RADIO ERENA -ልዙብ ምጉት ብዛዕባ ደገፍን ተቓውሞን ብርጌድ ንሓመዱ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 108

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 4 หลายเดือนก่อน +9

    None of us is not sure what is the idea of radio Erena sometimes you guys sound Tv Eri

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 4 หลายเดือนก่อน +14

    ከይ ጀመርካስ ኣምሰሉ ምዃንካ ፉሉጥ ፉእ ጋዜጠኛ ኣይኮንካን ሙስሉይ ኢኻ !!!

  • @samsonb734
    @samsonb734 3 หลายเดือนก่อน

    Well said 💯 Asgede ,love your opinion 👏 👍

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 4 หลายเดือนก่อน +4

    የቀኔላ ራዲዮ ኤረና ከምዚ ዓይነት ዘለውም ርእሲ ማራኽ ዘምጻእኩምልና ነመስግን ጽባሕ ንግሆ ኣብ ኤርትራ ሰኸም ኢዮም ዝኾኑና ብሕጂ ከም ሻንፍላ ክነጽርዮም ኢዩ ዘለና ።

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 4 หลายเดือนก่อน +5

    ቀደምሲ:
    ኣብ ካርቱም ሱዳን: ሪጋ ዑኑዳት ዝበሃል ቦታ ኔሩ: እዛ ቻናል'ዚኣ ኸኣ ልቅዕ እንድ ዑኑዳት'ያ ትብሃል::
    እዙ ጋዘጠይና ዝመስሎ ሓታታይ: ብዓንደርሱ ማይበርበረ እዩ::
    እዙ ኣስገዱ ዝበሃል ጋውና ኸኣ: እታ ርእሱ ጸጉሪ ጥራሕ ዘይኮ ጎዲሉዋ ዘሎ: ሓንጎል ዘይብላ ሓምሓም'ያ:: ብሓቂ እነ ምነ::

    • @samsontesfazion2416
      @samsontesfazion2416 3 หลายเดือนก่อน

      Neaka aymelketekan iyu.nay tigrayka segemka fetah.gumama

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 4 หลายเดือนก่อน +7

    Radio erena gin nay men eya metekata dimsi hafash diya

    • @nolawi30com88
      @nolawi30com88 4 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ህግደፍ ወያ ወያነ ወያነ ጥራይ ይብሉ

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኣስገደ ናይ ዓቢ ሰብ ኣዘራርባ ኣይኮነን።

  • @BtctoMoon101
    @BtctoMoon101 4 หลายเดือนก่อน +1

    Brgied N’ Hamedu eye elka B’ riesika Tenkebalel, Tefetfet… Tigrigna Tezarabay eye elka Ms Tegaru Konka Tedehal N’ Eritrawi Kulih Elka Kitreo keleka kem Tidehal Yifelit eye.. Eritrea for Eritreans by Eritreans shall always blossom into all the generations simply coz it’s a gift of Our Martyrs ❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonasmehari7863
    @yonasmehari7863 4 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ኣቦና ኣስገደ በረኽትኣብ ሓሳብ ብጣዕሚ ኣድኒቐዮ ።ናይ ኩሉ ኤረትራዊ ድማ ከምኡ ምኻኑ ኢየ ዝኣምን የቕኔልና።

    • @kahsayteklya4294
      @kahsayteklya4294 4 หลายเดือนก่อน

      Kulu eritrawi zbil hasot yu

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 4 หลายเดือนก่อน

      Hda.angl.andnt.akonn.bgzayhwykom.tlwotod.nska.gaila.gdella.euo.asgde.zbhl.ertrw.yelnslez.zkllweka.zlobrgd.nhmdo.kiwet.euo.tazbo.enty.gdswom.izomkrkr

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 4 หลายเดือนก่อน +3

    Elementary school politics 🤮🤮🤮🤮 but thanks kubur abo supporting Berged n hamedu

  • @meteraentertaiment1614
    @meteraentertaiment1614 4 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ኣዳላዊ መደብ How many times do you think guys he said that "Do you think " 😅😅😅😅😅 Dhul😅😅

    • @eseyasberhe7842
      @eseyasberhe7842 4 หลายเดือนก่อน

      Only he knows that worddd😅

  • @citg6758
    @citg6758 4 หลายเดือนก่อน +1

    ገፆም ርእይ ክተብሎም ኮለካ ብፅልኢ ዝፀለመ አረጊት ሓሳብ ዝውንኑ ምካኖም ይርደአካ። ሱቅ ከአ ፅቡቅ አዩ።

  • @YonasAbraham-k7w
    @YonasAbraham-k7w 4 หลายเดือนก่อน +1

    Tv eri radio erena hagdef mukanikumo berehilina ayu

  • @tekleyohannes8918
    @tekleyohannes8918 4 หลายเดือนก่อน +5

    Ago Asgede, really he is a puppet. Very shame

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 3 หลายเดือนก่อน

    Very nice discussion. I suspect bergied nhamedu now more

  • @mehreteabYhannes1952
    @mehreteabYhannes1952 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይይይ ይካትዑ ድዮም ዘለኡ ወላ የዕልልሉ። ኣንታ ሰብ'ዶለይ'ዩ።

