🔵ብልበልኩምኒ መሰረት ን ኣደይ ውህብቶ ሂበ ኣሐጉሰያ 🥰 እኖ ዶ ትሙኖ🤗💙

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025
  • #viraldance #habesha #tigrignamusic #youtube #duet #tigrayan #wedding

ความคิดเห็น • 675

  • @adu_blue
    @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +146

    ብልበልኩምኒ መሰረት ን ኣደይ ውህብቶ ሂበ ኣሐጉሰያ 🥰 እኖ ዶ ትሙኖ 🤗💙6k ለ ክንኣቲ ንእሽተን እዩ ቀሪና እናsubscribe ግበሩለይ 💙

    • @Haregte
      @Haregte 6 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ኣደ/እኖ ብምታይ ተገሊፃ ኣይትውዳእን❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንተን ዘለዋ❤🙏

    • @ZuzuMohammed-d3n
      @ZuzuMohammed-d3n 6 หลายเดือนก่อน

      ማዘር ፍቅሪ እያ ብጣዕሚ ድስትብል ዕድመን ጥዕና ይሃቀልካ ብራዘር❤❤❤❤❤

    • @salamsalam1464
      @salamsalam1464 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
      @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 6 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ❤ንኣደ ይውሕዳ እምበር ኣይበዝሓን🎉🎉🎉

    • @HiwiGaltigray
      @HiwiGaltigray 6 หลายเดือนก่อน

      ተባረክ ግርማ ይክደንካ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน +87

    ንሓፍትካ ፕራክ ግበራ ትብሉ❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Benji788
    @Benji788 6 หลายเดือนก่อน +81

    ጎበዝ አሓጊስካና አዱ ለባም ከማየ ደስ ለበለኩም ላይክ ግበሩ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🥰

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 6 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 6 หลายเดือนก่อน

      ንደማመር አሕዋት

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ጀምርኒ

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ หลายเดือนก่อน

      ​@@seni-z1fደምርኒ ደሚረኪ

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 20 วันที่ผ่านมา +1

    አዶዋይ ይግበኤኪ እዩ❤
    አዶስ ንዘለዓለም ትንበር❤

  • @ዜድዕባይኣፅቢ
    @ዜድዕባይኣፅቢ 6 หลายเดือนก่อน +29

    ካብ ለሕርቀኒ ሰራሕተኛ ምባል😢 ብሱማ ፀውዕዋ❤❤ከም ሓፍትኩም❤❤

    • @Muhammad-ch4bp
      @Muhammad-ch4bp 6 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ለባመይ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      Eshi sorry

    • @elssaelssa2954
      @elssaelssa2954 6 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ልባመይ❤❤

  • @MdHitt
    @MdHitt หลายเดือนก่อน +3

    ደስ. ክትብል. እዚኣስ. ሓማት ካ. ትትከን❤❤❤የቅርታ ሰራሕተኛ. ኢልካ ኣይፅዋዕይ ናይ ገዛ. ሓጋዚትና. እንዶ ኣይትብልይ.

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ኣሐጊስኻና ወድኖ👌 ማሚየ መዓረይ መን ከም ኣዶ❤💞ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ላትሓጎስኹም ንበሩ🙏❤️

  • @HgVv-lp7qt
    @HgVv-lp7qt 2 หลายเดือนก่อน +5

    ማምተይ የዋህ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪን ፍጣረ👏

    • @adu_blue
      @adu_blue  2 หลายเดือนก่อน

      🙏💙🥰

  • @LetushGerea
    @LetushGerea หลายเดือนก่อน +2

    እንኡ ዘይፈቱ ሰብ ኣሎ ድዩ ኣዱዋይ ፋራ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Way anes fara 😂

  • @ክብሪቅዱሳን
    @ክብሪቅዱሳን 6 หลายเดือนก่อน +13

    ሰራሕተኛና ትብል ኣስተኻኽልዋ ብጣዕሚ እዩ ሞራል ዝሰብር ኣነ ከምኡ ኢሎም ክፅውዑኒ ከለው ብጣዕሚ እየ ዝሓርቅ እና ብሽማ ፀውዕዋ😢

    • @CxhCxhdF
      @CxhCxhdF 6 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ

