ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ን ኣባዲት ተድንቅ እስክ ላይክ ርገጸለይ✌️
God bless both of you.
Love her❤
❤❤
እዛ ወሽላኽ ስኒ ትራንኳዚኖ 😅
Sekit terati @@mesfinabraham6412
ኩቡር ሓው ዮናስ ነዛ ገርሂ ልባ ኣባዲት ንዘጋጠማ ዓንቃፊ ጉዕዞ ሓፍቲ ኩላትና ናብ ቅኑዕ መንገዳ ክትምለስ ዝገበርካዮ ልቦናዊ ማዕዳ ኣዝየ የመስግነካ። ንስካ ንከኣለካ ሓልዮት ከምትገብረላን ሕልናዊ በዓል ሞያ ምኻንካውን ተዓዚብናካ ኣለናሞ ደጊመ የመስግናካ። ጻዕዳ ልባዉን ኣይትጎድእና።ብሓቂ መክበሪ ሞያኻ ስራሕ ትሰርሓለኻ ዮኒ።
❤❤❤❤
ata gedefuwa dehaney meskinayte genzeb elom adenagiroma yekonu ajoki ❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🙏🙏🙏
Don't worry Abadit.Thank you yonas
እዋይ ኣባዲተይ መስክነይቲ ድህል ኢላ። ደቂ ኤረይ ደዊልና ኣጆኪ ዘይጋገ ሰብ የለን ንበላ ከም ቀደማ ነጻ ኮይና ከተዛናግዓና
Neshtey keae aelata wurzy eyu zetemela
Gn keae dmu dmu aestyoma eyom dher keae selah eila keninaae wesida kkkkk
ሓፍተይ ኔርኪ ዲኪ ከስትይዋ ከለዉ? ብይከውን ኢልና ኣይንዛረብ በጃኩም ሕጂ ይቅሬታ ኢላ ኣላ ዝሓለፈ ንረስዓዮ።
እወ ጋለይ ድህል ኢላ ገጻ ይምስክር
@@lul9652 nsks nerkidi kkk
ኣባዲተይ ጻዕዳ ልባ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዐኪ ኣድናቂትኪ ጓል ትግራይ❤❤❤
ብገርሂ ልባ ተጻዊቶም ክበልዑ ክብሉ ሰብ የንብዑኣጀኪ ኣባዲት ጻዕዳ❤❤❤
ይደምስስዎ ከይዋዓሉ ከይሓደሩ ብግርህነት ደቂ ሰባት ምጽዋት ደው ይበል.
Yes
Nay behaqi begerhnete seb zexawetu loqumaxat medenagerit
እወ ክድምሲስዎ ጥራይ እዩ ዘለዎም
Xebuk aleka
Ny behaqi
Bejakom ኣጆኹም ኣጆኺ ንበላ ሰብ ኣይንደሃል👑👑👑👑👑👑👑👑👑❤❤❤❤❤❤❤❤
ዮናስ ሓወይ ኣንበሳው (Emotional) ጌርካኒ ብሓቂ መሊሰ ፈትየኻ እግዚኣብሄር ይባርኽኻ (well done)❤❤
Bhaki Yonasom Thanks 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏
Behaki ane kema adenikeyo yonas
ምስክነይቲ ድውን ኢላ ኣጆኪ ንበላ ።ብጣዕሚ ጽቡቅ ይቅረታ ከማን ተማሂርና ።ምክንያቱ ሰብ ካብ ጌግኡ ይቕረ ክብል ኮሎስ ደስ ክብለላ ❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ይቅረታ ብምሕታትኪ ኣጆኺ❤❤❤❤❤❤❤
አባዲት ሐፍተይ ብጣዕሚ አድኒቀኪ ዘይጋገ አብዲ ዘየኸምስዕ አድጊ ከምዝባሃል ንጌጋኺ ንህዝብና ከምዘጉሃየና ፈሊጥኪ ይቅሬታ ምሕታትኪ ክብረት ይሃብኪ ስለ ንፈትወክን ነኽብረክን ኢና ጉሂና ኔርና እሞ አጆኺ ቀጽልዮ። ዪናስ ሐዉና ድማ ክብረት ይሃበልና ከም ብዓል አባዲት እንዳምጻእካ ተዛናግዓና ዘለኻ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ምስ ኣቶ ዮናስ ይሕሸኪ ኣባዲት ሹኮር ።ኣጆኺ ❤🎉
መግለጺ ግርህነትኪ ኢዩ ኣባዲት ኣብሽርኪ
ኣጆኺ ኣባዲት ሓፍተይ ።የጋጥም እዩ ግን ክትመሃርሉ ተስፋ ይገብር።
መቸም ዮናስ ሓውና ዘለካ ትሕትናን ልቦናን ከየድነቕኩኻ ኣይሓልፍንየ የቐንየልና። ኣባዲት ከኣ ኣብቲ ርእሲ መንፋዓትኪ ሳላ ዮናስ ኢኺ ምስዚ ኩሉ ፈታዊኽን ዝናን ክትገብሪ ዝገበረኪሞ ኣብቲ ትገብርዮ ምንቅስቓስን ምዕባለን ካብ ዮናስ ኣይትፈለይ ክብርቲ ሓብትና ሕጂ ከኣ ወጃዕ እናበልኩም ሳላዛክብርቲ ሓብትና ናይ ምሳሕ ዝሰደድልኩም ተዘናግዑ👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቶ ዬናስ አዚካ ዓቢ ሰብ ዘረጃ ኢኻ ንአባዲት ክአ ንስካ ኢኻ ሰባ ናብ ጽቡቅ ዘብጻሕካያሞ ምስጋና ይግብአካ አባዲት ክአ አጆኪ ንኩሉ ከተሐጎሲ ኢልኪ ዝሐሰብክዮዮ አጆኪ ❤❤❤❤
ኣነ ብኹሉ ነገር ምስ ዬናስ ጥራይ ክትመጽእ ኣለዋ ክልቲኩም ትረዳድኡ ኢኩም ተከባቢርኩም ኢኩም ትከዱ ስለዚ ኣባዲተይ ኣጆኪ ጌጋ መናብርትና እዩ❤❤❤
ኣነ ውን በጀካ ኣብዛ ቻነል ካልእ ሜዳታት ዘይምቅራብ ይሕሻ ቆራሪጾም ሽር ዝብሉ ቪዶታት ዘይ ምቅራብ ይሕሻ
ኣጆኺ ኣባዲት ሰብ ሩጉም ታይ ዘይገብር ኣጋግዮማ እዮም የሕዋት ልባ ከይስበር ኣጆኺ ንበላ
Haqeki haftey berkti seb rugum seb zey gebero zeybelu ajoki Abaditey shkorina meqeret edemen tenann yhabki fetari ❤❤❤ 🎉🎉🎉
ኣብ'ዛ ሜድያ ቅልቅል ቅልቅል እንተ በዚሓ ናይ ህዝቢ ኢኻ ትኸውን።ኩላ ትገብራ ብዓይኒ መርፍእ እያ ትሓልፍ።ስለ'ዚ ንድሕሪ ሕጂ ዘማኽሩኺ ርዝን ዝበሉ ሰባት ግበሪ።ኣይፋል ምባል ካኣ ንልመድ፥ንኩሉ ሕራይ ዳኣ 'ሞ።ተዳሂላ ካኣ ኣደንጊጻትኒ።ኣጆኺ ወይዘሮ ኣባዲት።🎉❤🎉
Aygermekan resa ko awdika jajya
እወ ምስኪነይቱ ነተን ዝእብዋ ቕሩብ ገንዘብ ትርእይ ትከዉን እንበር ኩሉ ሰብ ተፈትይካ ዕቃበታት ክትግብር ኣለካ
ሰላም ሰላም የናስ ሓወይ ንኣባድት ኣገሪሆማ እዮም መለበሚ ኣይግበረካ መለበሚን ኣይክለአካን እዩ ኣቶ የናስ ክቡር ሓዉና ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹🌺🌺💯💯❤️❤️👌
ኣባዲተይ ጻዕዳ ልባ ኣጆኪ ኣይትታዓንቀፊ ስለ ንፈትወኪ ኢና ኩሉ ሰብ ዓገብ ኢሉ ምስ ክብርኪ ስለዘይከይድ ካልኣይ ካኣ ኣብ ሕብረተሰብና ሓንቲ ጸገም ኣላ ውሽጥና ዘይኣምነሉ ንሰባት ከነሐጉስ ክንብል ውሽጥና ንግደአሉ ግዜ ኣሎ እሞ ኖ ንልመድ❤
❤❤❤ ሕጂ ጽቡቅ ጌርኪ ካብ ጌጋኡ❤❤❤ ዘይእረም እዩ ሕማቅ❤❤❤ ሕጂ ግርም ዮናስ ሐዉና ከኣ ዕድመን ጥዑናን ይሃብካ❤❤❤ ኣባዲት ከኣ ሕጂ ክሕስኪና ጆኪ ❤❤ጸላኢ ከም ዘሎ ከኣ ተጠንቀቂ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጸሎት ኣገዳሲ። አዩ። ምስትውዓል። ክበና። ❤❤❤
ብሓቂ❤
ብልጽቲ comment
Absolutely 💯
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ኣባዴት ኣደ ኤርትራ❤️🇪🇷 ጌጋ መናብርትና እዩ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና god bless you🙏🇪🇷❤️
Nay bhaqi Ade Eritrea 🇪🇷.
