ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Wc brother ❤❤💙
ጽቡቕ ብህሎ 👋🏼
Like shera Like shera kab wedi meley ❤❤💙💙✍️✍️
Beziom hafirna'ko. Dehan n gizeu seb gize iyom. Mealti yihlwom yikewn. Imber adis adi kedeat telamat iya koyna zela. Very sad
ወዲ ጣባ ዓሕቃቒት ማሽን ጌሮም ናብ ማይ እንተዝቕይሩዎ ጽቡቕ ኔሩ.😊
Ezgabiher aboy kab 2 melhas adhnena mknyatu ab kal ka hatyat sle zkone ni bal wedi taba baela fred 😂😂
እዚ ገዚፍ ኣንጭዋ ጀቤ ምስ ክርስትና ዘሎዎ ጽልኢ መoቀኒ የብሉን.
ኢማ ስለምንታይ ዝክረማናል ተምጽ ኣልኔ ዝሰራቓ
እዋይ እዋይ ምጾታት ኢና በጺሕና ኤርትራ ምስ ታይላንድ አቱም መሲልኩም ትድግፉ ቁሩብ ሕሰቡ አብ ዝጠፈሸት ዓዲ አይተሽካዕልሉ።
ወዲ ጣባ ዘይኮንካ አማንኤል ቴኔ ኢኻ ትበሀል ወዮ እዛ ዓዲ ዘድምያ እንበር ዝደመየላ ዘይከብረላ ዓዲ ኮይናላ አንታ ሰራቒ እንቃቅሖን ወርቂ አዴካ ን አብ ስርቂ ዝተዋፈርካን ቤት ማእሰርቲ ተሕልፎ ዝነበርካ ከዳዕ ኢኻ😂😂😂
ኣነ ንባዕለይ ቅድሚ ትማሊ ተመሊሰ ቅድሚ ሕጂ ውን ቀጻሊ ይመላለስ ነይረ ፍጹም ብረት ዝሐዘ ፖሊስ ፍጹም ኣይረኣኹን ብዛዕባ ታይላንድ ዝበሎ ከኣ ምስተን ን 3ሽሕ ዓመት ናጽነት ኣሎና ዶ ምርጫ ንገብር ኢና ዶ ዲሞክራሲ ኣሎና ዶ ዝብላ ክትወዳደር ከላ ኤርትራ 100% ታይላንድ እያ እዚ ማለት ግን ሽግራት የለን ማለት ኣይኮነን ከምዚ ናብ ኤርትራ ዝተገብረ ወራርን እገዳን ኣብ ሕንቲ ካብዘን ምዕቡላት ሀገራት እንተ ዝወርድ ከም ሀገር ምተጋማምዓ ነይረንብዛዕባ ተቓውሞ እንተ ኮይኑ ኤርትራውያን ፍጹም ተቓወምቲ የብልናን ክሳብ ሕጂ እዚ እዩ መትከልና እዚ እዩ ስልትና ዝብል ውድብ ፍጹም የሎን ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ብርጌድ ንሐመዳ ዶ ብሩህ መጻኢ ዶ እንተኾይኖም ባዕሎም ዝኣወጅዎ ጻዕዳ ክዳን ዝተኸደና መልሻ ዓጋመ ኢና ኢሎም እዮም ባዕሎም ዓጋመ ኢንኣ እናበሉና ኣይኮንኩምን ኤርትራውያን ኢኹም ኢልና መስሎም ክንገፎም ፍጹም ኣይከኣልን እዩ
