

    Efrem manjus, hasabka dkum eyu.
    Miki Raya, great job. Very progressive ideas.

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 3 วันที่ผ่านมา +5

    ሚኪ ራያ ትኽክል እዩ ምንም ዝድርበ ነገር አይብሉን።

  • @yemanehaile8980
    @yemanehaile8980 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብራቮ ሚኪ።ምሳኻ ዝከራኸር ዘሎ ዝርዳእ ኣይኮነን ግደፎ ሓደ መሃይም ኢዩ።ፈትፊትካ ኢኻ እቲ ሓቂ ትገልጾ ዘለኻ።ብራቮ ሚኪ

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 4 วันที่ผ่านมา +6

    ሚኪ❤❤❤❤❤

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา +4

    ንአርባዕተ ስባት ዘመውት ወጣት የለን

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 4 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቱም ጀጋኑ ኢኽም

  • @TesfahaneyAgedom
    @TesfahaneyAgedom 4 วันที่ผ่านมา +3

    ፅብቅ ኣለካ ሚኪ 11ምንም ዝገብረልና ይብሉይ እንትርፉ ጨፍጫፍ ትመዛበልቲ ዶ ምመለሱይ

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 3 วันที่ผ่านมา +4

    You are right mik

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንካብ ሚኪ ሐላዊ ምጥሪ እንታይ ምፅባይ ይክአል?

  • @SunT-y6y
    @SunT-y6y 4 วันที่ผ่านมา +3

    እቲ በዓል ናይ ሌባቡን ናይ ዓሌታዊያንን ናይ ሻ ዕቢያውያን እዩ ህጂ ተረዲኡና እዩ

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط 4 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @peacenow7479
    @peacenow7479 3 วันที่ผ่านมา +2

    I like Mikiiiiii🎉

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา +3

    ጀጋኑ

  • @abeltsegay2305
    @abeltsegay2305 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍሬም ፖለቲካ ይትረፍካ ካልእ መደብ ጀመር ብዛዕባ nursing ገለ😂
    ሕውነታዊ ምኽረይ🙏🏽

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 4 วันที่ผ่านมา +2

    ካልእ ዘለኒ ሓሳብ፣ ህወሓት ታሪኻዊ ናቃልሲ ሽም ኮይኑ ክተርፍ እምበር ሽም ፓርቲ እንተዘይከውን ከመይ ጽቡቕ ኔሩ።

  • @tsehayeabay2982
    @tsehayeabay2982 4 วันที่ผ่านมา +7

    Mick Raya is 100% perfect

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 4 วันที่ผ่านมา +1

    Greetings from Seattle Washington State 🇺🇸 Tigray Will Prevail ❤️💛

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሚኪ ጀግና ትክክል ንሕዋሕት ኪቢሪ ምህብ እዩ

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 3 วันที่ผ่านมา +5

    ሚኪ ጀግና ትኽክል ኢኻ በርትዕ❤❤❤❤❤❤

  • @zinabumarsie8321
    @zinabumarsie8321 4 วันที่ผ่านมา +7

    ሚኪ👌

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ መለስ ሓንጎል ትግራይ ኣጥፊኡዋ ከይዱ መለስ ን አርትራ ሓራ ኣዉፂኡ እበር ንትግራይ ኸነ ኢሉ ቀቲልዋ ዝኸደ እዩ።

  • @AdanechHailemichael
    @AdanechHailemichael 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤፊ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ተጋሩ ዕንክሊል መዋእልኩም ኣብ ዕንክሊል።
    እቲ ዝዘራእኩሞ ክፍኣት ኢኹም ትዓጽዱ ዘለኹም ።
    ጸሪኹም ዘይትጸርዪ ሽንፍላ❤

  • @gizeyserikomo9785
    @gizeyserikomo9785 3 วันที่ผ่านมา +3

    Bravo miki brillant ❤️❤️❤️

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 3 วันที่ผ่านมา

    ይመችካ ሚኪ የዓካ ፀሓይ ዝወቅዖ ሓቂ

  • @solomonhailu4704
    @solomonhailu4704 3 วันที่ผ่านมา +1

    Miky is Ambasader to Cyber power

  • @peacenow7479
    @peacenow7479 3 วันที่ผ่านมา +1

    Mangoes, is Kade don’t Wes your time Miki❤

  • @tesfaalemsebhatu8552
    @tesfaalemsebhatu8552 2 วันที่ผ่านมา

    Miki Raya is a hero. All his ideas and opinions are great.

