Dear all, I recently heard Monica talk about the situation of priests in Eritrea, and I think her perspective is very valuable. She said that the government has isolated many priests there because they are homosexual. This is a serious problem that deserves attention. It's frustrating that some people attack or question her instead of taking her story seriously. It seems like they are seeing her attack on religious beliefs, while she is simply sharing her experiences and what she has seen and heard.
She didn't see any thing. That is blame.She may has been sent from evil esseyas afewerki to stand against Orthodox.oww my God,what perspective valuable is that?
እመብርሃን ኣደይ ንሕና ደቅኪ እንተስ ብፍላጥ እንተስ ብሸለልትነት ንጠፍእ ኣለና ሞ ምእንታና ናብ ፍቁር ወድኪ ለምንልና 🤲😢
እዝጊዮ ምሐረና ኽርስቶስ
Amennnn
እመብርሃነይ ረዲአትኪ ኣይፈለየና ኣደዋይ 🙏🥺♥️
🙏
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ብጣሚ የድንቆ ኣጋላልጻእ ኣንቢዕኒ ፈተነ በዚሕዋ እዛ እምነት ተዋህዶ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢለካ ኣለኹ😘😘😘
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ናይ ጥዕና ፀገም ከይህልዎ እዚ ወዲ ነሹዋይ
ኣቱም ህዝቢ ናብ ኣምላክ ንመለስ ጠፊእና ኣለና ፍርሓት ኣምላክ ይኩን ሕልናና ተደፊኑ ናብ ፈጣሪ ንመለስ ኣሕዋተይ 😢
ኢዚ ሰብ ኢዚ እውን ክትሐዝ አለዎ ዓገብ አቱም ኤርትራውያን😭😭😭
እመ ኣምላክ ኣብ ነዚ ዘሎ ሕማም ርእሱ ህዝብና ካብ ወድኺ ለሚንኪ ኣህድእልና
እዚ ውን ኣስጋኢ እዩ ኣብ ከባቢኡ ዘለክን ደቂ ኣንስትዮ ተጠንቀቃ ምክንያቱ ኣብ ሂወት ሓደገኛ ሰብ ኢካ።
ኣምላክ ኣቦይ እቅረ በለልና እዛ ሃላይ ሰብ መሰል ሰይጣን መኒካ ትብሃል ከኣ ምህረት የውርደላ😢😢😢😢😢
እዞም መንእሰያትና በጃኹም ካብ ነሽነሽ ስነ ምግባር ተመሃሩ እብለኩም።
ኩሉግዜ ከም ዋዛ ኣምሲሉ ዘቕርቦ ማዕዳ ብጣዕሚ ጠቓሚ ኢዩ እሞ በጃኹም ስሒቅኩም ጥራይ ዘይኮነ እንታይ መልእኽቲ የሕልፍ ኣሎ ኢልኩም ከተስተብህሉ እላበወኩም።
ነሽነሽ ወደይ ጸጋ ኣምላኽ መመሊሱ ይወስኽካ፡ ብሩኽ ኢኻ። ናይ ንእሽተይ ለባም ኢኻ እሞ ቀጽሎ።
@@የሱስፍቕሪዩ 🙏🙏🙏
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ( 3 ) እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኪ፡ ዓለም መኒኖም ኣብ ገዳማት ዝሰፈሩ ባሕታውያን ኣቦታትሲ፡ ጽዩፍ ይገብሩ ኢዮም ኢልካ ዘረባ ኣሎ? ፈሊኻ ውቓዕ ፈጣሪ። ኣንታ ሎምስ መጨረሻ ዘመን ግዲ በጺሕና
