Teddy Press ሓዱሽ ፖለቲካዊ ኣሰላልፋ ብዓይኒ ኤርትራዉን ትግራዋይን- በረኸት ሃ/ማርያም-መንግስተኣብ ጸጋይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ค. 2024
  • ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኤርትራ ደንበ ፍትሒ/በርጌድ ንሓመዱ ብጋህዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክንቀሳቐሱ ምፍቃዱ ኣብ ኤርትራ፡ ትግራይ፡ ኢትዮጵያን ከባቢናን ዝተጋህደ ሓዱሽ ናይ ፖለቲካ ኣሰላልፋ ዝተፈጥረ ኣሎ ድዩ?
    ተኸታተልቲዉን ሕቶታት ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ความคิดเห็น • 63

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 23 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብዩ የቐንየልና፣ ቀጽልዎ!!
    እቲ ትግራውነት ንበረኸትን መንግስትኣብን ብማዕረ ዝብጽሖም ብሄራዊ መንነት ስለ ዝኾነ፣
    ወይ ንኽልቲኦም ተጋሩ በሎም፣ ወይ ከኣ ብዜግነቶም ኤርትራውን ኢትዮጵያውን በሎም። ንመንግስትኣብ ብመንነቱ ንበረኸት ከኣ ብዜግነቱ ምጽዋዕ ግን ግጉይ እዩ።

  • @girmaykidane2032
    @girmaykidane2032 23 วันที่ผ่านมา +1

    Wonderful program!

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 23 วันที่ผ่านมา +1

    Selam guys very good discussion and important insight that helps for the current situation I support your presenting and thank you so much ❤it

  • @estifanostsegay9484
    @estifanostsegay9484 23 วันที่ผ่านมา

    Great discussion and educational Berket and Mengistab👍

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 23 วันที่ผ่านมา +1

    Selam Teddy. Without You guys there's no information, We thank you to you all Eritreans TH-camrs. Keep doing and stay safe. Well done to you all BlueRevolution BrigadeNhamed supports for a brave enough work. God be with you all.

  • @wessenstefanos2362
    @wessenstefanos2362 19 วันที่ผ่านมา

    Thank you I learned a lot.

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይፋልናን

  • @semeretesfay905
    @semeretesfay905 23 วันที่ผ่านมา

    Good jbb and discussion

  • @adizenu1541
    @adizenu1541 8 วันที่ผ่านมา

    Yes

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 22 วันที่ผ่านมา

    Yes(1)but need a series of steps and organional arrangements

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 23 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ መደብ ነይሩ።

  • @miletebahta7184
    @miletebahta7184 23 วันที่ผ่านมา +3

    እዛ መንግስትኣብ ዝብላ ዘሎ ስዓብዋ ፖለቲካ ሓይሊ ፍጠሩ ይእመን ድዩ ዘይኮነ ኣቲኹም ወግንዎ እዚ ቃል እዚ ወርቂ እዩ

  • @miletebahta7184
    @miletebahta7184 23 วันที่ผ่านมา

    I love this program ❤

  • @user-ee1gn6zh6s
    @user-ee1gn6zh6s 23 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ንፉዓትን ብሱላትን ተንተንቲ ኢዮም።

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 23 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @yemanetikabo5419
    @yemanetikabo5419 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 23 วันที่ผ่านมา

    ምስ ብልጽግና ምስ ትግራይ፡ ኣምሓራ፡ኦሪሞ ነቲ ሰላን ዘይፈቱ ምልጋሱ ንክሉ እቲ ከባቢ ሰላም ምምጻእ'ዩ።

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 23 วันที่ผ่านมา

    111

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 23 วันที่ผ่านมา

    Thanks Teddy press Bereket and Mengisteab Tsegai for your analysis .America must be witness for the access of port Abiy can't be trusted.

