@@HiwotKidanemariam-bu6yn media wireduu office tekefitilkum alo Mekele sioul city TH-cam just TH-camrs will be the money makers Fk ignorance terosist group
@@HiwotKidanemariam-bu6yn Kondafati Agame Deyyy bailka the xelmetkayo hiwetka Asmera tezey ate aytigraeyni blablbla Missiles rocket 🚀 to Asmera and so on Kondafati wahidiii
The planned demonstration for 25 is important but those who are not available for work or any other important reason, we should contribute support for transportation. Ezi dewuy Serat kesear terah eyu zelewo abzkone adi.
My lord why are they putting themselves in to this trouble killing their brothers for the evil system it's a sham on them thsnk you kibor hawina Yemane God bless you 👍🙏x💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Every year kkk down down kkk we are world class power EPLF Kenesekhakuni enaa Kondafati agame serhikin Tigray sioul adikini kethigiza Adetatkum kuntiiii yibelaa alewa
አግዛብሀር አሞ መኣስ አዩ ምስ ዓመጽቲ ዝኮነ ፡ዋላ ኣቡ ኣይረከቡ ባዕሉ ኣምላክ ይጣበቐልና አዩ ።
Yes ክውግሕ እዩ ሓቂ መራር እያ ግን መወዳእታ እሳ እያ ትስዓር ኣጀኩም ❤❤
@@HiwotKidanemariam-bu6yn media wireduu office tekefitilkum alo Mekele sioul city TH-cam just TH-camrs will be the money makers Fk ignorance terosist group
@@HiwotKidanemariam-bu6yn Kondafati Agame Deyyy bailka the xelmetkayo hiwetka Asmera tezey ate aytigraeyni blablbla Missiles rocket 🚀 to Asmera and so on Kondafati wahidiii
@@lion4as520 ኣስኩት ያ ሓሰማ ብዛዕባ መንነት ይበልጸካ እዩ ድሕሪ ለዉጢ የራኽበና ። እንተኾነ ንመሰልካ ምትቃለስ ምሓሸካ ባርያ ምኻንካ ግን ንዓጋመ ተጸይንካ ንዓጋመ መራሕቲ ኤርትራ ዝዕንዱሩላ ሃገር ተሰዲድካ ተገልግሎም
ሓመድከ ዕደ ከብቲ
@@tiebeghebru2649 kk Tigray tiweti, Tigray teawita yaa koo kkkk Agame rikusati zerii mergemmin TDF means Burger ni kebdu Kondafati Agame Serhikum hagizweni Adetatkum kuntiiii yibelaa alewa
ሕንከት ትበሃል ዘይብሎም ሙኻኖም ኢዩ ግርም ዝብለኒ ኣነ የማነ ሓወይ 😅
🆓💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት✊💙🆓
ሰላም ዩሙን💙💙💙💙💙💙💙
😂😂😂😂መሕፈሪ ዘይብሎም ድሁላት በራዩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤ yemane
በራዩ ባረነት ተላማሚዶም ሰለ ዝኮኑከ ከም ሰራሕሕዞሞዮሞ
ሰላም ዩሙን፡ ኩለን ሜድያታት ደጋጊመን ሓበሬታ ክህባ ኣለወን።
Yemane Information Media 👌
The planned demonstration for 25 is important but those who are not available for work or any other important reason, we should contribute support for transportation. Ezi dewuy Serat kesear terah eyu zelewo abzkone adi.
ጽቡቕ ሓበረታ ሃብቶማ❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Sendu sendu sendu naby Kay kedu yemane❤
My favorite media 🎉🎉🎉
I am so proud of you yemne❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Selam yemane 💙💙💙💙💙👍👍🙏
Yumuney amen ewe kiwegih u Ezgabiher kulu gize ms wuxue u🙏🏽❤️
ናይ እንዳ ሓደ ልቢ ድንቁርና ንኣዳም ገረሞ ብኹሉ ይፈሽሉ ኣለዉ በርጌዳዉያን የሕዋትና ንዘይተርፍ ዓወት ንቅድሚት💪🩵🌹🩵🩵🩵🌹🩵🌹🩵🌹🩵🌹🩵
Thank you yemane for this program hagdfe they are confusing people 💙💙💙💙💙💙
❤❤❤
My lord why are they putting themselves in to this trouble killing their brothers for the evil system it's a sham on them thsnk you kibor hawina Yemane God bless you 👍🙏x💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሰላም ይሙን 💙💙💙💙💙
Thank you so much Yumun hawna!