ኣደይ ማርያም ምዓረይ ባዕልኽ ሓልይን❤❤🎉
ካብ ኣስላማይ ክትወልድ ዘይሓፈረት እምነትካ ከተኽብረልካ ትሓስብ ነሹ ሓወይ ሕያዋይ ኢኻ ብሓቂ ስጋደይ ነሹ ሓወይ ነዛ ዓባይ ከልቢ ቡዙሕ ወን ኣይትገደሰላ
🙏🙏🙏
ከላ ሰብ ከንድዘበደለ የበድልካ ህወቱ ከተሐልፎ መሰል የብልካን ኣብ መሬት ታሓታቲ ኣብ ሰማያ ትሓታቲ🙏😭😭 ኣዚ ሰብኣይ ግን ፀላኣተ ነብሲ ኣለዎ😢
እዚ ሰብ መሰል ሸይጣንዩ ሓንት ማዓልቲ ካራ ክትመጸካ ያ እንሻላህ❤❤❤
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ናትና ነገር
🙏🙏
ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ክትነብር እዩ ኣምየን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ነሹ መጸ መጸ ኩቡሩ ጋዜጠና ካብ ኩሉ ኩፉኡ ዘበለ ይከወለና ወሕዋት 💙💙💙💙🌿💙🌿💙🌿🙏👌🫶👈
💙💙💙
አተዓባብያ ይሐትት ሐንቲ አረጊት ሰበይቲ ንተዋህዶ ሃይማኖት ንምንእአስ ዐለም መኒኖም ዝኸዱ
መነኮሳት ክትዘልፍ ብጣዕሚ ንዕቀት ነቶም ተኸተልቲ ተዋህዶ ኢዪ::
ክብርቲ ተኽብረካ ጉሐፍ ከአ ኩሉ ከምአ ጉሐፍ ይመስላ ::ከምዚአ ዝበላ ብእግረን ዝተወል ምስ በዝሓ
ሰላም ጠፊኡ ዘሎ::
ነሽዋይ ከመይ ዊዒልካ❤❤ኣደይ ማርያም ድንግለይ ኣበሳና ገዲፍኪ እባ ንወድኪ ለምንልና ሰላም ከውርደልና ሰብ ንሰብ ዝጭክነሉ ሂወት ሰብ ዘሕልፈሉ ግዜ በፂሕና ሓጥያትና በዚሑ😪🙏 ኣቱም ኣሕዋተይ ኣነስ ፈሪሐ ናበይ ናበይ ኢና ንጠፍእ ዘለና💔😭
🙏🙏🙏
ጥዑይ ምስማዕ እዩ ሓሪምና ዋ አደይ ማርያም ምሕረትኪ ለአክልና 😭
እዋይ ዛ ሞኒካ ሲ ክንደይ ትከፍእ. እያ መድሃኒኣለም ኣቦይ😢😢😢😢
ሞኒካ ትዛሮቦ ዘላ ዝላኣኽዋ ሰባት ኣለዉዋ ስቅ ኢላ ብሃደበት ዘምጸኦቶ ኣይ ኮነን ኣሕዋት ኣስተባህሉ
ዕሩብ ሕልና ጠዊዙ ዳኣ ከይከዉን ወጅህኡ እካ ደስ ኣይብለካን ገጽካ ይርሓቅ
ምሕረት የውርደልካ ምቕታል ሐጢአት እዩ ንአምላኽ ፍራሕ
ነሹ እንኮዕ ብሰላም መኻ ❤️
ፍትሒ ሰላም የውረደልና እግዚአብሔር ኣምላኽ 🤲❤️
🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ኦኦኦኦኦ
አኔስ ነሹ ሓወይ ብምንታይ ዲዬ ዝፈትወካ ብስነስርዓትካ'ዩ ናይ ሰብ ሃይማኖት ተክብር እምበር አይትዝንጥልን ኢካ ሕማቅ ክትዛረብ አይትፈቱን ኢካ ነቶም ሕማቅ ድዛረቡ ብትሕትና አገብ ትብል ብምኳንካ አዝዬ የክብረካ ቀጽለሉ ነሹ ሓወይ ተባረክ 🙏
እግዝዮ ምሓረና ክርስቶስ። እግዝኣቢሄር ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም። ንምንታይ ኢና መሳርሒ ናይቲ እከይ ንኸዉን። ብጃኹም ናብ እግዝኣቢሄር ንመለስ። ናብ እግዝኣቢሄር ዘዕቆበ ኣይሓፍርን እዩ። ሓውና ኦርቶዶክስ ተኾይኑ እምንትካ ናብ ኣባት ነብሽኻ ከይድካ ተነሳሕ ምኽንያቱ ምሓሪ ኣምላኽ እዩ ዘለና። ሓፍትና ዉን ኦርቶዶክስ እየ ኢልኪ እቲ ዘሕዝን ክኣ እዛ እምነት ብደቃ ክትህረም ከላ እዩ። ኣንደበትኪ ክባረኽ ናብ እምነትኪ ተመለሲ ኸምኡ ውን ናብ ኣበ ነብሲ ከይድኪ ተንስሕላ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር።ፍቅሪ ኣምላኽን ጸሎት ናይ ኣቦታትናን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