  • @berhegoitom5503
    @berhegoitom5503 22 วันที่ผ่านมา

    Menga Teddy ko Hagerawi yuo 1 qoution

  • @eyobfsahazion6815
    @eyobfsahazion6815 23 วันที่ผ่านมา +1

    ግን ኩሉ ንጽሕፎ ኣርእስቲ መልእክቲ ኣለዎ ወይ ኢትዮጳውያን ኤረትራውን ክብሃል ኣለዎ ወይ ድማ ተጋሩ ደቡን/ሰሜንን

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 23 วันที่ผ่านมา

      I am from Tigray but I have no any problem in this.Let us see at the positive side.My childhood friend was from Asmera

  • @matikebede2714
    @matikebede2714 23 วันที่ผ่านมา

    Ms abiy msrah mewedat'u n hzbi Eritrea nab 1961 mmlas eyu

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 23 วันที่ผ่านมา +2

    I was excellent fetli Zirya spinner Teddy. Dan'kal wald Arrata

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396 23 วันที่ผ่านมา

    It is illogical to say Simret yelan. Esmsns is still functioning all over the world Teddy.

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 23 วันที่ผ่านมา +2

    keep going tedi I am proud of you

  • @demalomedia
    @demalomedia 23 วันที่ผ่านมา

    Therefore therefore

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 23 วันที่ผ่านมา +1

    መሽረፍት እናበሉ ኣርገቢግቢወን ህጂን ቆላ እናበሉ ክም ኣክር ክቆሎም እዩ

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 23 วันที่ผ่านมา

    ናይ ፖለቲካ ጥርኑፍ ሓይልታት ንብሪገት ሓይሊ ኪመርሖ ኣለዎ

  • @AhmedMohamed-uw9qf
    @AhmedMohamed-uw9qf 13 วันที่ผ่านมา

  • @matikebede2714
    @matikebede2714 23 วันที่ผ่านมา

    Eza video sney nekise eye wedieya hji do kumneger ymexie endabelku eye,,,,,,,,,,kalie kea kulom tegaru abuom zwede trah eyom zhasbu mtfae tgrawot nay esayas project eyu neru eluna emo esayas ab lieli tegaru kemu mhsabu ygerm dyu tegaru ms abeyti hagerat temeshatirom Eritrea dem znbu'wa Eritrea kemzi ktkewn abi Ed zneberom tagaru eyom ezi ab l'eliom zwereden ab Eritrea zgeberwon aymetatenn eyu

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 23 วันที่ผ่านมา

    When Mesteab mentioned Aseb Teddy interrupted him. He wants him to go back to what they already covered. Does not give you the freedom of expressing your own thoughts he Once on his own thoughts. He thinks this is a better moderation..

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 23 วันที่ผ่านมา

    Teddy wants them to talk the way he thinks only he has a lot of interruptions because he’s not thinking what they are thinking. He is a reasonable moderator, but he always fucks up.

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 22 วันที่ผ่านมา

    Two things one you start always as junior partner second Abiy supports only BNM to weaken Fano and pressurized Isaias not to support Fano, sea port is secondary for Abiy, Abiy cares and thinks about his power. Abiy is not a Developmental leaders so seaport is not his main issue

  • @ghirmayabebe6600
    @ghirmayabebe6600 23 วันที่ผ่านมา

    Never trust Abbi EVER

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 23 วันที่ผ่านมา

    I would love to listen both guest regularly.

  • @eyobyat
    @eyobyat 23 วันที่ผ่านมา +1

    BN should work with Abiy, but move to Tigray, safer there.

  • @matikebede2714
    @matikebede2714 23 วันที่ผ่านมา

    Ata r'esi xrgya teddy nmntay eka ab nay Eritrea guday tgrawy temx'e mind setna wn ayrakebn eyu nnay dege)usa) mmbrkak zlemedu eyom hji zbleka zelo ko America n abiy nayklti'om dlet amalieka dlayka trekb malet,,,,,,,,,,,,,,,,,,

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 23 วันที่ผ่านมา

      ሞ ኣብ ትግራዋይ ዘይብሉ እንዶ ኺድ ቡዙሓት ኛነላት ኣለዋኻ ኣይትሕረቅ ።

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 23 วันที่ผ่านมา +2

    Tedi I love your discussion you guys

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 23 วันที่ผ่านมา +1

    it is clear now, that Meles gives Asseb without precondition with the name of the referendum for the seek of his future strategy but it brings collateral damage to the politics of Tigray and on the economical growth of both countries.