Mehayiman eko eyom ezom higidef
💙💙💙💙
Yumuney ❤❤
Let’s run together blue revolution 💙💙💙💙💙💙
Good morning brother 💙
👋
Yes My Bro💯💯💯💯
💙💙🌿🌿🌿💙💙👍🙏
Akalaio aba yemane denakur eyom gosgusela xbkti ei❤
💙💙💙
Poletika yeblomn akmi ylen mfrarsh tray eu❤
እዞም ደቂ 1000 ሺሕ ልቢ እንታይ ደቂ ሓደ ልቢ እዞም ሳንቡእ ዝልቦም ኣሕዋት ቃኤል ጨካናት ደናቁር ባራዩ ሰብ መሰል እንስሳ እናራኣዩ ዝዓወሩ ዕውራት ልቢ ዕውራት ሕልና።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💙
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
No hekato eu yemane nay libiae ay temxalna begaka❤
💙💙💙💙💙
👍👍👍👍👍👍
ኣብ ሓደ ጽሑፍ መጀመርያ ጽላሌ ንርእስካ ፈላጥ ምቁጻር እዩ ከምዚ ናይዞም ባራዩ ህግደፍን ህግደፍን እዮም። እዚ በላዒ ሰብ እንታይ ፈውሲ ንዕኡ ዘፍቱ ጌሩሩ ነዚ ሕዝቢ ኣይፈለጥናን ዘገርም እዩ።እዚ ኩሉ ጭካኔየ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም እናተፈጸመ።
Aijekam Ailen masekam Ain Kab Libey Aiy Broy Bazihet Alew baxetan
💙💚💙
Waw Yemane tserho zeleka srah zdnek you ti kemo zeleka agebab akerarba biakmu nezi hzbi nkulu Degafi ykun Delayi fthi bzirdeo eka tigelxo zeleka mo kexl ajoka tray
Ab asmera keydom zygebru hig dima hewy kikatelu delyom
ኣንታ ሎምስ ናብታ መረበትና ገጽና ኢና መሰለኒ
Tsibuk akerariba
ማዓት ጉድ ዩ ዘሎ ናይዚኦም፣ የሙን ሓወይ😀
ሰላም ሰላም የሙን ሓወይ🌿💙🙏🤝
❤❤❤🎉🎉🎉
Ay tkewunn ai kuluka wrad nmeda hiwdin askanda nebiae❤
ሰላም ይሙን ሓወይ ኣነ ኣብ ሊብያ የ ዘለኹ ብዛዕባ እዚ ናይ ሊብያ ሕማቕ ኩነታት ዩ ዘሎ ካብ ገዛ ዮም ዝገፉኻ ስለዚ እዚ ዝበልካዮ ደገፍቲ ስእሊ ናይ ኢሳያስ ሒዞም ይስዕስዑ ኔሮም ሕጂ ድማ ክሃድሙን እሱርቤትን ይኣትዉን ኣለው ህግደፍ ከድሕኖም ኣይረኣናን እቲ ሽግር ብማዕረ ይገጥመና ኣሎ ግን ብጣዕሚ ዩ ዝገርመካ ኣብዚ ኮይኖም ክድግፉ ለኪሞምና ግን ነቶም ነቲ ስርዓት ንቃወሞ ኣብ ልብያ ዘለና ደለይቲ ፍትሒ😢
ኣጆኩም ንሕና ወን ምሳኩም ብጸሎት ኣለና ፡ኣምላክ ምሳኩም አዩ ኣይትልከሙን አኩም ኣጆኩም።
ኣጆኩም እቶም ሓቀኛታኣ ❤❤
Selam yemane hewey anbesa
ባርያ በሎ የማነ ሓወይ ደጋፋይ ኣይትበሎ::
Yes Barnet ab teamnelu elama ku a kurat iyu.kemeka fetawi tehlo modes tigraway mukan iyu wurdet konach agame
Ewayyy tsegem Eko eyu
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Ewayyy kindey zedenghits kunetat eyu mekera Sidet hasar Cenki himak Tidilti. Agheb O! Medhane Alem Mihret Azizelna. Yikre bellina. Dengutselna O Fetarina.
