ATV: ሕቶታትን ርእይቶታትን ህዝቢ ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ከተማ መቐለ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29c...
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.
እዙይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ማለት እሰይ አንታ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ጠስሚ አስቲኻኒ አጆኻ ዓወት ናትካ እያ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አምላኽ አምላኸይ ትግራይ አድሕና።
መባአሲት ጓል ማለሊት ሐሓቂ ተዛረባ ኸዝለ ላብ ዝበአሰ ፀልማት አቲኽን ኢኽን ግና ትጠልቀሠለኽን😊Thanks!
ሰክት ናይ ባዕልካ ግበር ዱሁል
ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ኣፈላላይ የብሉን ኣብ መራሕትና እዩ ዘሎ ፀገም ሐዝውን የኣኽለና ሰላም እዩ ዝደሊ ህዝቢ❤❤❤💖💖💖🥰🙏
የቀንየልና ኣሰና ንኹሉ ተገዳስነትካን ድምጺ ህዝቢ ስለዝኾንካ።
አሰና ማለት ለኽባጥ ዋሒድ እዩ ጽባሕ ኽግልበጠኩም አማኒኤል ዞረኽባ መቅሽሽ ተሳኢኑ ንባእልኹም አይትበሉ ተአዘብ ን ጀነራል ጻድቃን ዘጸለሞ.
@@toyotaw2500
ኣሰና ገለልተኛ ዝኾነ ህልው ኩነታት ከምዘላታ ተቅርብ ሜዲያ እያ ።
@@hailewolde1816 አማንኣል 1ይ ተቋውሞ ኤርትራ ንድሕሪት ዝመለሰ እብነት ንብዙሐት ኤርትራውያን ይኹን ንተጋሩ እስላማይ ቦታ ክሕልው የብሉን ዝበለ ብኹሉ እስላማይ ኤርትራ ተጸልኤ 2ይ ምስ ባአል አምባሳዶር አንደብርሐን ሉኡኻት ሕግደፍ ኮይኑ እንቅፍት ተቋውሞ ዝኾነ 3ይ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ክልተ ብአውራጃ ዝመቀለ ካብ እዚኦም አውራጃ ዝሕዝዋ ሕግደፍ ይግዛኣያ ዝበለ 4ይ ከማን ተጋሩ ካብ ዝለመሰ ስራኣት ጽንተት ጎጅለ ከይወጹ ብሐይሊ አብ ጎድኒ ጎጅለ ጽንተት ኮይኑ ብዙሕ propaganda ዝገብር ምውላ ዝግበረሉ ዳግማይ Genocide አብ ትግራይ ክሪቢት ዝውላልእ ዘሎ ለኽባጥ ሰብ እዩ.
Yekenyelna Asena TV dmtsi hzbi Tigray bmkankum🙏💛❤️
❤💛❤💛 አሰና በርትኦ 👍👍
Thanks Assena.
ትሕትና ኣይኮነን ብቕዓት ስለ ዘይብሉ እዩ
adisu kemtishimu amharai diqala bikat zeibilu tigraway yelen bijeka getachew tsadkan debrezion is jinios ok get lost adghi
ኣጆኻ ዶኩተር ደብረፅየን ኣብ ጓድንካ ኣለና
ህዉሓት❤❤❤❤❤❤❤❤❤ህዉሓት ህዝቢ ህዝቢ ህዉሓት እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ሀፍተይ
ብጣዕሚ ተደቢቁ ዝነበረ ሓቂ እዩ በዓል ሓጎስ ጎሓፍ፣በዓል ክንደያ ገብረጥፍኣት........ኣለዉ ትኺድ ይውፅኡ ኩሎም ይተሓነቁ ። ገበነኛ ኣውፂእኹም ኢሉ ንትግራይ ቁምብላ ዝትኩስ እንተልዩ እዋእእእ ፀረ ፀላእቲ ህዝብ ትግራይ ክሳብ ዝተቃለስና ሕዝ ውን ፀላእቲ ህዝብ ትግራይን ኮራኩሮምን ንምጥፋእ ንድሕሪት ኣይንብልን ኣለና ንህዝብና
ጀጋኑ ዋዕሮ አደታትት ትግራይ ❤❤❤❤❤❤
Selam Ema hawey thank you 🙏🏾❤❤❤
አሚንኤል ጀግና ሓውና❤❤❤
ካድሬ ቻው ቻው አወድልድልቲ ቦታ የብሎምን።
ጀጋኑ ወለድና ዕድመ ጥዕና ይሐብኩ ክብረት ይሐብኩም ውድብኩም ሐድነትኩም መስልኩም ክተጥፉኡ ሐደራ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ኣብ ታሕቲ ዘለው ኮራኩር መራሕቲ ህዝብና ከበሳብሱ ኣብ ዝነበሩ ነይሮም መላምል አሕዋትና መስዋቲ ከፊሎም እዝይ ኣይኮነን ነይሩ
Thank you asena
ህዝቢ ትግራይ ንህዋሀት አይኾነን ተቃሊሱ 5
ሕወሐት ግን ንህዝቢ ትግራይ እዩ ተቃሊሱ
ሰክት ፃሕፃሒ!