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 23 วันที่ผ่านมา

      He is the one who divided these two people.We can not be free unless we fight for democracy.Bereket is mostly an intellectual.

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 18 วันที่ผ่านมา

    የቅኔልና ስለቲ ሐበሬታ ኢሰያስ ጽቡቅ አይገብርን እዩ ፈጺሙ ህዝቢ ኤርትራ ዝደልዩ ግን ይገብር እዩ ሐላዉ ወሰን እናበለ ደም የፍስስ አሎ ን 50 ዓመት ህዝብና ናይ ደም እዩ በቃ ካብዚ ጋኒናዊ ደም ከመይ ጌርና ንወጽእ ?

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 23 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ብናተይ ኣቢ ዘይእመን ኮይኑ ኣይኮነን ኢሰያስ ብዘይውዕል ኣሽኪዑ ስለዘእተዎ ኢዩ ኣብዚ ሽግር ወዲቁ ዘሎ እምበር ብመትከል ውዕል ጌርካ ምስ ኣቢ ምስራሕ ይእመን ኮይኑ ይስምዓኒ ።ደሓር ከኣ ብሓንቲ ግዜ ኣቢ ምስቲ ሓድሽ ዝነበሮ ክንፈርዶ የብልናን ኢሰያስ ውን ዓቢ ነገር ኢዩ ጌሩ ኣቢይ ንኸይእመን።

  • @biniamhabteslasie2359
    @biniamhabteslasie2359 23 วันที่ผ่านมา

    Hej

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 22 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ምርጫ እንተዘይትገብር ፋሽሽት አብይ አህመድ አሊ ኣይወራን ነይሩ ዝብሃል ኣረኣእያ ብሓው መንግስትኣብ ዝቐረበ ዘይቅቡል ዝተማልአ ፍልጠት ፀላእቲ ትግራይ ካብዘይ ምፍላጥ ዝተዋሃበ እዩ:: ተስፋሕፋሕቲ ኣምሓሩን ዝበስበሰ ህግደፍን ምስ ከዳዕ ፋሽሽት አብይ አህመድ ተሓባቢሮም ትግራይ ንምውራርን ንምጭፍጫፍን ናይ ነዊሕ እዋን ዝሓዝዎ ናይ ጥፍኣት ትልሚ እዩ ነይሩ እምበር መረፃ ብምግባርን ብዘይምግባርን ዝመፀን ዝተርፍን ኣይኮነን::

