ህልው ኩነታት ትግራይን መዋፅኦታቱን ብፕሮፌሴር መድሃንየ ታደሰ GSTS ኣብ ዘዳለዎ ዋዕላ ዙም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @mulugetaaraya6262
    @mulugetaaraya6262 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    The ideas are great for college classroom discussions!

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይትፍራሕ መድሃንየ፡ ክተተዓርቕ ኣይፈትን። ምንም ዐይነት በቲ ምፍልላይ ዘስዕቦ ሳዕቤን ዝምጥን ኣፈላላይ የለን። ማዕረ ዝበሃል ፀገም የለን። ተነኣሰ ነቲ ነቓዕ ዝፈጠረን ኣብቲ ዝቸፈጠረ ነቓዕ ናብ ምክልኻል ዝኣወን ኢልካ ምርኣይ ይከኣል።እንትቕፅል ባዕሉ ዘምልኽ ጥፍኣቱ ዘይፈልጥን ዝፈልጥን. ካብ ናይ ባዕሉ ዝተፈለየ ሓሳብ ንከይሰምዕ እዝኑ ዝዓበሰን (ከም ድፍረት ዝቖፅር) ይዉሓድ ይብዛሕ ካብ ናይ ባዕሉ ሓሳብ ወፂኢ ክሰምዕ ፈቓደኛ ዘኾነ...ወዘተ እናበልካ ምግላፅ ይከኣል።

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፀረ ፍልጠት ሕልና ኣልቦ ካድረ ጌታቸው እንካ ሓዝ ኣገላልፃ:
      -ኣብ መንጎ ዝኸድዐን ዘይከድዐን
      -ኣብ መንጎ ዝከሓደን ዘይከሓደን
      -ኣብ መንጎ ዝጠለመን ዘይጠለመን
      -ኣብ መንጎ ዝበልፀገን ዘይበልፀገን
      -ኣብ መንጎ ጀኖሳይዳዊት ብልፅግናን ህወሓትን
      -ኣብ መንጎ ጀኖሳይዳዊ መከላከያን TDFን
      -ኣብ መንጎ ጀኖሳይዳውያንን ተጋሩንን
      -ኣብ መንጎ በተንትን ወደብትን
      -ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውነትን ትግራዋይነትን
      -ኣብ መንጎ ግዕዙያት ከዳዓት ውልቀሰባትን ውድብን
      -ኣብ መንጎ ግዕዙያት ከዳዓት ውልቀሰባትን ሰራዊትን ወ.ዘ.ተ….

  • @gebreyesusreda5959
    @gebreyesusreda5959 วันที่ผ่านมา +2

    He is really Tigrian with a full of knowledge and wisdom 🎉

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳባት ፕሮፌሰር 👍👍👍👍👍👍ትግራይ ሰብ ኣለዋ።

  • @weldekirosaregawi6969
    @weldekirosaregawi6969 วันที่ผ่านมา

    Thank you for the insightful and informative explanation, Professor.

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy วันที่ผ่านมา +1

    ፕ,ር መድሓንየ ታደሰ ፅቡቅ ሓሳብ ኢዩ ግን ትግራይ ክልል ምኻና ተረድእኻ ድኻ መልሲ ትህብ ዘለካ ጥዑይ መንግስቲ ኣብ ጎረቤትና ዘለዉ ዴሞክራሲ ክትሃንፅ ኣይደልዩን ነዙይ ተረድእኻ ድኻ መልሲ ትህብ ዘለኻ

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በዓል መልሓስ
    ዘይርከብ ኣምትኳስ

    • @abiyaddis970
      @abiyaddis970 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንበዓል መልሓስ ተሰሚዕኻ ምትኳስ ኣየድልየካን።

