Let such forums of discourse/ debate, dialogue and critical thinking/ continue or flourish! And i strongly recommend to avoid words/ terms of incriminations and heinous categorization such as " banda". It won't take long time to come to dialogue society and to come up with conscientious Tigray.
At this time no one is capable to Bering solution for Tigray every one or every party is cooking business or politics shameful parties and elites so sad
ዋውውውውውውው ረኺዕና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ ሓሳብ እዙ እዩ
ዋዉ ብቁዕ አቦ ጀግናናናና ሸልሙለይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ዋይ እዛናይ ልበይ ሓሳብ ተናጊሮምዋ ክብሪ ይግቦኦም እዞም ኣቦና🙏🙏🙏🙏🙏
ዋው!!! ከምዚ ዝበለ ሰብ ሸሕ ይወለድ ተባዕ ትግረዎይ ኣቦና አብ ውሸጠይ ዘሎ ተዛሪቦምለይ።
@@BrehaneGere ናይ ካድረ ዘረባ እዮም ተዛሪቦም እኮ፣ እንታይ እዮም ኢሎም ኮይኖም?
ጀግና ኣቦ ኣግንዕ እዝኦም ንስልጣን እምበር ዕላማ የብሎምን
ኣብ ተምቤን ዘሎ ፀገም ኣብ ኩሉ ከባቢታት ትግራይ እዩ ዘሎ። ትግራይ ከም ትግራይ ትጠፍእ እያ ዘላ ብኸባብን ጎጥን ዝግልፅ ፀገም ኣይኮነን።
@@abigebru4878 ኧረ፣ በይዛኻ? 50 ዓመት ምሉእ በደቂምንታይ ድዩ ተመሓዲሩ? እንታይ ልምዓት ረኺቡ?
ብሓቂ ዘኩርዑ ተባዕ ናይ ሓሳብ ትግራዋይ ወላዲ!
ናይዞም ገለ፡ውሑዳት ኣብ ውሽጡ ቁሸት ዝሽጎጡ ጊናይ ምናይ ዝምጥን ናይ ሓሳብ ልዕልነት ዝምጥን ዝወቅዐ🙏
ጅግና ስብአይ መሰሉ ተናግሩ❤❤🎉🎉🎉
እሰይይይይይይ አቦይ ዕድመ ይወስኽኩም ፈጣሪ !!! ዋእ ዝበልካ ድማ ሕጉም በል ናይ ምሁር ደንቆሮ!!
❤
ጉጀለ ዕሙት 2 ዓመት ተዓሚቱ ጆኖሳደራት ተዓሚቱ ሰዱድዎም ሂዚ በዓል ጋቢ ፅቡቅ ሓሳብ አልዒሎም
ኣቦና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።እዚ መንቀጥቀጢ ወዲ ኣሎ ድዩ ፈራሕ ዑሱብ ገፅካ ትርሓቅ
መሰረት ሓድሽ❤❤❤❤
ናይ ትግራይ ነገር የሕዝን
ተባዕ
እዚ ተመቤን እንዳበለ ዝበታትን ዘሎ ንጹር ንትግራይ ክብትን ዝአተወ እዩ።
ከይተዛሰበ ኣጣቂዐሙሉ እቲ ሓቀኛ ዘረባ ዝተዛረበ ግን ምስ ወደአ እውን ዘየጣቅዕሉ ሪኢናኩም ተዓሲብኩም ከም ዝመፃእኹም
ጻድቃን ሎቅማጽ ኢትዮጵያዊ ልክዕካ ሂቦሙኻ ምስ ኣድሓርሓርቲ ኮራኹርካ ውድባት 😂😂😂😂😂 ተዓወት ኣንታ ቁኑዕ ኣቦ ❤❤❤❤
ደቂ ስፍሓት ምርኮኛታት ኢተጳዊ ኢየ ኢልካ ክትመርሕ ጸንሕኻ ካብ ስልጣን ምስ ተሰጎግካ ኢተጳዊ ኣይኮንኩን ክትብል ሎሚ ተፋልጥና ኢና ኣንቱም ተጎበሐት ምርኻት
ናይ ትግራይ ሙሁር ግን ተስፋ ዘይብሎ ፅልሙት እዩ ንህወሐት እናረገመ ዝውዕል ብቂም ዝሓበጠ ቁሽታዊ ናይ ደቂ ተባዕትዩ ፍሽሽታዊ አረኣእያ ዝለዎም ንስልጣን እምበር ንህዝቢ ትግራይ ዘየሓስብ ታረኽን ትካልን ህዝቢ ትግራ ክድምስስ እናተዛረበ ዝውዕል
ክብሪ ይሃብኩም ኩቡር አቦናን ሓውናን
ትኽክል እታ ሓቂ እዚኣ እያ ዘይሕባእ ኣይትሕባኡ ዋሓጥዋ ህዝብን ምሬትን ዘይሓዝካ ኮንቱ እዩ
ካብዚ 1000 ጸርፊታት ካብ ሰብዓ ካርየ ተወከለ ዝሃቦ ሓሳብ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ
ኣየ ካድረ
ትግራዋይነት እዚኣ እያ ጅግና ኣቦይ
ማዓረይ የቅኒየልና ናይ ልቢ ቡዝሓት
ሕቶ እዩ
ዞባ ተንቤን ኾይኑ እንታይእዮ ክረክብ ቑሸታዊነት ንመን ጠቐመ ?????