ዝተዓፃፀፍ መራሒ ዝተዋህቦ መዓር ኣላሚፁ ካልእ መዓር ዘምፅእ ኢዩ ዘድልያ ትግራይ አምበር ከምደብረፅዮን ዝኣረገ ኣተሓሳስባን ዝኣረጉ ሚሊሻታት ሒዙ መረፃና ዘተዓናቖፍ ምድራዊ ሓይሊ የለን እናበለ ከምታ ዝተወሃበቶ መዓር ብዘይምልማፁ ሃመማ ዘምፀላ ንመርየትና ብዘይምትዕፅፃፉ ኣውሪሩና።
ብትኽክል።
መዓር ዝተበሃለ ጉቦ ንማለት ይመሥለኒ።
ታዓወታ ኣዴታት ትግራይ ዕንቋዕ ናይና ኾንክን ኣዚና ንሕበን መራሒ ዝሳኣነ
ወረጃ ሕዝቢ እቱም መራሕቲ ነዙ ሕዝቢ እዙይ ምምራሕ እኮ ዕድል እዩ በይዛኹም ሕዝብኹም ስምዑ ከምቲ እዛዋዕሮ ኣዶ ዝበለቶ ሕዝቢ ተሸኪምኩም እዩ ዘሎ ሎሚ ፅባሕ ክትዕረዩ እናበለ ተስፋ ይገብር ንሕዝብኹ ክትሰምዕዎ
ህውሓት ማለት ሓደ ውልቀ ሰብ ኣይኮነን ህውሓት ማለት ህዝቢ ትግራይ እዩ 💖🥰❤💊💊💊👌
ኣጆኽን ኣደታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
ጅግና ዉድዉ
ውድውX . . . .ውዱብ
ይርአየልኻ ደብረፆንሰ ፅቡቅ ሓሳብ ኣቅሪቡ?
ህወሓት መን እያ??? አነ መእንተ ናፅነትን ሓርነትን፤ ሰላም፣ ዲሞክራስን ልምዓትን ከስፍን ኢሉ መስዋእቲ ዝኸፈለ፣ ኣካሉ ዝጎደለ፣ ኮታስ ከም ስድራ መስዋእቲ ዝኸፈለ ነዚ እዩ። ነገር ግን ወልቀ ሰባት ናይ ውልቀኦም ክገብርዋ እዮም ኢለ ሓሲበ አይፈልጥን ነይረ። ዝኾን ዘሎ ግን ካልእ ወልቀ ሰባት ናተይ እያ አየእትወካን ዝብል በለፀኛ በዚሑ አሎ። ነዚኣ ድማ ክባለዑላ ይውዕሉ አለው።
ልምዓት ጎጀለ እንታይ ትብላ አለክን
ብጨብጨብታ ዝቅየር ነገር የለን ንህዝብ ትግራይ ዝጠቅም ሐንቲ የብልኹሙን ብምድያ ዝንሰምእ ንቶርክኹም እዯ ብካድረታት ትደግምዎ አለኹም
Girtachew adghi shim aboka demeke kelo kiros aitigberom diqala amharai ika
ከሳብ ሕጀ ዘተዛረብ ናይ መቀለ አክስንት የብሎምን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ደናቁር..ጽቡቅ ትምህርት ዘይብሎም..ናይ ስምዒታውያን ኣኼባ ግይርካ. ህዝብ ክምራሕ ኣይክኣልን
አታ ዘትጸፍዕወን እዘን አብልዕሊ መቃብር ደቀን ዝስዕሳዐ ብዕልጋት ደብረጽዮን ዶ አይኮነን ንህዝቢ ትግራይ አብዚ ኩሉ ህልቂት የእትይዎ ጉሓፋት ብሰንኪ መን ተደፊርኪ ብሰንኪ ሕዋሓት አኢትዮጵያ አብዚ ሽግር አትያ
እንበለ አረጊ መንእሰይ ዘይብሉ መድረኽ!! ግዜኦም በሊዖም ናይ መንእሰይ ግዜ ዝበልዑ ዘበለ አኪብካ ጭጭ ምባል ዋጋ ዘይብሉ ምኻኑ ተረደኡ።
አቱም ስባት መፈንቅለ መንግስቲ ይገበር ዲኩም ትብሉ ዘለኩም እታ መልሲ ከባድ ምካና ከትፈልጡ አለኩም ወጣት ኢና ንመረፀ
ኣኸባሕዋሓት ሽግሩማዓት
Aentum dekalu 👎👎👎
The public has said!!!. 🐝🐝🐝🦋🦋🦋💐💐💐.
