ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣጆኪ ሚካል ሓፍተይ እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ነገር ብዓይኒ ደቂ ሰባት'ኳ ከቢድ እንተኾነ፡ ኣምላኽ ግን ንዓና ዘይረኣየና ክምህረና ዘለዎ ዓቢ ነገር ስለዘሎ እዩ'ሞ ምናልባት'ውን ኣብቲ ንሱ ዝሓሰቦን ዝመደቦን ግዜ ምቁርን ጥበበኛን ኣገልጋሊ ኣምላኹን ኣኽባሪ ስድራቤቱን ጌሩ ክህበኩም ስለዝደለየ እዩ። ኣጆኺ ኣምላክ እሙን እዩ። ከምቲ ትደልዮ ቆልዓ(ምናሴ) ኣምላኽ ክህበኪ ምኳኑ እመኒ። ጸሎት ድማ ግበሪ። 🙏❤🙏
ናይ ኤፍረም ምክሪ ብሐቂ ቃል ሂወት የስመአና ትክክል እዩ ተናጊሩ ❤❤
ዋይ ኣሕዋተይ ሃረርታኦም ተኾሊፎም መዓዝ እዮም ቆልዓኦም ሓቒፎም ዝመፁና እናበልናስ😢😢 ፈጣሪ ዘይሓሰብዎ ይፍጠረሎም 👏👏
ንጽቡቆም ኢዩ። ሚካል ሓፍቲና ኣጆኺ እንሻኣላህ ረቢ ንዓለም ዝመርሕ ውላድ ኺህበኺ ኢዩ።❤❤❤
🙏🙏🙏
ኤፍራ ሓውና ጹቡቅ ቃል ምክሪ ንዳህላክ ጥራሕ ዘይኮነ ንቡዙሓት ዓቢ ኣስተምህሮ ሂብካና ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሚካል ሓፍተይ ርህርህቲ ለባም ሓፍትና ኣጆኺ ኹሉ ናይ ፈጣሪ ፍቓድ እዩ ዝኸውን ካብ ብሕጂ ዝመፅእ ህይወትኪ ይዓቢ ዝያዳይ🙏🤲🙏👌👑👑👑♥️♥️♥️
መምህር ኤፍሬም ጽቡቅ ትምህርትን ተግሳጽን እዩ ቀጽሎ ❤❤❤
ፈጣሪ ኣለም እንታይ ይሳኣኖ ሓሳባትኪ ይስመረልኪ ቅዱስ ሩፋኤል ይባርከልኪ
❤❤❤❤ እዋይ ሚኩ ሓፍተይ ፍቃድ ኣምላክ ኮይነ ዳግማይ ምናሴ ትብልዮ ይሃብኩም
❤
ባሓቂ ነሹ ሓወይ ጣንስቲ ምኮና ህዝቢ ክፈልጥ አይነበሮን ማራ ሓዝነ💔😢
ትኽክል! ጉዳያትካ ግድን ህዝቢ ክፈልጦ ኣለዎ ማለት ኣይኮነን:: ነፍሰጾር ብዝተኻእለ መጠን ክሳብ ሕርሳ ካብ ዓይኒ ሰብ ስትር ክትብል ጽቡቕ እዩ::
ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ሚካል ሓፍተይ ተርኩቡሉ ኢኩም ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ❤❤❤❤
ሚካለይ ምቅርቲ ኩሉ ከም ናትኪ ልቢ ይፍጠረሉ
ሚካል ሓብተይ ኣጆኺ ሓይሊ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን❤
"ሚካኢ ኃብተይ ምስ ክቡር በዓል ቤትኪ ፊሊ ኣጆኹም እግዚአብሔር ምሳኹም እዩ" 'ቦ ጊዜ ለኩሉ'ዝብል ቃል ኣምላኽ ኣይትረስዕዎ።
ኣጀኪ ሜካል ሓፍተይ ኣምላክ ንጽብቅኪ እዩ ❤❤❤
ደሓን አንታይ ሞ ዘይ ምጭናቅ አምበር አግዛአብሄር ሃበ አግዛኢብሄር ወሰደ ይበሃል
መፊሊ ሓወይ ሚካል ሓፍተይ እግዝአቢሀር ታይ ይሰአኖ ገና ነአሽቱ ስለ ድኮንኩም ድሓን እግዝአቢሀር ውላድ ክህበኩም ዩ
ድሓን ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ እንኳዕ ግን ንነብሳ ምሓራ❤🙏🙏🙏
እፊረም ግን ፁቡቕ መልአኽት እዩ ኣማሓላሉፊላ ንዳህላክ ዋላ ንኹልና ይጠቕመና እዩ ነሹየ 🙏😌🥰
Ajokhi Mikal haftey kulu ab Eid Fetari eu,n Egzabher zsano yelen kulu ab eidu eu,aqli tray gberu ety godolo zeyblu Emnetkin tebaykin,Egziabher kikhseki eu,
እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዝያዳ ጽቡቅ ዘበለ ሒዚልኩም ኣሎ ክቡራት ኣሕዋትና
Diyakon Efrem nay bihaki eyu tezarubu Amlak bayni Mihretu ytemitena.❤❤❤
ሚካል ሸኮር ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ኣምልክ ዕፅፊ ዓፃፂፉ ክህበኩም እዩ ዝተበረኩን ዝተቀደሱን ውላድ ክህበኩም እዩ🙏
