አብ ከተማ አኩሱም ምድላው ሕልበት ብጓል ራያ እንኮዕ አበፀሐና አብፀሐኩም❤🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 เม.ย. 2024

ความคิดเห็น • 397

  • @user-gb5yh5fd7g
    @user-gb5yh5fd7g 3 หลายเดือนก่อน +140

    ንፍዕቲ ጓል ራያ ሓፍተይ♥️💛
    ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋተይ ስለምንታይ ኢና ኣሕዋትና ዘይነበራታትዕ ዋእ😢

    • @salamss5587
      @salamss5587 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @user-fb3kg4te8r
      @user-fb3kg4te8r 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbit 3 หลายเดือนก่อน +48

    ተካታተልቲ ጋል ራያ ስደት ዘለክን ስደትክን የሕፅረልክን ዝተባረክን ዝተቀደሰን በዓል ይግበረና እና ነዛ ፒሮፋይለይ ላኣተኩም ሳክስክራይብ ብምግባሪ ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ❤❤❤❤❤

    • @user-bq7mz3vf4m
      @user-bq7mz3vf4m 3 หลายเดือนก่อน

      አሜን 🙏🕊❤️

    • @andudadi5981
      @andudadi5981 3 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን 🙏

  • @user-pn6qc1ju8x
    @user-pn6qc1ju8x 3 หลายเดือนก่อน +36

    ላይክ ሃቡዋ❤❤❤❤❤❤ጋል ራያ ባሂሊና

  • @Sabatube23
    @Sabatube23 3 หลายเดือนก่อน +12

    እስይይ ጓል ሬያዋይ ብልፅቲ ተጋሩዋይ 100k ንእትዋ pls🙏❤️❤️❤️

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 3 หลายเดือนก่อน +8

    ዋውውውውው ክንደይ ደስ ይብል ገዛ አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕነን ይሃብኹም 💘🙏🕊❤️❤️ንፍዕቲ ጓል ራያ 🕊❤️

  • @user-sn1du4cp2
    @user-sn1du4cp2 3 หลายเดือนก่อน +14

    ዋውውው ደስ ክብል ❤
    አክሱም ዓዲ ታሪክን ቅርስን❤
    ጓል ራያዋ በርትዒ ደስ ዝብል መደብ እዩ

  • @StarKsa-np4yf
    @StarKsa-np4yf 3 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይ ኣደታት ትግራይ ኩሉ ዘጥዕመልክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጋል ራያ ሸኮር 🙏🙏❤️😘🌹

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጋል ራያ ዓይነይ ጎበዝ አዶኪ ቀፅለዩ አክሱም ብዝሑ ታረክ አሎ ካልአይ ክፈል ግበረልና ዓድና ናፈቅና❤❤❤

  • @msiltan8737
    @msiltan8737 29 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውውው ንፍዕቲ
    ሕልበት ናይ አክሱምና ኪኢልክያ አለኪ

  • @damudamu2020
    @damudamu2020 3 หลายเดือนก่อน +5

    ተጋሩዋይ እማዋይ ዝተረፈ ዕድመኺን ፈጣሪ ይባሪኸልኽን❤❤❤❤

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህልና ኣሪእኽና ቀፅልሉ ጋል ራያዋ ነተባበዐያ እናኣተና❤❤

  • @user-me9ji5zs2q
    @user-me9ji5zs2q 3 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሚ ጎበዝ ጎል ራያ ሓፍተይ ኣብዚሐ እየ ልፎትየኪ ሓንቲ ክብለኪግን ምስ ይቅርታ ልኣዴታትና ኣቲ ኣይብሃልን ከብዚድየን ዝበላ ወይብ ዝብልዋ እዩ ልብሃል ዲኪ ወይድማ ትብለኪ ኣይብሃል. ልኣዴትልትና ❤❤❤

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 3 หลายเดือนก่อน +7

    ጋራ ዓይነይ ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ዓድና ኣዘክሪክና ኣቦይ ማዓረይ ናፍቀ ናብ ዴስኣ ገፅኪ እባ እብሊ ጋል ራያ ዓይነይ🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o 3 หลายเดือนก่อน +5