ደጊመ ዎ ኣምላክ ኒገብሮን ኒዛረቦ ኣይ ኒፈልጥን ኢና እሞ ይቅረ በለልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሞኒካ ከምቲ አባ ቀሺ ዝመለስልኪ ነታ ነብስኺን ንውላድክን ፍርህላ እሞ ከአ ነዞም ሕሩያት መነኮሳት አቤት ዝወርደኪ መዐት 🙏✝️
ተሳህለነ ቅድስት እዝግኦ ማሓረና ክርስቶስ 🙏ናበይ ገፅና ንከይድ ኣለና🤔
🙏🙏🙏
ብርግን ድሕሪ ግዜ ሰብ ክቀትል ምካኑ እዚ ወዲ ፉሉጥ
✅✅✅
ብጣዕሚ ዩ ዘሐዝን እዚ ህዝቢ ሕማቕ ኣሎ ኣምላክ ምሕረት የውርድልና ነሹ
ላሓውላ ወላቅወታ እዚ ጥዑይ ኣይኮነን ገለ ሕማም ክህልዎ ኣለዎ😢😢😢
Nay bhaqi dyu tesemiwom moni ❤
ናይ ኣእምሮ ፀገም እዩ ዘሎዎ ዝመስል እንበይ ንቀታሊ ዝድግፍ የናጥዕናን 😢😢መሕዘኒ ንእስተይ ኣብሕቅፊ ቁዱሳን የንብርክን ኣሕዋተይ ክልኽን ብግፍዒ ዝተቀተልክን 💔😭😭
ኣቱም ሰባት እንታይ ንጽበ ኣሎና ንምታይ ዘይ እሰሩ በዓልዚኦም ክእሰሩ ኣልወም ይሕዝን😢😢😢
Yes seb kbur
ኣቶ ደንቆሮ እግዚኣብሄር ይገስጽኪ 😢😢😢
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ነሹየ ብሓቂ ክቡር ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ እቲ አገላልፅኡ ክንደይ ደስ ይብል ❤ሓደ መንእሰይ ንሓደ ክቡር አቦና ይረክቦም እሞ እንታይ ኢሉ ሓቲትዎም ይመስለኩም አቦና ንምንታይ ኢና ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ንፍተን ኢሉ ሓቲትዎም አቦና ከዓ ዝወደይ ሓንቲ ፈረ ዘለዋ ተክልን ፍረ ዘይብላ ተክልን ናብ መንኤን እዩ ሰብ ይኹን እንስሳት ዝጥምቱ ኢለምዎ ንሱ እውን ናብታ ፍረ ዘላታ ይብሎም እሞ በል ዝወደይ ፍረ ሰለ ዘለዋ እያ ኦርቶዶክስ ትፍተን ኢሎምዎ ተመስገን ኦርቶዶክስ እየ ኦርቶዶክስ ኮይነ እየ ዝነብር ናይ እመብርሃነይ አማላድነታ ምስ ኩላትና ይኹን❤❤❤
ኣምላክ ኣበይ ምሕረትካ ባስደድልና እንታይ ጭካንየ ኢዪ😢😢😢
እዋይ ጽላለ ህዝብና ኣበይ በጺሑ
Tewahdo nzelialem tnber aty abdy monika nsom dea bereketom yhderena slekn sle hzby alemn zxlyu zelewu hruyat eyom ente nsky gin egziabher asbky yfdeyky
Amen Amen Amen
Admaryam maray xelalki gerki halwna ❤❤❤🙏🙏🙏✝️
ብወገነይ ሲንግል ጥዑም ኢለ ኣለኹ😢😢😢😢😢ዋእ
በስምኣም ነብስኺ ይምሓር😢😢😢😢
Ezi akal rabay gnbar tray u kkewn zelewo
አታ ብከመይ ምስ እዝያቶም ትነብር እዉይ። እዙኺ ሰብ ምቅታል ዝለመደ እዪ ብከመይ ብሀባር ትነብር።
