ዕላል ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ መደብ ሸኾርተት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 59

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron thank you for all the fighting you have done for the Eritrean youth. 💪🏾🩵❤🙏🏽

  • @senaitshabte4649
    @senaitshabte4649 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron Estifanos an incridble brave devoted Eritrean woman, wish you health and success.

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤💙ክብርቲ ሜሮና፡ እንቋዕ ድምጽኺ ሰማዕና፡ ሰናይ ተግባራትኪ ኣብ ልቢ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኢዩ ዘሎ፡ ወላዲትኪ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን። ብደቅኺ ታሓጎሲ።❤💙
    ራድዮ ኤረና ድማ ንንጹርነት የብቅዓዮም።

  • @teshimkahsay5013
    @teshimkahsay5013 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውው ሜሪ ሓፍተይ እንቕዕ ድምጺ ሰማዕና ፡ኣብ ሕማቅ ጌዜ ኣብ ማእከል ባሕሪ ትህብና ዝነበርኪ ተስፋ ኣይርስዖን እየ ፡እታ ናይ መጨርሻ ክመጽኩም እዩም ኣብ ዘለኹሞ ጽንሑ ትብል messege ዋውውው ኣብ ሂወትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብሊ ሜሪ ሓፍተይ 🎉🎉🎉🎉

  • @astermehari9868
    @astermehari9868 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron shikorJegna enkue dimtsiki semaena. Edmen xienan yhabki ❤

  • @DawitKifle-v6h
    @DawitKifle-v6h วันที่ผ่านมา +2

    ሓው ሸኾረተቱኖ ነዛ ብልጽቲ ሓፍትና ድሃያ ዘስማዕካና እንዳመስገንኩ ምጽንናዕን ብርትዔን ነወላዲት መንግስተ ሰማያት ይምነ
    🙏💙🙏

  • @knowledgeisneccessaryknowl5904
    @knowledgeisneccessaryknowl5904 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ኣብ 2017 ወርሒ 07 ሳላ ሜሮን እስቲፋኖስ ኢና ዲሒና ሳላ ናታ ሓበሬታ ። ቀይሕ መስቀል ደልዮም ረኺቦምና ኣብ ዉሑስ ቦታ ኣቢሎምና ኣብ ልብያ ማለት ኢዩ ።

  • @filmonmehari7059
    @filmonmehari7059 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wellcom Merona

  • @abrahatesfamicael2788
    @abrahatesfamicael2788 วันที่ผ่านมา +2

    Merhaba kbrtin lewaha haftina Meron Stifanos🙏👍

  • @mdanielghebretensa7248
    @mdanielghebretensa7248 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron will love you 🎉🎉🎉🎉

  • @samsonkidane7131
    @samsonkidane7131 วันที่ผ่านมา +1

    Men kem Meron ❤️💙 jigna tebae haftina eya. Azina ena nifetweki Meron haftey❤ niberlna

  • @HagosElyas
    @HagosElyas วันที่ผ่านมา +1

    Ezi mechiweti tegaru eyom akifiamo zelewu

  • @ንሓቂእየዝነብር
    @ንሓቂእየዝነብር วันที่ผ่านมา

    መሮነይ ኣደ መንእሰያት 💙💙💙💙💙💙

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙

  • @filimonfshation6691
    @filimonfshation6691 วันที่ผ่านมา

    Meron walta ahwata❤

  • @Bilu689
    @Bilu689 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @AdmasBerhane
    @AdmasBerhane วันที่ผ่านมา

    💎💎💎

  • @musicaadmasawiqanqa7373
    @musicaadmasawiqanqa7373 วันที่ผ่านมา +2

    Xelam adgi eki gin deki hagerki n xeadu yelifki thbi

  • @MajorWahasey
    @MajorWahasey 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰💙💙💙

  • @ወዲ-ሞባእ
    @ወዲ-ሞባእ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    And meron please ms wedi mobae ke kemey tserhu alekum beleley yoni hawey

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሮን፡ ግርም መልሲ ሂባ፡ ብመሰረቱ ኣብዘለኻዮ ምሳኻ ምህላውን፡ ኣብ መርገጺ ብሓንሳብ ምህላውን በበይኑ ኢዩ። ስለዚ ብሓንሳብ ዘለኻ ይመስለካ እሞ ብሓንሳብ ዘይኮነስ ኣብ ሓደ ቦታ ጥራሕ ምህላውካ ትርዳእ። እዚ ከኣ መዓት ሸርደፍደፍ ኣብ ቃልሲ የጋጥም።

  • @SelomonHadgu
    @SelomonHadgu 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    R. I. P. LIDIA oure mother

  • @Ae91scd
    @Ae91scd วันที่ผ่านมา +1

    ሜሮን እስቲፋኖስ: ዓባይ ሰብ ብዙሕ ጽቡቅ ክትሰርሒ ጸኒሕክን አለኺን :
    ዕረፍቲ አዴናን ሐብትናን ክብርቲ ልድያ ፍትውቲ ብኹሉ ዓበይትን ናአሽቱን ደቂ ኤርትራ ብፍላይ ደቂ አስመራን ምስ ሰማዕና አዚና ሐዚናን ተሰሚዑናን : እታ ፍሽኽታ ዝአመላን ሰሐቂትን ልድያ ጓል አስመራውን እምበአር ከይዳ ኢልና ሐዚና::
    ንልድያ መንግስተ ሰማያት ንቤተሰብን ብፍላይ ንሜሮን ጽንዓት ይሀብ::
    አጆኺ ሜሮን ሐብተይ አደ ውጽዓት በርትዒ::

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Haki ሜሮን

  • @fishaleghebreab9545
    @fishaleghebreab9545 วันที่ผ่านมา +1

    I Love you

  • @tessandat6765
    @tessandat6765 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron ade wetsuat ade kule

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🇮🇱🌿💙💙💙🇮🇱🤝ሜሮን አሰቲፋኖሰ🤚

  • @memhirkesete1289
    @memhirkesete1289 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሜሮን ኣባይ ሰብ

  • @musicaadmasawiqanqa7373
    @musicaadmasawiqanqa7373 วันที่ผ่านมา +2

    Tegagiki gin btaemi entay zgeberu semserti eyom salom adi seb atina n xeadu ahlifka mehab dnkurna nay Africa eyou zereyeka behaki

    • @semereabteklay4042
      @semereabteklay4042 วันที่ผ่านมา

      Abey eyu adi teadu ke?