እዋይ ኣባዲት ድሕል ኢላኣቶ ዮናስ ብሓቂ ኣላይ ኩሉ ነገር ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ክብረት ይሃብካ ብነብሰይ ኣነ ብጣዕሚ'የ ዘክብረካ ብኩሉ ነገራትካ ሓወይ ኩሉ ስድራቤታዊ እዮ ንኣባዲት ኣቢድካያ ደስ ዘብል'ዮ ብድሕሪ ሕጂ ተስፋ ንገብር ኣባዲት ናብ ካልኦት ኬዲኪ ከይትነፍሲ ሕጂ ይቅሬታ ተቀቢልና ኣሎና እዚ ወደሓንኪ
ጻዕዳ ልባ 🫶🏾💖🙏🏾 ኣጆኪ 💪🏾 ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ግድን እዩ ዕንቅፋት ከጋጥመካ ፡ግን ንኩሉ ተጻዊርካ ጉዕዞካ ምቅጻል ጥራይ"ዩ 🚶🏾❤ኣባዲት ጻዕዳ ልባ 🤍ንሳ ትዛረቦ ብገርሂ ልባ♥️ንሳ ትስሕቆ ብገርሂ ልባ ♥️ ንሳ ትቀርቦ ብገርሂ ልባ 🫶🏾 💖 ረኪቦማ ዶ ታ ዞም በዓል ሌባ 👈🏾 ዮናስ ሓወይ ከኣ ናይ በሓቂ 🙏🏾 ዓቢ ሰብ 🤍ክብሪ ዝግባኣካ ሰብ ኢካ 💖🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ዮናስ ሓወይ ብጠዓሚ ኣባዲት ገርሂ ኢያ ግን ንስካ ከምዚ ገርካ ምምላስካ ኢብሪ ይግበኣካ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲተይ መዓረይ እንቃዕ ብሰላም መጻኪ ካብ ሕጂ ምስ ዬናስ ጥራይ ክትመጽና ንጽበ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤❤❤❤❤
ሽግር የለን ኣጆኪ ፥እንጀርኦም ከዕብዩ እንድዮም ኣጋጌሙኪ it's ok ኣይትጨነቂ ግን ጥንቃቀ ካብ ሕጂ እግዚኣብሄር ጾምናን ጸሎትናን ይባርኸልና እመ ኣምላክ ምሳና ትኹን።
Amen
የናስ ዕድመንጥዕናንን ንዓካ❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ማማዋይ ኣጆኺ ብዙሕ ክፉእ ኣይገበርክን ♥️🤎
ኣባዲት ኣጆኪ ንፍዕቲ እንዲኺ ዘይጋገ ሰብ የለን ። መለበምን ኣይግበርካ መለበምን ኣይኽላእካ እዩ ዝበሃል ይቕሬታ ምባልኪ ጎበዝ ኢኪ ተስፋ ከይትቖርጺ ኣብ ቅድመኺ ብዙሕ ነገር ይጽበየኪ ኣሎ።
ንክገርመኩም እዛ ሰበይቲ ክእለት ኣለዋ ግን መኣዝን ዘትሕዛ ያ ትደሊ, ዮኒ ሕድርኻ ተኸታተላ ❤❤❤❤
@@SelamSharonኣረጊት ሰበይቲ እንታይ ከማእዝና ስትር ኢላ ደቃ እንተትዕቢ ማሓሻ።
ሕጂ ግርም❤❤❤❤❤ ኣባዲት ሓብትና ኣሰንቢድክና ኔርኪ ሕጂ ኣቢድክናን ኣረስሪስክናን ሓያል ሰብ' ዩ ተጋግዩ ካብ ጌግኡ ዝእረም ኣጆኺ ምስ ዮናስኪ ኴንኪ ዝተለምክዮ ዕዮ ቀጽልዮ ከይትስንብዲ ደጊመ ኣጆኺ እንዳዘናጋዕኪ መሃርና
Don’t go anywhere to the social media,just with ato Yonas ❤❤❤
Ya yonas kalya ykial u❤
ኣጆኽ ጋል ኣረይ ሹከር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋
Great job ❤all 🙏🏿💖 thanks ate Yoni we love you guys❤
አጀኦኽ ፈታዊ መሲሉ ጸላኢ ከምደሎ አይትዘን ግዒ አምላኽ ይሐግዝኪ አባዲተይ አሜን
ኣጀኺ ኣባዲቶም ገጋ መናብርትና ኢዩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እሶም ብጒርሖም እስኺ ብገርህኺጽገም የብሉን ኣጆኺ
ኣጆኪ ማሚየ ሽኮር አግዚኣቢሄር ጥራይ ኢዩ ዘይ ጋገ አምበር ጌጋ መናብርትና አዩ ይቅረ ምባል ከኣ ናይ ለባማት አዩ ክቡር ባባ ዮናስ ከኣ ልቦናካ መግለጺ የብሉን ርአስኪ ከይተድንኒ ኣጆኪ ማሚየ ሽኮር ዕንቅፋት ዘይ ብሉ ዓወት የለን ኣጆኪ መመሊስኩም ኣምጽኡልና ገርሂ ሰብ ከኣ ግርህነቱ ሪኡ ዝብደሎ ሰብ ኣይሰኣንን አዩ ጌጋ ከኣ መምሃሪ አዩ ዝኮነካ ጌጋ ተዘይ ህሉ ኣብ ርአሲ ርሳስ መደምሰስ ኣይምተሰርሐን ኔሩ❤❤❤❤❤❤
❤ ❤❤ Enqaney Hagosena Abadiet Haftena Beselam Ab Gezaken Temelisken ❤
Ajoki Abadit shikorrrr xegam yelen zeygage seb yelen gerhi sel zkonki eki komu geyrki we love you more❤❤❤❤
0😮 0:30 😅😊
😂😂😂@@hailemichaelghebrezgabiher1363
በሓቂ ኤርትራወያን ኣድኒቀኩም ምክንያቱ ንሓደ ሰብ ክጋገ ከሎ ትጋገ ኣለካ ትብሎ ጽቡቅ ተሎ ከኣ ጽቡቁ ኣለካ ኢልካ ትነግሮ ስለዚ ኣብ ኣባዲት ዘርኣክሞ ነቀፌታ በሓቂ ዝነኣድ እዩ ብፍላይ ከምዚ ገይሩ ተገዲሱ ደዊሉ ጌጋካ ዝነግረካ ሰብ በሓቂ በዓል ህልና እዩ ኣባዲት ለዋህ ዘይጋገ ሰብ የለን ኣጆኪ ጽቡቂ ዝደለዩ ሰባት እዮም ደዊሎምልኪ
አጆኪ ኣባዲተይ ዘይጋግ ስብ የለን ካብ ህጂ ንንዮው ክም ቀደምኪ ቅጹልዩ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Mama Abadit lewah Ajoki ,Amlak kab kfuat gbri sebn xelaen yhalki ❤❤❤❤
መኣረምታ፥ ክብርን ምስጋናን ንእ/ር ጥራይ እዩ ዝግባእ ክብል ኢለ እየ። ንሰባት ክኣ ክብረት ይሃበለይ ከምቲ ዝበልክዮ።
ንስኪ ጻዕዳ ልባ ኢኺ ሓው የናስ ውን ኣይትኪዲ ክብለኪ ኣይክእልን እየ መሰልኪ እዩ ብምባልካ ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ ናይ ለባም ዘረባ ኢኻ ተዛሪብካ ከማኻ ይብዝሑ❤❤❤❤❤
