BRGED INTERVIEW PARRT #2 Eritrea music Eritrea comedy Eritrea ducumentry Eritrea Guayla

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Eritrea music Eritrea comedy Eritrea ducument Eritrean history, Eritrean EPLF, African music, Eritrean guyla

ความคิดเห็น • 3

  • @habrom125
    @habrom125 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንዓካ ይኩን ወዲ ኩብርእዝጊ "ናይ ወድጽሃየ ካብ ዘከርካ"ስውእቲ ኣበባ ዳኣ ረሲዕካያ 1979
    በጠለንኩም 3 ምስ ሓይሊ 21 ቦጠለኒ 2 ኣብ ዳዕሮታይን ፈሸክን ከባቢ ማዓሚዶ ዓሪድናሉ ዝነበርና
    3ኩም ወቃዕቲ ክራር ትወቅዑን ተጻውቱና ዝነበርኩም" ወዲጻሃየ "ተስፍልደት"ኣበባን እዮም ዝነበሩ
    ናይ ወዲ ጻሃየ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ዛንታ "ኣብ 5ይ ወራር "ኣብ ሓዱሽ ብግንባር ሕዳቅ ዝፍለጥ ብጣዕሚ
    ጽንኩር ዝነበረ "ኣብ ዝባን ሕዳቅ ወዲ ጻሃየ ኮልቦ ዲሰሎ ተሰኒፉ እንከሎ "ጥይት ውን ወዲኡ ነሩ
    3 ወታሃደራት ጸላኢ ኢድካ ሃብ ይብልዎ እሞ" መጺኩም ዉሰድኒ ኢልዎም "3ወታሃደራት ክሕዝዎ
    ምስ ወረዱ "ወዲ ጻሃየ ነቲ ሓደ ወታሃደር ተጣማጠሞ "ነቲ ወታሃደር ብረቱ ኣሕዲጉ ን3ኦም ቀቲሉ
    ድማ ጣያይቱ ከምዝመልእ ይዝንቶ ይሰምዕ ነረ።
    ኣብ 6ይ ወራር ግንባር ባርካ ብተጋደልቲ"ግንባር መብረቅ ብጸላኢ " ጸላኢ ብተክረረት ገሩ ናብ ሓሽሓሽ
    ሓመላይት ከርከበት ግንባር ፈጠረ እዚ እዋን መጨረሻ 1981 ነበረ "ቅድሚ 2/17/1982 ዝነበረ ምትህልላክ እዩ።በጦለኒ 3 እናኣጥቀዕት (ህጁም) እንከላ "ወዲ ጻሃየ ዘሊሉ ኣብ ድፋዕ ናይ ሓደ ወታሃደር ምስ ኣተወ "ኣልግብ ኣቢሉ ክትኩስ ምስ ፈተነ ቅም በለት ብረቱ ጥይት ወዲኣ "ወዲ ጻሃየ
    ኣፍራዛ ረኪቡ ምቲ ወታሃደር "በታኣፍራዛ ኣብርእሱ ተርቢዑ ቀቲልዎ ኢሎም ደቂ በጠሎኒ 3 ይሰምዕ
    ነረ።
    ኣነ ኣብ በጦለኒ 2 እየ ነረ ንወዲ ጻሃየ ግን ጽቡቕ ገረ ኣብ ጓይሉኡ ኣኩዲደ እየ።
    ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና።

  • @yeheyisghebremariam5466
    @yeheyisghebremariam5466 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @akberetokubay6095
    @akberetokubay6095 3 หลายเดือนก่อน

    ክምዚ ኣቶም ዝብሉ ኩቡራት ኣያታትና ኣርካናት ግድሊ ዝቅር ብኩምና ብጣዕሚ ንምስ ግኖኩም