  • @Habesha28
    @Habesha28 4 หลายเดือนก่อน

    በዚ ራድዮ ኤረና ትገብሩዎ ሓፊርና ካብ ኩሉ ሰብ ስብ ስኢንኩም ኣረጊት ኣድጊ አስገደ ሒዝካ ካብ ምምጻኤ ምተረፈካ። ብዝኾነ ኣያ ገረ ምህላዎም ተመስገን ኢልና። ኣብልዕለ መንእሰያትን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብ ህግደፍ ትድግፉ ምዃንኩም ጽቡቕ ጌርና ርኢና ቐጽሉ ኣፌ ክኽፈት አለዎ መን መን ምዃኑ ክንፋለጥ።

  • @sabaghebrehiwet413
    @sabaghebrehiwet413 4 หลายเดือนก่อน +4

    This journalist is very bias & Mr Asgede is absurd, Fetikum xeliukum Nihamedu eyu lewti kemxiE, if you dont like it get your own struggle and see how it works for you. Thank you Mr Geb for your patience and effective rebuttal! 💙💙💙

    • @ht4032
      @ht4032 4 หลายเดือนก่อน

      💯% 💙💚🌿💚💙

  • @oneofakind3231
    @oneofakind3231 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ናትኩም opinion. ኢዩ ንስኹም ኣብ ስደት ኣሪግኩም ንዓና ነዚ ሓድሽ ወለዶ ኣብ ስደት ከትብሊዩና ኣይኮንኩምን ስለዚ ግድ ኣይንግብረሉን ኢና ዘረባኹም . Thank you. ኣቦና ግን ሰለ ደቅኹም ጠጠው ምባልኩም . እዚኦም ካብ ህግደፍ ዝገደዱ ኢዮም

  • @ht4032
    @ht4032 4 หลายเดือนก่อน

    Ato Asgede is licking Adi Halo's Masters bottom shoes at his old age. I don't think he ever was on the side of justice seekers.

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ንዓና ኪትወረና ዘይካኣል'ዩ፡ ቅድሚ ዝኮነ ድማ ንልዕላውነትና ኣሚኖም ዝተቓልርሱ እዮም።
    ኢሳያስ ሳላካትኩ እንስሳታት
    ኢሳያስውን ትግራዋይ ምካኑ ዘይትፈልጡ ኣይመስለን።
    ጀነራላት ኣብዚሑ ስለ ዝሃበኩም ትድግፍዎ ኣለኩም ኣነ ኣይፈልጠካን እየ ቃናካ ግን ፍሉጥ እዩ።
    ንቅሑ ንቕሓት'ዩ ወሳኒ
    ንደርሆ ብማሽላ ንሕ-- ብማሕላ ይብሉካ።

  • @safetywmn7323
    @safetywmn7323 4 หลายเดือนก่อน

    Kemey iyu ata ezi gazietegna

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 4 หลายเดือนก่อน

    Ghazetegna bitaami zekti gherkalom ni gurum Abona baal Cravatta.

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኮራኩር ህግድፍ ሰላምዊ ጭርሖ ትጭርሖ ምስ መን ኢኩም ኪትዛተዩ።
    እዚ ኩሉ ዓወት ኣቕልቦ ዓከም ዘርከበ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ህግድፍ ዘለኩም ዝምድና ንምብታኽ ብምካኑ፡ ጌና ብግስ ከይበለ ንስማያዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ትግራዋይ ሓይሊ ኢልኩም ኪትከስዎ ቅንዕና ዘይብልኩም ከደምቲ ህግድፍ ሰብ ደሓን መሲልኩም ምቅራብኩም ኣዝዩ ዝሕዝን ጎይታኩም ኢሳያስ ኤርትራዊ መሲልኩም ብእውራጃን ካልእን ትድግፍዎ ከም ዘለኩም ግሁድ እዩ።
    ኣብ ኣዋሳ ከይዱ ኢትዮጵያን ኤርትራ ክልት ሃገር ዝንል ዘይፈክጥ'ዩ ክብል ከሎ ብጩቕ ኢልኩም ዘይከሰስኩም ነዞም ሰብ ጊዜ መንእሰያት ነቲ መንነቱ'ካ ዝርይነገረ መቴትኩም ደቅኩም ዝወሰድ ናቱ ዝግበረ።
    ጌና ክትድግፉ ለባም ለባም ኪትጻወቱ ዓገብ ኣቶ ኣስገደን ጋዜጤኛ ሓታትን ስሚዕናልኩም።
    ሰላም እስከ ኣምጽኡልና ነቲ ውልቀ መላኪ ተዛሪብኩም።
    ብዝተረፈ ምውርዛይ ኣይከውንን ኪትብሉን ኣይንቕበለኩምን።
    ዎ ድጋንኩም ኣስገደ ዓሻስ ሓደ ደርፉ ንስካትኩም ለውጢ ንምምጻእ ድሌትውን የብልኩምን ብድዔን ትምክሕትን ትደጋግም ኻባካስ ወዲ ኣፈይ ይሓይሽ ንስካትኩም ንህዝቢ እንድእሳቐኩም ኮራኩር ህግድፍ ክርም ዘይ ነበርኩም ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ዘዳመኩምና
    ስጋምበ ልቢ የብልካን ንስካ ናይ ለውጢ መራሒ ኪትከውን ዝግባእካ መዛሙር ህግድፍ ትድግም ኣሎካ ሓሻካ ምሕረት የርደልካ።
    ዓወት ፈኒንካ ዝምጽእ እንተኮይኑ ንርኢ።
    ህግድፍ ወየንቲ ስለዝበለ ንስጃ ድማ ፓፓጋሎ ኮይንካ ትድግሞ ኣሎክ።
    ብጣዕሚ ትሕዝን!