ኣቶ ዮናስ ድሕሪ ካሜራ ቅሩብ ብዛዕባ እዚ ማሕበራዊ ሚድያ ብውሑድ ቅሩብ ኣፍልጦ ንኽህልዋ እንተትገብር ጽቡቕ እዩ።ኣዝያ ተዳሂላ ምስኪነይቲ ኣጆኺ በላ❤ነዚ ርእይቶታት ከማን ከተንብቦ ከም ዘለዋ ክትነግራ ኣለካ ምኽንያቱ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ኣጎልጉሎት ውሑድ ብሙዃኑ ተገዲሳ ዳ ኢንተርነት ከይዳ ገለ ሓበሬታት ከተእክብ ኣለዋ ብዝኾነ ኣጆኺ❤
❤❤❤
❤
Nay behakii tmhrti yedlya alo..meskin rekiboma eyom ..
Btkkl xbuk giera ktrseon ktfelton hagza ato yonas❤❤
ኣጆኪ ኣባዲት ዘይጋገ የለን ኩላትና ደዊልና ኣጆኪ ንበላ በጃኩም ተዳሂላ ኣላ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🌹🌹🌹🙏🙏🙏 Abadiet sikor we love love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
ኣባዲት ብጣዕሚ ዊዒኪ ኣነ.ሲ በየናይ ተረኽበ ኢልካ ትገብሮ ጸላኢኻ እዉን ብቀሊሉ ይጻወተልካ ቀዳምነት ንነብስኺ ካላይ ካኣ ንሃገርና ምስትውዓል ከድሊ ኢዩ የናስ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ንፈዕ ጋዜጠኛ ኢዩ ቀጽሎ ዓመት ንሓፋሽ ❤❤🇪🇷
ዓወት ንዓኺ ይኹን ኣባዲት ሽኮር❤❤❤
እንታይ ዝበልዋ ሽኮርና ሰበይቲ እያ ልቦና ዝተዓደላ ። ኩሉ ግዜ ዓድማ በጃካ ❤❤
ኣቶ ዮናስ ለባም መስተውዓሊ ዓቢ ሰብ ኢኻ ኣባዲት ገርሂ ልባ ምስቲ ዋዒኣ ናብዘየድሊ ከይመርሑዋ ክብርን ባህልን ዘራኽስ ነገር ከየስርሑዋ guide ጌርካ ክትመርሓን ክትእርማን ስለዝኸአልካ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና።❤ ፈረስ ብዘይ ልጓም መምለሲ ከምዘይብሉ ኣባዲት ብዘይ ከማኻ ዝመሰሉ ሰባት ናብ ህጉም ገጻ ከይተምርሕ ኣቶ ዮናስ ልጓም ናይ ኣባዲት ኢኻ, ዕድመን ጥዕናን ነምነየልካ።❤❤❤❤
Xelaeki ydhal ajoki zeygage yelen yqretaki kulu seb tekebilwo eyu👉🙏💐💐💐❤❤❤❤💐💐💐
የናስ ዓቢ ሰብ
Hasadat yom ezom ajoki Abadit gerhi seb ❤❤❤
ድህል ኢላ ምስኪን ኣጆኺ ኣባዲት ❤🇪🇷❤
ኣባዲቲና ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላጥ ይኹን ዘይምፍላጥን ብዙሕ ጌጋ ተገይሩ አንድዩ ተጋግየ'የ አሉ ጌጉኡ ዝእምን ዳርጋ ዘይተጋገካ አዩ።ንዓኺ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ሰብ ዓቢ ትምርቲ'ዩ ።ኣጆኪ ..ኣነ ሓንቲ ካብቲ ነቀፈታ ዝጸሓፍኩዋ ተመላሲታትለይ ኣጆኺ .። ጽቡቅ ዕድል ይትምነየልኪ❤ዮኑ ሓውና ብጣዕሚ'የ ኣብ ኩሉ ጊዘ ንመደብካ ተኸታሊት አየ አሞ ብጣዕሚ የድነቀካ ።
Welcome back home my lovely sister 🌹♥️♥️♥️♥️♥️💯💯💯🇪🇷🇪🇷
ህዝብና ማዕረ ክንደይ ኣላዪ ምዃኑ ዘሐጉስ እዩ፡ ብዓል ሚለን ሃይሉ ካብዚ ተማሂረን ናብ ልበን ክምለሳን ይቕሬታ ክሓታን ጽቡቕ እዩ፡፡❤❤❤ ኣባዲት ክንብል በለምበር ኣይተኻዕወን ብይቕሬታ ብምድባስኪ ክትድነቒ ይግባእ።
እወ ኣባዲት ኣጋጌሙኪ እንድዮም ንዝቅጽል ተማሃርሉ ኣስተዉዕሊ ብልጽቲ ኣደ❤❤❤❤።
ዝበለጸ ሰብ ካብ ገጋኡ ዝእረም ኢዩ ኩላና ምሳኪ ኣለና ዘስሕቅክናን ዘዘናግዕክናን ዝመሃርኪናን ይበዝሕ❤❤❤❤We love u so much
ንጥዕና ኣባዲት ናፍቀኪ ኢና ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏
❤❤❤❤ btami xbuk medeb kexlwo ❤❤
አጆካ አባዲት ንኡሽቶይ ጌጋ እዩ ጽቡቅኪ ይዓቢ ከም ቀደምኪ ።❤❤❤❤❤❤
ገርሂ ሪኦምኪ አዮም ኣሽክዖምኪ ብዝኾነ ብገጉኡ ዘይእረም አዩ ሕማቅ ኣጆኺ 💙🩵💙
አጆኺ ወ/ሮ አባዲት ሐፍተይ ጌጋ አብ ኩሉና ዘሎ እዩ፡ አብ ጌጋኻ ምንባር እዩ ጽቡቅ ዘይኮነ እንበር፡እቲ ተጋግዩ ካብ ጌግኡ ዝእረም ሰብ ንሱ ዕውት እዩ ። ስለዚ አጆኺ ንፈትወኪ ኢና ቡሩኻት ይሕዋት ፍቅርና ንለግሰላ ❤ አቶ ዮናስ ♥️ ምቅሉል የቐንየልና ።❤❤
ኒፍዕቲ ማማ አባዲት ፍጹም አምላክ እበር ፋጹም ሰብ የለን ስለዚ ቢገጋኺ ምኢራምኪ ንፋዕቲ ንፍአት ኩሉኹም❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ajoki aytdhali seb rugum entay zeygebr
Abadit shikor ajoki seb rgum yu ajoki trah egziabihiear ms qnuat ykun❤❤❤❤❤
መርሓባ መርሓባ እንቃዕ ደሓን መጻእኩም ኣባዲቶም ንናፍቀኪ ኢና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ኣባዲተይ ❤ እንቋዕ ብድሓን መጻኺ ድምጺ ህዝብኺ ብዝግባእ ሰሚዕኪ መልሲ ስለ ዝሃብክና ንሕና ውን ነመስግን ።
ኣጆኺ ኣባዲት ሓብተይ ጌጋ መናብርትና እዩ ካብ ጌጋኻ ዘይምምሃር እዩ ሕማቅ ኣጆኺ ንፈትወኪ ኢና ኣብ ጎንኺ ኣለና ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Thanks yoni hawey ❤❤❤