    ፅቡቅ እንድዩ ግን እዘን ሰበይቲ ዘይኮኑስ እዘን ወላዲትና ዘይትብሊ🙏

  • @selammekonen8149
    @selammekonen8149 หลายเดือนก่อน +1

    ጂግና ጋል ራያ ደስክብል እዝ ባህልና 🥰🥰🥰🥰

  • @usren7
    @usren7 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጓል ራያዋይ ዋሓሎ ትግራይና ተጋሩ አሕዋትኪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያ ብልፅቲ ዋዕሮና👌❤❤❤❤

  • @brtuqanmehari6686
    @brtuqanmehari6686 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውውው ደሰ ኪብል እቲ ገዛ ወለዲና እወን ከመዘይ ባህሉሙ ዓቂበሙ ዝንበሩ ይቀኒይለና ጓል ራያ ይቀኒይሊና❤❤❤❤

  • @user-tf5ko7nq8r
    @user-tf5ko7nq8r 3 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ወለላይ❤❤❤ እንኳዕ ኣብፀሐና ናብ ሰሙነ ሕማማት 🙏🙏🙏🌿🌿🌿❤❤❤

  • @user-hc4ss4zr1v
    @user-hc4ss4zr1v 3 หลายเดือนก่อน +4

    የቀነየልና ጓል ራያ ሽኮር ባህልና አክሱም ስለዘፋለጥክልና ❤❤❤❤❤

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ጓል ራያ ፅሪቲ ትግራወይቲ ኮይነ እዙ ውሕልልና ወለድና ዘይ ምፍላጠይ ልባዕለይ ሓዚነ😢 ግን ዓደይ ምስ ተመለስኩ ክላመድ ተስፋ ይገብር😍ጓል ራያ ሽኮር በርትዒ ኣጀኪ ደቂ መዳመይ ጓልራያ ነባራታተዐያ♥️💗

  • @selamselam3599
    @selamselam3599 3 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይይይ ደስ ክብል ዝባህልና ይፍለ እዩ ጓል ራያ ፅሪቲ ቀፅሉሉ አድናቅቲኪ እየ❤❤❤❤❤❤

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ጎበዝ ናብኩሉ ቦታታት ኪድልና ዓጋመ

  • @user-ry8wb1og5g
    @user-ry8wb1og5g หลายเดือนก่อน

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕነን ይሃብኹም ንፍዕቲ ጋል ራያ❤❤❤❤❤

  • @user-gz3vw8cb3v
    @user-gz3vw8cb3v 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጋራያ ምሰማዕ ልመዲ ክመክራና ዕድል ሃብየን ብዝኮነ ❤❤❤❤❤

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ አሰይ ዓደይ ወላ ሙሉእ ሰላም ይረእየና ፍጣር ተመሰግንን ዓደይ❤❤👏👏👏

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 3 หลายเดือนก่อน +11

    ዋዉዉዉዉ ደሰ ክብል ዓደይ ዓደይ ቅርሲ ጋል ራያ ንግሰቲ ኣዋልድ መክብሪት ባሃላ ክፍተወኪ❤❤❤❤❤

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጔል ራያ ጀግና

  • @Justworkhard-iu4ry
    @Justworkhard-iu4ry 3 หลายเดือนก่อน +8

    ጓል ራያ ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ ።

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጋል ራያዋ ዋሓል እዝዉቲ❤❤🎉

  • @user-bn2il1km5g
    @user-bn2il1km5g 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጋል ራያ ዓይነይ ንዓጋመ ዓዲግራት ውን ከይድኪ ኣርእይና ዛምበይተይ❤🙏😘

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያ መዓረይ ከመይ ድኺ ወለላይ ባህልና መንነትና ትግራውነትና ክንርኢ ስለ ትገብርና ብጣዕሚ እየ ዘመስግን🌄🌹❤👸

  • @Fashion_42
    @Fashion_42 27 วันที่ผ่านมา +1

    Gal Raya shikor whale kemedetata❤❤❤🎉

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጋል ራይ ጎበዝ ቀፅሉሉ ኣይዘኺ ወደሰብ ባህለን ሞባቆሉን እዩ ናይ ሃለዊቱ መሰረት❤👍