ኣይይ ህዝበይ ንገብሮ ኣይንፋልጥን እሞ ይቅረ በል
እዋይ እዛ መሬት ጉድ ረኺባ ከምዚኣቶም ምስቶም ጥዑያት ክነብሩ እቶም ትፈልጥዎ ኣብ ሕጊ ኣቅርብዎ።😭😭😭
ኣነ ፕሮቲስታን እየ ግን እዚ ሞኒካ ዝበለቶ ጠቕላላ ነዉሪ እዩ ንኩሉ ወዲኣስ ሕጂ ከኣ ናብዞም ኣቦታት መጺእ ከመይ ኢሉኒ ዝወጸላ እዚ ኣነዋሪ ዘረባ ኦ ኣምላኸይ ዝግብርዎ ኣይፈልጡን እዬም እሞ ይቕረ ግበረሎም So sad
Thank you ናይ ብሱላት በላሕቲ ኮመንት ዩ ።
🙏🙏🙏🙏
እንታይ ዓይነት ሸይጣን ዝኮነ ፍጥረት ኢዩ እዚ ወዲ 😭😭
ሞኒካስ ዘይትመሀር ዐገብ 😢
አዋይ ሞኒካ ህጂ ከኣ ናብ ደብሪ😢😢😢😢😢😢😢😢
እዚ ወዲ ጽሉል ኢዩ ስድራ የብሉን ድዩ ዓገብ ዝብሎ 😢😢😢ምሕረት የውርደሉ
ሰላም ኩቡራተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን❤❤❤❤
ንንጹሃት ኣብ በረኻን ጽምዋን፡ንጸሎት ተጊሆም፡ምእንታና ምእንቲ ሓጥያተኛታት ነዛ ዓለም ፎእ ኢሎም ምቾታ ከየስድዖም መንፈሳዉ ጉዕዝኦምን ጸሎቶምን ኣብ ክንዲ ብበረኸት ምቕባል ከም ሰይጣን ከነጸልም ፡እንታይ ዝበለ ግዜ በጺሕና።ኣቦታትና ይቕረ በሉልና፡ዘለናዮ ሕማቕ ዘመነ ሞት ስደት ይኣኽለና ኣይትርገሙና።ኡፍፍፍፍ😥😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 neshu lebam
ብጣዕሚ ግናይ ሰብ ትሕቲ እንስሳ
ብጣዕሚ የሕዝን።
ደሃዩ ጌሮም ብሕጊ ክሕተት ይግባእ
ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የማርሳ
ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃኩም
ነሽነሽ ንጽፉፍ ሓበሬታኻ ምስጋና
ይብጻሕካ።🙏🙏🙏
ብዛዕባ ዓዲ ዝበለቶ ኣዋርዳ ይግብኣ
ኦ ኣምላኽ ባዕልካ ሓሊፍካ ፍደ 💔🙏
ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ ፍጥረት ሰብ የብሉን ስዲ
✅✅✅
Emebrhan rhrhte hlna bejakiba tearekna abesana gdeflna😭😭😭😭nabey eina nkeyd zelena emebetachn reaynaba🙏
Ezi resah seb Zemikael Negash eu shumu ab Germen eu zkmet
እዋይ ካብ ምስ 'ዚ ወዱ ፍጡር ወዲ ኣዳም ካብ ምጽዋዕ ምስቶም ኣራዊት ዝባሃሉ እንስሳታት ምቁጻር ይሓይሽ።
መድያ ደይካታተሉ ወረ ናይ ህዝቢ ደይበጽሖም ነብሶም ክላኸሉ ዘይክእሉን ኣቦታትና።ከቢድ ዘለፋ ብሓንቲ ኣመንዝራ 😢እግዚኣብሄር ይግናሕጊ ብኣፍኪ ይሓዝኪ😮
Neshu qnue seb 🙏🙏🙏
shalom neshu ze farqi leyti 🇱🇾💙💙💙
እውይ አረሜንነት አስካሕኪሑኒ ንዝሞተ ሰብ ከ ከምዚ ኢልካ ትጭክነሉ ዲካ እዚ ካብ ሰብ ኣይተወልደን አራዊት እዩ
Monika halay sdi Egzaebiher Amlak yqre ybelelki
ንምኒካ ኣብ ናታ መደብ ከይዱ ዝሰምዕ ከልቢ የውልዶ ፈጣሪ
Kemaka ybzihu neshu hawey
Eseyas ne Debri keaxuwa selzdelye eiyou, kemu eilki tezarbi eiluowa yexelumom aelo.