  • @eyobhabte3595
    @eyobhabte3595 22 วันที่ผ่านมา

    98% ኤርትራውያን ኣብ ጓኒ መንግስቶም ይርከቡ። ኢዚ ናትኩም ሕልሚ ጥራሕ ኮይኑ ይተርፍ፡ ሃተፍተፍ ምባል ኣይተቆርጹ።

  • @Eskra2000
    @Eskra2000 23 วันที่ผ่านมา

    ኩቡራት ኣሕዋት, ተበግሶኹምን ገምጋምኩምን ኣይጸላእኩዎን ግን ኣብ ናይ መንግስትኣብ ሓሳብ ገለ ገለ ቅሬታት ኣለኒ:
    1. ቀንዲ ሃንዳሲ ናይዚ ዂናት ኢሰያስ ኢልካ። በየናይ መለክዒ? ዉዕል ኣልጀርስ ብሰዓቱ ክፍጸም ብዘይምኽኣሉን ብሰንኪ ንሱ ዝፈጠሮ ሰበብን ኣገዳስነቱን ዕብየቱን ብዘየገድስ ንልዕሊ 20 ዓመት ኢሰያስ እቲ ንሱ ዝውንኖ መሬት ኣብ ዘመነ ስልጣኑ በቶም ንሱ ዘሰልጠኖምን ንሱ ናብ ስልጣን ኮፍ ዘበሎምን "ግዚኣ ዝሃባ ሓምሓምስ እምኒ ትሰብር"ከም ዝበሃል, መለስ ዜናዊ ብውልቃዊ ሽርሕን ተንኮልን ንእሰያስ ኣደዳ እገዳን ካብ ዓለም ተነጽሎን ክፈጥረሉ ከሎ ኣብ ዝጠዓሞ ኡዋን ከመይ ሕነኡ ኣይፈድን? "ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ " እዩ ነገሩ። ኢሰያስ ሕነኡ ንኽፈዲኸ መን እዩ green card ሂቡዎ ክትገልጾ ኣይደፈርካን። ኣብዚ ክርሳዕ ዘይግቡኦ ሳዕቤን ውዕል ኣልጀርስ ብዘይምትግባሩ ብኣይሰላም ኣይዂናት ንልዕሊ 20 ዓመት ኤርትራዊ ከቢድ ሕሰምን ንሱ ዝፈጠሮ ስደትን ወሪዱዎ, ኣምሰያኡን ንሱ ዝፈጠሮ ቂምታን ኢሰያስ ሒነኡ እንተፈደየ እንታይ ጌጋ ኣለዎ?
    2. ኣብዚ ኣኽባ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ጥቓ ሓመዱ ዝብል ቴማ ዋዕላ ናይኣዲስ ኣበባ ንሽርካን trust ናይ prime minister Abiy ዝበልካዮ ድማ, " ምስ ኣቢ ንኽትሰርሕን ንኽሕግዘካን ውዕል ምጥቃም ናይ ወደብ ዓሰብ ክንኣትወሉ" ኣስሚርካሉ። ኣብዚ ግን ኣቢ ብምጥቃምን ዘይምጥቃምን ወደብ ዓሰብ ኣይኮነን ክሕግዘና ዘለዎ, እንታይ ድኣ ነባሪ ሕውነታውን ጉርብትናውን ሰላም ምፍጣር። ወደደባትና ውዒሉ ሓዲሩ ኣቢ ንኽጥዕሞ ዘይኮነስ ብመሰረቱ ንሕና ኤርትራውያን ንኽንረብሕ ኢና access ንፈጥረሉ። እዚ ድማ ብሕጋውን ብዉዕል እዩ ክኸውን ዝግበኦ። ካብዚ ሓላፉ ግን ሓይሊ ስለዘለካን ብዝሒ ህዝብኻን መሻርኽቲ ኣየታትካን ኣሚንካ ባሕሪ ናይምጥቃ ጸቕጢ ብመንጽር ቦታመቃለስን ኣፍልጦን ደገፍን ክትዕይሮ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ኩነት ቅቡል ኣይኮነን። ከም መጠቓለሊ ዝምድና, ሕውነት, ሰላም, ዕብየት, ጉርብትና ኢትዮ- ኤርትራ ብመንጽር access ናይ ወደባት ኤርትራ ክርአ የቡሉን። ዓሰብ 40 ሽሕ ዓፋር ይቀመጡዎ, 100 ሰባት ይቀመጡዎ መዐየሪ ናይ ሰላም ክኸውን ኣይግባእን። ሕሉፍ ሽግራትና ዝፈጠሮ እንተዘይ ኮይኑ መጻኢ ህዝብና እቲ ዝዓበየ ኣብ ገማግም ባሕርና ክውሰን ሙዃኑ ኣይትዘንግዕ። ንኣብነት 95% ህዝቢ ግብጺ ኣብ 5% መሬት ግብጺ እዩ ዝቕመጥ- ኣብቲ ገማግም Nile River። 1% ካብ ህዝቢ Canada እዩ ሓረስታይ, ንህዝቡ ኮይኑስ ንዓለም ስርናይ ክኢሉዎ ይርከብ። ስለዚ ኤርትራውያን ድማ ድንግል ዕድላት ኣለና- ጋሽ ባርካን ቀይሕ ባሕርን ሒዝና ድሕሪ ደጊም ኤርትራና በቃ ዘበሎት ስሕበት ዓለም ከም ትኸውን ኣይጠራጠርን። ንግዜ ጥራይ ንጸበ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 23 วันที่ผ่านมา