ነሽነሽ ዉን ሕጂ እዩ ተረዲእካ ዳህላክ ኣንጻር ፈጣሪ ዓጢቃ ከምዝጸንሐት ሕጂ ዉን ንዳህላክ ፈጣሪ ይፈትዋ እዩ ጥራይ ብልባ ምስ ፈጣሪ ትታዓረቅ እንበር ኩልና ዓፋፋት ኣብ ቅድሚ ዳህላክ ብደረጃ ትምህርቲ ከምቲ ንሳ ትብሎ ደረጃ ትምህርትና ታሕቲ እዩ።
ሚካል ሓፍትና እንቃዕ ናብሳ ረከበት እግዚኣብሄር አምላክ ናዓኣ ዝከውን ይሃባ🙏 ፍሻዊ ሚካል ይኩን ስድራ ቤታ ኣብቲ መጀምርያ ዝወስደቶ ወሳነ ንባዓል ቤታ ክከውን ምምራጻን ምውሳናን ኡኩል ዕጋበት ዝህብን ኣብ ቁዱስ መጽሓፍና ዘሎን ብግብሪ ዝማሃረትን ሰለ ዝነበረ ዝናኣድን ሕልናካ ዝቅስቅስን አዩ ኔሩ። ካቡ ሓሊፍ ዝተገብረ ጥንስን ሓደ ሓደ ምሱኡ ዝታሳሰር ኣደዳ ዓይኒ ሰብ ክትከውን ተክእለታት ነሩ። ምስ እግዛኣብሄር ምስጋናካ እንዳ ኣብጻሓካ ኣፍ ዘልዎ ሃበኒ ጥዕና ዘለዎ ቀልዓይ እሕቅፈኒ አሊካ ጽሎት ምዕራግ ይድሊ ነሩ።
ዋውውው ዲያቆን ኢፍሬም ቃል ሂወት የማዓልና እንዳ ፊሊ ካኣ ናኣሽቱ ኢዮም፡ ሞ ጽባሕ እዝጊኣብሀኢር ኣምላኽ ክትካኣሎም ኢዩ ጥራሕ ጥዕና ይሃቦም❤❤❤❤
Mikal haftey & fili ajokum nay amlak kulu xbuk eu hiji kem tmnitkum khbekum eu,❤
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ሐሳብ ልብኺ የስምረልኪ ሚካለይ ኣጆኺ ፈጣሪ ብሕጂ ዘሎ ጊዜ ይበዝሕ ከምቲ ትደልዮ ክበኪ እዩ ❤❤🎉🎉😢😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕፅፍ ክህበኪ እዩ ሓፍተይ😢👏
ድሓን ንእሽተይ እንድያ ዘላ ተርክበሉ ኣምላክ ኣሎ ምሳኪ ሚኩ ሓፍተይ❤
ሚካል ሓፍተይ ኣጆኪ አብ በዕለይ ረኪብዮ እየ ከመይ ከምዘሰምዕካ 😢ወለድና ክምሰላልና ከለዋ መፀናዕኒዒ መጀመርያ ወላድካሰ ተትሸጨንገሕ ይብላኒ ነይረ ኣጆኪ ሐዚ ከትከእዮ ኢኪ ማዓረይ 🙏💙
Neshu hawey edmen tanan yhabka fetari ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ውይ ሚካለይ እዚ ኩሉ ሃረር እናበልናስ😢ኣብዚ ሰሙይ ውሽጢ ማዓዝ እዮም ወሊድና ኢሎም ዝመፅና ይብል ነይረ😢😢😭😭😭
Mikal haftey ajoki kulu ntsbukyu hjiwn kudus Rafael kale mnasse khbekiyu ktensi keleki wn aytzarebi haftey zerebaki dytsgeb Amlak mshkum ykun🙏🙏🙏 haftey marey
Great message Keshi Efrem 👏👏👏👏. No one could have said any better. Thank you Thank you Thank you
Well Neshuye❤ቡዙሕ ለውጥታትን ምዕባለን የድልየና እንድዩ፡ እዚ ኣብ ጥንስ ሕርስን ኣብ ሞንጎ ስብኣይን ሰበይትን ዝነበረ ባህልና ግን መቼም'የ ክቅየር ዘይደልዮ።
Bravo ✅
ኣምላክ ከም ልብኪ ይሃብኪ ኣጆኪ ናብ ሜድያ ከይትመጺ በጃኪ ዝሓብተይ
ነሽነሽ ሓወይ ከመይ ኣለካ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ቀጺለ እዘን ናይ ኤፍሬም 4 ቪድዮ ባዕለየ ቆሪጸየን ምክንያቱ እቲ ኣብ ቲክቶክ ዘሎ ሰብ ክጸርፍን ሕማቅ ለጢፉ ከባእስን እዪ ዝውዕል ኤፍሬም ከኣ ዝርድኦ እዪ ስኢኑ እምበር ኣብ ቅኑዕ መንገዲ እዪ ዘሎ። ኣበይ እሞ ኩልና ተንስዕቦ እሞ ሃገርና ተዝእትወና ኔሩ ንሕና ግን ኣብ ፍርድን ጸርፍን ኢና ንውዕል ንሱ ግን ንድሕሪት ዘይጥምት ንማንም ዘይፈርሕ ኣዝዩ ጅግና ተባዕ ክርስትያን እዪ ብከምኡ እዮም ድያቆናትን ካህናትን ዝጸልእዎ ብዘይ ምክንያት ኣይኮነን ውግዘት ጽሒፎምሉ 😢 ንሱ ካባካ ዝጽበዮ ሓደ ነገር ኣሎ እቲ ፌክ ነሽነሽ ንስካ መሲልካዮ ነሽነሽ ኪድ ንስካውን ካሜራካ ሒዝካ ናብ እንዳቦይ ቀሺ እቲ መጽዪ ዝበሃል ተኣምር ቀዲሕካ ንሰብ መሃረሉ ኢልካ ኔሩ። 