Bertie agoki. Ab kulu guezoki egziabiher yesenyki. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ክብርቲ ሓብተይ አባዲት አጆኺ ግርህነት ኢዩ ወይ ናትኪ ቅንዕና ኢዩ ናብዚ አብጺሕኪ ደጊመ አጆኺ አይትሰከፊ
ኣይዞሽ እህቴ ጌጋሽን እንኳን ኣወቅሽ ከም ቀደምኪ ባህላዊ እንዳ ኣርኣኺ ጥራይ ኣስሕቅና ኢኺ የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆኺ ኣባዲት ዘይጋገ የለን ጌጋ መናብርትና እዩ ብባህላዊ ደርፍታትን ሳዕስዒትን ክንጽበየኪን ኢና ንፈትወኪ ድማ❤❤❤❤❤❤
Thank you yonas
Thanks yoni kibri yhabka kemzi zekirebkaya neza fewsi chinket heftina abadit libna tesierna kenina we love deki erey ni tiana ygberelkum❤❤❤
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉❤❤❤God bless you 🙏
❤❤❤❤❤ ከም ሽምኪ ኣባዲት ። ንኩሉም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።ይቅረታ ዘልዮ ኣይኮን ፡አቲ ዝተርሔ ካ ንካልኣኦት ኣዘናግን ማሃር ነሩ ክከውን ይክል ዩ።ኩሉ ዝተሰርሔ ንኩሉ ምማዕረ የዔግብ ማለት ኣይኮነን። ንኩሉ ቅድሚ ስራሕ ረጊአካ ክልተ ሳዕ ምሳብ ኣገዳሲ ዩ።
ኣጆኪ ኣባዲት ሓፍቲይ ጌጋ ምስ ወዲ ስብ ዘሎ ኣዪ ካብ ጌጋኻ ዘይምማሃር አዩ ኣቲ ሕማቅ ሕጅ ድም ኣብ ጎኒኪ ኣለና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
THANK YOU Yonas Hawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abaditey gerhi ajoki mearey ❤❤❤❤❤we love you 😘 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣባዲት ዓባይ ሰብ ኣጆኪ ኣጋግዮሙኪ እዮሙ ምስ ኣቶዮናስ ቀጽልዮ ኣጆኪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትውርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም ግዚኡ ሎሚ ኮምኡ ዩ ዮናስ ንርስኡ ፍቀዶ ቻነላት እንዳኸደ
አጆኺ አነስ ምስ ጋዘጠኛ ዮናስ እዩ ዝብረሃኒ አባዲት ጻዕዳ ካብ ሕጂ ጥራይ አስተውዕሊ❤❤❤
ብዘይካ ፈጣሪ ዘይጋገ ፍጹም የለን። ንዝገበርኪዮ ንእሽተይ ጌጋ ብዓቢ ሞራል ይቕሬታ ክትሓቲ ደጊምኪ ምምጻእኪ ንባዕሉ መርኣያ ሓይልኽን ብሉጽነትክን ኢዩ። ምኽንያቱ ይቕሬታ ምባል ቀሊል ከሎ ግን እቶም ሓያላት ሰባት ጥራይ ኢዮም ዝኽእልዎ። ኣጆኺ ኣባኺ ዘለና ክብሪ ይውስኽ እንበር ኣይጎድልን ኢዩ። ኣብነታዊት ኣደን ሓፍትን ኢኺ ኣባዲተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤
ኣባድት ኣጆኺ በርትዒ ኣይትገርህ ብዙሕ ፈተነ እዩ ዘሎ ናብዛ ዓለምና ኣጆኺ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Seyyyy kulu gziye kithgosu kitzanagu kitbelu nuberu deki Erey halalt meriyet ❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️❤️
Ato yonas btaemi zbuq girka dea hzelna nmama abadit zeygage yelen dehan ❤❤❤❤
ገሪሙኒ በጣዕሚ ክብረት ወላዲት ዘይብሎም ሑሱረት ሰባት እዬም ግን ማማ ኣባዲት ነዞም ኣብ ስደት ንነብር ከም ወላዲትና ኢና ንጥምተኪ ኣጆኺ ዘይጋገ የለን GBU🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስሊ ባዕለይ ዝኮነት ሰበይቲ በላሕን ገርህን ❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🙏🏽💖ኣባዲት ጻሓይ ኣጆኺ 💖🌹🇪🇷
❤❤❤ gega yegatim eyu ajoki aytm eyu.you are so fun.thanks yonas
ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ አቶ ዮኒ ሐውና ለባም መሰተውዓሊ ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ኩሉ እቲ አቃራርባካ ንሰብ ዚሰሕብ ክእለት አለካ ክብር ሐወይ ብአካ ሕጉሳት ኢና ናይ አባዲት ካአ ካብ ጌጋአ ተአሪማ አላ አጆኪ ንፍትወኪ ኢና ከም ቀደምኪ አባዲት ሐፍተይ ክብረት ምሰ አቶ ዮኒ እዮ ዘሎ አጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኩሉኩም ፊጣሪ ደቂ ሐላል መሬት ኤርትራ🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌾☘️🌺☘️☘️🌾🌿🌾☘️🌴☘️☘️🌿🌾🌴☘️🌿🇪🇷
Ajoki Abadit, we are with you
Enkae bselam temelaski shkor haftey admen tenan yhabki fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖.