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉዉዉዉ ደስ ክብል ዓደይ ዓደይ ቅርሲ ጋል ራያ ንግስቲ ኣዋልድ መክብሪት ባሃላ ክፍተወኪ😍😍😍😍🙏💐❤❤😊

  • @user-cs3gt6di6c
    @user-cs3gt6di6c 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዚኺ ጥዕምቲ ሰብ ኢኺ ❤❤❤❤❤❤ላይክ ሸር ትሓዋወርዋ ❤❤ጋል ራያ ሽኮር

  • @Herma.love1931
    @Herma.love1931 3 หลายเดือนก่อน +1

    ባህሊ ትግራይና ጥዑም 🥰🥰🥰🥰😊

  • @user-wt8yh6yc6c
    @user-wt8yh6yc6c 2 หลายเดือนก่อน

    ጋል ራያዋይ ንፍዕቲ ቀፅልሉ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 3 หลายเดือนก่อน +26

    ጓል ራያዋይ ናይና ብርትዕቲ ጓል ኣንስተይቲ❤ሳብስክራይብ ብምግባር ነተባብዐያ በይዛኽን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ😊

  • @bege8567
    @bege8567 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውው ክንደይ ደስይብል እት ገዛ ጓል ራያ ጅግና❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ ማዓረይ በርትዒ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
    ሕልበት ብጣዕሚ'የ ናፊቀዮ ዘለኩ 😢

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ክፅብቕ ዝገዛ መፈስካ ዘሐድስ❤🌄

  • @shraabraham8894
    @shraabraham8894 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዘን ኣዴታትና ጹቡቃት💚

  • @slmaeSLMA
    @slmaeSLMA 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ጓል ራያ ንፍዕቲ❤💛🤴ንግስቲ ኣዋልድ

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተባረኺ ጓል ራያ ሓፍተይ❤❤❤

  • @user-us9jx5sw8i
    @user-us9jx5sw8i 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ጓል ራያ

  • @titial9069
    @titial9069 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ጎቦዝ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤ጓል ራያ መዓረይ ብሓቂ ንፍዕቲ መክበሪት ባህላ💋💋💋💋💋💋💋💋💋💘💘💘💘💘💘

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 አሰር ሸደትና አሕፅሰልና ዓደይ ክንደይ ኮን ደስ ይብለካ🎉🎉 ጋል ራያዋ ፅሪቲ

  • @liliamare3295
    @liliamare3295 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝባህሊና ምፅባቑ❤ ጓል ራያ ሓፍተይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ🥰

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያ ሽኮር ጎበዝ❤❤❤❤ ኣየ ዝባህልና ክንደይ ይምቅር

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይ ጓል ራያ ጀግናና ቀፅልሉ አቤት ዝባህልና ደሰሰሰ ክብል❤❤❤❤

  • @user-xz1bd4uu9x
    @user-xz1bd4uu9x 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውው ደስ ክብል ባህልና ❤❤❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውው ጋል ራያ ጎቦዝ❤❤❤❤❤

  • @lemetlemet2283
    @lemetlemet2283 29 วันที่ผ่านมา

    ይበል ሕልበት❤❤❤

  • @SaSa-uc7es
    @SaSa-uc7es 3 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ደሰ ክብል ዝገዛ ጋል ማዓረይ❤❤❤❤

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኣርኢክና ጓል ራያ ሓብትና ክብረት ይሃብኪ።

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ግርማ❤❤❤

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያ ብጣዕሚ ንፍዕቲ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤it's nice and amazing traditional culture Tigray.