  • @amarelucas9463
    @amarelucas9463 วันที่ผ่านมา +3

    መርገም ትግራይ ዶ ክንብሎ! ክቡር ሓውና ኣብዚ እዋን ናይ ህዝቢና ቀዳማይን ካልኣይን ሕቶ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ይመለሱ: ግዝኣት ትግራይን ምምሕዳሩን ይመለሰልና: ናይ ውሽጢ ይኹኑ ናይ ደገ ወረርቲ ሰፈርቲን ዕጡቓትን ካብ መርየትና ይውፅኡ: ፈፀምቲ ፅንተት ናብ ፍርዲ ይቕረቡ: ብሓፈሽኡ ውዕል ፕሪቶርያ ቀልጢፉ ይተግበር እምበር "ለውጢ" ኣይኮነን "ተዓመቱሞ ክነዕሽወኩም" ዝዓይነቱ ካብ ሓደ ምሁር ምምፃእ ውድቀት ትግራይና መረጋገፂ ይኸውን:: ቅድሚ ውዕል ፕሪቶርያ "ለውጢ" ኢዩ ዝመፅእ ክትብለና? ለውጢኮ ብኣዋጅን ጉያን ዘይኮነስ ብትምህርትን ንቕሓትን ሙሉእ ስላምን ከምኡውን ህዝባዊ ተሳትፎን ውድድርን መረፃን ዘየቓርፅ ኪደት ኢዩ! A bad day for otherwise an erudite Tigraway. SAD!!

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ትኽክል ክቡር ሓው!!

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቂም ይነብሮ እምበር እንታይ ክቕድም ከምዝግበኦ ኣይጠፍኦን። ከምዘረብኡ ግን “ኣይተ”ውን ይበዝሖ።

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn วันที่ผ่านมา +1

    ከም ሓደ ፕ/ር ዝተምሃርካዮ ምግላፅ ፅቡቕ ዩ። እቲ ፀገም ምሕደራ / ብናሃት ካ ኣገላልፃ መንግስቲ ኣየድልን ዝበለ ኣካል የለን ዘከራኽር ዘሎ ህወሓት ብፅሒተይ ክወስድ የ ስለ ዝበለ ዩ ፣ ካልእ ለውጢ ኣይደልን ዝብለ ግለሰብ / ውዳበ እዉን የለን ፦መዓስ ብኸመይ ወዘተ ኣብዝብል ተዘይኰይኑ ስለዚ ነቲ ትገልፆ ዘለኻ ክልስ ሓሳብ ምስ ጭቡጥ ናይ ትግራይ ፀገም ብዝፈትሕ እንተዝኸውን መሓሸ ::

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 วันที่ผ่านมา +2

    Thank ypu but.....
    Just focus about 40% Tigtay land.
    Displaced tagru in Sudan
    Tegaru in tent displaced
    Then after that we discuss about democracy etc...

  • @SolomonAmare-kz6dk
    @SolomonAmare-kz6dk วันที่ผ่านมา

    pro.medhane is highly intellectual and punctual person

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir วันที่ผ่านมา +2

    ግዜያዊ ምምሕዳር እንምበር ግዜያዊ መንግስቲ እኮ የለን ክቡር ፕሮፌሰር

    • @fisehawelu2102
      @fisehawelu2102 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግዝያዊ መንግስትን ምምሕዳርን ፍልልዮም እንታይ እዩ

  • @asgedombaraki9965
    @asgedombaraki9965 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም 4 ይ ክፍሊ ጎረበትና ትምህርቲ ውሰዱ።

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 วันที่ผ่านมา

    ደቀባት ተጋሩ በዚ ኣተሓሳስባ እዙይ ንመእዘን!!

  • @weldekirosaregawi6969
    @weldekirosaregawi6969 วันที่ผ่านมา

    To make a difference to the needs and wants of Tigray and its society, Tigray leaders need to wake up from their deep sleep and united as one with willingness for change.

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍

  • @habtezghiatobrhan726
    @habtezghiatobrhan726 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wigin kkkkkkkk chiaw. Game Over///

  • @haylayweldu3427
    @haylayweldu3427 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @BerbereBerbere-m6h
    @BerbereBerbere-m6h วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 วันที่ผ่านมา

    Call an inclusive government of tigray... have an election just as a solution

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 วันที่ผ่านมา

    Hasot aytezarebu zetebahale hewehat nay bealey dersha kewsed eye ila

  • @YemaneDesta-y5r
    @YemaneDesta-y5r 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብደንቢ ክትብሎን ክትገልፆን ዝደለኻዮ ግለፆ ካባኻ ክንማሀር ነደሊ ኢና ፕሮፌሰር ሙሁር እዩ ከምህረና ንደሊ።

  • @ttplc8642
    @ttplc8642 วันที่ผ่านมา

    ብራኸ ሾው ደንጊኹም መድሀንየ ታደሠ ዝአክል ናይ ፖለቲካ ተንታኒ ምሁር? እኒ ጠርጣራው ስቡሕ ተጻረፍቲ እንዳዓደምኩም🤭

  • @All-w9s
    @All-w9s วันที่ผ่านมา

    “ህወሓት ቆለ እምበር ሓሳብ የብላን። ቆለ ኸዓ ሃቡኒ ጥራሕ እዩ ዝብል።” የቕንየልና ፕሮፌሰር መድሃንየ!