      እቲ ዶብ ኣብ ግዚኡ ተዝሕንጸጽ ውን ዋጋ ኣይምነበሮን ኣብ መወዳእታ ዶብ ኣይኮነን ኣባኢስና ኮ ኢሉ ኢሰያስ ናበይ ኢኻ ናይ ኢሰያስ ተግባር ግቡኡን ቅኑዕን ንምግባር ትጎይ ዘለኻ እንዳረኣኻ እንዳሰማዕኻ ። ቀንዲ ሃንዳሲ ናይዚ ኩናት ከኣ ኢሰያስ ኢዩ ምኽንያቱ ናይ ኢሰያስ ዕላማ ዓባይ ኢትዬጵያ ምምራሕ ኢዩ አኸለ ናይዚ መርትዖ ከኣ ኩሉ ኣካይድኡ ክሳብ እዚ ናይ መወዳእታ ኩናት ህያው ምስክር ኢዩ ። ኢሰያስ ብኣፉ ክሳብ ዝነግረካ ዲኻ ክትጽበ ደሊኻ እንታይ ምዃኑ ዕላምኡ????😮

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 23 วันที่ผ่านมา

      Nabey tekeyid aleka hiji nekedmit mekad tray eyu eziom kemerehu aykielun,Isaias bezey mefelelay entay yefelit?We say something we don't like to say because of him.

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 23 วันที่ผ่านมา +2

    ቁሩብ አስተብሂለ አለኹ ዳርጋ ኩሉ ግዜ ብበረኸት ኢኻ ትጅምር እሞ እቲ ሓደ ጋሻ ስለ ዝኾነ ንስኻ ቕደም እንተ በልካዬ ኸአ ዝሓሸ እዩ😂

    • @romankushite4116
      @romankushite4116 23 วันที่ผ่านมา

      We are guests in TeddyPress's house.

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 23 วันที่ผ่านมา

      @@romankushite4116 what do you mean by that?

    • @romankushite4116
      @romankushite4116 23 วันที่ผ่านมา

      @@davidharcot220 oh sorry meant to say we are NOT guests in TeddyPress's house. . . . .I am a son of tegaru (south). And TeddyPress is also my media outlet. Speaking a language I totally overstand.

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 23 วันที่ผ่านมา

      @@romankushite4116 👍

  • @romankushite4116
    @romankushite4116 23 วันที่ผ่านมา

    01.05 Atayo ta ma? Aygdi e'nda tplf n a m e r i c a aminom do aykonun attfi'omna???

    • @nebitbelay7933
      @nebitbelay7933 23 วันที่ผ่านมา

      Go to school

    • @romankushite4116
      @romankushite4116 22 วันที่ผ่านมา

      @@nebitbelay7933 says who? nebyat aanjial?

  • @tsegayZeru-ig1tq
    @tsegayZeru-ig1tq 23 วันที่ผ่านมา +1

    ሓድሽ ፖሎቲካዊ አሰላልፋ ብዓይኒ ክልተ ተጋሩ ዘይትብል እንታይ ገደሰካ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 23 วันที่ผ่านมา

      😅😅😅😅 ወይ ጉድ እቲ ንስኻ ትሓስቦ ሽርሒ ሲ ብ ሓይሊ ኣብ ኣፎም ወቲፍካ ተዛረብዎ ትብሎም ኣለኻ ብሓይሊ 😅😅😅😅

  • @AbebaGebreyesus
    @AbebaGebreyesus 20 วันที่ผ่านมา

    Yes