😢ንስኩም ግን ኣብ ዘይጠቅም ኢኩም ትውዕሉ በጃኩም ጽን ኢልኩም ስምዕዎ ቡኡነት ሓቂ ምስኡ እያ ዘላ ነዓና ነቶም ተከተልቱ ውን በሪሁልና እዪ ኩሉ ሓቂ ነገር። ይቅሬታ ጽሑፍ ኣብዚሐ ቁሩብ ተረዲእካ ክከውን ተስፋ እገብር። ሓቲተዮ ኔረ ብዛዕባ ዳህላክ ንሱ ዘይኮነ ኣብኪዋ እቲ በሊሕ ሰይፊ ቃል እግዚኣብሄር እዪ ኣብኪዋ ሓቁ እዪ ንሳ ዝመሃረቶ ብዕሉግ ነገር ውሒዱሲ ንኤፍሬም ክትጸርፍ ኢላ መጽያ ንሱ ግን ዓቢ ሰብ እዪ የሀው ይቅሬታ ሓቲትዋ ኣሎ ወደሓንኩም ሕጂ ግን ካብ ርእሱ ውረድሉ ግደፍዎ ነዚ ወዲ 😢😢😢😢
ኤፍሬም ዝተዛረባ ሕጅስ ሕማቅ ኣይረከብኩሉን። ጽቡቅ እዩ ተዛሪቡ ዳህላክ ድማ ተረጋጊእኪ እዚ ህዝቢ እንታይ እዩ ዘድልዮ ኢልኪምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ።
Memher efrem hawey xebuke tegsae keselo edmn tenan yehabka fetari kulu alem mefsemtaka yesbkelka
ክሳብ ትኖግርኒ ናይምኪ ተሃውኸ እንታይ እዮም ኩብሉ እለ ኩመንቲ ዘየንቢብ እለ እንተምበብኩ ሰምብደ ወላህ ይምነ ነረ ውላዶም ክሓቕፉ ዓለም ፈተነ ኣጆኹም ኣበይ በጽሕክሞ ረኒ ይዓውድኩም ኩሉ እንድዩ ሃረር እሉ ውላድኩም ክርኢ ❤❤❤
እዚ ድያቖን ግን ኣመስጊበዮ ምኽንያቱ ሓቂ እዩ ተዛሪባዋ❤
Miku haftey amlak natu wesidi natukum zbelo amlak yhabekm 🙏🙏🙏🙏
አምሐረይቲ ድያ
ማኩ ሓፍትና ኣጆኩ ንጺብቅክ ዩ ❤❤❤
Eway haftey Ajoki 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Ajoki mikal haftna and fili Amlak ab medebun ab giziun zitebareke wilad kihibekum iyu belive God.
ኤፋር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከማኻ ይሕዝሑልና 🌹🌺🌹
😂😂
Eway haftey ajoki egziabher exfi geru kihbeki iyu
Nay bhaqi qal hiwet yesmealna memhrna
ሚካለይ አጆኪ ንጹቡቅኪ እዮ ማንታ ጌሩ ክህበኩም እዩ ንእሽተይ ኢኪ ዘለኪ
ዋይ ሓፍተይ ካብዝ ዓመት ኢታ ዝበለጸት ኢንተርቪው ናይ ሚኮ ምስድርኣ ኢያ ነይራ ዎልዓ ወሎዶም ክርኢ ኩሉ ግዝየ ይጽበ ነይረ ግን ኩሉ ናይ ፈጣሪ ስለዝኮነ ጽንዓት ይሃብኪ ሚኩ ኣጆኺ ከይትትንከፊ ክብል ውን ይፈቱ ነሹ ሓወይ
ደምረኒ ሓላላይ
ዓንተወይ ስልጣን ናማሃረናሲ ታይ እሰከ ይብል ነይሩ መርዓ እንተተመርዖካ ሓጥያት ኣይኮነን ብድንግልና እንተተሞርዐካ ሓጥያት ኣይኮነን እዞም ካምዚኦም ዝመሰሉ ብስጋ ሓሳረመከራ ክረክበኩም ኢዩሞ ኣይክገድፈኩሙን ኢየ ኢሉ ካብ መፅሓፍ ቆሮንጦስ ናማሃረና ፀኒሑስ ትዝ ኢላትኒ እዚ ረኩስ ሸይጣን ኣብ ካምዚኦም ዓይነት ማራ ናብ እግዚአብሔር ቅርበት ዘለዎም ሰባት ገለ ኣለዎ😢ግን ካኣ እምነታ ኣይገድፋን🙏❤
ዝበለጸ ነገር ክፈጥረላ ዩ።ኣምላኽ ኡሙን ኢዩ።
Ezi nay efrem temehreti betami des elni
ነሹ ማለት ዳሓራት DC ላይክ በሎም
ነሹ እዞም ጋዜጠኛታት ንሰበይትን ግራትን እንተኾሊልኩመን ፍረ ኣይህባን ኢየን። ናይ ሚካል ማለተይ'የ ። ብጣዕሚ ሓዚነ።
ደምርኒ
ምስ ኤፋር ዞሎ ምክሪ ካብ ቦሎቲካ ወጺኩም ራኣይዎ ይሕዋት እቲ ኩሉ ዝዛረቦ ዋዛን ቁሙነገርን ፈሊኩም ራኣይዎ ምክንያቱ ነሹ ኩሉ ግዘ ቁሙነገር ተዝዛረብ ነሩ ኩሉኩም ኣይምተካታተልኩሞን ነርኩም ግን ቁምነገር ዋዛ እንዳ ሓወሰ ካብ ጭንቀት የጋላግለና ኣሎ ሕጂ ካኣ ናይ ኤፍሮም ዘረባ ኩሉ ግዜ ጽን ኢልኩም እንተሰሚዕኩሞ መንገዲ ሓቂ ሕዙ ዩ ዝዛረብ ዞሎ
❤️❤️❤️
ጽቡቕ ሓሳብ:: ነቲ ጸጽቡቑ ምሳድ እዩ ዘድሊ!