    • @GebrielMirach-r5u
      @GebrielMirach-r5u วันที่ผ่านมา

      ድርባይ ሳምሳሪ ዲካ ነይርካ ገርፋጥ ዓንጃል ጨካን ቡዳ

  • @SelomonHadgu
    @SelomonHadgu 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron xneat yhabki

  • @MussieMehari-jt4kc
    @MussieMehari-jt4kc วันที่ผ่านมา

    Yoni yoni neti 2015 2016 ab ertra zsemo zneberku dhri kndey ab youtube rekibeyo elal nguse arkey gele ke alo do habereta habuni pls

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🇮🇱

  • @ወዲ-ሞባእ
    @ወዲ-ሞባእ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሸኮርተቲኖ ሽኮር እንታይ ገዲሽካ ካብ sudan and somalia ilka ስቅ ትብል አቲ ዝከፍአ ኣብ ትግራይ ብ 5000$USD እንደጋና ከሙ ጌሮም ናብ ካልእ እንዴዮም ዝሸጥዎም ዘለዉ፨ (ካብ ዝፈትወካ ሰብ)Tnx

  • @tesfalemontura7801
    @tesfalemontura7801 วันที่ผ่านมา

    Xbeat yhabki mery haftna

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 วันที่ผ่านมา +2

    መሮን ተስፋን መስተርሆን ንዝተጨነቁ ስደተኛታት ።

  • @GoitomKibrom
    @GoitomKibrom 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Meron fileti eki amilak edamin thinani ,even yoni

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ኣደ ዉጽዓት በዓልቲ ሕልና .

  • @michaelberhane3074
    @michaelberhane3074 วันที่ผ่านมา

    እወ፡
    ሜሮን፡ ቅጭን
    ህልም፡ ኣይትበሊ🙏

  • @mathewospaulos8679
    @mathewospaulos8679 วันที่ผ่านมา

    ሜሪ ናይ ኣምላኽ ሰብ❤ ፡ ዮኒ ሽኮር❤ Thank you🎉

  • @MTO2024
    @MTO2024 วันที่ผ่านมา

    Ezia kendi semsarit nay sinay eya kndey seb zetifeat mis Rashayda koyna eya

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab วันที่ผ่านมา +3

    ኣቲ መራት ክፍእቲ Hummantrafic ንባዕልኺ መሳርሕቶም ኢኺ ነቶም የእስርክዮም ደለኺ

    • @ThedrosWeleke
      @ThedrosWeleke วันที่ผ่านมา

      aklilu you have no right to attack her

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab วันที่ผ่านมา +2

      @@ThedrosWeleke
      ካልብያ ካብ ባሕሪ ቀላያት መዳትራንያን ተሎፎን ትቕበል ኔራ ኣብ ሲናይ ሰብ ድጭወየሉ ትኸይድ ኔራ ገንዘብ ክትእክብ እምበር ንወደያመን ከተድሕን

    • @tsegayweldeghebriel7461
      @tsegayweldeghebriel7461 วันที่ผ่านมา +1

      ፍሉጥ ኢዩ ቀረባ ቤተሰብካ ሰምሳሪ ኣለካ ማለት ኢዩ ድምጻ ምሰማዕካ ፈሪሕካ ሓቂ እንተሊካ ዘይትኸሳ ​@@AkliluKaleab

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab วันที่ผ่านมา +1

      @@tsegayweldeghebriel7461
      ክላእ እዚ ናይ ለኸብጥ ዘረባ ግደፎ
      እቶም ተኣሲሮም ደለዉ ሐራይ ኮኑ ንሶም ናይ ኣፍሪቓ ሳምሰርቲ ዮም ናይ ድያስፖራ ሳምሰርቲ ብዓል ሜሮን ኣባ ሙሴ ካልኦትን ኣብ ሕጊ ክቐርቡ ኣለዎም

    • @tsegayweldeghebriel7461
      @tsegayweldeghebriel7461 วันที่ผ่านมา

      @@AkliluKaleab ሕልናኻ ኣስረሓዮ ኣብ ማከላይ ባሕሪ ኮንካ ደዊልካ ኣድሑኑና ኢልካ ምስታ ተድሕን መርከብ ወይ ብላዕሊ ትስእል ነፋሪት ወሪዶም ኣሐዊለሙኻ ድዮም. ብሕጂ ሰብ ከይድሕን ኢልካ ትሓስቦ ኢዩ እሞ ኣይሰምረልካን ኢዩ.ስጋ ለበስ ኢኻ ንሂወትካ ፍርሓላ ነዉሪ ክመዉት እዚኹሉ መንሰይ ኢዩ ድለትካ ኔሩ. ተደንግጽ

  • @HagosElyas
    @HagosElyas วันที่ผ่านมา

    Abi ahmed kab zimexie sdetena nay ekuba meseret tekelkilu weret nay sfetena dew abilwo slezkone shigir eritrawi bezihu

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