አጆኺ አባዲት ሽኮር ደይጋገ የለን በጀካ አምኽ❤❤❤❤❤❤❤❤
Abadit ajoki aytjejwi kinbl bele enber aytekaewen yiblu abotat ❤❤❤Ato yonas kea kibri yihabka ❤❤❤
ኣጅኪ ኣባድተይ 🥰🥰🥰🥰
ን ኣባዲት ተድንቅ እስክ ላይክ ርገጸለይ✌️
God bless both of you.
Love her❤
❤❤
እዛ ወሽላኽ ስኒ ትራንኳዚኖ 😅
Sekit terati @@mesfinabraham6412
ኩቡር ሓው ዮናስ ነዛ ገርሂ ልባ ኣባዲት ንዘጋጠማ ዓንቃፊ ጉዕዞ ሓፍቲ ኩላትና ናብ ቅኑዕ መንገዳ ክትምለስ ዝገበርካዮ ልቦናዊ ማዕዳ ኣዝየ የመስግነካ። ንስካ ንከኣለካ ሓልዮት ከምትገብረላን ሕልናዊ በዓል ሞያ ምኻንካውን ተዓዚብናካ ኣለናሞ ደጊመ የመስግናካ። ጻዕዳ ልባዉን ኣይትጎድእና።ብሓቂ መክበሪ ሞያኻ ስራሕ ትሰርሓለኻ ዮኒ።
❤❤
❤❤❤❤
ata gedefuwa dehaney meskinayte genzeb elom adenagiroma yekonu ajoki ❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🙏🙏🙏
Don't worry Abadit.Thank you yonas
እዋይ ኣባዲተይ መስክነይቲ ድህል ኢላ። ደቂ ኤረይ ደዊልና ኣጆኪ ዘይጋገ ሰብ የለን ንበላ ከም ቀደማ ነጻ ኮይና ከተዛናግዓና
Neshtey keae aelata wurzy eyu zetemela
Gn keae dmu dmu aestyoma eyom dher keae selah eila keninaae wesida kkkkk
ሓፍተይ ኔርኪ ዲኪ ከስትይዋ ከለዉ? ብይከውን ኢልና ኣይንዛረብ በጃኩም ሕጂ ይቅሬታ ኢላ ኣላ ዝሓለፈ ንረስዓዮ።
እወ ጋለይ ድህል ኢላ ገጻ ይምስክር
@@lul9652 nsks nerkidi kkk
ኣባዲተይ ጻዕዳ ልባ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዐኪ ኣድናቂትኪ ጓል ትግራይ❤❤❤
ብገርሂ ልባ ተጻዊቶም
ክበልዑ ክብሉ ሰብ የንብዑ
ኣጀኪ ኣባዲት ጻዕዳ❤❤❤
ይደምስስዎ ከይዋዓሉ ከይሓደሩ ብግርህነት ደቂ ሰባት ምጽዋት ደው ይበል.
Yes
Nay behaqi begerhnete seb zexawetu loqumaxat medenagerit
እወ ክድምሲስዎ ጥራይ እዩ ዘለዎም
Xebuk aleka
Ny behaqi
Bejakom ኣጆኹም ኣጆኺ ንበላ ሰብ ኣይንደሃል👑👑👑👑👑👑👑👑👑❤❤❤❤❤❤❤❤
ዮናስ ሓወይ ኣንበሳው (Emotional) ጌርካኒ ብሓቂ መሊሰ ፈትየኻ እግዚኣብሄር ይባርኽኻ (well done)❤❤
Bhaki Yonasom Thanks 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏
Behaki ane kema adenikeyo yonas
ምስክነይቲ ድውን ኢላ ኣጆኪ ንበላ ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ይቅረታ ከማን ተማሂርና ።
ምክንያቱ ሰብ ካብ ጌግኡ ይቕረ ክብል ኮሎስ ደስ ክብለላ ❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ይቅረታ ብምሕታትኪ ኣጆኺ❤❤❤❤❤❤❤
አባዲት ሐፍተይ ብጣዕሚ አድኒቀኪ ዘይጋገ አብዲ ዘየኸምስዕ አድጊ ከምዝባሃል ንጌጋኺ ንህዝብና ከምዘጉሃየና ፈሊጥኪ ይቅሬታ ምሕታትኪ ክብረት ይሃብኪ ስለ ንፈትወክን ነኽብረክን ኢና ጉሂና ኔርና እሞ አጆኺ ቀጽልዮ። ዪናስ ሐዉና ድማ ክብረት ይሃበልና ከም ብዓል አባዲት እንዳምጻእካ ተዛናግዓና ዘለኻ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ምስ ኣቶ ዮናስ ይሕሸኪ ኣባዲት ሹኮር ።ኣጆኺ ❤🎉
መግለጺ ግርህነትኪ ኢዩ ኣባዲት ኣብሽርኪ
ኣጆኺ ኣባዲት ሓፍተይ ።የጋጥም እዩ ግን ክትመሃርሉ ተስፋ ይገብር።
መቸም ዮናስ ሓውና ዘለካ ትሕትናን ልቦናን ከየድነቕኩኻ ኣይሓልፍንየ የቐንየልና። ኣባዲት ከኣ ኣብቲ ርእሲ መንፋዓትኪ ሳላ ዮናስ ኢኺ ምስዚ ኩሉ ፈታዊኽን ዝናን ክትገብሪ ዝገበረኪሞ ኣብቲ ትገብርዮ ምንቅስቓስን ምዕባለን ካብ ዮናስ ኣይትፈለይ ክብርቲ ሓብትና ሕጂ ከኣ ወጃዕ እናበልኩም ሳላዛክብርቲ ሓብትና ናይ ምሳሕ ዝሰደድልኩም ተዘናግዑ👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቶ ዬናስ አዚካ ዓቢ ሰብ ዘረጃ ኢኻ ንአባዲት ክአ ንስካ ኢኻ ሰባ ናብ ጽቡቅ ዘብጻሕካያሞ ምስጋና ይግብአካ አባዲት ክአ አጆኪ ንኩሉ ከተሐጎሲ ኢልኪ ዝሐሰብክዮዮ አጆኪ ❤❤❤❤
ኣነ ብኹሉ ነገር ምስ ዬናስ ጥራይ ክትመጽእ ኣለዋ ክልቲኩም ትረዳድኡ ኢኩም ተከባቢርኩም ኢኩም ትከዱ ስለዚ ኣባዲተይ ኣጆኪ ጌጋ መናብርትና እዩ❤❤❤
ኣነ ውን በጀካ ኣብዛ ቻነል ካልእ ሜዳታት ዘይምቅራብ ይሕሻ ቆራሪጾም ሽር ዝብሉ ቪዶታት ዘይ ምቅራብ ይሕሻ
ኣጆኺ ኣባዲት ሰብ ሩጉም ታይ ዘይገብር ኣጋግዮማ እዮም የሕዋት ልባ ከይስበር ኣጆኺ ንበላ
Haqeki haftey berkti seb rugum seb zey gebero zeybelu ajoki Abaditey shkorina meqeret edemen tenann yhabki fetari ❤❤❤ 🎉🎉🎉
ኣብ'ዛ ሜድያ ቅልቅል ቅልቅል እንተ በዚሓ ናይ ህዝቢ ኢኻ ትኸውን።ኩላ ትገብራ ብዓይኒ መርፍእ እያ ትሓልፍ።ስለ'ዚ ንድሕሪ ሕጂ ዘማኽሩኺ ርዝን ዝበሉ ሰባት ግበሪ።ኣይፋል ምባል ካኣ ንልመድ፥ንኩሉ ሕራይ ዳኣ 'ሞ።ተዳሂላ ካኣ ኣደንጊጻትኒ።ኣጆኺ ወይዘሮ ኣባዲት።🎉❤🎉
Aygermekan resa ko awdika jajya
እወ ምስኪነይቱ ነተን ዝእብዋ ቕሩብ ገንዘብ ትርእይ ትከዉን እንበር ኩሉ ሰብ ተፈትይካ ዕቃበታት ክትግብር ኣለካ