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቱም ዐፈርቲ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚኣ ትክክል እያ ናይ ገታቸዉ ድኺመት እዩ 100%

  • @mitikuamanumesele3975
    @mitikuamanumesele3975 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍሬም ሓወይ ህወሓት ምንም ድህዝቢ ትግራይ ሓስባ ኣይትፈልጥይ!!! ድትግራይ ብምሕሳብ እቶም ተፎኻኸርቲ ውድባት ይሐሹ!!! ህወሓት ድህዝቢ ትግራይ ትደልዮ ድጦርነት ጥራሕ ዩኡ!!! ኸዚ ኳ ኸዚ!!! ትመዛበልቲ መልሱና እንትብሉ መጀመርያ ውድብ ትድሓን ዮኦም ድበሉ!!!who the heck cares about the so called "ውድብ" !!???it should have the people that should be prioritized!!!???

  • @የsisayLiጅ
    @የsisayLiጅ 3 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo Micky

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 4 วันที่ผ่านมา +1

    Mic❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 3 วันที่ผ่านมา

    Good discussion 🎉

  • @DEJUJOY
    @DEJUJOY 3 วันที่ผ่านมา

    Efrem's idea is still "ማንጁስ" bro... you need to grow ኤፍሬም ማንጁስ😂..
    Miki you nailed it my "G"

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา +6

    ከምዚ ዓይነት ውሕሉል አዘራርባ ድስ ይብል

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df 3 วันที่ผ่านมา

    የተማሪና የአስተማሪ ክርክር ይመስላል።

  • @HagosAbrha-i9c
    @HagosAbrha-i9c 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከዳዕ ሚኪ ከመይ ቤዛዕባ ህውሓት ናይ ምንዕዓቅ ልቦና ክህልዎ ይኽእሌ በቃ ጠሊሙ እኮ አረ ጅግና ጅግና ንምጭናው ዓውዓው እዩ ዝብል ዘሎ ንባዕሉ መንነቱ ብመን ፈሊጡ ለካቲት 11 ንገረቻኣል ሰብ ዝገበሮቶ እያ ሚኪ ዝበሃል ወዲ ራያ የለን ሚኪ ራያ ቀፂሉ ሚኪ ትግራይ ኣብየቴ ምዕባለ ከዳዕ ኣኽበረ ኣየኽበረ ታይ ለውጢ ከየምፅእ እዩ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤፍረም አይት ጋገይ ሕዋሕት ንሕዚቢ ሀንቲ ማዓልቲ ሀስባ አይትፈልጥን

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ሕፃናት ብጥመት እናሞቱ ንየካትት 11 ንወፅእ ዘሎ ሰልዲ ንቶም ዚጠመዩ ንትህቡዎ ይግባእ

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሚኪ ትኽክል ኣለኻ

  • @EagerCricketHelmet-mf4ns
    @EagerCricketHelmet-mf4ns 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ታይ እዩ ለካቲት ለካቲት ጣራሕ ኣይኮነን ህዝቢ ተሰዊኡ መስዋእቲ ድማ ዓወት ጉጅለእዩ ዓወት ህዝቢ ካብ ኩናት እተዲሕኑ ጥራሕ ንጉጅለ ኽጋሓፍ ጥራሕ ካብዚ ወፃኢ

  • @yikunoabraha5888
    @yikunoabraha5888 3 วันที่ผ่านมา

    ኹለን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ናይ ትግራይ ብመብት ደረጃ ማዕረ እየን ዝንብል እንተኾይንና ናይ ኹለን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ፓርትታት እውን በብዓመቱ ክኸበረሎም ማለት ድዩ?

  • @HaishHagosT
    @HaishHagosT 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክርክርኩም ግን ደስ ይብል

  • @ksteve-nn1mk
    @ksteve-nn1mk 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Miki Raya is extreme. he shouldn't involve in any political affilations,

  • @YemaneAbay-i1q
    @YemaneAbay-i1q 3 วันที่ผ่านมา

    ዘይተረደአኒ ሚኪ ተጋዳላይ ኣይትበሉኒ ኢሉ ድዩ ኾይኑ ።

  • @AdanechHailemichael
    @AdanechHailemichael 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተረጋጋዕ ቶግ ቶግ አይትበል ቀስ በል የካቲት ክነኽብር ኢና