    • @hgf6568
      @hgf6568 6 หลายเดือนก่อน +2

      ታይ ሽግር እሞ አለዎ ካሊእ እካ ይባሃል አሎ

    • @MahiAregawi-f8n
      @MahiAregawi-f8n 5 หลายเดือนก่อน

      ኣረ ኣይትካብድዎ ታይ ፀገም ኣለዎ ሰራሕተኛ ምብል

    • @SsdSds-f3q
      @SsdSds-f3q 2 วันที่ผ่านมา

      ካልእ ስም ኣይኩን እምበር ስራሕተኛ ምባል ፀገም የብሉን ❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน +43

    ይቅርታ እበር ንዛ ሰራሕተኛ ትብልያ ዘለኪ ኣይበሃልን ብሽማ ፀውዕዋ ኣነ ኣብ ስደት ኮይነ ሰራሕተኛ ዝብለኒ ኣይፎትን ቲምታይ ሽሙ ኣነኒ 😢😢😢😢😢ስለዚ ብሽማ ክትፅዋዕ ኣለዋ

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @ሜሪፍታዊትኣዳኣ
      @ሜሪፍታዊትኣዳኣ 6 หลายเดือนก่อน +9

      ዋላ ኣነ ተሰምዕኒ ማርያምን ዘን ኣዕርብ ሸቃላ ተይለላና በጣዕሚ አየ ዚባሳጨ በሽምና ዘዘፅፀወዓና😪😒

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน

      @@ሜሪፍታዊትኣዳኣ እወ ኣነ ይናደድ እሞ ሌሽ ይብላ ኣነ ከዓ ሽሙ ኣለኒ እየ ዝብለን ንምታይ ንስከለ ሸቃላ ኢኪ ይብላ ስራሕ ኣለኪ እወ ተላትኒ ሸቃላ ኢኪ ኩለና ሓደ ኢና ስለዚ ሸቃላ ኣይትበልኒ እየ ዝብል 💓💓💓💓

    • @TsgeredaSeyfu
      @TsgeredaSeyfu 6 หลายเดือนก่อน +1

      ግን እኮ ምንም ፀገም የብሉይ ያው ስራሕተኛ ማለት ንምንታይ እዩ ልከፈና 🤔🥰

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน +2

      @@TsgeredaSeyfu ናይ ቀልዓለም ኣይትግበሪ ውሽጡ ሕሩርሽሙ እኮ ኣለና ዛሓፍተይ ወለድና ዘውፅኡና ሽም የብልኪ ማለት ድዩ

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 6 หลายเดือนก่อน +11

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ካብተን 10 ትእዛዝ አደካን አቦካን አክብር እዩ ዝብለና ቃል አምላክ እሞ ፈጣሪ የክብርካ ክዉር ሓወይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl 6 หลายเดือนก่อน +6

    ፅብቅ ገይርካ ዋ ታማ ዛሰራሕተኛ ኢላ ትፅዋዓ ዘላ 😢😢😢😢ቂር ኢሉና እዩ 😔😔

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውውው ኣዱዋይ ማዓረይ ናይ ብሓቂ ብውላድኻ ተሓጎስ ጎበዝ ቀፅለሉ ዙሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤ ኣደዊተይ እንኳዕ ደስስስ በለኪ ናተሓጎስኪ ንበርልና❤🎉❤🎉 ናይ ኣዶ ትግራይ ፍቅርን ጅግንነትን ግን ብከመይ እዩ ዝግለፅ ኣነስ ቃላት ዩ ዝሓጽረኒ ነዘን ኣዴታትና ዝኸውን መግለፂ ቃላት❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራተይ ነታ ሰራሕተኛ እውን ከም ነቦስኩም ኣሐዠፍቅርዋ ኣሕዋተይ እንሕና ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣንገላቲዐን ቀቲለናና እየን ስራሕተኛ ተኮነት ከም ባርያ ከይትሪኡዋ ሓደራ❤👏ካብኡ ከዓ ብስማ ፀውዑዋ ሰራሕተኘ ከይትብሉዋ ኣነ መዳመይ ሰራሕተኛ ትብለኒ ተላ ከለ ኣቤት ኣይብላን ስመይ ኣለኒ ብሰመይ ዘይትፅውዕኒ እየ ዝብላ ስለዚ ዋላ ሰራሕተኛ ተፋቂርኩም ንበሩ ብሩካተይ ኣዴኻ ግን ትዓዲልካ ፅሪይቲ ዓለም እያተ።ኣዶ ዶ ትሙነ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +11

