Kemalatkum - Werar - ወራር - New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2019
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- Kemalatkum - Werar - ወራር - New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#ሕንግርጢጥ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries
50 ኣዋልድ ከጥንስ ፈጣሪኡን ዘይፈርሕ ዋይ ውርደት፣ ብሓቂ ሂወት ዘባላሽዉ እውን እኮ ኣለዉ እዮም
Wey nay lomi mud meareg zeyblu Ashu smart😂😅😅
Konaju ketselelu nice Comedy.
ደስ ካብ ዝብለካ ነገር ደቂ ትግራይሲ ኩለን ፁርያት ከም ማይ ጉሓት::ብዘይ ምንም ነገር ክፅብቃ ማዓት💋💋ማዕተበን ስጡም በቃ ፅሩያት እኽን👌
ናይ ባሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ
ናይ ብሓቂ ፅቡቁ ስራሕ እዩ ድቂ ዓደይ ማዓርይ ስላምኩም ይብዛሓዮ ትግራይና ንዘላአለም ትስሓቅ አብ ስደት ዘለኩም እሕዋተይ እውን እግዚአብሔር ብስለም ናብ ዓድኩም ይምለስኩም
Amennnnn
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ፫
አሜን አሜን አሜን ልኩልና
አሜን አሜን አሜን
እዋይ ሰኻቕ ሞይተ ሎሚ…🤠😃🤠ነዓኺ እውን ቕብቅብ ከየብለኪኪኪኪኪኪ😜
ንዓወት ፎተውቲ እሰኪ ላይክ
😂😂😂😂😂😂😂hagazi zerabruch kketleka ayu 🇪🇷😂😂😂😘❤️🔥
ክክክክ ባሻይ
ግን ሓጋዝስ ዝመሳስል ገፀ ባህሪ ይፃወት ኣብ ኩሉ ድራማ ብቻ ኣጆኩም
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም ይግበረልና ኣየ ሓጋዚ ኩለን ጠኒሰን ጉድድድ ኣቦካ ኣይስምዑ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ፅብቅ ትምህርቲ ቀፅልሉ
ብጣሚ መምህሪት እያ ቀፅልሉ አሕዋትና ባዕልና ነታልለን ተገልቢጥና ሸራሙጥ ዝብል ሕማቅ ሽም ነዉፀለን ናይማንኛም ጋል ደቂ አንስትዮ አሕዋትና ሓላፍነት አለና
ናይ ብሓቂ ልባም ስብ እካ የቀንየልና ሓዎና
ኤርትራዊት የ ደቂ ትግራይ ሽኮርሪናታት ስራሓትኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ
Isiki keman shukor
አይትሰአኑ አታ ሰሓቅ ቀቲልኩምና ዋይ ሓጋዚ ሓምሳ ክመልአን ተሓባቦርኒ ክክክክክክክ
Dsdef Fef 😂😂😂😂😂😂😂😂
ብዝሑ ተባዙሑ እዩ እልና እግዛብሔር አቦና ምልእ አብለን ዋላ ሽሕ ይምላአ ትግራይ ዓድና ንብዘሐላ ዳአም
ጎል ኣያ ዘብራኣብሩክ ትክእሎ ጎበዝ ቀበጥበጥ ቀፅልሉ
Kef alkum Deqi Tigray shikornatat,Eza lahjakum gen mara eya tesehqani,Edman tenan yahbekum,Tigrina for ever.
Hhhhhhhhhh alama alleni amsa kmelen😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ጥዑም ወግዒ ትግርኛ ልተድንቑ ዛቀልዲ ሃምትፈትዉዋ ኣይጠራጠርይ @
ሓጋዚ ኣታ ፀይቂ ክምርዐወካ ላበልኩ ነይረ እሞ ገዲፈዮ 😀😀😄
ዋ ኣቲ ንሰክሰ ንዝኮነ ደራማ ዝዝርሕ ድዩ ከመረዐወካ ትብሊ በሊ ኣነውን ፈትሐኪ ኣለኩ ክክክክ
@@kuflomtesifamrym7163 ቅቅቅ ገዲፈዮ ኣለኹ ምሳኻ ይሕሸኒ 😃😃😉
😜😂😂😂😂😂
ግርም ስራሕ ቀፅልሉ
መረሳ ባሲ ኣበይ የገኒየን ተን ክዳዉንቲ ክክክክክ ሳሓቅ ሞይተ ኣጀኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት
ነይ በሓቂ ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ጠጠው ይበል አብ ክልል ትግራይ
ጽቡቅ ነርኩም ኢታ ፖሊስ ካአ ክትሽብዕ ነይሪዋ ሹዑ ምጣዓመት
ቅቅቅቅቅቅቅ አጆቦይ😀
Fanagere and
ዋይ ዓፈኒ ጉድ 😂😂😂😂
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጀኩም በርትዑ
ክክክክክክክ ስሓቅ ቀቲልኩሙና ደቂ እሬ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ቀፅልዋ
ቅፅልሉ በርትዕ ደቅ ዓደይ
Awetya funny 🙏😂😂😂😂😂😂😂👍😍
ዋይ ዩኒስኮ ምምዝጋብ ናብ ሴጣናዊ ነገር እንዶ ዜሩ፣፣፣ ነቲ ኣሸንዳ ትግራይና ግዳ ተሓባቢርኩም ኣመዝግብዎ፣፣፣ባህልና ባህሊ ትግራይ ኣፋልጡ
ዋውውውውውው ቆንጆ
Kkkkkkk aweta shkor kulu yexebkelka
አነ ደሰ ዝብለኒ ዛ መቀለና ትትኩሰላ እውይ ክፅብቅ👈👈👈👈👈👍
Gall zerabruch 😂😂😂🤣🤣😂😂
ዓወተይ😘
Ata ayxebka kabey ekum amxiekumen ✌️
መቅስናት ደቂ ትግራይ
ክክክክ ሓጋዚ ወለድና ክረአ ኣጀጀጀ ኣበበበበበ እኮ ኢሉ
ዓወተይ ሙቁር ፈጣሪ ዓድመ ያሃብካ
ሽኮራተይ ዋልካም
ዋው ብጣዕሚ መሃሪት
Himaaq comedy!!