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา +2

    ድቂ ህዝቢ አጀኩም

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢቲ ችግሩ እኮ ኤፍረም ናሕዋሕት አይዶሎጂ ባእሉ ችግሪ ዘለዎ እዩ እቶም መሪሓት አይልወጡን

  • @medaabrha8057
    @medaabrha8057 4 วันที่ผ่านมา +1

    just we tigrians no want to celebrate February 11 because it was starter to tigrian genocide

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา +1

    አብዚ ግዜ እውን ይገድሉ እዩም

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሪጊ ንኩሉ ናይ ኢትዮዽ ያ ሕዚቢ እዩ ዚበድል ዚነበረ ንተጋሩ ንትፈለዬ በደል አይነበረን ወያነ ድሕሪ በረኻ ምዉፅኦም እዪ ንተጋሩ ንትፈለዬ በደል ምብፃሕ ዚጀመረ

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 วันที่ผ่านมา

    ለካቲት ልደት ሕወሓት ልናይ ህዝቢ ትግራይ መዓት ዘውረደ እዩ ከምባዓል ከይኾነስ ከም ምፃት ከም ህዝቢ ትግራይ ፅንተት ዘምፀአ ቅያ እዩ። እቶም አብ በረኻ ዝተረፉ ስውኣት ንሽዋ ኽይዱ ክነግስ ኢሎም አይኾኑን ተሰዊኦም። ሐዚ ግና ተሓሕታዋያን ዕላሞኦሙን ኽፍኣተ ተንኮሎሙን ክንርዳእ ይግበአና። ሕወሓት ኣንፃር ረብሓና እንዳሃለወ ንምንታይ ኢና ተሓህት ክነብር ኢልና ንካራኸር?

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 3 วันที่ผ่านมา

    ካብ ምሊልኽ ሃይለስላስ ደርጊ ንትግራይ ካብ ህወሐት ዝመረረ ዝተዋረደ ዝተናቀ ትግራይ እያ ተፈጢራ።

  • @fkadutaddese
    @fkadutaddese วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ሚኪ ራያ ሓውና መጀመረያ ቀሰ እልካ ተዛረብ ንሰካ ሕጂ ናይ ግዜዊ አማሓዳረ ቲዲግፈ እካ ዘለካ ግን አብሱዳን ዘሎ ህዝቢ ደቂ ምዕራብ ደቂ ደቡብ ትግራይ እየም ህዝቢ ይመልሰ እልካ ሒተት ሕዋሓት ሕዋሓት አይትበል ባዓል ፁንዕ መትከል እዮ ነመጀመረያ ናብ ህዝቢ ወሩዱ ይነጋገር እንተዘይኮይኑ አብ ሓደፒላኔት ሆቴል ኮይንካ ኣይምራሓን ንህዝቢ ሕዋሓት አብ ሆቴል ዘይኮነት አብህዝቢ እያ ንሳሃ ታኣቱ ሱፈ ለብሰካ ሻሂ ቡና ቆሎ ማክያቶ ምሰታይ አይኮነን

  • @mulugebrekiros9591
    @mulugebrekiros9591 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሚኪ ልክዕ ኢልካ ኣለኻ ህወሓት ጣኦት ስለዝኾነ ከብቅዕ እዩ ዘለዎ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา

    ብዓል ፈትለወርቅ ገብረዋህድ ጆን መድድ ዘሕወስው እንተኮይኑ አይስማማዕን

  • @SnSnj-w3w
    @SnSnj-w3w 3 วันที่ผ่านมา

    ሚኪ ትክክል አለኻ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 3 วันที่ผ่านมา

    እቱ ኩናት ናይ ህዋህት ጥፍአት ምባል እቱ ጆነሳይድ አብ ትግይ አይተፈፀመን ኢልካ ምምስካር ማለት ኢዩ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา +1

    አነ እውን አብ ጎንካ እዩ

  • @EagerCricketHelmet-mf4ns
    @EagerCricketHelmet-mf4ns 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቶም መዲድ ወዲ መጣሓን እኮ ኣፋራሪሕሞም ማሓውር እዳ መጠሉ

  • @tesfaalemsebhatu8552
    @tesfaalemsebhatu8552 2 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም I used to follow your media. ነዚ ድሑር ሕወሓት ብበዓል ደብረጼን፤ ሞንጀሪኖን ኣለም ገብረዋህድን ዝምራሕ ንህዝቢትግራይ ዘጽንቱ ዘለዉ ምድጋፍካ SHAME ON YOU!