ሐደ ሐደ ግዜ ጠዑይ ተዘረብሐደ ሐደ ገዜ ሕመቅ ተዘረብ እዚ ተዘረቦ ዘለኻ ቃልአምለኸ በጠዐሚ ጸብቅ እዩ።
Miku haftna Amlakna bzbelexe kkhseki u ajoki
Mikale hadtey dehan amlak natu ywesd nakum kea zbelo hizlkum alo emo ajoki zhaftey kemti elamnetki kibeki eu fetari ❤🎉
ajoki miku haftey egziabher amlak kulu ykalo eyu
Amlak amina tguaz brktin lebamn haftna ab qstali hiweta zhashe ygberla
egziabher amlak tefeqidwo ko ayni seb ayklklon eyu
ነሹዋይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ❤️❤️❤️🥰🥰
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤❤❤
መልሲ
@HiwiHiwi-e2j አሺ ማዓረይ
Thank you neshnesh for this program I enjoy the program 💙 keep going for good job ❤🎉❤
❤️❤️❤️❤️
ኣንቱም ሰባት እዚ ውጉዝ ድበልኩሞ ሕማም ኣልዎ ድዩ ንምንታይ ከንፈርኪ ኦፕሬሽን ጌርኪ ይብላ ከምዛ ምስኣ ዝኸደ ይመስል፡ ናይ ለዝብያን ትምህሪ ድማ ኢልዋ ሓሶት ካፍቲ ናይ መጀመርታ ዝገደደ ። እንታይ ይቅሬታ ክሓታ ዳኣ ደስ ድበሎ እንዳዘለፋ😮
Ajoki miki habtina.terkibulu ekum bzuh aytshegeru
ሓውና ኤፍረም ይቅረ ምባል ጽቡቅ ዩ እንተ ዳህላክ ሓፍትና ግን ሰብ ክብድለኪ ጽቡቅ አይኮነን ግን ንስኪ ውን ብዙሓት የሕዋትና ሕብረተሰብ ሙሉእ አበላሽኪ ምካንኪ ክርደአኪ አለዎ ካብ ሕማቅ ትምህርትን ሕማቅ ጎስጋስን ገዲፍኪ ንዓና ንሕብረተ ሰብ ድጠቅም ትምህርቲ ከተመሓላልፊ ፈትኒ
ጥንሲ ክስካዕ 5ወርሒ 6ወርሒ ንሰብ ኣይዛረብን ኣይኮነን ንምድያ ፈጣሪ ዝሕቆፍ ቆልዓ ይሃብኪ ሓፍተይ ኩሉ ናቱ እዩ😥😊
Amlak ayfqedon ember ab zi adi nay semun ኮሎ እንዴየን ዝነግራ ይወልዳ ከኣ
meas emo nsa koyna fletuley ila felitna ms belwa keman ktqxa"e ika men negiruka eya tblom, bzkone gzi"u slezeyakele aykonelomn
Wawww eza kola nay bakyie kemza ab mlu Europa aytrkeben eka waaaa God ples you with family
ነሽነሻ ኣስሊ❤❤❤
Well come gatsetegna nesh❤
ሕቀኪ ኣይደንግፅ ሚካለይደምሩኒ ሓላላተይ
ዳላክ & ኤፍሬም መልሲ ኣቦ ንዓ ጉድ ስማዕ
መምህረይ ዝነበርካ ነሽነሽ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ❤
ደምረኒ
እንተኾንካ'ታ ነሽነሽ መምህር ኔሩ ዶ ይፈልጥ
@@arontesfazghi3779ኔሩ ኣነ ኣርኪበሉ ኣብ ማይ-ዕዳጋ ይምህር ኔሩ❤❤🎉🎉
ነሹ ዓይነይ❤❤❤
Diqu efar haqi xubuk zerba ❤❤❤
❤️
Happy new year Nshu
ነሹ ሓወይ
ዊ በሰመ ኣብ እመቤቴ ወሊዶም ቆልዓ ሓፊቆም ኽመጹ ይጽበዮም ኔረ ፈጣሪ ንሰናዮም ይግበረሎም ኹሉ ዝኾውን ንጽቡቅ እዩ😢❤
Neshu farafar tmesleni nierka kemaka asli azmarino yelen kiyarey neshu aski❤
Merry Christmas, all your family🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿💕
Eway haptey mikaley brkti dehan amlak kehba eyu berkti ❤
Neshnesh wedi shermuta fara
ጸርፊ ናይ ሰነፋት እዩ ነውሪ
@neshnesh_show ezi nska tgebro zeleka newri aykonen seb tebal'e zeleka.Shehani nay tigray telms aleka nsu ke newri aykonen
Egziabher yekhasa
Wayyy nay efrem tmrti mlu ksema kijimr eye kab lomi bzuh zhalefena zelo meslni neshu