ሰላም ሰላም የናስ ሓወይ ንኣባድት ኣገሪሆማ እዮም መለበሚ ኣይግበረካ መለበሚን ኣይክለአካን እዩ ኣቶ የናስ ክቡር ሓዉና ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹🌺🌺💯💯❤️❤️👌
ኣባዲተይ ጻዕዳ ልባ ኣጆኪ ኣይትታዓንቀፊ ስለ ንፈትወኪ ኢና ኩሉ ሰብ ዓገብ ኢሉ ምስ ክብርኪ ስለዘይከይድ ካልኣይ ካኣ ኣብ ሕብረተሰብና ሓንቲ ጸገም ኣላ ውሽጥና ዘይኣምነሉ ንሰባት ከነሐጉስ ክንብል ውሽጥና ንግደአሉ ግዜ ኣሎ እሞ ኖ ንልመድ❤
❤❤❤ ሕጂ ጽቡቅ ጌርኪ ካብ ጌጋኡ❤❤❤ ዘይእረም እዩ ሕማቅ❤❤❤ ሕጂ ግርም ዮናስ ሐዉና ከኣ ዕድመን ጥዑናን ይሃብካ❤❤❤ ኣባዲት ከኣ ሕጂ ክሕስኪና ጆኪ ❤❤ጸላኢ ከም ዘሎ ከኣ ተጠንቀቂ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጸሎት ኣገዳሲ። አዩ። ምስትውዓል። ክበና። ❤❤❤
ብሓቂ❤
ብልጽቲ comment
Absolutely 💯
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ኣባዴት ኣደ ኤርትራ❤️🇪🇷 ጌጋ መናብርትና እዩ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና god bless you🙏🇪🇷❤️
Nay bhaqi Ade Eritrea 🇪🇷.
እዋይ ኣባዲት ድሕል ኢላ
ኣቶ ዮናስ ብሓቂ ኣላይ ኩሉ ነገር ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ክብረት ይሃብካ ብነብሰይ ኣነ ብጣዕሚ'የ ዘክብረካ ብኩሉ ነገራትካ ሓወይ ኩሉ ስድራቤታዊ እዮ ንኣባዲት ኣቢድካያ ደስ ዘብል'ዮ ብድሕሪ ሕጂ ተስፋ ንገብር ኣባዲት ናብ ካልኦት ኬዲኪ ከይትነፍሲ ሕጂ ይቅሬታ ተቀቢልና ኣሎና እዚ ወደሓንኪ
ጻዕዳ ልባ 🫶🏾💖🙏🏾 ኣጆኪ 💪🏾 ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ግድን እዩ ዕንቅፋት ከጋጥመካ ፡ግን ንኩሉ ተጻዊርካ ጉዕዞካ ምቅጻል ጥራይ"ዩ 🚶🏾❤
ኣባዲት ጻዕዳ ልባ 🤍
ንሳ ትዛረቦ ብገርሂ ልባ♥️
ንሳ ትስሕቆ ብገርሂ ልባ ♥️
ንሳ ትቀርቦ ብገርሂ ልባ 🫶🏾 💖
ረኪቦማ ዶ ታ ዞም በዓል ሌባ 👈🏾
ዮናስ ሓወይ ከኣ ናይ በሓቂ 🙏🏾 ዓቢ ሰብ 🤍ክብሪ ዝግባኣካ ሰብ ኢካ 💖🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ዮናስ ሓወይ ብጠዓሚ ኣባዲት ገርሂ ኢያ ግን ንስካ ከምዚ ገርካ ምምላስካ ኢብሪ ይግበኣካ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲተይ መዓረይ እንቃዕ ብሰላም መጻኪ ካብ ሕጂ ምስ ዬናስ ጥራይ ክትመጽና ንጽበ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤❤❤❤❤
ሽግር የለን ኣጆኪ ፥እንጀርኦም ከዕብዩ እንድዮም ኣጋጌሙኪ it's ok ኣይትጨነቂ ግን ጥንቃቀ ካብ ሕጂ እግዚኣብሄር ጾምናን ጸሎትናን ይባርኸልና እመ ኣምላክ ምሳና ትኹን።
Amen
የናስ ዕድመንጥዕናንን ንዓካ❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ማማዋይ ኣጆኺ ብዙሕ ክፉእ ኣይገበርክን ♥️🤎
ኣባዲት ኣጆኪ ንፍዕቲ እንዲኺ ዘይጋገ ሰብ የለን ። መለበምን ኣይግበርካ መለበምን ኣይኽላእካ እዩ ዝበሃል ይቕሬታ ምባልኪ ጎበዝ ኢኪ ተስፋ ከይትቖርጺ ኣብ ቅድመኺ ብዙሕ ነገር ይጽበየኪ ኣሎ።
ንክገርመኩም እዛ ሰበይቲ ክእለት ኣለዋ ግን መኣዝን ዘትሕዛ ያ ትደሊ, ዮኒ ሕድርኻ ተኸታተላ ❤❤❤❤
@@SelamSharonኣረጊት ሰበይቲ እንታይ ከማእዝና ስትር ኢላ ደቃ እንተትዕቢ ማሓሻ።
ሕጂ ግርም❤❤❤❤❤ ኣባዲት ሓብትና ኣሰንቢድክና ኔርኪ ሕጂ ኣቢድክናን ኣረስሪስክናን ሓያል ሰብ' ዩ ተጋግዩ ካብ ጌግኡ ዝእረም ኣጆኺ ምስ ዮናስኪ ኴንኪ ዝተለምክዮ ዕዮ ቀጽልዮ ከይትስንብዲ ደጊመ ኣጆኺ እንዳዘናጋዕኪ መሃርና
Don’t go anywhere to the social media,just with ato Yonas ❤❤❤
Ya yonas kalya ykial u❤
ኣጆኽ ጋል ኣረይ ሹከር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋
Great job ❤all 🙏🏿💖 thanks ate Yoni we love you guys❤
አጀኦኽ ፈታዊ መሲሉ ጸላኢ ከምደሎ አይትዘን ግዒ አምላኽ ይሐግዝኪ አባዲተይ አሜን
ኣጀኺ ኣባዲቶም ገጋ መናብርትና ኢዩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እሶም ብጒርሖም
እስኺ ብገርህኺ
ጽገም የብሉን ኣጆኺ
ኣጆኪ ማሚየ ሽኮር አግዚኣቢሄር ጥራይ ኢዩ ዘይ ጋገ አምበር ጌጋ መናብርትና አዩ ይቅረ ምባል ከኣ ናይ ለባማት አዩ ክቡር ባባ ዮናስ ከኣ ልቦናካ መግለጺ የብሉን ርአስኪ ከይተድንኒ ኣጆኪ ማሚየ ሽኮር ዕንቅፋት ዘይ ብሉ ዓወት የለን ኣጆኪ መመሊስኩም ኣምጽኡልና ገርሂ ሰብ ከኣ ግርህነቱ ሪኡ ዝብደሎ ሰብ ኣይሰኣንን አዩ ጌጋ ከኣ መምሃሪ አዩ ዝኮነካ ጌጋ ተዘይ ህሉ ኣብ ርአሲ ርሳስ መደምሰስ ኣይምተሰርሐን ኔሩ❤❤❤❤❤❤
❤ ❤❤ Enqaney Hagosena Abadiet Haftena Beselam Ab Gezaken Temelisken ❤
Ajoki Abadit shikorrrr xegam yelen zeygage seb yelen gerhi sel zkonki eki komu geyrki we love you more❤❤❤❤
0😮 0:30 😅😊
😂😂😂@@hailemichaelghebrezgabiher1363