@@mas4658 ንደቂ ዓድዋ ጠቂሙኩም። ናይ ባዕሉ ሽግር ብቀረባ ይፈትሕ እቲ ህዝቢ። ናብ ኣክሱም ዘኽድ ከ እንታይ ኣለዎ?
ወይ ጉድ! ትግራይ ጉድ ወሪዱዋ።
ብልጽግና ብኢዱን ብእግሩን ኣትዩዋ።
ካን ጸላኢ ትግራይ ህወሓት ተባሂሉ። ብልጽግና congra!!! ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሓሳዊ ጥራይ ኣይኮነን፡ ብሓቂ ብልሓተኛ ኢዩ። መላእ ኢትዮጵያ ኣኽቲቱ፥ ናይ ኢሳያስ ሰራዊት ኣኽቲቱ፥ ናይ ዓለም ዘመናዊ ተክኒክ ተጠቒሙ። ንህዝቢ ትግራይ፡ መሰረቱ ክነቕሎ ዝመደቦ፡ ምስላጥ ምስኣበዮ፡ ዕስለ ባንዳታት ኣዋፊሩ፡ ባዕሉ ንባዕሉ ክባላዕ ምግባሩ ብልሓተኛዶ ኣይገብሮን'ዩ?
ዝተወረ መሬቱ ክምለስ፡ (ሉዑላውነት ትግራይ ክምለስ)
ኣብ ገዛእ ሃገሩን፡ ኣብ ጎረቤን፡ ተዘናቢሉ ዘሎ ህዝቢ ኣብ መረበቱ ክምለስ፥ ዝበሃል ኣጀንዳ ተሪፉስ፡ ህወሓት ክትጠፍእ ቀንዲ ኣጀንዳ ክተሓዝ ምግባርኩም፡ ምልክት ውድቀት ኢዩ።
DDR ቀዳምነት ክሕዝ፥ ተሓታትነት ክሃስስ፡ ምልክታት ክጠፍእእ፥ ቀንዲ ዕዮ ዝሓዙ ምውዳስ ተወሳኺ ውድቀት'ዩ።
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርድ!!!
ማእኸልና ትግራይ እንበር ቁሸታዊነት ምድሕን ትግራይኽይኑ አይፈልጥን !!!!!!