Lkie aleka hawna bahlnan hbrete sebnan hzbna hagerna astrifenio awaridenana
Neshu arkey selam du 💙💙
ነሹ ሓወይ ካኣ ይቀንየልና ላይፍ ክንጽበየካ ድኛ
Meku meskin 😢ajoki dehan kulu nay amlak eu
ኔሽኔሸ።ወዴይ።እዚአ።ንዳህላክ።አበጻሐሌይ።ወላድ።ናይአምላኽኢዩ።አምላኽይብ።።አሐላኸ።ድማይኼሊእ።አዛሐፍቴይ።እት።ሕማቅ።ዚዛሬብ።አምላኽዘጼልአሉኢዩ።ሥሌዝኾኔ።አቴሃዚሉ።አዛሐፍቴይ።ኔሥኺድማኒ።አበዚህጂ።ግዜ።እግዛቢሄር።እታሜኻኒ።ትሒጎሤሉኢዩዚብል።እዛሃፍቴይ።ኬትጉህይ።አጆኺ።ጼላኢኺ።ይብኬይ።አጀኺ።እግዛቢሄር።ምሣኺይኹን❤❤❤❤❤❤❤🎉
ክትወልድ እያ ኩላትና ቡኡኡ ኢና ሓሊፍና ሕጂ ግን ብቆልዑ በሽበሽ ኢልና ኣሎና ፡ኣብ ቡዙሓት ደቂኣንስትዮ ዘጋጥም እዩ ። ግን ብፍላይ ኣብ ጥንሲ ሰባት ተዘይፈለጡ ይሓይሽ
Efar jigina ❤❤❤
ነሹ ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላኽ ክህቦም እንድዩ ንመን ኢሉዎ
Neshu fqeri ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Nezen ab esrael zelewa kea axegiU hamed geriwen diku king❤🎉🎉🎉
ነሹ ለባም❤
ኣጆኪ ሚካል ሓፍተይ እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ነገር ብዓይኒ ደቂ ሰባት'ኳ ከቢድ እንተኾነ፡ ኣምላኽ ግን ንዓና ዘይረኣየና ክምህረና ዘለዎ ዓቢ ነገር ስለዘሎ እዩ'ሞ ምናልባት'ውን ኣብቲ ንሱ ዝሓሰቦን ዝመደቦን ግዜ ምቁርን ጥበበኛን ኣገልጋሊ ኣምላኹን ኣኽባሪ ስድራቤቱን ጌሩ ክህበኩም ስለዝደለየ እዩ። ኣጆኺ ኣምላክ እሙን እዩ። ከምቲ ትደልዮ ቆልዓ(ምናሴ) ኣምላኽ ክህበኪ ምኳኑ እመኒ። ጸሎት ድማ ግበሪ። 🙏❤🙏
ናይ ኤፍረም ምክሪ ብሐቂ ቃል ሂወት የስመአና ትክክል እዩ ተናጊሩ ❤❤
ዋይ ኣሕዋተይ ሃረርታኦም ተኾሊፎም መዓዝ እዮም ቆልዓኦም ሓቒፎም ዝመፁና እናበልናስ😢😢 ፈጣሪ ዘይሓሰብዎ ይፍጠረሎም 👏👏
ንጽቡቆም ኢዩ። ሚካል ሓፍቲና ኣጆኺ እንሻኣላህ ረቢ ንዓለም ዝመርሕ ውላድ ኺህበኺ ኢዩ።❤❤❤
🙏🙏🙏
ኤፍራ ሓውና ጹቡቅ ቃል ምክሪ ንዳህላክ ጥራሕ ዘይኮነ ንቡዙሓት ዓቢ ኣስተምህሮ ሂብካና ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሚካል ሓፍተይ ርህርህቲ ለባም ሓፍትና ኣጆኺ ኹሉ ናይ ፈጣሪ ፍቓድ እዩ ዝኸውን ካብ ብሕጂ ዝመፅእ ህይወትኪ ይዓቢ ዝያዳይ🙏🤲🙏👌👑👑👑♥️♥️♥️
መምህር ኤፍሬም ጽቡቅ ትምህርትን ተግሳጽን እዩ ቀጽሎ ❤❤❤
ፈጣሪ ኣለም እንታይ ይሳኣኖ ሓሳባትኪ ይስመረልኪ ቅዱስ ሩፋኤል ይባርከልኪ
❤❤❤❤ እዋይ ሚኩ ሓፍተይ ፍቃድ ኣምላክ ኮይነ ዳግማይ ምናሴ ትብልዮ ይሃብኩም
🙏🙏🙏
❤
ባሓቂ ነሹ ሓወይ ጣንስቲ ምኮና ህዝቢ ክፈልጥ አይነበሮን ማራ ሓዝነ💔😢
ትኽክል! ጉዳያትካ ግድን ህዝቢ ክፈልጦ ኣለዎ ማለት ኣይኮነን:: ነፍሰጾር ብዝተኻእለ መጠን ክሳብ ሕርሳ ካብ ዓይኒ ሰብ ስትር ክትብል ጽቡቕ እዩ::
ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ሚካል ሓፍተይ ተርኩቡሉ ኢኩም ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ❤❤❤❤
ሚካለይ ምቅርቲ ኩሉ ከም ናትኪ ልቢ ይፍጠረሉ
ሚካል ሓብተይ ኣጆኺ ሓይሊ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን❤
"ሚካኢ ኃብተይ ምስ ክቡር በዓል ቤትኪ ፊሊ ኣጆኹም እግዚአብሔር ምሳኹም እዩ" 'ቦ ጊዜ ለኩሉ'ዝብል ቃል ኣምላኽ ኣይትረስዕዎ።
🙏🙏🙏
ኣጀኪ ሜካል ሓፍተይ ኣምላክ ንጽብቅኪ እዩ ❤❤❤
ደሓን አንታይ ሞ ዘይ ምጭናቅ አምበር አግዛአብሄር ሃበ አግዛኢብሄር ወሰደ ይበሃል
መፊሊ ሓወይ ሚካል ሓፍተይ እግዝአቢሀር ታይ ይሰአኖ ገና ነአሽቱ ስለ ድኮንኩም ድሓን እግዝአቢሀር ውላድ ክህበኩም ዩ
🙏🙏🙏
ድሓን ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ እንኳዕ ግን ንነብሳ ምሓራ❤🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
እፊረም ግን ፁቡቕ መልአኽት እዩ ኣማሓላሉፊላ ንዳህላክ ዋላ ንኹልና ይጠቕመና እዩ ነሹየ 🙏😌🥰