Ezi ni Menesyat himaaq timhirti eu
ነታ ፖሊስ ውን ንዓኺ ድዩ ኣጥኒስኪ ከይብላ ነበረ ፈሪሑ እምበር ፅብቅቲ እያ እታድራማ
ሰላም ኾይኑ በዙይ እንዘናግዐሉ እዋን የምፀአልና። እዛ ድራማ ኣብ ትግራይ ቅድሚ ውግእ ዝነበረት እያ። መናእሰይ ኣብ ኸምዙይ ዝበለ ውድቀት ወዲቆም ኔሮም። ናዓይ ዘመደይ ናተይ ንብረት ሰሪቁ ብሓደ ዓመት 6 ኣዋልድ ኣጥኒሱ ነበረ::
45 አጥኒሱ ሄኖክ ድዩ ክክክ
wowwww good😍😍😍
ዕላማ እኘኒ 50 ክመልአን
ቅብቅብ አቢልዋ 🤣🤣🤣🤣🐒
ሓጋዚ ሽኮር እንዳሓለፍካ አጥንስ ክክክክክ
ወይ ኣቤለ 50 😢😢😢
Kkkkkkk,, ው ይ,, ያ,, ዓ ው ት,, ዴ ራ ስ,, ቆ ፅ ሎ
Minimizing❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Good Show.
❤❤❤🤣🤣🤣🤣🤣😍😍😍😍😍😍
😍😍😍😂😂😂😂😂
ዋውውውው ገለ ዓይነት 💘💘♥
Kkkk hamsa kebxhen🤣🤣🤣nicc
እዘን ኣዋልድ ኣሕዋትና ግን 18 ዓመት ኣኪልወን ድዩ ነዚ ይመጥና ድየ
Deki tigray halalat
.kkkkkk😍😍😍
ክክክክክክክክ ክክክክክክክክክክክክክ 50 ተመላኣስ ታይ ነይርዎ
Kkkkkkk 45 Duke ansetyo.
ንፉዓት ቀፅልሉ
ሓጋዚ 30 ኣጥንስካ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
WOW kkkkkk
ደቂ ትግራይ ሽኮራት
ልዓዊታ ትፈትው እስኪ ላይክ
ኣታ ዙሓጋዚ ከመይ ገይሩ ክጋሰዮም እዩ ዞም ቆልዑ ክክክክክክክክ
ሓጋዚ ፍቕረይ ብድሓናካ ዲኻ 50 ዋይ ግደፍ ከይን ፋታሕ
እዋይ 45 ኣጥንሱ ክክክክክክክ ጉዳም
😁😁😁
😍😍😍😍😍
kkkkkk wa
harife
*ቅቅቅቅ ኣይትስኣኑ*
ሓጋዚይ ክክክክክ
Was geht up
waw konaju
Ya bejakukum seke belu tewasikum aytekelun ikum kab kulu eta wedo wedo koyna zela entrfo melka azerareba zero tegaru bjeka geri emun kale filmi yeblkumen geri emun gn btemi xebektn fetewtn film eya
ክክክክክ
40 😁😁😁❤
ሰላም እንዳ ባሻይ
Kklkkkkk😅😅😅😅😅😅😂😂
Amaharic is officially language in tigray and Ethiopia ok please speak amaharic language
From tigrays USA Ethiopia tikdidem. Be wise and knowledgeable
Thanks
Wawwww Good jab
Wey gud kulen bexihiwen bel kkkk
Wawawwww
ክክክክክክክክክክክክክክክክ
kkkkkkkkkk ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክክክክክክክክክክክክ
ክክክክክክክክክክክክ ንዓኺ እውን ቅብቅብ ከየብለኪ.....
ሓጋዚ ኣታ ሕደግ ዋይይይ በቃ በጋላት ምፅዋት ኮይኑ ሓዳርካ ወደይ ኣፍቱ ኣመል ዝብል ፊልሚ ዶካይ ኣይኣክለካዮ በጋላት ምፅዋት
ጀ
ጀነላ
ንጋል ዴስኣ እውን ኣጥንሳ
@@zemenpepsi5631 እባኣይ 46 ኮይንና 4 ኣልሽሉ 50 ንክንመልእ ክክክክክክ
😀😀😀😬😬😬
Kkkkkkkkkkk ኒዓኪ ከማን ከይቕብቅበኪ ዋላ ፖሊስ አይሓድግን አዩ 50 ከይመልኤን አይድቅስን ኢዩ
kkkkk
50 keymelan tetahizu kkk
ንፍዓት ቀጽሉሉ
yiazol Kinsey yixebika ezen haramu eitebuawi
Waw tegaru
ኢትዮጵያ ይብል ኣሎ ዋ
Wawww
Kkkkkkkkkk