  • @mulugebrekiros9591
    @mulugebrekiros9591 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማንጁስ ጣኦት ኣምላኺ ካብ ምዃን ውፅእ ኢልካ ሕሰብ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብ ቀጻሊ እዘን ውድባት መሪሕነት እንተሒዘን እሞ ዝበለጸ ስራሕ ተሰሪሐን ብሄራዊ በዓል ከኽብራ ድዩ ሐሳብካ ኢፍሬም ??? ወይ እዘን አብ ትግራይ ዘለዋ ውድባት ዝመስረተኦ ዕለት ብሄራዊ ኽብሪ ይከበረለን ካብ ደጋፊአን ወጻእ

  • @HaishHagosT
    @HaishHagosT 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከም ኣነ ናይ ሚኪ ራያ ሓሳብ ይድግፍ

  • @FreweyniFikrea
    @FreweyniFikrea 3 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም አይኻአልኻይ

  • @tesfaalemsebhatu8552
    @tesfaalemsebhatu8552 2 วันที่ผ่านมา

    Efrem please look all the comments. You are living and talking 50 years back.

  • @AssefaKindeya-di8ze
    @AssefaKindeya-di8ze 3 วันที่ผ่านมา

    ፍልጠት አይኮን አታወዲ

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 3 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት ናብ ጋሓፋ እያ ክትርበ ዘለዋ ምስ ሕማቅ ታሪኻ

  • @HailushDagnew-u6f
    @HailushDagnew-u6f 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጡስጡስ እቶናይ ከምዚ ኢሉ ክናገር

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 4 วันที่ผ่านมา

    ሚኪ: ህወሓት ንትግራይ ኣብ ፖለቲካውን ቁጠባውን ብራኸ እንተዘብጽሕ ሽቱኡ ሃሪሙ ኢልካ ኣይመኽበርካዮን ዶ? ብዛዕባኹም ግላዊ ምልከታይ: ፕሮግራምኩም ይፈትዎ እየ። እንተኽኢልኩም ግን ተጋዳላይ ዝብል መጸውዒ እንተተጽንሕዎ። ከምዝነበርኩም ጥርጥር የለን ግን ሕጂ ዘለኹምዎ ህይወት አይገልጽን።

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 วันที่ผ่านมา

    ሜንጁሰ ተሓህት ከምጣኦት ዘምልኽዋ ወገናት አለውታ ካብኣቶም ንስኻ ኢኻ። እቶም ዘምልኹ ፈትዮም አይኾኑን ብተሓህት ተመሊኾም ሂፕኖታይዝድ ስለዝኾኑ እዮም።

  • @AssefaKindeya-di8ze
    @AssefaKindeya-di8ze 3 วันที่ผ่านมา

    ማንተለስያ ዘልላዘልላ ናብ ሰፈራ ሚክ

  • @abadikahsay8608
    @abadikahsay8608 3 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም በስመ አብ በል ምስ ሚኪ ራያ ዝትገብሮ ዝነአኻ ክትዕ ካብ ሓቂ ዝርሓቀ እዩ።ጌታቸው ረዳ ኣብ ዓድዋ ወይም አብ ሽረ ክቅተል ዲኻ ደሊኻ በጠቅላላ ናይ ሎሚ ዕለት ክትዕኻ ልክዕ አይኾነን ኤፍሬም ።ነገር ግን ብምድያ ዝትገብሮ ዝነአኻ አስተዋጽኦ ተየድነቅኹይ አይሓልፍ።አደንቃለሁ ማለቴ ነው።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 4 วันที่ผ่านมา

    ስለ ዘያስግር እዩ

  • @solomontadesse9274
    @solomontadesse9274 4 วันที่ผ่านมา

    ZaidAbrha sharew who is next

  • @yemanehaile8980
    @yemanehaile8980 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሃይም ጋዜጠኛ ደንቂሮ ብሓሳብ ሚኪ ሲዒሩካ ኢዩ።

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማንጁስ ትሽፍነላ ኢካ ዘለካ
    ንሕዉሓት ሚኪ ራያ ኣብቅኑዕ መስመር ኣሎ