    • @OgbaiZera
      @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน

      ሚካኤል ጥንቂ ገዲፍኩም ኣብ ሳዕቤን እዩ ኣስገደ ድዛረብ ዘሎ። ስልምንታይ ተፋቒሮም ስለምንታይከ ተባኢሶም ገዲፍኩም ግርዲፉ ኣብ ሳዕቤን ብምዝራብ ዝምጽእ ዘሎ ፍታሕ የልቦን።
      ለቖታ መዓስ ተባለሽዩ ኣብ ምንፍሑ ኣብ ምንፍሑ ኣይኮነን ኣብ ምጥብሑ።
      ኢሳያስ እዚ ተማካንዩሉ ዘለኩም ግርህናኩም ክከውን ኣለዎ።

    • @OgbaiZera
      @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน

      ኣስገደ ደኣ ብጥሬኡ ካብ ቃላት ኢሳያስ ለቓቒሙ እንተዘይኮይኑ ካልእ ንፍታሕ ንፍትሒ ዝከውን የብሉን።
      ስርዓት ኢትዮጵያ ብስላም ብሕጊ እምቢ ምስ በለ ባፈ ሙዝ ሻምብቆ ብረትቭከም ዝወደቕ ይፍልጥ ዶ ይከውን ።
      ናጽነት ኤርትራ እኮ 65000 ሽሕ ተከፊሉ ክም ዝመጸ ይፈልጥዶ ይከውን።
      ብስላም ዝከውን እንተኮይኑ ግን እቲ ምንገዲ ኣርእዩና።
      ቃልስና ኣብ ሞንጎ ምልክን ተመላክን ጨቃንን ተጨቃንን እዩ።
      ብሰላም 33 ተ ዓመት ተፈቲኑ ኣይትካኣልን
      ዲንጎላ ኣይኮነን ካልእውን ክምጽእ ምካኑ ተዳለዉ ለባም ለባም ምጽዋት ኣይፈቅድን ብርጌድ ንሓመዱ።
      ብሴፍ ዝመጸ ብሴፍ ክም ዝጠፍእ ፍለጡ
      ቅብጠርጠር ኣይፍቀድን
      ፍትሒ ብሕጊ ክምራሕ እዩ ዕላማና፡ እዚ ድማ ክከውን እዩ ንድፍረት ቃላተይ ካብ ምረት ዝተበገሰ ምካኑ ተገንዘቡለይ?😊

  • @netsaseb6445
    @netsaseb6445 4 หลายเดือนก่อน

    gebrezigher dikum hasabn dinkurna zemelo zereba aytezareb hizbi eritrea aytiwikilin eka.

  • @shambko
    @shambko หลายเดือนก่อน

    ባድሜ ኤርትራ ዶ አይኮነን.... ምስ ዘይአምነልካ ትግራይ

  • @meteraentertaiment1614
    @meteraentertaiment1614 4 หลายเดือนก่อน

    ወገን ናይቲ ሓደ ዝኾነ, ብቕዓት ዘይብሉ ኣዳላዊ??
    ሕቶ ሓቲትካ ንኽምልሱ ዕድል ክትህቦም ኣይከላካን ብዙሕ ጊዜ ኮላልፍካዮም ናብ ካልእ ሕቶ ኣብ ገለ ከኣ ባዕልኻ ብዝመስለካ ትትንትኖ ኔርካ. ጋሻ ዲኻ ኔርካ ወላ ኣዳላዊ መደብ (ሓታቲ ) ክርድኣኒ ኣይከለን.
    ዓወትና ብሕብረትና!!

  • @amanbb
    @amanbb 4 หลายเดือนก่อน

    Radio ere nieshto higdef

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ካብይ ዝመጽአ ርእሲ ምራኽ ኢዩ እዚ ሰብኣይ ሓደ ትግራይ ትስዕር ተበሉ ትግራይ ተወሪራ ደኣ እንበር ኣይወረትን ሕጂ እዞም ሙስሊም ይሕዋትና ፍልስጤም ትውረር ኣሎ ኢሎም ሰላማዊ ሰልፊ ይኹን ንፍልስጤም ሰለ ዝደገፉ ኣክረርቲ ዲና ክንብሎም ዘለና። ትግራይ ትስዕር ዝበል ምልክት ሰብኣውነት ደኣ እንበር ናብ ካልእ ኣትትሕዝዎ ትርጉም። ህግደፍ ናብ ስልጣን ብብረት ኢዩ ደዩቡ ንህግደፍ ክተውርድ ከኣ ብብርተ ጥራይ ኢዩ ብሒጂ ከማን ብዙሕ ዋጋ ክኽፈል ኢዩ። ፍትሕ ክተምጽእ መስዋእቲ ይድሊ ኢዩ ።ውላ ምስ ሓውካ ዓማጺ እንተኮይኑ ክተጸግዕ ጥራይ ኢዩ ዘለካ እዚ ለባም ለባም ምጽዋት ይኣኽለና ።እዚ ርእሲ ምራኽ ዝኮነ ሰብኣይ መንከይግደሰሉ!!!!!! ፈላቅ ርእሲ ሕዙ ከምዚ ክዛረብ ይሕፍር ኢዩ።

  • @filmontesfalem-qc5nu
    @filmontesfalem-qc5nu 3 หลายเดือนก่อน

    (ሸያብ ኣይትጸዉዕ.....ለባም ጸዉዕ.........) እትብሃል ምስላ ንኣቶ ንገብረዝግብሄር ምስ ራኣካስ እዞም ኣቦታትናን ማዕረ ክንደይ ለባማት ኔሮም ከም ትብል ይገብረካ.....ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን..................!!! ኣቶ ኣስገደ ግን ናይ ኤርትራ ኣቦታትና ኣዘኻኺሩና ዘረባኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ,ንሕና መንእሰያት ካብ ኣቦታትና ንሓድሕና ንክንፋቀር ዝመኹሩ ኣቦታት ጥራሕ ኢና ንድሊ እንበር ዘጻልኣናስ ኣብ ናብራ ስደት ኣይዉሓደን ዘሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teddysium8331
    @teddysium8331 4 หลายเดือนก่อน

    As moderator you need to listen to both the sides… instead you preaching your opinion to your listeners. Sad.