Besmam amlakey ykire belelina 🙏🙏🙏amlak zeyferih seb💔😭
Telaeika mezia kab Eseyas lueka temahalalf aela.
yahezene way deglaye yekera balelan 🙏💔
Amennn Maryam Adey Marey ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Neshu lomus Nefieka
ብጣዓማ እዩ ዝሐዘን ነሹ ዕብዳት ኣይተምፅ
ካብዚ ይምሓረና ናይ ጥዕና ኣይኾነንን
Adu skor frhat zelewa kabza hari
Ageb Ageb Ageb n Monika❌️❌️❌️🇪🇷⛪️
ኣገብ ንበሎም ዋጋ ካብ ኣምላክ ክፍደ ኢና ኣፍና እንታይ ንዘረብ ንፍልጥ 😢😢😢
Mehreit yewridlna fitie🙏🙏🙏🙏🙏
wellcome nesh nesh 💙🌿💙
💙💙💙
Enjera ezge belao bruk hawey sile it blux kaleka ❤
ድሕሪ ዝሓለፉ ሃዋርያት ዝሓልፍ የሎን
ጥዕና ዘለዎ ኣይመስልን እዚ ወዲ
Amlak yqre ybelelna 😢
ኦኦ ናይ ጥዕና አይኮነን, እወ እቀትል እዩ እዚ ሰብ,እንታይ ኢና ንገብሮ?
Amlak balu yegnhayo dehuil betami sedi eka
ደቀንስቶ አሪቲራ ቢባዕኩረን ኢይ ዚሒስባ
Ewaey eza gelae ezaes ezi bdaea abey eyu kaetwa ezgyo mharna goytay maery 🙏🙏🙏🙏
Dear all,
I recently heard Monica talk about the situation of priests in Eritrea, and I think her perspective is very valuable. She said that the government has isolated many priests there because they are homosexual. This is a serious problem that deserves attention. It's frustrating that some people attack or question her instead of taking her story seriously. It seems like they are seeing her attack on religious beliefs, while she is simply sharing her experiences and what she has seen and heard.
She didn't see any thing. That is blame.She may has been sent from evil esseyas afewerki to stand against Orthodox.oww my God,what perspective valuable is that?
እታ ይቅሬትኣስ ደስ ዘይትብለካ
🙏
ወይ ጉድ: ለዘበን ዘይንሰምዖ የብልናን:: ዓሰርተ ግዜ ኣብ መንጎኦም ትእቶ: ሰብ ክቐትል ዝኾነ መሰልን ስልጣንን የብሉን:: እንተ ኣንታ ሕራይ ገበራ ትብል: ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልካ: ሰነፍ ናይ ምሉእ ዓለም!
መጀመርታ ምሕረት የውርደልኪ ጽቡቅ ክትረኽቢ ጽቡቅ ተዛረቢ
እዚ ግን ብልቡ ይመስል የለን ብሕጊ ከአ ክሕተት አለዎ ብከባቢኡ ዘለኩም ሱቅ አይትበሉዎ
✅
Ezia monika tbehal seb seytan serirwa yu hmam nebsa yu dsawetela delo ,amlak mhret yewrdelna tehzn 😢😢
እዚ ንባዕሉ ሰብ ክቐትል እዩ
ንቑዱሳን ኣቦታት ዝጸርፍ ርጉም ይኹን። ኣብየት መቸም ንላኻኸም፡ኣለና።