Eritrean tigray street interview

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @meleytube
    @meleytube  ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ተናፍቕቲ ፉቱዋት ቤተሰበይ ቤተሰብ meley tube ከመይ ቀኒኻትኩም ኣነ ብዘይካ ናትኩም ናፍቖት ሰላም እየ ዘለኹ 😍 ከምቲ ዝፍለጥ ንንውሕ ዝበለ እዋናት ካብ youtube ርሒቐ ኔረ'የ ስለዝኾነ ድማ ብስልኪ እንዳደወልኩም ኣብ social media ብ telegram, Tiktok, facebook መለይ ጠፊእካና ብሰላም ድዩ ? ቪድዮ ልቐቐልና ባ? እንዳበልኩም ደሕንነተይ ንምርግጋፅ ትሓቱኒ ነበርኩም ክቡራት ቤተሰበይ ብጣዕሚ ካብ ልቢ እንዳመስገንኩ ዝጠፍእኩሉ ምክንያት ድማ ብናይ ውልቀይ ስራሕ ምክንያት ምኳኑ እንዳሓበርኩ እዛ ሎምዓልቲ ዝዘርጋሕክዋ
    ቪድዮ ናይ 2013 ዓ/ም ቅድሚ እቲ ኩነታት ዝተቐረፀ እዩ። ስለዚ ኣብ ቀረባ እዋን ብሓድሽ ኣቀራርባ ከምዝመለሰኩም ከምዝክሕሰኩምን ኣይጠራጠርን ክሳብ ሽዑ ሰሰናዩ ይመነየልኩም። መለይ ሓዉኹም ካብ ትግራይ 💛❤

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr ปีที่แล้ว +1

    ዓዲ ግራት ክይድካ ሕተት ኩሉ ግዜ ኣክሱም ተመችዩካ ዓዲ ግራት እውን ወዲ ሪመይ ሽኮር😂❤❤

    • @meleytube
      @meleytube  ปีที่แล้ว

      እሽኒ ❤🙏

  • @rhdndjejfw2083
    @rhdndjejfw2083 ปีที่แล้ว

    መለይ ሓዉና እንኳዕ ብሰላም መፃካ❤❤❤❤

  • @britgraweyti
    @britgraweyti ปีที่แล้ว

    መለይ ሓወና እንኳዕ ብሰላም መፃእኳ ተፍእኳና ብጣዕሚ

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ አይትጥፋእ ሓዉን

  • @khanvai1509
    @khanvai1509 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም ምፃኣኩ🥰🥰🥰🥰

  • @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ
    @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ ปีที่แล้ว

    ሙለይ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፃካ ዚያዳይ

  • @selamhalefom2121
    @selamhalefom2121 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ መለይ ወዲ ትግራይ

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም ปีที่แล้ว

    መለይ እንኳዕ ሰላም መፃኻ ወዲ መሬትና❤

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉

  • @Fike.M10
    @Fike.M10 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ተመለስኻ!
    በርትዕ ብራዘር❤

  • @mlatataklti4343
    @mlatataklti4343 ปีที่แล้ว

    meley enkaa dahna metseka❤️💛

  • @makimaki5083
    @makimaki5083 ปีที่แล้ว

    well came 🎉

  • @shimed8032
    @shimed8032 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ሰለም መፃኣካ ሓወይ

  • @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ
    @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ ปีที่แล้ว

    ኣሰይ እዘን ደቂ ኣነስትዮናስ አማላልሰአን ደስ ክብላካ ትሑታት ከም ኣደታተን እናፈለጦኦስ ኣይንፈልጦን ያ ❤ 💋💘 ካልኦት እንተዝኮና እኮ ጦዕ መበላኣ ነይረን 😅

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb ปีที่แล้ว

    🥰🥰

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ ปีที่แล้ว

    ኤርትራ ያ😉🙃

  • @robelabraha7605
    @robelabraha7605 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ሴክስ ምዕላል ምዕባለ ተሓሲቡ ድዩ፧ እምበር ከቢድ ሕቶ ኣይኮነን።