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 4 หลายเดือนก่อน

    ክጅመር ኮሎ ሬድዮ ኤረና ድምፅ ህግደፍ ማለት ይቐልል ፣ እቲ አስገደ ዝብሃል አረጊት ሰብአይ ዘይስንኻ ሑጻ ቖርጥመሉዮ ፣ ትማል ትማል አብ ጐኒ ሰራዊትና እዳበልካ ድራር አዛብእ ዝገበርካዮም የሕዋትና ከም ክልተ ጨጉሪ ዘብቆለን ንጉድጓድ ዝቐረበን ዝስቆረካ አይኮነን ፣ እወ ትማሊ ይኹን ሎሚ ትግራይ ትስዕር ፣ ትርጉሙ ክርድአካ አይክእልን ምኽንያቱ መልሓስምበር ሕልና ስለለየብልካ ፣ ብመሬትን ብሰማይን እዚ ኹሉ ጽንተት ንዝተኻየደሉ ህዝቢ ክስዕር ጥራሕዮ ዘለዎ ፣ አንታ መኻን ሕልና አስገደ ንስኻን መሰልትኻን ዘጋፈርኩምሉ ጽንተት ብማሕበረሰብ ዓለም ጀኖሳይድ ተፈጺሙ ኢሎም ፣ ወለዶታት ንኸፍሎ ዕዳን ንደነሉን ግና ብሰነድ ተረጋጊጹ አሎ ፣ ነቶም ፣21 ፕሮፌሰራት ወያነ ኸፊላቶም በለና ፣ ደቅኻን ደቅደቅኻን ሓቑፍካ አባጩ ኩሉ ሰነድዮ ፣ ህዝቢ ኤርትራ ጸኒቱ ሃገር ንበላዕተኛ ተዳልያ እዚ አይራአየካን ፍቶ ጽላእ ብ/ንሓመዱ ሰነዳቱ እዳሰነደ አብ ባይታ ዝሰርሖ መሬት ይረግጽ አሎ ብዲፕሎማስያዊ ፖለቲካዊን ወተሃደራውን ፣ መልሓስካውን ክነሐይኸካ ኢና።

  • @TesfalemOntura
    @TesfalemOntura 4 หลายเดือนก่อน +1

    Erena kolel aytbelu abey alo langa langa delykum kabtemxau netom meneasey zseabom zelewu beal wufuy ando amxeawom aznkum degifom kesmeakum weshalk

  • @Wedisenafe
    @Wedisenafe 4 หลายเดือนก่อน

    I understand this ignorant man. If TPLF ply to destroy the Eritrean youth and PIA, he or she even didn't know what was going on and helped the youth to leave the country by implementing TPLF policy where is this man can be praised? Don't be stupid if their policy was working against them. Know they can learn, unlike bothering your guests. Both of them are misguided.

  • @semiramusa3217
    @semiramusa3217 3 หลายเดือนก่อน

    መሽኪናይ በዓል ብራቴሊ ሕዝቢ ይፍረድ ኢልካና አለካ መልስና ክንዲ ፅፍሪ ትከዉን ፖለቲካ ይኩን ታሪክ ኤርትራ አፍልጦ ዘይብልካ ድካ ስለ ዝኮንካ አይታሐዘልካን እዩ። አቶ አስገደን ጋዘጠኛን ግን ነመስግን ጉዳይና ጉዳይ ኤርትራዉያን ስለ ዝኮነ ጉዳይና ብኢሂን ምሂን ልዝብን ድሕሪ 50 ሕዝቢ ኤርትራ ዝጥርነፈሉን አብ ሃገርና ከቢርና ንነብረሉ ግዜ ዝአከለ ይመስል ።

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 4 หลายเดือนก่อน

    ምስ ኢትዮፕዮ ብሓባር ምቕላስ ሓላል ምስ ትግራይ ምቕላስ ሓራም ዝኾኖሉ የለን።

  • @teddysium8331
    @teddysium8331 4 หลายเดือนก่อน

    Askede is from a from old school . Don’t know his background but he has hate for Tigray for some reason. He needs to sit down and let the nature takes its course 😮

  • @bereketbahta5321
    @bereketbahta5321 4 หลายเดือนก่อน

    Men elu Eski nay hwahat tezareb hasawi ohhhhh my god

  • @goitomsium7484
    @goitomsium7484 4 หลายเดือนก่อน

    ጋዜጠኛ ን ገብረ ኣብዚ ዝዓደምካዪ ከም ጋዜጠኛ ኮንካ ዘይኮነ, "ብርጌድ ንሓመዱ ኣይክዕወትንዩሞ ይትረፍካ" ኢልካ ክትምዕዶ ዝዓደምካዮ ኢኻ ትመስል፡ ብደገ ዝውደብ ምንቅስቃስ ዘይኮነ ብውሽጢ ዝግበር ምንቅስቃስዩ ዘዐውት ዝብል ሓሳብ እንተልዩካ, ንብርጌድ ንሓመዱ ዘንቅፍ ምክንያት የብልካን፡ በቲ ዝመስለካ መገዲ ተንቀሳቂስካ ሰሪሕካ ኣርእየና፡ ዝገበርካዮ ዘይብልካ ጎበዝ ማዕዶ ኮንካ ንካልኦት ምንቃፍ ጥራይ ትርጉም የብሉን፡