ተበላጺ ዓረብ ኣብ ገዛኻ ዝመጽእ ክጥቀመልካን ንብረትካ ዘሚቱ ንባርነት ዓረብ ሸይጡ ፡ ቋንቋታትካን መንነትካን ከርክስ ጥራይ እዩ። ግብጻዊት ዓረብ ኣብ ሃገርና ጅሃድ ኣዊጃ ስለምንታይ ወራር ብ 1874 ፈጺማ፧ ኣበዋትና ነዚ ጂሃድ ኣዊጁ ዝመጸ ዓረባዊ ግብጺ ፡ ኣብ ጉራዕ ግንደትን ጎዳጉድን ሓመድ ኣልሒሶም ፡ ናብ ዝመጾ ሰዲዶምዎም እዮም። ዓረብ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ እንተዝኸውን ነዚ ብኣሸሓት ዝቑጸር ስደተኛ ኤርትራዊ ኣሲሩ ኣስቕዩ ንብረቱን ኵሊቱን ኣይምቐንጠጦን ኔሩ። ነዚ ታሪኽ መኸተ ህዝቢ ኣንጻር ጂሃዳዊ ወራር ግብጺ ፡ ኣብ ኣብያተ ቤት ትምህርቲ ኤርትራን ስርዓተ ካሪክለምን ኣይግለጽን እዩ። nnmnm
ሕጂ ንኽትሕሱ ተታሒዝካ ምቅዋምኩም ደኣ ብጀካ ህንጻ የለን ገለ የልን እንዳበልኩም ፐርሰናል ጽልኢ ምስ ኢሰያስን ካልእ ደኣ እንታይ ኢልኩም ትፈልጡ በዓል ጸማም ሓደደርፉ
'ህንጻ የለ ገለ የለ' ደኣ መዓስ እሞ ሓሶት ኮይኑ 😂 ኣንባጋነን ኢሰያስ ባዕሉ እንዶ ኲሉ ከም ዝዓነወ ይዛረብ የለን'ኡ? ጊላታቱ ዝሰምዕ እዝንን ዝሪኢ ኣዒንትን ደኣ ኣይተዓደልኲምን እንበር 😂
ኢሳያስ ደአ ኩሊ ከምዘየለ ሃገር በሪሴ ከምዘላ ባጽዕ, ፍብሪካታት ኩሉ አበይ አሎ ኩሉ የለን ኢሉካ ንቃወሞ ዘለና ጀጋኑ አያታትካ ሃገር ደምጽኡ አካይድኡ ደስ ስለዘይበሎም ተቃዊሞሞ ኡብ ጉድጎድ ስለዘእተዎም።ሕሰብ ካብ ድንቁርና ተገላገል🙏
@@tigezana3605 ንስኹንም ውን ዘስተውዕል የእሙሮ ስልዘይብልኩም ንገዛኹም ከተፍኡ ትውዕሉ ዶናቁር
@@jeganewyehwatna8040 ንስኹም ተቃወምቲ ዘይኮንኩም ቶቋመርቲ ኢኹም ባዓል ማዳ ሃገር
Wc brother ❤❤💙
ጽቡቕ ብህሎ 👋🏼
Like shera Like shera kab wedi meley ❤❤💙💙✍️✍️
Beziom hafirna'ko. Dehan n gizeu seb gize iyom. Mealti yihlwom yikewn. Imber adis adi kedeat telamat iya koyna zela. Very sad
ወዲ ጣባ ዓሕቃቒት ማሽን ጌሮም ናብ ማይ እንተዝቕይሩዎ ጽቡቕ ኔሩ.😊
Ezgabiher aboy kab 2 melhas adhnena mknyatu ab kal ka hatyat sle zkone ni bal wedi taba baela fred 😂😂
እዚ ገዚፍ ኣንጭዋ ጀቤ ምስ ክርስትና ዘሎዎ ጽልኢ መoቀኒ የብሉን.
ኢማ ስለምንታይ ዝክረማናል ተምጽ ኣልኔ ዝሰራቓ
እዋይ እዋይ ምጾታት ኢና በጺሕና ኤርትራ ምስ ታይላንድ አቱም መሲልኩም ትድግፉ ቁሩብ ሕሰቡ አብ ዝጠፈሸት ዓዲ አይተሽካዕልሉ።
ወዲ ጣባ ዘይኮንካ አማንኤል ቴኔ ኢኻ ትበሀል ወዮ እዛ ዓዲ ዘድምያ እንበር ዝደመየላ ዘይከብረላ ዓዲ ኮይናላ አንታ ሰራቒ እንቃቅሖን ወርቂ አዴካ ን አብ ስርቂ ዝተዋፈርካን ቤት ማእሰርቲ ተሕልፎ ዝነበርካ ከዳዕ ኢኻ😂😂😂
ኣነ ንባዕለይ ቅድሚ ትማሊ ተመሊሰ ቅድሚ ሕጂ ውን ቀጻሊ ይመላለስ ነይረ ፍጹም ብረት ዝሐዘ ፖሊስ ፍጹም ኣይረኣኹን