    ዋውውው ብጣዓሚ ደሰ ይብል ክብርት ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣዶ ብርሃን ገዛ ሸሕ ዓመት ንብራልና ኣደዋተይ 🙏🙏💘 የኔ ናፍቅት😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 6 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ባርች2345
    @ባርች2345 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዉዉዉዉዉ ደስ ዝብል ዉህብቶ እዩ ንኣዲካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልካ❤🎉 ግን ነዛ ሰራሕተኛ ትብል ግን ብሹማ ፀዉዕዋ ስደት ዘለና ከይኣክለናስ 😢😢 ሰራሕተኛ ምኳነይ ናፈለጥኩስ የናድደኒ በተን ኣዕራብ😢 ይቅርታ ኣዱዋይ የድንቀካ እየ ❤🥰🥰🥰😘

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ራኬቭ-ፐ6ነ
    @ራኬቭ-ፐ6ነ 6 หลายเดือนก่อน +9

    ዊ ማዘርኻ ደስ ክትብል ኣሰይይይይይ ፍትዉ ኣቢለያ በቃ መግለጺ የብለይን ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ሓወይ 🫶ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ዓደይ ሓላል ❤️❤️❤️❤️🙏ግን አቲኣ ነጸላ ዋጋኣ ክባር ዶ ትኸዉን ክንደይ ሂብካ ገዚአካዮ ኣዱየ 👏

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 6 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

    • @ራኬቭ-ፐ6ነ
      @ራኬቭ-ፐ6ነ 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@seni-z1fኢለኪ ኣለኹ ሓብተይ

  • @Betelihem33-lz4jf
    @Betelihem33-lz4jf 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውው ኣዱ ሓወይ ተባረክ ኣዶ ማለት እኮ ፍልይቲ ፍጥረት እያ ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @زهراءكشفالي
    @زهراءكشفالي 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣዶስ ትተሓጎስ ደኣ ተባረክ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamSalam-c5s8o
    @SalamSalam-c5s8o หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶ ብርሃን ዓዲ ሽሕ ዓመት ትንበር❤❤❤ግን ሰራሕተኛ ሰለዝበለ የኩርዕ እንበር ኣየሕፍርን❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 6 หลายเดือนก่อน

    በእውነት ወሊድኻ ወይ ተመርዕኻ ኣሖጉሰን ንደዋኻ ዝሓወይ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @tesfaalemwelegabar5225
    @tesfaalemwelegabar5225 หลายเดือนก่อน +1

    Cherrs🎉🥂 respect your mama❤✨

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @rsjv415
    @rsjv415 6 หลายเดือนก่อน +4

    አዶ ማለት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደሰ በሃሊ

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +4

    እሰይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @asly123asly5
    @asly123asly5 5 หลายเดือนก่อน +1

    ለናትህ እንዳስደሰትካት
    ላንተም እግዛብሄር ኣምላክ ያስደስትህ የኔ ልባም

    • @adu_blue
      @adu_blue  5 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @HsgdgBdbdhh
    @HsgdgBdbdhh 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነስ ናኣኻ ትርእለኹስ ንእሽተይ ሓወይ መስልኻ ትረኤንለኻ ዝሮ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ኣዶ ዶ ትምኖ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @MebratabadiAbadi-m3r
    @MebratabadiAbadi-m3r หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🥰💐🌹🌹❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ሽኮራተይ 😊

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱዋይ ለባመይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ጌርካ ምርቃ ኣዴታትና ኣይፈለየና 🙏♥️

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 5 หลายเดือนก่อน

    😮❤እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋት ስድራ❤❤❤❤❤🎉

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዞም ኣሕዋተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ኣየኹም በርትዑ👏♥️

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @akilove3701
    @akilove3701 2 หลายเดือนก่อน