  • @zera1464
    @zera1464 4 หลายเดือนก่อน

    ata izi ziafr zelo sebay intay yu koinu izi nay church gizieyu beliwo rigum

  • @berhaneweldeselassie5281
    @berhaneweldeselassie5281 4 หลายเดือนก่อน

    አዚ ሰብኣይ ብግምተይ ልዕሊ 77 ዓመት ዕድመ ኣለዎ፡አቱ ዝዛረቦ ግን ነቶም ደቒ ደቑ ዝኾኑ መንአሰያት ኢዩ፡ምኽንያቱ ጊዜኡ ወዲኡ ኢዩ፡ውርዝይ ዝበለ ዘረባ ክዛረብ ይግብኦ ነይሩ፡ወያነ ዝመወለቶም፡ናይ ውያነ ብያቲ መልመጽቲ፡ንኽትደግሞ ዝጽየነካ ዘረባ፡ይደጋግም፡ናብ ህግደፍ ምኻድ መባድልቲ ኣየድልካን ነይሩ ሰላሕ ኢልካ ክትከይድ ትኽአል ነርካ ካብኡ ዝገደደ አዚ ኤትክ ዘይብሉ ጋዜጠኛ፡ትግራይትዕወት፡ ድልየቱ ይዛረበሉ ስለዝነበረ ኣዋጣሪ ሕቶታት ክሓቶ ኣይደለየን ፡ወያነ ክንድይ ዝኣክል መዊላቶም ?ኣበይ ?ካሽ ድዩ ውይስ ብባንክ? መነመን ተቐበልቲ ነይርም ?
    ክንደይ ዝኣክል ብያቲ ተልሚጹ?ኣበይ ወ፡ዘ፡ተ ምንጪ ሓበረታኻ ካብይ ክብሎ ኣይደለን አንተ ራዲዮ ኤረና ግን ኣግድን።

  • @yonasberaki973
    @yonasberaki973 4 หลายเดือนก่อน

    Eri Tv nab sidet arkibatna😂

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 4 หลายเดือนก่อน

    ሚኪኤለ ንእሰያስ አድኒቅካዮ ትብሎ አለካ መሬትና አየውረራን ዓቂብዋ አሎ ምስ ሰራዊትን ሕዝብን ኮይኑ

  • @berihu9286
    @berihu9286 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ኣምሰሉታት በራዩ ኣፍኩም ግዳይ ዘይትሕዝሉ ነዚ መንእሰይ

  • @angosomsolomon8538
    @angosomsolomon8538 3 หลายเดือนก่อน

    Ato asgede kedem felitnaka Asmara mis kedka mis men tirake bealika ab Tim Horton tizarebelu eyu silezi ekoa birged nihamedu hadish mabel mexe beal nika ekum enkilil ketebelwu xenihaku mikinay mikinay tiraha

  • @mengsteabhagos-e3v
    @mengsteabhagos-e3v 4 หลายเดือนก่อน

    ጋዜጠኛ ኢልካ መጺእካ ኢልካስ ከም ኣዘራራቢ ዘይኮነ ተማጋቲ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ኮንካ እኻ ትምጉት ዘለኻ።ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።

  • @oneofakind3231
    @oneofakind3231 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጋዜጠኛ ብዙሕ ጌዜ ተካታቲለዮ ንዚ ስራሕ ኣይበቅዕን ኢዩ . ነቶም ኣጋይሹ ከዛርብ ዘይክእል ብፍላይ ነዞም ደለይቲ ፍትሒ ክብሪ ከማን የብሉን . ማሓዮ ናይ ህግደፍ ኢኻ ንስኻ

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 หลายเดือนก่อน +2

    አስገደ አንታ ማግላ ዓንጃል እዚ ስርዓት እንበአር እዩ ፍትሕን ሰላም ን ዝገብር ዘሎ😂

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 หลายเดือนก่อน

    ገ/እግዚአብሔር ትርር በል አብ መትከልካ ደው በል ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ አብህዝብና ይገድድ😂😂

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 4 หลายเดือนก่อน

    ክጅምር እዚ ነዚ ዘዳሉ ዘሎ ጋዜጤኛ ኢየ ብሃላይ ነዚ ናይ መንእሰያት ናይ ለውጢ መሰረትን ዕላማን ንምውቅዕ ዘምጽኦ ቅድመ ኹነት ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ግብረሽበራ ዝገብሩ ከም መሰረት መካትዒ ዕላማገይሩ ብምምጻእ ካብ ናይ ስርዓት ኢሳይስ ፕሮፖጋንዳ ምዃና ኣክትሓልፍን ኢያ።
    ጋዜጤኛ ክሳብ ሎሚ ዘይበረሃካ እንተኾይኑ
    ትግራይ እንተትስዓር ነይራ እቲ ኢሳያስ ዝበሎ
    ሓደ ህዝቢ ኢና ዝበሎ ኣብ ተግባር ምርኣኻዮ ኔርካ።