በሓቂ ኤርትራወያን ኣድኒቀኩም ምክንያቱ ንሓደ ሰብ ክጋገ ከሎ ትጋገ ኣለካ ትብሎ ጽቡቅ ተሎ ከኣ ጽቡቁ ኣለካ ኢልካ ትነግሮ ስለዚ ኣብ ኣባዲት ዘርኣክሞ ነቀፌታ በሓቂ ዝነኣድ እዩ ብፍላይ ከምዚ ገይሩ ተገዲሱ ደዊሉ ጌጋካ ዝነግረካ ሰብ በሓቂ በዓል ህልና እዩ ኣባዲት ለዋህ ዘይጋገ ሰብ የለን ኣጆኪ ጽቡቂ ዝደለዩ ሰባት እዮም ደዊሎምልኪ
አጆኪ ኣባዲተይ ዘይጋግ ስብ የለን ካብ ህጂ ንንዮው ክም ቀደምኪ ቅጹልዩ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Mama Abadit lewah Ajoki ,Amlak kab kfuat gbri sebn xelaen yhalki ❤❤❤❤
መኣረምታ፥ ክብርን ምስጋናን ንእ/ር ጥራይ እዩ ዝግባእ ክብል ኢለ እየ። ንሰባት ክኣ ክብረት ይሃበለይ ከምቲ ዝበልክዮ።
ንስኪ ጻዕዳ ልባ ኢኺ ሓው የናስ ውን ኣይትኪዲ ክብለኪ ኣይክእልን እየ መሰልኪ እዩ ብምባልካ ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ ናይ ለባም ዘረባ ኢኻ ተዛሪብካ ከማኻ ይብዝሑ❤❤❤❤❤
ኣቶ ዮናስ ድሕሪ ካሜራ ቅሩብ ብዛዕባ እዚ ማሕበራዊ ሚድያ ብውሑድ ቅሩብ ኣፍልጦ ንኽህልዋ እንተትገብር ጽቡቕ እዩ።ኣዝያ ተዳሂላ ምስኪነይቲ ኣጆኺ በላ❤ነዚ ርእይቶታት ከማን ከተንብቦ ከም ዘለዋ ክትነግራ ኣለካ ምኽንያቱ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ኣጎልጉሎት ውሑድ ብሙዃኑ ተገዲሳ ዳ ኢንተርነት ከይዳ ገለ ሓበሬታት ከተእክብ ኣለዋ ብዝኾነ ኣጆኺ❤
❤❤❤
❤
Nay behakii tmhrti yedlya alo..meskin rekiboma eyom ..
Btkkl xbuk giera ktrseon ktfelton hagza ato yonas❤❤
ኣጆኪ ኣባዲት ዘይጋገ የለን ኩላትና ደዊልና ኣጆኪ ንበላ በጃኩም ተዳሂላ ኣላ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🌹🌹🌹🙏🙏🙏 Abadiet sikor we love love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
ኣባዲት ብጣዕሚ ዊዒኪ ኣነ.ሲ በየናይ ተረኽበ ኢልካ ትገብሮ ጸላኢኻ እዉን ብቀሊሉ ይጻወተልካ ቀዳምነት ንነብስኺ ካላይ ካኣ ንሃገርና ምስትውዓል ከድሊ ኢዩ የናስ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ንፈዕ ጋዜጠኛ ኢዩ ቀጽሎ ዓመት ንሓፋሽ ❤❤🇪🇷
ዓወት ንዓኺ ይኹን ኣባዲት ሽኮር❤❤❤
እንታይ ዝበልዋ ሽኮርና ሰበይቲ እያ ልቦና ዝተዓደላ ። ኩሉ ግዜ ዓድማ በጃካ ❤❤
ኣቶ ዮናስ ለባም መስተውዓሊ ዓቢ ሰብ ኢኻ ኣባዲት ገርሂ ልባ ምስቲ ዋዒኣ ናብዘየድሊ ከይመርሑዋ ክብርን ባህልን ዘራኽስ ነገር ከየስርሑዋ guide ጌርካ ክትመርሓን ክትእርማን ስለዝኸአልካ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና።❤ ፈረስ ብዘይ ልጓም መምለሲ ከምዘይብሉ ኣባዲት ብዘይ ከማኻ ዝመሰሉ ሰባት ናብ ህጉም ገጻ ከይተምርሕ ኣቶ ዮናስ ልጓም ናይ ኣባዲት ኢኻ, ዕድመን ጥዕናን ነምነየልካ።❤❤❤❤
Xelaeki ydhal ajoki zeygage yelen yqretaki kulu seb tekebilwo eyu👉🙏💐💐💐❤❤❤❤💐💐💐
የናስ ዓቢ ሰብ
Hasadat yom ezom ajoki Abadit gerhi seb ❤❤❤
ድህል ኢላ ምስኪን ኣጆኺ ኣባዲት ❤🇪🇷❤
ኣባዲቲና ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላጥ ይኹን ዘይምፍላጥን ብዙሕ ጌጋ ተገይሩ አንድዩ ተጋግየ'የ አሉ ጌጉኡ ዝእምን ዳርጋ ዘይተጋገካ አዩ።ንዓኺ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ሰብ ዓቢ ትምርቲ'ዩ ።ኣጆኪ ..ኣነ ሓንቲ ካብቲ ነቀፈታ ዝጸሓፍኩዋ ተመላሲታትለይ ኣጆኺ .። ጽቡቅ ዕድል ይትምነየልኪ❤
ዮኑ ሓውና ብጣዕሚ'የ ኣብ ኩሉ ጊዘ ንመደብካ ተኸታሊት አየ አሞ ብጣዕሚ የድነቀካ ።
Welcome back home my lovely sister 🌹♥️♥️♥️♥️♥️💯💯💯🇪🇷🇪🇷
ህዝብና ማዕረ ክንደይ ኣላዪ ምዃኑ ዘሐጉስ እዩ፡ ብዓል ሚለን ሃይሉ ካብዚ ተማሂረን ናብ ልበን ክምለሳን ይቕሬታ ክሓታን ጽቡቕ እዩ፡፡❤❤❤ ኣባዲት ክንብል በለምበር ኣይተኻዕወን ብይቕሬታ ብምድባስኪ ክትድነቒ ይግባእ።
እወ ኣባዲት ኣጋጌሙኪ እንድዮም ንዝቅጽል ተማሃርሉ ኣስተዉዕሊ ብልጽቲ ኣደ❤❤❤❤።
ዝበለጸ ሰብ ካብ ገጋኡ ዝእረም ኢዩ ኩላና ምሳኪ ኣለና ዘስሕቅክናን ዘዘናግዕክናን ዝመሃርኪናን ይበዝሕ❤❤❤❤We love u so much
ንጥዕና ኣባዲት ናፍቀኪ ኢና ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏
❤❤❤❤ btami xbuk medeb kexlwo ❤❤
አጆካ አባዲት ንኡሽቶይ ጌጋ እዩ ጽቡቅኪ ይዓቢ ከም ቀደምኪ ።❤❤❤❤❤❤
ገርሂ ሪኦምኪ አዮም ኣሽክዖምኪ ብዝኾነ ብገጉኡ ዘይእረም አዩ ሕማቅ ኣጆኺ 💙🩵💙
አጆኺ ወ/ሮ አባዲት ሐፍተይ ጌጋ አብ ኩሉና ዘሎ እዩ፡ አብ ጌጋኻ ምንባር እዩ ጽቡቅ ዘይኮነ እንበር፡እቲ ተጋግዩ ካብ ጌግኡ ዝእረም ሰብ ንሱ ዕውት እዩ ። ስለዚ አጆኺ ንፈትወኪ ኢና ቡሩኻት ይሕዋት ፍቅርና ንለግሰላ ❤ አቶ ዮናስ ♥️ ምቅሉል የቐንየልና ።❤❤
ኒፍዕቲ ማማ አባዲት ፍጹም አምላክ እበር ፋጹም ሰብ የለን ስለዚ ቢገጋኺ ምኢራምኪ ንፋዕቲ ንፍአት ኩሉኹም❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ajoki aytdhali seb rugum entay zeygebr
Abadit shikor ajoki seb rgum yu ajoki trah egziabihiear ms qnuat ykun❤❤❤❤❤