  • @HaftomTadese-wb8wj
    @HaftomTadese-wb8wj 2 วันที่ผ่านมา

    ሕወሓት ክህሉ ትደልየሉ ምኽንያት ፖለትካዊ አምልኮ ናይ ሕወሓት አብ ዉሽጥኻ ስለ ዘሎ እዩ

  • @or4808
    @or4808 3 วันที่ผ่านมา

    ንአፋር ኦሮም ኤርትራ አዲ ንምሀብ ዝተቃለሰ ውድብ ? ንትግራይ መከራ ዛመፅእ መረሀቲ ዘይብሉ ንሰልጣኖም ጥራይ ዝሀሰቡ ኮሚኒሰት ፖርቲ

  • @AdanechHailemichael
    @AdanechHailemichael 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይ ኤፍሬም ከመይ አለኻ ማንጁስ ደሐን ዶ

  • @AdanechHailemichael
    @AdanechHailemichael 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደጄት ዉቤኸ

  • @HaishHagosT
    @HaishHagosT 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓመጽ ዝግበር ዓዲካ ንምጥፋእ ድዩ? ዓዲ አድሕንኻ ዓዲኻ ምግፋሕ እዩ?

  • @ye36873
    @ye36873 35 วินาทีที่ผ่านมา

    eta nay meles photo ab mendeka(gdgda) zneberet derbikaya dka miki.......akam yhalkum

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Miki gahef maheyo naeka eymlketekan eyu

  • @KbromHiyle
    @KbromHiyle 3 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ራይ ካሐዲ መዳናገሪ ሪውእ ቆርፋድ ሰብእኻ ኤርትራ ብቅልጽማ ሃገር ከምዝኮነት ትፈልጥ እኻ ካሐዲ

  • @WelderufaelBelay
    @WelderufaelBelay วันที่ผ่านมา

    Miki gn .....nmentay kemtkales mnem ayteredeanen.....Tiktok msrah yhesheka.... Tarik aytfeltan eka...beyzaka gdefo mehferi ab midea wetsikas yekatit 11TPLF msreta eyu elkayo .....Shekati dem leba

  • @peacenow7479
    @peacenow7479 3 วันที่ผ่านมา

    Never good from❤

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezuy tegadelay eynebrten tesekami says nay meles eyu

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 วันที่ผ่านมา

    Mangus TPLF destroyed our integrity as Tegaru, tplf destorted our struggle of freedom and became the ruler of the empire. We Tegaru are confused and our ideas are mixed instead focus on our independent as of Tigray. And still we praise our destroyer tplf because of luck of understanding. TPLF is totally confused political organization and led us to a wrong path. Because of tplf our people are continued to die or perished. It started with conspiracy of few elits and continued to be our districting components. Mangus and other Tegaru are innocently supporting tplf but tplf is not a geniune political organization. TPLF is not interested on Tigray independent, tplf is seeking to have a thron in Shoa and we tegaru will be used as soldiers to protect tplf leaders from attack of others and creat more enemies against us. Good example is the genocide we had faced today .

  • @KbromHiyle
    @KbromHiyle 3 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ባይረስ ኤርትራ ገዲፍካ ተዛረብ

  • @TesfayeGebreabezgi
    @TesfayeGebreabezgi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትጋገ ኣለኻ

  • @Newlife-fv3hd
    @Newlife-fv3hd 3 นาทีที่ผ่านมา

    i dont care about 11

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 4 วันที่ผ่านมา

    ኢዝ ሰበ ጥዕና የቡሉይ ኣይወያነይ ዳብ ድኽነት ዛዉዶቆቱ

  • @عبدالرحمنمولاء
    @عبدالرحمنمولاء 4 วันที่ผ่านมา

    ኦኦ ኣያም በል ኣታ ሰብ

  • @hailegebreizgi8187
    @hailegebreizgi8187 4 วันที่ผ่านมา

    ልደት ነጽነት ሕዝቢ ትግራይ እያ ለካቴት
    11።።እቶም ዝትስዉኡ አሕዋትና ኢና ንርኢይ
    እሞ ትግራይ ኢያ ሕዋሕት
    ናይል ስብሐት አሌት ደርጂት ምስ ኮነት እምበር

  • @TgTg-p8n
    @TgTg-p8n 4 วันที่ผ่านมา

    "ሚኪ ራያ"ዘርቕቦ ሪኢቶ ናይ ፅሊኢት እምበር ሓዱሽ ናይ" ስነ-ሓሳብ ኮነ ናይ ስነ- ሞገት" ትርጉም ዘለዎ ነገር። ኣይመስለንን፣

  • @zinabumarsie8321
    @zinabumarsie8321 4 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም 😂😂😂😂