@@mas4658 ክላእ ግደፎ። ተኺልካ ችግሮም ተረደኣሎም። ተዘይኾይኑ ትግራይ መንፈስ ኣይኮነትን፣ ከም ህዝባ ክትብተን ትኽእል እያ።
ከም መሠረት 1000
እዚ እናንቀጥቀጥቀጠ ዝዛረብ ዘሎ ዕቡድ ቀሓሚ ጫትን ከምኡ እውን እቲ ቀፂሉ ዝተዛረበ "ትንታግ ኢልና መስሪትና" ዝበለ መሓሪ ይስፋን ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይዶም ራዕዲን ረብሻን ክፈጥሩ ሰልጢኖምን ገንዘብ ተዋሂቡዎም ዝመፅኡ እዮም። ርሓቑ ክብሃሉ ኣለዎም።
ከምኒ እዚኦም ዘአመሰሉ ትግራዎት የብዘሓላ ትግራይ
እታ እትድሕንን ዘይትድሕንን ትግራይ ኣየነይቲ ትግራይ እያ ?? መቀለን ከባቢኣን ድያ ትግራይ ? እታ ቅድሚ 2012/3 ዝነበረት እንዶ መጀመርታ መልሱ ::
ብሄራዊ ሓድነት፣ ንተምቤን፣ ንእንደርታ፣ ንራያ፣ ንሳምረ እናድሐርሐርካ ኣይመፅእን።
እንታይ እዩ እቲ ምካሓድ ንገረኒእስኪ ደርጋውያን
@HayleGebrihans ምክሓድ ኣይበልኩን። ምድሕርሓር እየ ኢለ። ትርጉሙ ድማ ሃብቱን መረበቱን ምዝራፍ፣ ከም ትግራዋይ ዘይምርኣይ፣ ካብ ዕበየትን ልምዓትን ንድሕሪት ክጉተት ምግባር፣ ባህሉን ቋንቁኡን ምንቁሻሽን ከይዓቢ ምግባርን እዮም። ህወሓታዊ።
ዓርሓ በዓል ዕለማ ትግራዋይ ከምዚኣ እዩ ።ጀግና ኢኻ ።
ትግራይ ነድን ዝብል መድረክ ናሃለወስ ላብ ሰብዓ ካሬሜትር አውሪድዎ
ኣቦናናና ፀባ ኣስትዮምኒ!!!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኩላ ባንዳ ተጉረምርም ኣላ ምሁር እየ ባህሊ ጉግ ምንጉግ!!!😢😢😢
@@ነፃነት-ቈ7ነ ሌባ ስለዝኾኑ እዮም ከምኡ ኢሎም። እምበር ካብቲ ምሁር መንእሰይ ዝሐሸ ስለ ትግራይ ስለዝቁርቆሩ ኣይኮኑን። ስለ እተፃረፉ ድዩ? ምዕራብ ትግራይ ከይምለስ ዝገብር ዘሎ ባዕሉ ህወሓት ኣይኮነን ድዩ? ምስ ፋኖ ዝሰርሕ ዘሎ መን ድዩ? መንእሰይ ዘዕጥቅን ዘሰልጥንን ዘሎ ኸ መን ድዩ? ሰራዊት ሒዙ ህዝቢ ዘሸብር ዘሎ ኸ? ምስቲ ዋና ጄኖሳይድ ትግራይ ዝሰረሐ ሻዕቢያ ኩሉ ጠሊሙ ተመሓዝዩ ዘሎ ህወሓት ኣይኮነን ድዩ? ናይ ባዕላስ ንሓማታ።
ጅግና ሰብ ጦቅማዕማዕ አቢልካዮም እዞም ልያቡቡ
ጀነራላት ትግራይ ጠይቅዮም፣ ንመድፈርቲ ደቂ ኣንስትዮ።
ኣጀኹም ቀፅልሉ 💙🥰🥰🥰
ትክክል ትክክል
"እምቢታ" ፣ ሆይ ሆይ ኣይኮነን ድዩ?
ዕምት ኣዋሪድካያ ባ ትግራይ
ሓሺሻም ይኣኽለካ። ወድእ።
ሓሳዊ ንስኻ እምበር ናይ መጀመርያ ቅርሺ ተቐቢልካ
ህዝቢ ዞባታት ሰ/ምዕራብን ምዕራብን እውን ልክዕ ከም ህዝቢ ዞባ ቴንቤን ወኪል የብሉን። 726 ማሕበራት ተወዲበን መርዚ ክንስንሳሉ ይውዕላ ኣለዋ
ፀረ ትግራይ እናተናጋርካ ሕዋሓት ፅረ ትግራይ እዩ ማለት ኣቤት ድንቁርና
Gobez sebay jegna
ስሩ ቦቆስ ንለውጥ ንመንእሰይ ትግራይ ንምድሓን
ዪዛረቡ ትክክለኛ እዩም ሐቀኚ አነጋግራ
መሰረት ጀግና።
ትግራይ መን እያ?