ብዛዕባ ታይላንድ ዝበሎ ከኣ ምስተን ን 3ሽሕ ዓመት ናጽነት ኣሎና ዶ ምርጫ ንገብር ኢና ዶ ዲሞክራሲ ኣሎና ዶ ዝብላ ክትወዳደር ከላ ኤርትራ 100% ታይላንድ እያ እዚ ማለት ግን ሽግራት የለን ማለት ኣይኮነን ከምዚ ናብ ኤርትራ ዝተገብረ ወራርን እገዳን ኣብ ሕንቲ ካብዘን ምዕቡላት ሀገራት እንተ ዝወርድ ከም ሀገር ምተጋማምዓ ነይረን
ብዛዕባ ተቓውሞ እንተ ኮይኑ ኤርትራውያን ፍጹም ተቓወምቲ የብልናን ክሳብ ሕጂ እዚ እዩ መትከልና እዚ እዩ ስልትና ዝብል ውድብ ፍጹም የሎን
ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ብርጌድ ንሐመዳ ዶ ብሩህ መጻኢ ዶ እንተኾይኖም ባዕሎም ዝኣወጅዎ ጻዕዳ ክዳን ዝተኸደና መልሻ ዓጋመ ኢና ኢሎም እዮም ባዕሎም ዓጋመ ኢንኣ እናበሉና ኣይኮንኩምን ኤርትራውያን ኢኹም ኢልና መስሎም ክንገፎም ፍጹም ኣይከኣልን እዩ
ተበላጺ ዓረብ ኣብ ገዛኻ ዝመጽእ ክጥቀመልካን ንብረትካ ዘሚቱ ንባርነት ዓረብ ሸይጡ ፡ ቋንቋታትካን መንነትካን ከርክስ ጥራይ እዩ። ግብጻዊት ዓረብ ኣብ ሃገርና ጅሃድ ኣዊጃ ስለምንታይ ወራር ብ 1874 ፈጺማ፧
ኣበዋትና ነዚ ጂሃድ ኣዊጁ ዝመጸ ዓረባዊ ግብጺ ፡ ኣብ ጉራዕ ግንደትን ጎዳጉድን ሓመድ ኣልሒሶም ፡ ናብ ዝመጾ ሰዲዶምዎም እዮም።
ዓረብ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ እንተዝኸውን ነዚ ብኣሸሓት ዝቑጸር ስደተኛ ኤርትራዊ ኣሲሩ ኣስቕዩ ንብረቱን ኵሊቱን ኣይምቐንጠጦን ኔሩ። ነዚ ታሪኽ መኸተ ህዝቢ ኣንጻር ጂሃዳዊ ወራር ግብጺ ፡ ኣብ ኣብያተ ቤት ትምህርቲ ኤርትራን ስርዓተ ካሪክለምን ኣይግለጽን እዩ። nnmnm
ሕጂ ንኽትሕሱ ተታሒዝካ ምቅዋምኩም ደኣ ብጀካ ህንጻ የለን ገለ የልን እንዳበልኩም ፐርሰናል ጽልኢ ምስ ኢሰያስን ካልእ ደኣ እንታይ ኢልኩም ትፈልጡ በዓል ጸማም ሓደደርፉ
'ህንጻ የለ ገለ የለ' ደኣ መዓስ እሞ ሓሶት ኮይኑ 😂 ኣንባጋነን ኢሰያስ ባዕሉ እንዶ ኲሉ ከም ዝዓነወ ይዛረብ የለን'ኡ? ጊላታቱ ዝሰምዕ እዝንን ዝሪኢ ኣዒንትን ደኣ ኣይተዓደልኲምን እንበር 😂
ኢሳያስ ደአ ኩሊ ከምዘየለ ሃገር በሪሴ ከምዘላ ባጽዕ, ፍብሪካታት ኩሉ አበይ አሎ ኩሉ የለን ኢሉካ ንቃወሞ ዘለና ጀጋኑ አያታትካ ሃገር ደምጽኡ አካይድኡ ደስ ስለዘይበሎም ተቃዊሞሞ ኡብ ጉድጎድ ስለዘእተዎም።
ሕሰብ ካብ ድንቁርና ተገላገል🙏
@@tigezana3605 ንስኹንም ውን ዘስተውዕል የእሙሮ ስልዘይብልኩም ንገዛኹም ከተፍኡ ትውዕሉ ዶናቁር
@@jeganewyehwatna8040 ንስኹም ተቃወምቲ ዘይኮንኩም ቶቋመርቲ ኢኹም ባዓል ማዳ ሃገር