  • @maiykadera3445
    @maiykadera3445 วันที่ผ่านมา

    ዶ/ር ደብረፂዮን ጉጅለኡን ኣመንጎ ጀነራል ሳሞራን ጌታቸው ኣሰፋን ተፈጠረ ባእሲ እሱ ስኢቡ ኣብ ኣመራራሐ ህወሐት ተፈጠረ ዘይምስናይ ክሳብ ኢህወደግ መንግስቲ ምውዳቅን ትግራይ ከቢድ ዋጋ ዘኽፈለ ኩናት ክትሕልፍ ኮይኑ ሓሊፍ ሎ !!ነዚ ድማ በዋናነት ተሓታት ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ደብረፂዮን እዮ!! ቅድሚ ውግእ ዝነበረ ድኽመት ኣመራረሓ ህወሓት በዘይ ንሕስያ ክግምገም ኣለዎ !! እን ጉጅለ ደብረፂዮን እዚኣ ገምጋም ንዘይምግባር ዝግብርዎ ዘለው ውዲትን ሕልኽላኽን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ካለኣይ በደል ይፍፅሙ ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም !!

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝኸርካ ፕሮፌሰር መድሃንየ ታደሠ; ኣብዚ ተቕርቦ ዘልኻ መብራህርሂ ብጣዕሚ ፅቡቕን ቅኑዕን እዩ:: መቸም ኣዕምሮ ንዘለዎ ሰብ ኣብዚ ዘበን እዚ ትግራይ በፂሕዋ ዘሎ መከራ ንምሕሳብን ንምንታይን ንዝብል ሕቶን መልሲ ንምድላይ ዓቕልኻ ዘፅብብ መጨነቓይ ኩነት እዩ ገጢሙና ዘሎ:: ብስሩ ኸ ከም ህዝቢ እንታይ ኢና በዲልና እዚ ኹሉ ጭካነ? ብዝኾነ ትግራይ ሎሚ ጭዋን ለባምን ህዝቢ ትግራይ ኮስኪሱ ዘዕበየኩም ቁፅርኹ ብርክት ዝበለ ልዑል ትምህርቲ ዘለኩም ተጋሩ ኣለኹም:: ብመሠረቱ ምሁር aggressive approach ኣይፈቱን ክገብር እውን ድሌት የብሉን: በዚ ሎሚ ትግራይ ገጢምዋ ዘሎ ሕልኽልኽ ዝበለ ናይ ውሽጥን ደገን ቅልውላው ምሁራትና ተበታቲንኩም ዘይኮነስ ተወዲብኩም ብምቅላስ: ኣብ ኣፍሪካ ተለሳሊስካ ዝመፅእ ለውጢ ስለ ዘይህሉ: ምንም እኳ ዓው ኢልካን ኣንፀርፂርካን ብምዝራብ ነገራት ንምልዋጥ ሕሊናኹም ዘይቕበሎ እንተኾነ: ነዚ ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ዘሎ ናይ ውሽጢ ሕንግጢጥ ኩነታት ካብ መሠረቱ ንምልዋጥ መንእሰይ ሓይሊ መዓዝን ዘትሕዞ ስትራተጂካዊ ምሁር ሓይሊ የድልዮ ስለ ዘሎ: እቲ ዓውታ እንተፀላእኽሞ እውን ነገር ግን ሎሚ ከም ሓውሲ ግዴታ ወሲድኩም ህዝቢ ንምድሓን ብኡ ኣቢሉ እውን መሠረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ተባሂሉ aggressively ምድፋእ ዘድልየሉ እዋን እዩ ዘሎ ንብል::

  • @Hadis7486
    @Hadis7486 วันที่ผ่านมา

    All educate are not wise as all uneducate are not unwise.
    Politics is not personal but a means of promoting just/unjust interests.

  • @Asmi-u1l
    @Asmi-u1l วันที่ผ่านมา

    እዚ ነውራም ሰብኣይ ድኣ ነዚ ኩሉ ዝሓለፈ ሕሰም ቀንዲ ፈጣሪ እንድዩ....ኣበይ ጠፊኡ ይብል ኔረ🤔🤔

  • @SolomonMeressa-i4y
    @SolomonMeressa-i4y วันที่ผ่านมา

    Excellent Professional advice, but who will listen you unless they totally swipe all.