  • @luulmekonnen6587
    @luulmekonnen6587 4 หลายเดือนก่อน

    Lokmats mukanka felitom eyom amtsiomka gazetegna elom aykonun hgdef tegbaru yifelit endiyu kemzi kemaka lokamits ena tuf kniblekum emeneni lekbat

  • @barkawe5372
    @barkawe5372 4 หลายเดือนก่อน

    ሓምድኪ ዕደ ባዓል ብዕራይ ቁልቁል ሓደ እግርኹም ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ መንእሰያት ተጥፍፉ ኣለኹም :: ዳሓን ብሕጊ ታሓተቲ እ ኹም ገጽኩም ትከወል ::

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 4 หลายเดือนก่อน

    Esatom tedemirna kiblu halal, andi kona kiblu halal

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣሕዋት፡
    ጠ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ወይ ሙሉእ ብሙሉኡ ዝቆጻጸሮ ወደብ ወይ ፈደሬሽን እዩ ዝደሊ ዘሎ። እዛ ሰማያዊት ባንዴራና ክኣ ናይ ፈደሬሽን ባንዴራ እያ፡ ፈቲና ጸሊእና። እዞም ሰማያዊት ተዓጢቖም ኣብ ኢዱ ዝኣተዉ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ናይ ድልየቱ ሸውሃት ዝኸፈትሉን ዘተስፈውዎን ዶ ኣይመስለኩምን?
    የቐንየለይ

  • @kahsayteklya4294
    @kahsayteklya4294 4 หลายเดือนก่อน

    Gazathena fxum srahka ay serahkan redio erina seb adimkum gday tgebru alekum wey baelkum gtemu wey adimkum nidumat amaezinkum mgut fteru

  • @amehamehari4221
    @amehamehari4221 หลายเดือนก่อน

    ኣስገደ። ጻማም ደንቆሮ

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 4 หลายเดือนก่อน

    Geb halay he was tegadaly , he is revenge

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 4 หลายเดือนก่อน

    Asgede you are very intelligent 🙏🇪🇷🌹❤️

  • @teklegebreyesus4348
    @teklegebreyesus4348 4 หลายเดือนก่อน

    ፍቕሪ ሰላም ሕውነይ ራህዋ ካብ ገዛኻ ማለት ቤተሰብካ ካብኡ ጎረቤትካ ካብኡ ትነብረሉ ከተማ ድዩ ዓዲ ኣውራጃ ( ዞባ) እንዳበለ ኣብ ሃገር ይድይብ እዚ ማለት እዛ ልኣላዊት ሃገረ ኤርትራ እዚ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት እዩ። ቕድሚ ሃገር ህዝቢ እዩ ዝቕድም ህዝቢ እዩ ዝኸብር ሃገር ብዘይ ህዝቢ ትርጉም የብሉን ሰማይ መሬት ጎቦ ስንጭሮ ባሕሪ ብዘይ ህዝቢ ዱር ኣራዊት ወይ ኣዕዋፍ እዮም ክነብርሉ እዞም እንስሳታት ዉን ሃብቲ ሃገር ክነብሩ ዉን መሰሎም እዩ ። ግንከ ኣብ ቕድሚ ኣምላኽ ኮነ ጥዑይ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ ካብ እንስሳ ሰብ ይኸብር ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ወልደ ኣምላኽ ምእንቲ ሓጢኣት ሰብ ኩሉ ፍጥረት ኣዳም ከርሕቕ ወይ ዉን ዕዳ ክኸፍል እዩ ሞይቱ ዝተንስኤ እዚ ማለት ብእኡ ዝኣመነ ዘበለ ኩሉ ናይ ዘልኣለም ህይወት ክረክብ እምበር ከይጠፍእ ንወዱ በጃ ክሳብ ዝህብ ክሳብ ክንድዚ ንዓለም ዘፍቐራ ዮሓ 3፥16 ቕድም ፍቕሪ ንፈጣሪ ኩሉ መድሃኔ ኣለም ( ዓለም ) ካብኡ ንርእስናን ቤተሰብናን ወዘተ ኣብ ላዕሊ ጠቒሰዮ ዘሎኹ ቕደም ተኸተል ሒዝና ክሳብ ጫፍ ምድሪ ዘሎ ሰብ ከነፍቕር ይግብኣና ሽዑ ኢና ካብ ዂናትን ወረ ዂናትን እንወጽእ እምበር ኤርትራውያን እዚ ኩሉ ክቡር ዋጋ ኣእላፍ ከፊልና ኣምላኽ ዉን ረዲኡና ሉኣላዊት ኤርትር ተፈጢራስ ሕጂ ዘይንነብረላ ብማዕዶ ግን እንኾርዓላ ዜጋታታ በቲ ካብ ባርነት ናጻ ከውጽኣኩም እዩ ኢሉ መንግስቲ ሒዙ ግንከ ናይ መንግስትነት ቑመናኳ ዘይብሉ መሕፈር ዝኾነ ናይ ሽፍታ ጉጅለ ኣብ ስቕያትን ድኽነትን ድንቑርናን ስደትን ወዘተ ወዘተ ቖጺርካ ዘይውዳእ ሕሰምን መከራን ሸሚምዎ ይርከብ ። ዓሻን ዕዉርን ሓፋሽ ረኺቡ ወይነ እንድዮም ኣሜርካ እንድዮም እንዳበለ 33 ዓመታት ተጻዊቱ ሕጂ ዉን ዘይለበሙ ኣንጻር ጥቕሞም ዝቃለሱ ሓፋሻት ስለዘለዉዎ ክሳብ መዓልቱ ትልኽ ይብል ኣሎ ። ንቐጻሊ ግን እዛ ብኽቡር ዋጋ ዝቖመት ልኣላዊት ኤርትራ ኣብ ናይ ህላዌ ሓደጋ ትርከብ ስለዚ ንንቓሕ ንሕሰብ ኣዒንትናን ልብናን ይብራህ ።
    እግዚኣብሄር ንህዝቢ ኤርትራን ጎረባብታን ክሳብ ጫፍ ዓለም ዘለዉ ህዝብታት ይባርኽ ።