ኢዱ ዘይህብ ጅግና ህዝቢ
ጀግና ህዝብ ነው
ሓሳዊት ሀይለ ሥላሴ ከምዚ ዓይነት በዓለገ አይነበረን ካድሬ
ደርጊ ልህዝብ ትግራ አውዪ ህውነት እዪ ገሬ ደርጊ ልህዚብ ትግራየ አቦ እዪ
ሕወሓት 40ዓመት እንታይ ስረሖም መልሲ ሀብላ ዩኒቪርሲቲ ድማ ወያኔ አይስረሖን ሓሳዊት መድናገሬት ወያኔ ንዕኡ ዘጠቅም ትእመት አለመዳ ትራንስ ነጋዴ ኮይኑ እዩ ነበይሩ
ገብሩ ኣስራት የኡ ልሰርሖ ኣንቱም ሰራቆ መዳናገርቲ ዩንቨርስቲ ሆሶፒታል ሓወልቲ ኾታስ ኹለን እተን ኣብትግራይ ልለዋ ልምዓት ገብሩ ኣስራት የኡ ልሰርሐን ።
ካድሬታት እክብካብ
እሞ ፈሊኩም ከም ተመን ቀጥቀጥኩሞ
👍👍
40 ዓመት ዒንኪሊል ኢና ረኢና አብ ስልጣን ።
ዉሑዳት ናይ ወያነ ከምዝመተ ዝተረዶም አይመስልን ንገርዎም ወያነ መይቱ እዩ
ለባም ሰብ ከመይ ፍታሕ የምጽእ ጠፍእኩም ?
ህወሓት ክንደይ ደናቑር ካብ ኣፋፍኖት ፍልጠት ዝፀረያ አብ ምፍራይ ሓምሳ ዓመት ገይራ።
ኣንታ እንታይ መዓቱ እዩ ሚዛናዊ እናበሉ ሚዛኑ ዝጠፍኦ ሓሳባት ካብ ዝሓለፈ ዘይመሃር ብፍላይ ዘን ብዘይካ ናይ ሕወሓት ፖለቲካ ካድረ ስልጠና ጥራይ ዝፈልጡ ብፍፁም መንቀልን መፍትሕን እዚ ፀገም ኣይርደኦን መፍትሕ ዘላ በታ ዝተምሃርዋን ዝሰልጠንዋን መንገዲ ጥራሕ እያ ትራኣዮም እዚ ምጥፍኢ ኣታሓሳስባ ብግዜኡ ይተኣረም!!
ዓድዋ ኣሻሓት ዓመት ክንገዝእ ምብራቅ ተቃለሱልና
ባቢያዊ ቦታ የብሉን ቻው! ዕስለ ቻው ቻው!
ልምዓት ጉጅለ ብሓቂደኣ ንልምዓት ይኹንዳኣምበር ሙጎሳዳኣምበር ጸርፍ ክኾን ኣይኽእልን። ብጸረ ልምዓት ባእታታት ምእንተ ጉጅላዊ ስሰዐዐም ክብሉ ተቓላሳይ ሕብረተሰብ ከፋፊካ ንምውቓዕ ዝጥቀሙሎም ኣምራትን ቃላትን ንዕዖም ይገደፈሎም፡ ኣይፋል ተዓገሱልና ምባሎም እዩ ዝምረፅ።
መንእሰይ መቐለ ኣበይ ኣትዮ ? ኣቱም ሓዱሽ ወለዶ ንሞት ንስኹም ንቕድሚት ኣድኹም ንምምሕዳር ንድሕሪት ዝገብርኹምስ ንምንታይ ?