    ፅሪቲ አዶ አላትካ❤❤❤❤❤❤አዱየ❤❤❤❤❤❤

  • @WahidBelete
    @WahidBelete 2 วันที่ผ่านมา

    ፈጣሪ የክብርካ ማዓረይ

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 6 หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ ማለት እዩ ሰራሕተኛ ኢለካ መፅዋዕ ከ
    እሞ ከዓ ንከማካ ዝበል ተዛራቢ ትግርኛ እዋይ እንይካ ጉድ ሸም እኮ ኣለዎ ብሸማ ዝይተፅውዓ ኣይ ሓበሻ ወዮ ኣይተረድእኩምን ዘሎ እንበር ንባዕልኩም እኮ ለሚንኩም ኢኩም ትእክብው ዘልኩም እቲ ኮመንቲ ላይክ ሰብሰክራይብ ❤ እታ ሰራሕተኛ ትብላ ዘላ ከዓ ብጉልበታ እያ ሰራሓ ትንብር ካብ ምለማን ብጉልቦትካ ሰሪሕካ ምብላዕ ይሕይሸ 😮ሰለዚ ኣብታ ሰራሕተኛ ክብሪ ይሃሊኩም::❤❤ ንባዕልኩም ናለምንኩምሰ😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      ብካሊእ ኣይትውሰዲዩ 😶

    • @Romiዩቱብ
      @Romiዩቱብ 6 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጆኺ ወለላይ ብዙሕ ኣይትናደዲ ኖርማል እዩ ሰራሕተኛታት ኢና ኩላትና ለሚንኩም ግን ኣይበሃለይ ሰሪሖም እዮም ዝረክብዎ ዘለው ንሶም እውን ኩላትና ሰራሕተኛታት ኢና😌 ማዘረይ ከኣ ኣይልመደን የኾነይዶ ሓበሻ ከማናስ ኣዕራብውን ከምኡ ተበሉና ብጣዕሚ ኢና ንናደድ ጎብዙ ዞም ሓተይ ❤🎉

    • @netsanetalem2975
      @netsanetalem2975 4 หลายเดือนก่อน

      @@Romiዩቱብ ሰብ ኩቡረ እዩ ኣየዘንጠለን እኮ ሸም እኮ ኣለው ኩሉ ወዲ ሰብ
      ንኣብነት ማንመ ሰብ ዝይተፈለጦ ዋላ ኣብ መንገዲ እንተረኪብካሰ ኣታ ወይ ኣቲ ኣይባሃልን እኮ# እኮ ደኣሰ ዛሓወይ ወይ ዛሓፍተይ እናበለካ እዩ ዝፅዋዕ:: 🥰 ካብዛ እዚኣ ቨዲዮ ዝሰረሕ ተካታቲልዮ ኣይፈለጥን እወን ዋ ቅጭ🤣🤣😂

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ 3 หลายเดือนก่อน

    ክብር ሓወይ ተባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSalam-c5s8o
    @SalamSalam-c5s8o หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመንጥዕናንይሃብኩም❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሓበሻhabeshatube
    @ሓበሻhabeshatube 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ወዲ ሓፍታም ኢካ ተዓዲልካ ኣብዚ ኣለና 10 ዓመት ከርተት😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SeSe-x8l
    @SeSe-x8l 20 วันที่ผ่านมา

    ደስ ክብሉ የኔ ኣስልታት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ ዝሓወይ ኣደዋይ🙏
    ባይዘወይ ይፎትየካለኩ እየ 🙄🧡

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 6 หลายเดือนก่อน

      ደምርና ማዓረይ

  • @bege8567
    @bege8567 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉዉዉዉዉ ብጣዕም ደስ ባሃል ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th 5 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉዉ ደስ ባሃል ኣዱየ ዶሞ ንስኻ ውን ብውላድኻ ተሓጉስ ወድነይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  5 หลายเดือนก่อน +1

      Amen 🙏😇

  • @fanaabebe834
    @fanaabebe834 4 หลายเดือนก่อน +1

    Geramit ado alatika u r lucy man

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰💙

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 6 หลายเดือนก่อน +1

    ይግብኣኪ እዩ ኣዶ ብርሃን ገዛ ❤❤❤❤ይቅርታ እምበይ ሰራሕተኛ ኣይብሃልን ብሽማ ፀውዒያ

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @lemigereziher8177
      @lemigereziher8177 6 หลายเดือนก่อน

      normal eyu kulu serahtegna eyu mearey

  • @ጋል20ዓዲ
    @ጋል20ዓዲ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶ ብርሃን ገዛ😍👏