መርሓባ መርሓባ እንቃዕ ደሓን መጻእኩም ኣባዲቶም ንናፍቀኪ ኢና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ኣባዲተይ ❤ እንቋዕ ብድሓን መጻኺ ድምጺ ህዝብኺ ብዝግባእ ሰሚዕኪ መልሲ ስለ ዝሃብክና ንሕና ውን ነመስግን ።
ኣጆኺ ኣባዲት ሓብተይ ጌጋ መናብርትና እዩ ካብ ጌጋኻ ዘይምምሃር እዩ ሕማቅ ኣጆኺ ንፈትወኪ ኢና ኣብ ጎንኺ ኣለና ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Thanks yoni hawey ❤❤❤
Bertie agoki. Ab kulu guezoki egziabiher yesenyki. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ክብርቲ ሓብተይ አባዲት አጆኺ ግርህነት ኢዩ ወይ ናትኪ ቅንዕና ኢዩ ናብዚ አብጺሕኪ ደጊመ አጆኺ አይትሰከፊ
ኣይዞሽ እህቴ ጌጋሽን እንኳን ኣወቅሽ ከም ቀደምኪ ባህላዊ እንዳ ኣርኣኺ ጥራይ ኣስሕቅና ኢኺ የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆኺ ኣባዲት ዘይጋገ የለን ጌጋ መናብርትና እዩ ብባህላዊ ደርፍታትን ሳዕስዒትን ክንጽበየኪን ኢና ንፈትወኪ ድማ❤❤❤❤❤❤
Thank you yonas
Thanks yoni kibri yhabka kemzi zekirebkaya neza fewsi chinket heftina abadit libna tesierna kenina we love deki erey ni tiana ygberelkum❤❤❤
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉❤❤❤God bless you 🙏
❤❤❤❤❤ ከም ሽምኪ ኣባዲት ። ንኩሉም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።ይቅረታ ዘልዮ ኣይኮን ፡አቲ ዝተርሔ ካ ንካልኣኦት ኣዘናግን ማሃር ነሩ ክከውን ይክል ዩ።ኩሉ ዝተሰርሔ ንኩሉ ምማዕረ የዔግብ ማለት ኣይኮነን። ንኩሉ ቅድሚ ስራሕ ረጊአካ ክልተ ሳዕ ምሳብ ኣገዳሲ ዩ።
ኣጆኪ ኣባዲት ሓፍቲይ ጌጋ ምስ ወዲ ስብ ዘሎ ኣዪ ካብ ጌጋኻ ዘይምማሃር አዩ ኣቲ ሕማቅ ሕጅ ድም ኣብ ጎኒኪ ኣለና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
THANK YOU Yonas Hawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abaditey gerhi ajoki mearey ❤❤❤❤❤we love you 😘 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣባዲት ዓባይ ሰብ ኣጆኪ ኣጋግዮሙኪ እዮሙ ምስ ኣቶዮናስ ቀጽልዮ ኣጆኪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትውርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም ግዚኡ ሎሚ ኮምኡ ዩ ዮናስ ንርስኡ ፍቀዶ ቻነላት እንዳኸደ
አጆኺ አነስ ምስ ጋዘጠኛ ዮናስ እዩ ዝብረሃኒ አባዲት ጻዕዳ ካብ ሕጂ ጥራይ አስተውዕሊ❤❤❤
ብዘይካ ፈጣሪ ዘይጋገ ፍጹም የለን። ንዝገበርኪዮ ንእሽተይ ጌጋ ብዓቢ ሞራል ይቕሬታ ክትሓቲ ደጊምኪ ምምጻእኪ ንባዕሉ መርኣያ ሓይልኽን ብሉጽነትክን ኢዩ። ምኽንያቱ ይቕሬታ ምባል ቀሊል ከሎ ግን እቶም ሓያላት ሰባት ጥራይ ኢዮም ዝኽእልዎ። ኣጆኺ ኣባኺ ዘለና ክብሪ ይውስኽ እንበር ኣይጎድልን ኢዩ። ኣብነታዊት ኣደን ሓፍትን ኢኺ ኣባዲተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤
ኣባድት ኣጆኺ በርትዒ ኣይትገርህ ብዙሕ ፈተነ እዩ ዘሎ ናብዛ ዓለምና ኣጆኺ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Seyyyy kulu gziye kithgosu kitzanagu kitbelu nuberu deki Erey halalt meriyet ❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️❤️
Ato yonas btaemi zbuq girka dea hzelna nmama abadit zeygage yelen dehan ❤❤❤❤
ገሪሙኒ በጣዕሚ ክብረት ወላዲት ዘይብሎም ሑሱረት ሰባት እዬም ግን ማማ ኣባዲት ነዞም ኣብ ስደት ንነብር ከም ወላዲትና ኢና ንጥምተኪ ኣጆኺ ዘይጋገ የለን GBU🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስሊ ባዕለይ ዝኮነት ሰበይቲ በላሕን ገርህን ❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🙏🏽💖ኣባዲት ጻሓይ ኣጆኺ 💖🌹🇪🇷
❤❤❤ gega yegatim eyu ajoki aytm eyu.you are so fun.thanks yonas
ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ አቶ ዮኒ ሐውና ለባም መሰተውዓሊ ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ኩሉ እቲ አቃራርባካ ንሰብ ዚሰሕብ ክእለት አለካ ክብር ሐወይ ብአካ ሕጉሳት ኢና ናይ አባዲት ካአ ካብ ጌጋአ ተአሪማ አላ አጆኪ ንፍትወኪ ኢና ከም ቀደምኪ አባዲት ሐፍተይ ክብረት ምሰ አቶ ዮኒ እዮ ዘሎ አጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኩሉኩም ፊጣሪ ደቂ ሐላል መሬት ኤርትራ
🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌾☘️🌺☘️☘️🌾🌿🌾☘️🌴☘️☘️🌿🌾🌴☘️🌿🇪🇷