  • @TesfayGuolay
    @TesfayGuolay วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ሓወይ ንስኻ እትዛረብ ዘለኻ ብውቀትካ ብትምህርኸን እዩ። ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ ግን መፍትሒ ሽግረይ እዩ ኢሉ ዛኣምነሉ ብፋስን ብጎዞሞን እዩ። ስለዚ በቲ ከባቢ ህዝቢ ብዝርዶኦ ንባዕልኻ ተኻላኺልካ ብኸመይ ፀላእተይ የጥቅዕ ኢልካ ኢኻ ክትሰርሕ ዘለካ እምበር ዋላ ሓሳብካ ፅቡቕ እንተኾነ ዝሰምዓካ ሰብ የለን ዘይሩ ዘይሩ ንስኻ ኢኻ እትጥቃዕ።

  • @arcominnab2871
    @arcominnab2871 วันที่ผ่านมา

    prof with all due respect, i do not agree with your analysis. the deference originated from with whom to align and work, the first group they want to align with the Ethiopian dictator terms and dictatorship up to changing the constitution. however the other group stand is clear and their stand is no we will not submit to the dictatorship terms.

  • @aregaiw
    @aregaiw วันที่ผ่านมา

    I don't think the academic and elite politics of Tigray scholars will address the crisis in Tigray.

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      So tell us, as you alluded you know better.

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@wediofla3230Just look through the facade they are preaching brother. They don’t even got their priorities straight. Their main goal is to bring “ለውጢ” which for all we know is a power bargaining scheme for a very power hungry and untrustworthy group of individuals which are on the verge of selling Western & Southern Tigray as well as Dispersing the TDF not to mention dismantling the rest of Tigray through PP-funded regionalist parties. The absolute defamation campaign against our Armed Forces & it’s Leadership is completely unacceptable. This targeted defamation campaign against the TPLF, the TDF, and various nationalist demographics & ideas within Tigray as well as the excessive sympathy towards PP is foreshadowing a larger conspiracy. If this “ለውጢ” isn’t stopped immediately and individuals such as Beyene Mekru who stole billions aren’t held accountable not for their politics but their crimes there is a great chance that we will end up like PP-led Ethiopia. We are only 5-6 million, and we do have many enemies which not only want us to suffer but also be extinct. Not to mention 40%+ of our land is under Genocidal Forces. If we don’t act now and get rid of this powerhungry elite every single Tigrayan left on this earth will regret it just like how we regreted selling out the EPRDF for a “ለውጥ” that brought Genocide, Crimes against humanity and War Crimes against our people…

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 วันที่ผ่านมา

    These "Tigray Elites" have no shame! Isn't the analysis and recommendations of this Prof and his likes that helped enemies torch Tigray to the grounds in the first place?
    Please stay away and let the people of Tigray figure out the mess and make peace within themselves and their neighbors.

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 วันที่ผ่านมา

    Please your losing your previous acceptance, now you are distorting the situational analysis framework, wrong and distorting positions, instead of being part of the solution you are becoming part of the problem

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    666

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 วันที่ผ่านมา

    ንዓኹምሲ እዚ ገጢምኩም ደሎ ሽግር ከማን ክውሕደኩም ጦዋያት ልቢ

    • @muezgezahgn1000
      @muezgezahgn1000 วันที่ผ่านมา

      ውፃእ ዓይንኻ ትውፃእ መሃይም

    • @negasimehari2903
      @negasimehari2903 วันที่ผ่านมา

      ባዓል ቁኑዕ ልቢ

    • @haftombeyene4546
      @haftombeyene4546 วันที่ผ่านมา

      ነፈዝ

    • @AB-l1r
      @AB-l1r วันที่ผ่านมา

      ንስኻ መን ኢኻ፧ ከም ኤርትራዊ ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ ወይስ ከም ህግደፍ? ንስኻን ንስኹምን ከ ቅኑዓት ዲኹም ኰይንኩም? ሓበል በልያ ከይትቕድመኪ ከይከውን መን ምዃንካን ንመን ከም ትውኽልን ግለጽ እሞ ንሓሳቡ ክጥዕመልካ ድማ እብል።

    • @asgedombaraki9965
      @asgedombaraki9965 วันที่ผ่านมา

      4 ይ ክፍሊ ግደፍና ንዶ ።