Ajokhi Mikal haftey kulu ab Eid Fetari eu,n Egzabher zsano yelen kulu ab eidu eu,aqli tray gberu ety godolo zeyblu Emnetkin tebaykin,Egziabher kikhseki eu,
እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዝያዳ ጽቡቅ ዘበለ ሒዚልኩም ኣሎ ክቡራት ኣሕዋትና
Diyakon Efrem nay bihaki eyu tezarubu Amlak bayni Mihretu ytemitena.❤❤❤
ሚካል ሸኮር ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ኣምልክ ዕፅፊ ዓፃፂፉ ክህበኩም እዩ ዝተበረኩን ዝተቀደሱን ውላድ ክህበኩም እዩ🙏
ነሽነሽ ዉን ሕጂ እዩ ተረዲእካ ዳህላክ ኣንጻር ፈጣሪ ዓጢቃ ከምዝጸንሐት ሕጂ ዉን ንዳህላክ ፈጣሪ ይፈትዋ እዩ ጥራይ ብልባ ምስ ፈጣሪ ትታዓረቅ እንበር ኩልና ዓፋፋት ኣብ ቅድሚ ዳህላክ ብደረጃ ትምህርቲ ከምቲ ንሳ ትብሎ ደረጃ ትምህርትና ታሕቲ እዩ።
ሚካል ሓፍትና እንቃዕ ናብሳ ረከበት እግዚኣብሄር አምላክ ናዓኣ ዝከውን ይሃባ🙏 ፍሻዊ ሚካል ይኩን ስድራ ቤታ ኣብቲ መጀምርያ ዝወስደቶ ወሳነ ንባዓል ቤታ ክከውን ምምራጻን ምውሳናን ኡኩል ዕጋበት ዝህብን ኣብ ቁዱስ መጽሓፍና ዘሎን ብግብሪ ዝማሃረትን ሰለ ዝነበረ ዝናኣድን ሕልናካ ዝቅስቅስን አዩ ኔሩ። ካቡ ሓሊፍ ዝተገብረ ጥንስን ሓደ ሓደ ምሱኡ ዝታሳሰር ኣደዳ ዓይኒ ሰብ ክትከውን ተክእለታት ነሩ። ምስ እግዛኣብሄር ምስጋናካ እንዳ ኣብጻሓካ ኣፍ ዘልዎ ሃበኒ ጥዕና ዘለዎ ቀልዓይ እሕቅፈኒ አሊካ ጽሎት ምዕራግ ይድሊ ነሩ።
ዋውውው ዲያቆን ኢፍሬም ቃል ሂወት የማዓልና እንዳ ፊሊ ካኣ ናኣሽቱ ኢዮም፡ ሞ ጽባሕ እዝጊኣብሀኢር ኣምላኽ ክትካኣሎም ኢዩ ጥራሕ ጥዕና ይሃቦም❤❤❤❤
🙏🙏🙏
Mikal haftey & fili ajokum nay amlak kulu xbuk eu hiji kem tmnitkum khbekum eu,❤
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ሐሳብ ልብኺ የስምረልኪ ሚካለይ ኣጆኺ ፈጣሪ ብሕጂ ዘሎ ጊዜ ይበዝሕ ከምቲ ትደልዮ ክበኪ እዩ ❤❤🎉🎉😢😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕፅፍ ክህበኪ እዩ ሓፍተይ😢👏
ድሓን ንእሽተይ እንድያ ዘላ ተርክበሉ ኣምላክ ኣሎ ምሳኪ ሚኩ ሓፍተይ❤
ሚካል ሓፍተይ ኣጆኪ አብ በዕለይ ረኪብዮ እየ ከመይ ከምዘሰምዕካ 😢ወለድና ክምሰላልና ከለዋ መፀናዕኒዒ መጀመርያ ወላድካሰ ተትሸጨንገሕ ይብላኒ ነይረ ኣጆኪ ሐዚ ከትከእዮ ኢኪ ማዓረይ 🙏💙
🙏🙏🙏
Neshu hawey edmen tanan yhabka fetari ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ውይ ሚካለይ እዚ ኩሉ ሃረር እናበልናስ😢ኣብዚ ሰሙይ ውሽጢ ማዓዝ እዮም ወሊድና ኢሎም ዝመፅና ይብል ነይረ😢😢😭😭😭
Mikal haftey ajoki kulu ntsbukyu hjiwn kudus Rafael kale mnasse khbekiyu ktensi keleki wn aytzarebi haftey zerebaki dytsgeb Amlak mshkum ykun🙏🙏🙏 haftey marey
Great message Keshi Efrem 👏👏👏👏. No one could have said any better. Thank you Thank you Thank you
🙏🙏🙏
Well Neshuye❤
ቡዙሕ ለውጥታትን ምዕባለን የድልየና እንድዩ፡ እዚ ኣብ ጥንስ ሕርስን ኣብ ሞንጎ ስብኣይን ሰበይትን ዝነበረ ባህልና ግን መቼም'የ ክቅየር ዘይደልዮ።
Bravo ✅
ኣምላክ ከም ልብኪ ይሃብኪ
ኣጆኪ ናብ ሜድያ ከይትመጺ በጃኪ ዝሓብተይ