ጅግና ሰብአይ
ናይ UNDP ገንዘብ አደዳ ኢሊትን ክራይ አዳራሽን... እዚአስያ ምድሓን ትግራይ...ሸቀጥትን መህፈትን
ብዛዕባ ተምቤን ዝተዛረበ ሰብ ግን እንታይ ዝብልዎ ዓጀውጀው እዩ? ንሱ መራሒ ስኢኑ ይዛረብ ኣሎ፡ ብዛዕባ ገዝኡ ስኢኑ ተፈናቃሊ ኣብ ቸንዳ ኣብ ተምቤን ዝሳቀ ንዘሎ ህዝቢ ግን ዋላ ሓንቲ ክዛረብ ኣይከኣለን። በቃ ኩላ ንጻሕላ ኢያ።
@@danielhailemariam5971 ኩሉ ማዕረ እዩ። ኣጀንዳ ኣይቀይሩ። ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ጉዳይ ተፈናቀልቲ ጥራሕ ኣይኮነን።
@YonasGebreegziabher-x8s ኣነስ እንታይ ዶ ኢለ'የ። ንከምዚ ከማኻ ዝበሉ ስሱዓት ብሰፈር ጥራይ ዝሓስቡ ድሑራት፡ ኩሉ መዓረ እዩ። 4ዓመት ሙሉእ ኣብ ቸንዳ ብጸሓይን ቁርን ሕብሪ ቆርበቶም ዝተቀየሩ ተፈናቀልቲ ምስቲ ናትካ ጸገም ማዕረ እዩ። ኣቤት ድሕረት!
@@danielhailemariam5971 እወ፣ ማዕረ። እንድያም ይብእስን ሓደገኛን እዩ። እዚ ስምዒታት ግዜ ዝወሰደ ፀገም እዩ። እቲ ጉዳይ ተፈናቀልቲ ግዝያዊ ወይ ናይ ቀረባን ኣዉራጃዊ መልክዕ ዘይብሉን እዩ። ድማ ንስኻ መዳቢ ፀገም ትግራዋይ ኣይኮንካን። መሬተይ እናተወረርኹ፤ ቅድምያ ንተመዛበልቲ ክብል እንተተፀቢኻ፣ ኣምላክ ወይ መልኣኽ ገይርካኒ ኣለኻ ማለት እዩ። ኩሉ ፀፀገሙ ይዛረብ። እዚዛ ጉዳይ ተምቤንን እንደርታን ክትለዓል እንተላ ፣ ህወሓታዊያን ብጣዕሚ እያ ተፍረሐኩም። ንምንታይ ነቲ ብዛዕባ 70 ካሬ ይወሃበና ዝበለ ሰብ ፣ ኣይግዚኡን ዘይትብሎ?
@@YonasGebreegziabher-x8s መን እዩ መሬትካ ወሪሩካ? ኣምሓራይ ድዩ ወይስ ጃፓናዊ? እንዳን ቀቢላን
@danielhailemariam5971 ህወሓትን ህወሓት ዝፈጠረቶም ሃብታማትን ። ሓፂር መልሲ።
ንባዕልኩም ትብቀሱ አብ ትግራይ ከምዝአ እልኩም አትነብሩን ፈልጥናኩም አለና
ህዝቢ ተምቤን ኣበይ ዩ ጉድ ክንሰምዕ ኢና፣ካብ ማንም ብላዕሊ ጅግና ህዝቢ ዩ ፣ካሊእ ከባቢ ኣያ ኣለዎ ኢሉ ጉዳም ወይ ጉድ ትግራይ እባ በታተንዋ፤ ህዝቢ ሓደ ዩ ንሱ ውን ህዝቢ ትግራይ
ወቀሳን ፀርፊን መፍትሒ ኣይኸውንን
ኣይንፅረፍ ንሕበር
ትግራይ ክትድሕን እትኽእል ብወያነ ጥራሕ እዩ። ወያነ ገ ጋ የብሉን ኣይበልኩን ግን ካብኩሎም ዛሓሸ እዩ። ክቕየር ዝግቦኦ እንተኾይኑ መጀመርያ መሬትናን ህዝብናን ናብ ቦቱኡ ካኣቱ ኣለዎ
ህዝቢ ተምቤን ተልዓል። ተወደብ ፣ ቅበሮም። ትግራይ ኣይንታይናን።
Lab Debretsion Asel wey hiqoka kitsber eka.