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 6 หลายเดือนก่อน +2

    Welade tigraye selamekie yebezahi❤❤❤🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ትግራዋይ
    @ትግራዋይ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው እግዚኣብሄር ይሃብካ ብውላድካ ተሓጎስ

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ ሙቁራት ስድራ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ
    @ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ 6 หลายเดือนก่อน +2

    እኖ ዶ ትሙኖ ማሚየይ ብህወት ተትህልዊስ 💔😭

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      Tsnat yhabki haftey ajoki 😔

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ወዲነይ ጎቦዝ ግርማ ተከደን ለባመይ ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ
    @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመይ ጥዕናይ ያሃበለይ ፍጣር ኣዶ ወላድተይ ደስስስ ይበልኽ ኹሉ ግዜ ብደቅኽ ኣደዌኒ🥰🥰 ድንግል ማርያም ታሓልወለይ ወላድተይ🥰🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @lawlatibaraa
    @lawlatibaraa 6 หลายเดือนก่อน +1

    ግብዝ ደስ ክብል ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🥰🥀🥰🥀🥰🥰🥀

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @hthf454
    @hthf454 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶ ብርሃን ገዛ ይግበአን እዪ😊

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ገዛኩም ደሰ ክብል እሰይ ሓማተይ ሸኮር❤❤❤❤❤😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei 6 หลายเดือนก่อน +1

    ማምየ ፅሪቲ😘😘😘 ኣጆካ ጎብዝ ኣዱየ😘🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @QueenG-ki4gf
    @QueenG-ki4gf 6 หลายเดือนก่อน +1

    ማማየይ ፅርቲ ዓለም ይግበኣኪ እዩ❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @edelehagaz
    @edelehagaz 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፅሩያተይ❤❤

  • @AyyZym
    @AyyZym 6 หลายเดือนก่อน +3

    This berry good✝️🙏🙏🌺🌺🕊️

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @flfu5333
    @flfu5333 6 หลายเดือนก่อน +1

    ይግብእኪ እዩ ኣድ ብርሃን ገዛ እስይይይይይ❤❤❤❤❤🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @yfgfhggc1498
    @yfgfhggc1498 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣዶ ማለት እኮ ትፍለ እየ❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Hhhjdjj-l5q
    @Hhhjdjj-l5q หลายเดือนก่อน

    ማሚተይ ንበራልና ሸሕ ዓመት ጎበዝ ኮይንካ አዱዋዮይ❤❤❤❤

  • @GhHg-y3z
    @GhHg-y3z 8 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ዘሕርቀኒ ዛሰራሕኛ ብሽማ ዘይትፅውዕዎ ከምሓፍትኩም

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዱየይ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ሸዉት
    @ሸዉት 6 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ዕደመን ጥዕናን ያሃቡኩሙ ፁሩያተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 6 หลายเดือนก่อน +1

    ማዘርካ ደስ ክብላ ፈትየን ክሞት ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @hiyabTubehiyab
    @hiyabTubehiyab 6 หลายเดือนก่อน

    እግዝአብሔር አምላኽ ግርማ ቅዱሳን ይኽደንኻ ኣዱ ሓወይ ለባም ነዴኻ ከኣ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ በእውነት ደቂ ደቅ ደቅኻ ኽሳዕ ትሪእ ብጸጋን ዕድመን ጥዕናን የጎናጽፋ ፈጣሪ ቕድመኽስጥሓን ኣደስ በቃ ክትሕጎስ ጥራሕ እዩ ዘለዋ አደዋ እንኳዕ ሕጉስ በልክ ❤❤❤😍😍😍😍😍😍 ኣዱ ኸኣ ስራሕካ ቀጽሎ በርትዕ ዝሓወይ💖💘ኣዶ እዙይ ይዉሕዳምበር ኣይበዝሓን እንድዩ ይኩንምበር አዶ ብንእሽቶን ነገርዉንያ ብልባ ትሕጎስ እና ኹሉ ግዜ ናሓጎስካያ ንበር ዝሓወይ ንምዉላድ ከኣ የብቅዕካ💖💖💘💘💘💘

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Sawhtae
    @Sawhtae หลายเดือนก่อน

    ሓፍቱ ትመስል ደስክብሉካ❤❤❤❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 5 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ፅቡቅ ማማይይይ 💘🧡💘💘💘💘