😊😀😊😀
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💐💐💐💙💐💐💐💐💙💙👍💐👍👍
😀እውይ ጉድ😀
ደለይቲ ፍትሒ ኩሉ ነገር አባና ይውስን።
ብሐደ ሐቢርና ተሰሪሕና።
ይዕወት እምበር
ከም ህግደፋውያን አይንዋረድን።
ሕሰረት መሪጾም
ዝገርም
------------
ህግደፋውያን ንዓካቱኩም ዝብለኩም።
ንውጹዕ ንህዝቢ ኤርትራ አይትውኩሉን ኢይኩም።
ኤርትራ ብደለይቲ ፍትሒ ክትመሐደር ግዜአ ይቀርብ አሎ።
አብ ፍርድ ቤት ንራከብ ይብለኩም።
ብሰብ ሂወት ጸዋታ የለን።
-_-_-_-_-_-_
ደለይቲ ፍትሒ አጆና
😁💙💙💙✌
👍👍✅✅💙🌿💙🌿💙💚💙
ቀጽሎ
ኣጆካ ጥራይ፣ የሙን!😀😀😀😀
Nay libyas dahan hiji da adom zeykedu
Awe ferihom alewu btgray Kay nwageom degioma alwu❤
ባርያን ከልብል ኩሉግዜ ውዳቅዮም ዝበልዑ
እወ አነ ቀጽሎ ጥራይ የ ክብለካ ዘደሊ😀
BN💙💙👑👑
Hgdf means husur resh haswi Lokumax ketkewun aleka entzykoynu beku aykoynkan
😀😀😀 eway hehdef yehfrkum mealtum texbeyu tray
Eritrawi konka hgdef keytalye ab zkone hager ktkebr thasb ente dea konka seb aykonkan ፡መካነ እንሣሳ ኪድ ኣብኡ እዩ ቦታካ ቦታ ተጋጊካ ኣለካ.
እንቱም ሰባት ንምንታይ ዲና ጥሪት ንብሎም ፖፖጋሎ እንዳአሎም ምድጋም ናይ ዝተባህልዋ ጥራሕዮም ዘፈልጡ መሳኪን
Ny behaki kewgh eyuu
ስለምንታይ ናይ ጀርመን ኣማሓላሊፍካ። ኣታ ሕደጉና ብጃኩም ወይ ንኩሎም ዘርግሓሎም ወይ ሱቅ በል ናይ ኩሎም ኣይትዛረበሉ። ኣነ ሊብያ እየ ዘለኩ የማነ ኣብዚ ዘለናዮ ብስድነት ሕልፍ ዝበለ እዩ ኤርትራዊ። ጸጉሪ ርእሶም ተቆኒኖም፡ ኣብ ፍቀዶ ጽርግያ ደቂ ሊብያውያን ዘይገብርዎ ንሶም ግን ጉሩብ ጉሩብ ኮይኖም ይውዕሉ። ሓደ ሊብያዊ ምጽእ ኢሉ ገንዘብ ህቡኒ እንተ ኢሎሞም ብፍርሒ ጥራይ ይህብዎ። ስለዚ ነዚ ኢልኩም ዝኮነ ድንጋጸ ከይትገብሩ ይሙን ኣብዚኣ ዝወረደት ትውረደና፡ ኤምባሲ ዝጠቅም እንተ ኮይኑ ሕጂ ይድሕኖም።
Isayas Afewerki kekatle Alweo
Nay biheki tubuk melisi eiwe yemane hewey tiniwah tihiter kitiwegih eiya
Yemne hawey betame mehaymt eyo denkurr hgdfei
አብ መጨረሽትኡ ፉሉጡ ዩ፡ደኒኖም ከም ዝከዱ
Nay biheki yemane hewey eizi siriaet einitay aeyinet fewusi eiyu gerilom mihiret yewiridelom
ቀጽሎ ጥራይ
🩵🩵🩵🩵🩵
ሰላም ሰላም የማነ ኣነ ካብ ኔዘራላዲ እየ እዛ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ብዝኾነ ኣይትሕመቅ ወዲሰብ ቃሉ ምቅያር ዝኸፍኤ ስለዚ ወዲሰብ ሓሶትን ሻራን እንተኾይኒ ቁምነገር ክዛረብን ኣይክእልን እዩ ብዝኾነ ግን ንስኻን መሳርሕትካን ኣይትሕመቁ
ድሕሪ ሕጂ ንኤርትራዊ ትድንግጽ ልቢ የብለይን:: ውርደተኛ ዝድክሮ ዝፈቱ ሕብረተሰብ::እዋእ ጉድ ረኺብና ዘሳጎጎም ስርዓት ገዲፍም ፍትሒ ደሊና ንዝበለ መንእሰይ ክፍክሩሉን ክጸርፍዎን ይውዕሉ ፈቆዶ ስደት ከርተት እናበሉ ማዓልቲ ናጽነት ኢሎም ድማ ስእሊ ናይኢሳያስ በላዒ ሰብ ሒዞም ንበር ኢሎም ክዘሉ ይሓድሩ ከምዚ ዝበለ የእምሮኡ ዝተመዛበለ ሕብረተሰብ ኣብ ሊብያ ን ኣብ ማዓስከር ክልል ኣምሓራ ዳባት ኮይኑ እንተእወየ እንታይ ኢለ ክድንግጸሉ ::ሕጂ ዳኣ ናብ ኢሳያስ ዘየእውዩ ዝረድኦም እንተኮይኑ ::ኪዱ ዳኣ ኣነስ እምኒ የእትየላ እየ ከብደይ::