ናይ ቁልዑ ዋዕላ
ማዓዝ እዩ ዞዋ ኮይኑ ተብየን ከ አታ ምልእቲ ትግራይ እዶ ሐዝ ነቀደም
ተምቤን ድሕሪ ሕዚ ትግራይ ኣይኮነን።
አበይዳአ
ህወሓት ይቃወም ዝብሃል ኢኹም ኣኪብኩም።
ሕቶን መልስን ትግራይ መወዳእታ ተሳኢኑዎ'ሎ።
ህዝቢ ንምድሓን ብዝብል ንህዝቢ ምርሳን ንምንታይ ኣድለየ ? ተለዓል እንዳ በልካ ዝድሕን የለን ብዘይካ ናብ ዳግማይ ኲናትን ጥፍኣትን ?
ስበቅ በል ኪድ ምስ ሕዋሓት
@@regberegbe9767 "ህወሓት" ኢልካ ብትኽክል ክትፅሕፍ እኳስ ኣይክኣልካን። ምሃዪም!
መቀለ ከይትፈርስ
መሬት እንደርታ ብስም 70 ካሬ ክዉረር ዝኽእል፣ ኣብ ሬሳ ኹሉ መንእሰይ ሰብዓ እንደርታ ኢዩ።
ለያቡ ለያቡ ጨብጨብ ጨብጨብ ምንቅህ የለን😅😅😅😅😅
ናይ ዞባ ሕቶ አይኮኖን ዞሎ መጀመርያ ምንባር እዩ
ማፍያታት ይተኣኻኽቡ ከምዘሎው ኢና ንዕዘብ ኣለና
No TPLF no Pretoria agreement
ልኡኻት ብልፅግና ትንታግ ፈሺሎም።
ጂግና ዓቢ ሰብ ስምዕዎም
#ህወሓት ካብ መድረኻት ብምሕባእ እትድሕን ይመስላ ኣሎ።
1. ምስ ፈፀምቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ፋኖን ሻዕቢያን ዝሰርሕ ዘሎ መን እዩ?
2. መንእሰይ ዘሰልጥን ዘሎ መን እዩ። ኣድማ ከልዕል ዝብል ዘሎ መን እዩ?
3. ሓፃዊን ዝሰርቅ ዝነበረን ሐዚ እዉን ወርቂ ዝዘርፍ ዘሎን መን እዩ?
4. 447 ወታደራት ፒፒ ብ 4500 ምሩኻት TDF እዮም ተቀያይሮም። እሞ፣ ኣብኣ ዶ ምተረሸኑ?
5. ሚድያ ስለተወሃበካስ ትዛረብ ኣለኻ?
6. ዉድባት ትግራይ ይዛረቡ ነይሮም እዮም።
7. ምምላስ ተመዛበልቲ ሓደ ኣጀንዳ ትግራይ እዩ። ልምዓት፣ ተጠቃምነት ፣ ፍትሓዉነት እዉን ጉዳይና እዩ።
8. መጀመርያ ቃልስና ህወሓት ምጥፋእ እዩ።
9. ህወሓት ባንዳ እያ።
10. ሻዕቢያ ተጎቲቱ ኣይመፀን። ዋና ዲዛይነር ጄኖሳይድ ትግራይ እዩ።
Egzabher yhalka
ድሕሪ ልኣላዊ መሬትካ ምምላስ ግዝያዊ ባይቶ ምምስራት ይከኣል ትክክል እውን ይከውን እንተዘየለ 45% መሬት ትግራይ ዘሀገረ ትውልዲ ግዝያዊ ባይቶ ክንምስርት ኣለና ማለት ግን ዜሮ game ፀወታ እዩ :
ዞባ ዞባ ኣይትበል ሃገር መስርት ክልል ክወሃበካ እዩ።
ህወሓት ካብ ትግራይ ሚሕዉና ክንቀብራ ኢና።
ጎጠኛ
ተቃውምቲ ውድባት ፑረግራምን ፖሊሲ ዘይብለን ብዘይካ ፀርፊ መፍቲሒ ዘይብሎም ናይ ፀረ ዲምክራሲ ዝኾኑ እኽብካብ ናይ ግምት ተተኮብቲን ተላኣኽቲን ህዝቢ እናጠመየ ክፍ ንሳቶም እንተበሊዖም ዝሕጉሱ ናይ ሓንፈሽቲ እኽብካብ
ja pappa❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ተፈናቀልቲ ብኹሉ ኢና ንብደል ዘለና
ስለዚ ናብ መረበትና ምለሱና ዓቅሚ ተዘይብልኩም ከኣ ንገሩና በጃኹም ዋእእእ
ግርም እባ ትግራይ ምድሓን መኸወሊ ተነቒሒልኩም እዩ!!!!