    • @adu_blue
      @adu_blue  5 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፅብቅ ደስ ባሃሊ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ቃደመይቲ ባዕለይ❤❤ ኣዶ ብርሃን ገዛ💐🥰🥰😍❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ፍቅሪ-ፈ8
    @ፍቅሪ-ፈ8 6 หลายเดือนก่อน +2

    አይ ማዛር አድኑቆተይ ከይወዳአኩስ አነስ ዘናድደኒ ሰብ ስራሕተኛ ዝብል😢

  • @ህያ
    @ህያ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ጎበዝ ደሰክትብለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

  • @ደንግለይእያዋሕስህወተይ
    @ደንግለይእያዋሕስህወተይ 6 หลายเดือนก่อน

    ኣዶዋይ ብርሃን ገዛ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ብጣዕሚ ደስ ብሃል ❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 6 หลายเดือนก่อน

    ለባም ዝሓወይ ተባረኽ ደስስስስስ ትብሉ ፋሚሊ ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሐጊስኻና ኣዱዋይ💜🥰🫶🏾

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ميروميرو-ز5ن5و
    @ميروميرو-ز5ن5و 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ይሃብካም ኣደስ ኩሉ ግዜ ትትሓጎስ ድኣ ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ መዓረይ 🙏❤❤🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @سبحانالله-ز1ه2س
    @سبحانالله-ز1ه2س 6 หลายเดือนก่อน +1

    አዱ ጎበዝ ለባም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @sbya123sbya6
    @sbya123sbya6 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍጣሪ ኣደወአይ ማዓሮ ❤️❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረክ ወዲእነይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
    @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 6 หลายเดือนก่อน

    ኣበሳ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ ክብርቲ ወላድትኻ❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 6 หลายเดือนก่อน +1

    ይግበአኪ እዩ ኣዶ ብርሃን ገዛ♥️😍

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @suhhd
    @suhhd 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ መኽበር ኣደኡ❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @wezamwezam9403
    @wezamwezam9403 6 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ቃልና ሰለዘኽበርካ ንኣዴና ድማ ሽሕ ዓመት ንበራልና ማማዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @lmlmxx1720
    @lmlmxx1720 6 หลายเดือนก่อน

    Goboze zehawey ketilelu mamaye edemen tenan yihabeki ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @haileAsgedom-yi5ef
    @haileAsgedom-yi5ef หลายเดือนก่อน

    ንወለዲ ክብሪ ምስእትህብ ውሽጥኻ ባህታ እዩ ዝስመዓካ ክብሪ ይሃብካ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @YirgalemG.tsadik
    @YirgalemG.tsadik 6 หลายเดือนก่อน

    ዎውው ንፉዕ ብሓቂ ደስ ዝብል ውህብቶ እዩ ኣዶ ኩሉ ግዜ ክትሕጎስ ኣለዋ ኣዴኡን ኣቦኡን ዝክብር ሰብ ዝተባረኸ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንኹለን ኣዴታት ትግራይ❤❤

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 6 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @YirgalemG.tsadik
      @YirgalemG.tsadik 6 หลายเดือนก่อน

      @@seni-z1f ድምርርርር❤️

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 6 หลายเดือนก่อน

    ኣዱየ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ናዓኩምምም ፈትይይይይይይ እየ ለብለኩምም❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰💙

  • @rorosunmax8801
    @rorosunmax8801 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ አዴኻ ዘሐጎስካያ ብደቅኻ ተሐጎስ

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ابب-ذ9ن
    @ابب-ذ9ن 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ንኣደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @safdvzxcx634
    @safdvzxcx634 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ብሃሊ ኣዲዋይ❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ይግበአክን እዩ ኣዶ ሓላል ፍጥረት 🥰🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ ምቅርት ❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ❤❤ስራሕተኛ እልካ ምፅዋዕ ግን ብጣዕሚ እዩ ዘናድደካ እና ብስማ ፀዉዕኣ ኣብ ስደት ኮይንና ሸቃለ ክብልና ከለዉ ብጣዕሚ እዩ ዝስመዕና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰይ ጎበዝ እዚ ሓወይ❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @EtttugfIgbgfjgfĝ
    @EtttugfIgbgfjgfĝ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣደ ወለላ

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  6 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