ነሽነሽ ሓወይ ከመይ ኣለካ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ቀጺለ እዘን ናይ ኤፍሬም 4 ቪድዮ ባዕለየ ቆሪጸየን ምክንያቱ እቲ ኣብ ቲክቶክ ዘሎ ሰብ ክጸርፍን ሕማቅ ለጢፉ ከባእስን እዪ ዝውዕል ኤፍሬም ከኣ ዝርድኦ እዪ ስኢኑ እምበር ኣብ ቅኑዕ መንገዲ እዪ ዘሎ። ኣበይ እሞ ኩልና ተንስዕቦ እሞ ሃገርና ተዝእትወና ኔሩ ንሕና ግን ኣብ ፍርድን ጸርፍን ኢና ንውዕል ንሱ ግን ንድሕሪት ዘይጥምት ንማንም ዘይፈርሕ ኣዝዩ ጅግና ተባዕ ክርስትያን እዪ ብከምኡ እዮም ድያቆናትን ካህናትን ዝጸልእዎ ብዘይ ምክንያት ኣይኮነን ውግዘት ጽሒፎምሉ 😢 ንሱ ካባካ ዝጽበዮ ሓደ ነገር ኣሎ እቲ ፌክ ነሽነሽ ንስካ መሲልካዮ ነሽነሽ ኪድ ንስካውን ካሜራካ ሒዝካ ናብ እንዳቦይ ቀሺ እቲ መጽዪ ዝበሃል ተኣምር ቀዲሕካ ንሰብ መሃረሉ ኢልካ ኔሩ። 😢ንስኩም ግን ኣብ ዘይጠቅም ኢኩም ትውዕሉ በጃኩም ጽን ኢልኩም ስምዕዎ ቡኡነት ሓቂ ምስኡ እያ ዘላ ነዓና ነቶም ተከተልቱ ውን በሪሁልና እዪ ኩሉ ሓቂ ነገር። ይቅሬታ ጽሑፍ ኣብዚሐ ቁሩብ ተረዲእካ ክከውን ተስፋ እገብር። ሓቲተዮ ኔረ ብዛዕባ ዳህላክ ንሱ ዘይኮነ ኣብኪዋ እቲ በሊሕ ሰይፊ ቃል እግዚኣብሄር እዪ ኣብኪዋ ሓቁ እዪ ንሳ ዝመሃረቶ ብዕሉግ ነገር ውሒዱሲ ንኤፍሬም ክትጸርፍ ኢላ መጽያ ንሱ ግን ዓቢ ሰብ እዪ የሀው ይቅሬታ ሓቲትዋ ኣሎ ወደሓንኩም ሕጂ ግን ካብ ርእሱ ውረድሉ ግደፍዎ ነዚ ወዲ 😢😢😢😢
🙏🙏🙏
ኤፍሬም ዝተዛረባ ሕጅስ ሕማቅ ኣይረከብኩሉን። ጽቡቅ እዩ ተዛሪቡ ዳህላክ ድማ ተረጋጊእኪ እዚ ህዝቢ እንታይ እዩ ዘድልዮ ኢልኪምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ።
Memher efrem hawey xebuke tegsae keselo edmn tenan yehabka fetari kulu alem mefsemtaka yesbkelka
ክሳብ ትኖግርኒ ናይምኪ ተሃውኸ እንታይ እዮም ኩብሉ እለ ኩመንቲ ዘየንቢብ እለ እንተምበብኩ ሰምብደ ወላህ ይምነ ነረ ውላዶም ክሓቕፉ ዓለም ፈተነ ኣጆኹም ኣበይ በጽሕክሞ ረኒ ይዓውድኩም ኩሉ እንድዩ ሃረር እሉ ውላድኩም ክርኢ ❤❤❤
🙏🙏🙏
እዚ ድያቖን ግን ኣመስጊበዮ ምኽንያቱ ሓቂ እዩ ተዛሪባዋ❤
Miku haftey amlak natu wesidi natukum zbelo amlak yhabekm 🙏🙏🙏🙏
አምሐረይቲ ድያ
ማኩ ሓፍትና ኣጆኩ ንጺብቅክ ዩ ❤❤❤
Eway haftey Ajoki 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Ajoki mikal haftna and fili Amlak ab medebun ab giziun zitebareke wilad kihibekum iyu belive God.
ኤፋር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከማኻ ይሕዝሑልና 🌹🌺🌹
😂😂
Eway haftey ajoki egziabher exfi geru kihbeki iyu
Nay bhaqi qal hiwet yesmealna memhrna
ሚካለይ አጆኪ ንጹቡቅኪ እዮ ማንታ ጌሩ ክህበኩም እዩ ንእሽተይ ኢኪ ዘለኪ
ዋይ ሓፍተይ ካብዝ ዓመት ኢታ ዝበለጸት ኢንተርቪው ናይ ሚኮ ምስድርኣ ኢያ ነይራ ዎልዓ ወሎዶም ክርኢ ኩሉ ግዝየ ይጽበ ነይረ ግን ኩሉ ናይ ፈጣሪ ስለዝኮነ ጽንዓት ይሃብኪ ሚኩ ኣጆኺ ከይትትንከፊ ክብል ውን ይፈቱ ነሹ ሓወይ
ደምረኒ ሓላላይ
ዓንተወይ ስልጣን ናማሃረናሲ ታይ እሰከ ይብል ነይሩ መርዓ እንተተመርዖካ ሓጥያት ኣይኮነን ብድንግልና እንተተሞርዐካ ሓጥያት ኣይኮነን እዞም ካምዚኦም ዝመሰሉ ብስጋ ሓሳረመከራ ክረክበኩም ኢዩሞ ኣይክገድፈኩሙን ኢየ ኢሉ ካብ መፅሓፍ ቆሮንጦስ ናማሃረና ፀኒሑስ ትዝ ኢላትኒ እዚ ረኩስ ሸይጣን ኣብ ካምዚኦም ዓይነት ማራ ናብ እግዚአብሔር ቅርበት ዘለዎም ሰባት ገለ ኣለዎ😢ግን ካኣ እምነታ ኣይገድፋን🙏❤
ዝበለጸ ነገር ክፈጥረላ ዩ።ኣምላኽ ኡሙን ኢዩ።
Ezi nay efrem temehreti betami des elni
ነሹ ማለት ዳሓራት DC ላይክ በሎም
ነሹ እዞም ጋዜጠኛታት ንሰበይትን ግራትን እንተኾሊልኩመን ፍረ ኣይህባን ኢየን። ናይ ሚካል ማለተይ'የ ። ብጣዕሚ ሓዚነ።
ደምርኒ
ምስ ኤፋር ዞሎ ምክሪ ካብ ቦሎቲካ ወጺኩም ራኣይዎ ይሕዋት እቲ ኩሉ ዝዛረቦ ዋዛን ቁሙነገርን ፈሊኩም ራኣይዎ ምክንያቱ ነሹ ኩሉ ግዘ ቁሙነገር ተዝዛረብ ነሩ ኩሉኩም ኣይምተካታተልኩሞን ነርኩም ግን ቁምነገር ዋዛ እንዳ ሓወሰ ካብ ጭንቀት የጋላግለና ኣሎ ሕጂ ካኣ ናይ ኤፍሮም ዘረባ ኩሉ ግዜ ጽን ኢልኩም እንተሰሚዕኩሞ መንገዲ ሓቂ ሕዙ ዩ ዝዛረብ ዞሎ
❤️❤️❤️
ጽቡቕ ሓሳብ:: ነቲ ጸጽቡቑ ምሳድ እዩ ዘድሊ!