    • @teklegebreyesus4348
      @teklegebreyesus4348 4 หลายเดือนก่อน

      ካብዚ ጸቢብ ጽልሙት ዕዉር ኣተሓሳስባ ንባዕልኹም ሓራ ዘይወጻእኩምሲ ካብቲ ስርዓት ሃዲኩም ወጺእኩምሲ ጋዜጠኛታት ተባሂልኩም ጸማም ሓደ ደርፉ ይብሉ ኣቦታትና ንሊሊ 30 ዓመታትን እኳ ምንቓሕ ተሳኢንኩምሲ ኣብ ጸልማት ደርገፍገፍ ክትብሉ ዕድሜኹም ወዲእኩም ። ዘሕዝንዩ ኣዋጽኦ ይሃብኩም ።

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጋዜጠኛ ኣይኮነን ወኪል ሓደ ፖለቲካ ኮይኑ ኢዩ ዚማጎት ዘሎ

  • @TesfalemOntura
    @TesfalemOntura 4 หลายเดือนก่อน

    ራዲዮ ኢረና 2ይቲ አሪ ቲቭ

  • @zera1464
    @zera1464 4 หลายเดือนก่อน

    deki dekikayom zikalesu zelowu tirufatat

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 4 หลายเดือนก่อน

    ዋእ ደምን ሂወትን ከይከፈልካ ዝመጽእ ሰላም ወይ ዴሞክራሲ ኣብ ዓለም ኣሎ ድዩ? ጋሻካ እታ ዝነብረላ ሃገር ካናዳ'ውን ብሉጻት ዜጋታት ካናዳ ሂወቶም ከምዝከፈሉላ ኣይፈለጠን ዘሎ።

  • @KuraraHarife-qc8wz
    @KuraraHarife-qc8wz 4 หลายเดือนก่อน

    አዛ ቻነል አዚኣ መሰታ ቀዳሞት መሓዛ ዳሕሮት ገርኩም ዘሎ ኮ አዚ ሙስሉዩነትን ዘይ ንጹር ኣካይዳኹምን አዩ ባይታ ኣውዲቅኩም ዘሎ ሉኡኻት ህግደፍ ከይኾንኩም ውን ኣይትተርፉን ኢኹም😢

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 หลายเดือนก่อน

    አየ ጋዜጠኛ ኬድካ ቲቢኤሬ ኬድካ ስራሕ ድምሱስ😂

  • @timnitabrham9606
    @timnitabrham9606 4 หลายเดือนก่อน

    Bekemy meged serawit eritrea ketilikum dikim n eritrea kitatiwu. Dekimen ketezekitum eyu hasbukum. Dekika gerika gemiro aboy.

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 4 หลายเดือนก่อน

    ንዓኽ ሰባይካ ተሐፍር ኢኻ ።

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 4 หลายเดือนก่อน

    Ezi gazetena ni menisey eritrea tselie zelowo mait eyu , mengsty eritrea selemawi kemdisemie aytefkru, megemerya tekawamay hagerawi eyu elkum emenu

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 4 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ኤርትራውያን ተሓቲትካስ ወያነ፡ክክክ መጽሓፍ ኪሳራ ኣምቢብካ ኣይትመልስ። ወያነ ዓዶም ኣለዎም ፡ ታንጸልኣ ድማ ዝተዛረብኩም ተዛሪብኩም ወያነ ምባል ኢያ።

  • @Logosardatserona
    @Logosardatserona 3 หลายเดือนก่อน

    ሕልኩስ ጋዘጠኛ........

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ኣስረስ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ፡እቲ ክሳብ ስርዓት ኢሳያስ ዝቑንቁን ክትሕብሕብን ክትድግፍን ዝጸናካ ካልእ ጥዑይ ዘረባ ክትዛረብ ኣይንጽበን።

  • @amanbb
    @amanbb 4 หลายเดือนก่อน

    Asgede adgi zibi gawna denkoro hade mealti tenbenay kitefiyu

  • @habenteklu8138
    @habenteklu8138 4 หลายเดือนก่อน

    ጋዚጠኛ ፡ ትግራይ ትስዕር ካብቶም ግብረሽበራ ዲኻ ?
    ዕዱም ( ኣስገደ )፡ ኣይኮንኩን ካብቶም ሻሓኒ ወያነ ደልምጹ ኣይኮንኩን 😂😂 ፡ ኣይይይ ኤርትራዊ መስደምም !

  • @eyobhabte3595
    @eyobhabte3595 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እዚ ስብኣይ ብርጌድ ንሓመዱ ኣባል ዎላ ሓንቲ ፍልጠት የብሉን ፡ ብዓል እዚ ንመንእስያት የታልሉ ኣለው ፡ እዚ ጥራሕ እዩ ዝሕዝን ። በጃኩም እዚ ስብኣይ ኣርሑቁልና።

  • @tesfaighebray6588
    @tesfaighebray6588 4 หลายเดือนก่อน

    ጋዘጠኛ ኣይግድን ኣብ ርእስኻ ዘሎ ክመልሰልካ ህርድግ ትብል ጌጋ ፡ ሕተት መልሲ ክውሃብካ ካኣ ተጽበ። ዘይሕልፈላ ዓዲ፡ ሰብ ዝይኮነላ።managia misria.