ጭዋህዝቢትግራይ፡ከላ፡ጅግና፡ከላ፡ለዋህ፡ለባም፡ልምግላፅ፡ልምግላፅ፡ብዛዕባ፡አፋለለላይ፡ዘሎ፡አዩ፡ግን፡ናይኣልላ፡አናደጀት፡ሀገሰ፡ዝነበረ፡ከድገም፡ዝደልዩ፡ሰባት፡ከምዘለዉ፡ለባሞ፡ህዝቢ፡ትግራይ፡ፈሊጥዎም፡እዩ፡ግንማራህቱጠንኩሩ
ተጋዲልኪ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ አምፀኢኩም ናብ ፀልማት ዘእተኪ ማሀይም።
ሐድ ሓንቲ ጥዕይቲ ሕቶ ከይሐተቱ ተበቲኖም
ሐቢርካ ብሰላምን ፍትሕን ዲሞክራሲ ምንባር ምርጫ ዘይኮነስ ግዴታ እዩ ብዓቢኡ ህዝቢ ትግራይ ኩቡርን ውፉይ ጂግና ህዝቢ ኣመራሐ ከም ባዓል ግዝያዊ መንግስቲ መራሒ ካቢነ መንግስት ትግራይ ጀነራል ጻድቃን ኣገደስቲ ንህዝቢ ኤርትራ ህዝባውን ዲሞክራስያዊ ውን ስለ ዝኮኑ ድጋፍካ ምግባ እንኮን መተካእታ ዘይብሉ መፍትሒ እዮም በቲ ይኩን በዚ ድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ትግራይ ተዘይ ኮይኑ ካልእ ኣማራጺ ንህግደፍ ሐሳብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዘጥፍእ
ሓቂ ፍርጥርጥ ኢሊ እንትወፅእ ክንዲ ሓሳብ ብሓሳብ ምምካት ፀርፊ እትፅሕፉ ዘለኹም ናይቶም ብገንዘብ መደብ ዝተዋሀብኹ ውለታ ንምውዓል እምበር ንትግራይ እትሓስቡ አይኮነን
አየ ካድሬ ከምዚኣ እዳጨበረበረኩም ከትናገሩ የሕፈር
Totalitarian and ንግስነታዊ መንግስቲ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዘጥፍ ድጋፍ ካብ ህዝቢ ትግራይ ወሳኒ እዩ
እዛሓተይ ፋና አና ዋልታ እኮ ናይ ኢህወደግ ነይሩ?
እሰይ ጠሰማ አሰትኻኒ ዝበልካ ጠሰምሰ ይቅረ ብባህረኻ ምኽንያት አታ እንጀራ እውን የለን አጨብጫብ ንደብረፅዮን በምኑ እዮ ዝድገፍ ከምኡ ዘአምሰልኩም ጥራሕ ክትድግፍዎ እኹም፣
4ሰባት ወላ ሓቂ እንተኮነ ናይ አርባዓ ድምጸ እዩ ዘበዝሕ
አንታ ቸሬኒ ሓሳዊ አለም መጀመርያ ናብ ፈረዲ ይቅረብ ብድሕሪኡ ስለ ሙስና ከንዛረብ።
ሓሳዊት አበይ አሎ ወጣት ናይ ካድሬ ስብስባ ድሞዘተኛ ኢኩም ሐድ ዓይነት ስባት
Hasawit
መንዳኑኻእዩመድሓርሓሪ
እንታይ ዝበልዋ መጣቂ እዩ እዚ ህዝቢ ኣብ ዝኣረጋ ውድባት ከንብረና ድቃስ ይስእን ዋይ መርገም
ተመራሪፀን ድየን አትየን እዚአን አየን ዘጥፍአና ደናቁር ትዓረቁ እዩ ዝባሀል እዚአን ናይ ረዲኤት ዝሰርቃ እየን መሕፈሮ
ደብረ ዕንክሊል ጆኖሳይድ ድኣ ክሒድዎ ኮ።
ድብረፀንተት ስልጣን ኢያ ድልየቱ
ደብረጽዮንዶ ነዚ ለባም ህዝቢ ትግራይ ምመርሖ? ደብረጺዮን ብሓቂ ፖለቲከኛ እንተዝኸውን ኣብ እግሪ ህዝቡ ወዲቁ ህዝቢ ትግራይ ምርሐኒ ኢሉ ክሓትት ይግባእ፣ ብባዮሎጂ'ውን ደብረጺዮን ወዲ 70 ዓመት'ዩ፣ ናይ ውድብ ስልጣን ነሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ከረክብ ይግባእ፣ ደብረጽዮንን መሰላቱን ብማሊሊስታዊ ስነ ሞገት'ዩ ዝሙግት፣ ደብረጺዮን ይኣክል፣ ጽልእና ምስ ዝሞሽሞሹ መራሕቲ እምበር ምስ ውድብ ህወሓት አይኮነን፣ ደብረጽዮን ይኣክል! ዘመኑ ሓዱሽ ወለዶ ብሓዱሽ ስነ ሓሳብ ዝምርሓሉ ጊዜ'ዩ
As usual they have lined up all their cadres to make a statements like praising the useless Zara & Dedebit medias.