ሐደ ሐደ ግዜ ጠዑይ ተዘረብሐደ ሐደ ገዜ ሕመቅ ተዘረብ እዚ ተዘረቦ ዘለኻ ቃልአምለኸ በጠዐሚ ጸብቅ እዩ።
Miku haftna Amlakna bzbelexe kkhseki u ajoki
Mikale hadtey dehan amlak natu ywesd nakum kea zbelo hizlkum alo emo ajoki zhaftey kemti elamnetki kibeki eu fetari ❤🎉
ajoki miku haftey egziabher amlak kulu ykalo eyu
Amlak amina tguaz brktin lebamn haftna ab qstali hiweta zhashe ygberla
egziabher amlak tefeqidwo ko ayni seb ayklklon eyu
ነሹዋይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ❤️❤️❤️🥰🥰
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤❤❤
መልሲ
@HiwiHiwi-e2j አሺ ማዓረይ
Thank you neshnesh for this program I enjoy the program 💙 keep going for good job ❤🎉❤
❤️❤️❤️❤️
ኣንቱም ሰባት እዚ ውጉዝ ድበልኩሞ ሕማም ኣልዎ ድዩ ንምንታይ ከንፈርኪ ኦፕሬሽን ጌርኪ ይብላ ከምዛ ምስኣ ዝኸደ ይመስል፡ ናይ ለዝብያን ትምህሪ ድማ ኢልዋ ሓሶት ካፍቲ ናይ መጀመርታ ዝገደደ ። እንታይ ይቅሬታ ክሓታ ዳኣ ደስ ድበሎ እንዳዘለፋ😮
Ajoki miki habtina.terkibulu ekum bzuh aytshegeru
ሓውና ኤፍረም ይቅረ ምባል ጽቡቅ ዩ እንተ ዳህላክ ሓፍትና ግን ሰብ ክብድለኪ ጽቡቅ አይኮነን ግን ንስኪ ውን ብዙሓት የሕዋትና ሕብረተሰብ ሙሉእ አበላሽኪ ምካንኪ ክርደአኪ አለዎ ካብ ሕማቅ ትምህርትን ሕማቅ ጎስጋስን ገዲፍኪ ንዓና ንሕብረተ ሰብ ድጠቅም ትምህርቲ ከተመሓላልፊ ፈትኒ
ጥንሲ ክስካዕ 5ወርሒ 6ወርሒ ንሰብ ኣይዛረብን ኣይኮነን ንምድያ ፈጣሪ ዝሕቆፍ ቆልዓ ይሃብኪ ሓፍተይ ኩሉ ናቱ እዩ😥😊
Amlak ayfqedon ember ab zi adi nay semun ኮሎ እንዴየን ዝነግራ ይወልዳ ከኣ
meas emo nsa koyna fletuley ila felitna ms belwa keman ktqxa"e ika men negiruka eya tblom, bzkone gzi"u slezeyakele aykonelomn
Wawww eza kola nay bakyie kemza ab mlu Europa aytrkeben eka waaaa God ples you with family
ነሽነሻ ኣስሊ❤❤❤
Well come gatsetegna nesh❤
ሕቀኪ ኣይደንግፅ ሚካለይ
ደምሩኒ ሓላላተይ
ዳላክ & ኤፍሬም
መልሲ ኣቦ ንዓ ጉድ ስማዕ
መምህረይ ዝነበርካ ነሽነሽ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ❤
ደምረኒ
እንተኾንካ'ታ ነሽነሽ መምህር ኔሩ ዶ ይፈልጥ
🙏🙏🙏
@@arontesfazghi3779ኔሩ ኣነ ኣርኪበሉ ኣብ ማይ-ዕዳጋ ይምህር ኔሩ❤❤🎉🎉
ነሹ ዓይነይ❤❤❤
❤️❤️❤️
Diqu efar haqi xubuk zerba ❤❤❤
❤️
Happy new year Nshu
ነሹ ሓወይ
ዊ በሰመ ኣብ እመቤቴ ወሊዶም ቆልዓ ሓፊቆም ኽመጹ ይጽበዮም ኔረ ፈጣሪ ንሰናዮም ይግበረሎም ኹሉ ዝኾውን ንጽቡቅ እዩ😢❤
Neshu farafar tmesleni nierka kemaka asli azmarino yelen kiyarey neshu aski❤
❤️❤️❤️
Merry Christmas, all your family🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿💕
🙏🙏🙏
Eway haptey mikaley brkti dehan amlak kehba eyu berkti ❤
Neshnesh wedi shermuta fara
ጸርፊ ናይ ሰነፋት እዩ ነውሪ
@neshnesh_show ezi nska tgebro zeleka newri aykonen seb tebal'e zeleka.
Shehani nay tigray telms aleka nsu ke newri aykonen