  • @teklegebreyesus4348
    @teklegebreyesus4348 4 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኤርትራ ምስ ኩሎም ጎረባብቱ ዋላ ዉን ምስ ወያኔ ኮነ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ብምትሕግጋዝ ክነብር ደኣምበር እንዳተቓተለ ክነብር ኣይኮነን ። ናይ ህግደፍ ዕላማ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጎረባብቱ እንዳተዳመየ ስልጣኑ እንዳኣናውሔ ክነብር እዩ ዝደሊ ።

    • @fortunam2729
      @fortunam2729 4 หลายเดือนก่อน

      Ms ertrawyan ke endateqatelkum ktnebru?????

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 4 หลายเดือนก่อน

    Asgede lowty aytdelin eka

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 4 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ጌብ ብዛዕባ ኤርትራ አይምልከተካን እዩ ብዛዕባ ገዛ ምምጻእ እዩ ዝምልከተካ መዋእልካ አብ ካናዳ ተቀሚጥካ ደቅካ ደየሰዋእካ
    ነዞም መንእሰያት ከተጥፍአልና ዲካ ደሊካ ባዕልካ ኬድካ ተዋጋእ።

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 4 หลายเดือนก่อน

      He has son from white women but died recently

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኢዚ ኣስገደ ዝብሎ ዘሎ ግምጣል ሻብያ ሩኹስ ኣትስሓሳስባ እዩ፡ ብሓቂ ጸማም ፍጥረት😢

    • @lindahani1642
      @lindahani1642 4 หลายเดือนก่อน

      Afka akib kndie zeytbexih bzaebue ktzareb hfer

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 4 หลายเดือนก่อน

    Ni eritrewian mitfue gigna entelkayo emo gigna eyu

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 4 หลายเดือนก่อน

    Sibhat efrem ab basement akibu ezom kebabi tetenkeklom endabele zisebekom abzi yewtswo alowu tsilom

  • @DanielNegusse-dz6yy
    @DanielNegusse-dz6yy 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ተሓዝን አቶ አስገደ እንታይ ዓይነት አተሓሳስባ እዩ ዘለዎ እዚ ኣብ ደገ ኾንኻ ክንድዚ ዝተሓተ ዘረባ

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 4 หลายเดือนก่อน

    👎👎👎👎👎👎

  • @gberhane4268
    @gberhane4268 4 หลายเดือนก่อน

    ጎንጽን ጎንጽን ጥራይ እዩ ለዉጢ ክመጽ ዝኽእል። ሳላኡ ኸኣ ድሮ ደላይ ፍትሒ ኣብቲ ስርዕት ራእዲ ፈጢሩ።

  • @amanbb
    @amanbb 4 หลายเดือนก่อน

    Ezi gazetena hgdef eyu eti aregit askede kea hade denkoro nay hizbi shigir zeyrdo neat eyu

    • @lindahani1642
      @lindahani1642 4 หลายเดือนก่อน

      Aytgage kdie zeytmexu bzaebue ktzarebu yehfr

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 4 หลายเดือนก่อน

      Why because he didn’t side with brged nkebdu

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 หลายเดือนก่อน

    ገ/እግዚአብሔር ትርር በል አብ መትከልካ ደው በል ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ አብህዝብና ይገድድ😂😂

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 4 หลายเดือนก่อน

    ኮራኩር ህግድፍ ሰላምዊ ጭርሖ ትጭርሖ ምስ መን ኢኩም ኪትዛተዩ።
    እዚ ኩሉ ዓወት ኣቕልቦ ዓከም ዘርከበ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ህግድፍ ዘለኩም ዝምድና ንምብታኽ ብምካኑ፡ ጌና ብግስ ከይበለ ንስማያዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ትግራዋይ ሓይሊ ኢልኩም ኪትከስዎ ቅንዕና ዘይብልኩም ከደምቲ ህግድፍ ሰብ ደሓን መሲልኩም ምቅራብኩም ኣዝዩ ዝሕዝን ጎይታኩም ኢሳያስ ኤርትራዊ መሲልኩም ብእውራጃን ካልእን ትድግፍዎ ከም ዘለኩም ግሁድ እዩ።
    ኣብ ኣዋሳ ከይዱ ኢትዮጵያን ኤርትራ ክልት ሃገር ዝንል ዘይፈክጥ'ዩ ክብል ከሎ ብጩቕ ኢልኩም ዘይከሰስኩም ነዞም ሰብ ጊዜ መንእሰያት ነቲ መንነቱ'ካ ዝርይነገረ መቴትኩም ደቅኩም ዝወሰድ ናቱ ዝግበረ።
    ጌና ክትድግፉ ለባም ለባም ኪትጻወቱ ዓገብ ኣቶ ኣስገደን ጋዜጤኛ ሓታትን ስሚዕናልኩም።
    ሰላም እስከ ኣምጽኡልና ነቲ ውልቀ መላኪ ተዛሪብኩም።
    ብዝተረፈ ምውርዛይ ኣይከውንን ኪትብሉን ኣይንቕበለኩምን።
    ዎ ድጋንኩም

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 หลายเดือนก่อน

    አየ ጋዜጠኛ ኬድካ ቲቢኤሬ ኬድካ ስራሕ ድምሱስ😂