Hesurat xaeda kaba hwuhatn tegaru xaeda ngus ikum tehasbewo mechem welhantu zhefer yeblun nxaeda memesesal mgunbah iyu wurdet.hgdefawuyan ab xeadu aynamenn ina ab mengstena iyu emnetna
እዞም ትብሎም ዘለኻ ናይ ልብያ ሕራይ ኮኑ ይወስኸሎም ከማን
Welcome Yemane information media
ህግደፍን ሰዓብቶምን ነውራማት ጥራይ ኢኻ ትብሎም
ኩሉ ግዜ ምስ ሓፈሩ እዞም ሓሰማታት ባራዩ ኢሰያስ😂😂😂😂😂😂😂😂
እዚኦም ደኣ እንታይ ክሓፍሩ ኢልካዮም😊😀😊😀😊😀😊😀😊ወረ ገና
Aye hgdef lbi albo 😂
Sahsah gulo 70 persenti tbli kemey eka hasibkaya 25 persenti zeykonus nay Lbya afka zhabeka aytzareb
ኣብ ሜዳ ከለና ተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕቢያን ፡ ድሕሪ 1975 ዝነበረእዋን ማለተየ ፡ ናይ ክልቲ ኡ ወገን ተጋደልቲ ኣብ ንራኸበሉ ጊዜ ክትዕ ንጅምርሞ ፡ እቶም ተጋደልቲ ሻዕቢያ ኣብ ክትዕ እንተ ተረቲዖም ፡ ዓምር ማታድረብ ማለት ታዕታዕ ፈጢርካ ነታ ክትዕ ምብታን ቀንዲ ዝጥቀሙላ ሜላ ኢያ ነይራ ። ሕጂ ድማ ሕጊ ንዘይብሉ ጉጂለ ህግደፍ ዝድግፉ ፡ ነታ ናይ ሜዳ ወሪስማ ። ኣብ ሓቅን ጭብጥን ኣይርዕሙንዮም ፡እንትርፊ ጸርፍን ዕግርግርን ።
Wey hfret tblon ttgbron zey mflat degefti ena kea yblu
Every year kkk down down kkk we are world class power EPLF Kenesekhakuni enaa Kondafati agame serhikin Tigray sioul adikini kethigiza Adetatkum kuntiiii yibelaa alewa
በትኪ 😂😂😂😂
@@user-zt6up2cg1v Agame rigumati zerii mergemmin rigumati Gorebeti Agamewanii TDF means Burger ni kebdu Wifuy Terosist group leader kkk
ሠላም የማነ ኢንፎ እቲ ኤሪትራውያን ንኤርትራውያን ባዕልና ብባዕልና እነምጽኦ ጸገም እቲ ሐቀኛ ነጻነቱ አሚኑ ሓርነቱ ዝደሊ አጸቢቑ ጸገም ናይ ዓዱ ዝፈልጥ የሕዋቱን ዘየሕዋቱን ዘለሊ ኤርትራዊ እዩ እቶም ደገፍቲ መንግስትና ኢና ጸላእትና ዓጋመ እዩ ዘየሎ ዓድና ጹቡቕ አሎና ዝብሉ ንመንግስቲ ይኹን ንህግደፍ ብምንም ነገር አፍልጦ ዘይብሎም በግዜ ደርጊ ተሰዲዶም ገንዘብ ዝሐዙ እሞ ዘበጥበጥ ንኽብሉ አሰመራ ክመለላሱን ካብ መላእ ዓለም ዘለው ኤርትራውያን ምስ ደገፍቲ ሐለፍትን ጎቦ ጭራ ዝኾኑ ነዚ ከይዲዚ ከተባብዑ ብዩቱብ ይኹን ብኻልእ ሥነጹሑፋት ንኸፈላልዩ ዝተመደቡ ሓሰውትን ደይናህናን እዮም መሠረቶም ከአ ቦኽቧኽ እዩ አዚ ግን ንንኡስ ወለዶ ከነብርሀሉ ይግባእ ዝተጋጌኹም አቦታት ከአ ንሐቂ መስክሩ ነጻነትና ስኢንና ዘይኮነ ሓርነት ሕድሪ ስውአትናአይተተግበረን እዩ፩እቲ ሐቂ።⭐በትሪ ሐቅስ ትቀጥን ድአ እምበር አይትስበርን⭐ እዩሞ ሐቂ ንመስክር ዘይኮነ ዘይተተግበረን ብሐሶት አይንዛረብ አቦታት አዴታት ዕዴመ ደቅና አይነበላሹ።😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
በጃኻ ንወዲ ሰማንያ ኢሎም ክሞቱ ቅሩባት እዮም ኣይትበል ምንቲ ወዲ ሰማንያ ሙማት ሓላል እዩ ም አንት ከዳዐ ሙማት እዩ ነውሪ