What about adding some shameful insults ,, that will be cherry on the cake , huh ?? Am sure you are well trained for it ,,
ናይ ህዝቢ ዋዕላ ድዩስ ናይ ካድረ ዋዕላ'ዩ?
ካድሬ አሕዘንኩምና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንስኪ አረጊት ጓል 70ዓመት ንመን ከትመከሬ ሓድሽ ሓሳብ ከተመንጨዊ አይትከእልን ፔሬድኪ ጠጠው ከምቲ ዘበለታ ሓሳብኪ ጠጠው ኢሉ እዩ።
Denkoro
ውድብ ውድብ እትብሉ ዘለኹም ካብ ውድብ ተጠቀምቲ ስለዝኾንኩም ኢኹም
ዘይተረደአን እዘን ወላዲት መን ናይ መን አመራርሓ ድዩ መደባት እናዓንቀፈ ዝውዕል ዘሎ? ኣብ ባይታ ዘሎ መሪሕነት ናይ ውድብ ህወሓት አባልን ላዕለዋይ ካድረን ዶ አይኮነን ዘዐንቅፍ፣ ዝሰርቅን ዘጭበርብርን ዝውዕል ዘሎ?
ሀሀሀሀሀሀሀሀሀመሀሀሀሀ በዓል ተጋዳላይ ስብስብካ ህዝቢ አስተያየት ሂብ ማለት የስሕቅ እዩ
Tefetewe-tetselae Tigray nay tegadaly eya. Aykonetn zibl entliyu yimtsae'mo yimokr, abae yiqber.
ካድሬ
ድብረፀንተት
😘😘😘😘😘😘
There no be any success as long as you come back to the creator.
ካስል፡ሳይሆ፡ካሰር፡አየየ
ወጣት አሳቱፉ አንቱም ማሀይማት ናይ ወጣት ሕቶ እንታይ እዩ ቀዳማይ ስራቂ አለም እዩ መጀመርያ አወግድዋ
በቃ ህ አንታ ድድብ እታ ጥምየት ቀፂላ እያ
ዋእ የዒስስስስስስስ. ኣዮኩም. ህዝብና ሓደራ ብደብሪፀይ ሕሩርርርር እየ ህዝቢ ዉን ይፎቶ ንስካ ዉን ህዝብካ ትፎቱ ሶ ኣዮካ
ውድውX . . . ውዱብ
Hiwahat kitedie tiray eyu zelewa
Not public, it was cadre’s conference
ካድሬ ከጠፈእ አለው
ህዝቢ አክ ትፍ ኢሉኩም እዩም ካድሬ
Antar rebhaki hatwtew aitbeli
ህዝቢ ትግራይ ብሓሶት ፕሮፖጋንዳ ከይብትዕሾ ። ውዳበኻ ፍልሆን ደሮናን ዓብሊኸሞ ከውድቑ የማነ ጸጋም ከዕገርግሩ ይውዕሉ ይውዕሉን ይሓድሩን ኣለዉ። ተበለጽቲ ኩሉሳዕ ድኽመታት ሕብረተሰብ እንዳተጠቖሙ ምእንተ ስሱዕ ከብዶም ሃለዋት ሕብረተሰቦምእውን እንተኾነ ኣሕሊፎም ንጸላእቲ ክርክቡ ንደሓር ኣይብሉን። ንቕሓሎም/ ንንቃሓሎም(100%)
Viva tplf
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯
bhaki jgna sebay