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብሉ ኣዴታት ኣቦታትን ❤❤❤❤

  • @HaftomKidane-ns2yf
    @HaftomKidane-ns2yf 3 หลายเดือนก่อน +4

    ተማሊእኽና ከይይኸድስ ውናታዊ ሕልበት ንበይንኺ በሊዕኺ🙏

  • @andebeyene5835
    @andebeyene5835 หลายเดือนก่อน +1

    ንፍዕቲ ብሓቂ ❤❤

  • @user-jk3dt7nf6d
    @user-jk3dt7nf6d 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዋዉዉዉዉዉዉ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bd9mj4eq6g
    @user-bd9mj4eq6g 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ በሃሊ ከሙ ናበሊኪ ዘሎ በሃለና ኣፈልጠለና ገብዘልና❤❤❤

  • @user-jx9jn9uo9b
    @user-jx9jn9uo9b 3 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ደስ ክብል ዝገዛ ጋል ራያ ማዓረይ😮😮❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም ደስ ክብል❤❤❤❤

  • @user-tb9cp6om5m
    @user-tb9cp6om5m 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝዝብል ጋል ራያ

  • @user-tl5zl2pr6n
    @user-tl5zl2pr6n 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ በርትዒ ጓል ራያ ማዓረይ❤❤❤

  • @madamray-gx5ub
    @madamray-gx5ub 2 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውውው ደስ ክብል ጋል ራያ ፂሪቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @kokeb8885
    @kokeb8885 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጓል ራያ ኣቲ መናጢት ክተሕምምና ደሊኽስ ለለ ሕልበት ሒዝኽሕና መጺኺ ድሓን መሲሉኪ እምበር ኣሕና ለ እስፖጌቲና በሊዐና ኢና 😅ኣዴታትና ግን ፎትየየን ኽመውት ይበል ውሕልነት ኢልና ኢና ❤

  • @user-lx7tk8ff3v
    @user-lx7tk8ff3v 3 หลายเดือนก่อน

    wowww

  • @Subcurips
    @Subcurips 3 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ ንፍዕት በርትዕ ዛሓፍተይ❤❤❤

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq หลายเดือนก่อน

    ሓፍትና ጓል ራያ በርትዒ ❤❤❤❤

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 3 หลายเดือนก่อน +1

    ገዛና ዘይምከድክ ❤

  • @genetdebretsion1089
    @genetdebretsion1089 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tigrawety konkis hlbet zeytfeltiy mehferit ahferikna😊

  • @tyuksa4333
    @tyuksa4333 3 หลายเดือนก่อน +1

    ማሻ ጋል አክሱም ጋልራያ💕💕💕💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ራያዋይ ዋሕሎ❤❤

  • @wedigilue873
    @wedigilue873 2 หลายเดือนก่อน

    Galu rays 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam 3 หลายเดือนก่อน

    ሕልበት ማዓረይ❤❤❤

  • @brizafzerau8868
    @brizafzerau8868 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው❤❤❤❤❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 3 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ደስ ክብል ጓል ራያ ሽኮር❤❤❤❤

  • @DfJt-pp1oj
    @DfJt-pp1oj 14 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራውነት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @maremare1976
    @maremare1976 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wow❤️

  • @kabbakabba4344
    @kabbakabba4344 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ሓፍተኒ ማዓረይ

  • @fre507
    @fre507 2 หลายเดือนก่อน

    ❤😘

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf 3 หลายเดือนก่อน

    👍

  • @user-ry8wb1og5g
    @user-ry8wb1og5g หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @ዲኒ3290
    @ዲኒ3290 3 หลายเดือนก่อน

    ዋው❤👌

  • @QwerAsdf-wg2sv
    @QwerAsdf-wg2sv 2 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-du3lc7to8d
    @user-du3lc7to8d 3 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስክትብላ ❤❤❤

  • @KhezaKhan-cs7eh
    @KhezaKhan-cs7eh 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FhRy-tz7mu
    @FhRy-tz7mu 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @AlmazAregawi
    @AlmazAregawi 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዎይ አደታት ትግራይ ወአሎ❤❤❤❤

  • @AmanAman-jj2gc
    @AmanAman-jj2gc 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውውውው ጓል ራያ ሸኮሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qc9hf9fe8d
    @user-qc9hf9fe8d 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hikak hilibet nafike gol raya shikor ❤❤❤❤

  • @qwas9970
    @qwas9970 3 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ላይክ ግበሩ ተጋሩን ፈተውት ተጋሩን❤

  • @zbx-pj3vl
    @zbx-pj3vl 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኩይ ቀፅልሉ ባህልና ፅቡቅ