ካብ ቴንበን ጨብጨብ 😢😢😢😢
ኣፕፕፕፕ
ዞባ ብምርካብ ዝመጽእ ለውጢ ወይ ፍትሒ ኣሎ ኮይኑ
Wayiway ..
Sebaebaw nay Tintag...sebseba diyu...nay pp mengist zedarajebo diyu.
እቲ ተሪር ሕቶ ሓደ ሰብ ጥራይ ኣልዒልዎ ኣሎ። ትግራይ ክትድሕን ጭርሖ ኣየድልያን። እቶም በዓል ጋቢ ሰብ ዓልዒለምዎ ኣለዉ። ዝኾነ ተግባር ወይ ሓሳብ ቅደም ሰዓብ ኣለዎ። ቕድሚያ ዝዋሃቦ ንህላወኻ እውን መሰረት ዝህብ። ኣብ ፅልኣትን ህልኽን ዝውዕል ሰብ ሞዋታይ እዩ። ንህወሓት ዝስዕር ሓሳብ ካበይ ይምፅእ? ኣረጊት በሎ፣ ድርዕቶ ንዕኡ ዝስዕር ኣተሓሳስባ ወንን የለን እምበር
እቶም ካልኦት ናይ ባንዳ ስርሖም እዮም ዘውርዩ ዝነበሩ።
ህዝቢ ተምቤን ዞባ ኢና ንደሊ።
እዚ እሊት ትግራይ ዝብሀል አካል ሸው ይብል አሎ ናብ ፀድፊ... ተመለስ ዝብሎ ለባም ተሳኢኑ ንዚ መዋዕልt ሚዲያ ማእከል ዓዲ (ድሁር )
Let such forums of discourse/ debate, dialogue and critical thinking/ continue or flourish! And i strongly recommend to avoid words/ terms of incriminations and heinous categorization such as " banda".
It won't take long time to come to dialogue society and to come up with conscientious Tigray.
እዚ ናይ ሕጂ ትውልዲ ብጥቕሚ ዝታለ ል እዩ።
ከም ዚኦም ዘመሰሉ ኣረጊት ውድብ ኢሎም ዝፃረፉ መልሓዶም ኩቁረፁ ለዎም
ሽግር ተምቤን ሽግር ኩላ ትግራይ እንትፍታሕ እዩ ዝፍታሕ ።
At this time no one is capable to Bering solution for Tigray every one or every party is cooking business or politics shameful parties and elites so sad
Awedalna nezi kondaf teregagu bdhrit zelekum elwo nezi abi sebay ezi rito u tegagika
እዚ ለቁማፅ ቆልዓ እንታይ ይብል ኣሎ ኣይስማዕ ባዕሎ ዝሰምዑ እንተልዩ
መሬት 70 እንደርታ ብ ስም 70 ካሬ ክትወርር እንተተራእዩካ ፣ ሕልሚ ምዃኑ ፍለጥ።
ብዛዕባ ሕመቅ ህወሓት ምዝራብ ትርጉም የብሉን : ትግራይ ናብ ጆኖሳይድ ክትኣቱ ዝገበሩ ድኩም ፓርቲ ምካኑ ዓለም ዝፈጦ እዩ ::ግን እቲ ምክትል ፕረዚደንት ኮይኑ ዝመርሖ ግዝያዊ ምምሕዳር ጀ/ፃርቃን እውን ናይ ዜሮ ግየም ዝጫወት ዘሎ ሰብ ምካኑ ምርዳእ የድሊ ::
Gena kitidisel eka wedi gahef
ክላ ተንቤንስ ሞሁር ግዲ የለን አዩ እንታይ እዮም እዚ ዓንጃል ዝልእኩ
ንሙኻኑ ትሰሩሑዶ 360 መዐልቲ አኼባ ስብሰባ እዋይ
ናብኢሮብስ ኣላታ ሓለንጊ ሰሜን
Mnem Ayteredeanen hasabu