ኒ ኣደይ ኣጥኒሰ ኢለ ኣደንጊፀያ 🙆‍♂️መጨረሽቱኡ ግን ኣሕዚናትኒ 🥺

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1K

  • @adu_blue
    @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +50

    6k ክኣቲ ንኢሽተይ እዩ ቀሪኒ እና subscribe ግበሩለይ 🤗💙

    • @hgf6568
      @hgf6568 3 หลายเดือนก่อน +2

      ገይርና አለና አጋይሽ 👍

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 4 หลายเดือนก่อน +242

    ኣዶዋይ የዋህ😢 ንኣዶ ስጦታ ሃባ ትብልዎ ላይክ ሃብኒ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

  • @SalamahSalim-jj9ms
    @SalamahSalim-jj9ms 4 หลายเดือนก่อน +260

    ጥንሰቲ እየዋ ላይክ ሃብኒ ደሞ ነዕብዮ ተጋሩዋይ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Benji788
    @Benji788 4 หลายเดือนก่อน +263

    አንደኛ አዶ ውህብቶ ትወሃብ ትብሉ ላይ ላይክ እንዳገበርኩም ሕለፉ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +8

      የቀንየለይ 🙏🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +7

      Subscribe ለ ግበሩዎ

    • @SsAa-d9m
      @SsAa-d9m 4 หลายเดือนก่อน

      ማማወይ ❤❤❤❤❤

    • @mesfnge
      @mesfnge 4 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤

    • @Slama-su1wb
      @Slama-su1wb 2 หลายเดือนก่อน

      ኣደዋይ​@u መቀረትser ልባ- ኣብዋይjs2 ሙቅርug በደካ1d ኩርዕl8 ኣደካስi ካምዝይ አንበይ ኩሉ ዝርዳኣ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 4 หลายเดือนก่อน +109

    ኣዶ ለዋህ ኣደዋይ ❤❤❤❤

  • @wezamwezam9403
    @wezamwezam9403 4 หลายเดือนก่อน +65

    ኣሰይ ኣደዋኒ ማዓረይ ደስ ክብላ ስጦታ ክኣ ኣበን ናዝኩሉ ዘደንገፅኩመን ቆንጆ ስጦታ ክፅበ እየ ኣነ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @haftomtariku
    @haftomtariku 4 หลายเดือนก่อน +58

    ዝሓወይ ፕራንክ ዘሎ እዩ ግን ናይ ናይቲ ፕራንክ ትሕዝቶ መምሃሪ ክኸውን ኣለዎ ይመስለኒ እቶም ሓደ ሓደ ህሊና ዘይብሎም ኣወዳት ከምዚ ይገብሩ እዮም ናትካ ስራሕ ግን ፅቡቕ ነይሩ ግን ንሕና ስደት ኮይና ኢና ንከታተለኩም ዘለና እዙይ ማለት ምሳና ኮይኖም ዝከታተልኹም ህፃውንቲ ቆልዑ ኣለው ናትካ ብጣዕሚ ዘደበረና ነገር ብጣዕሚ ኢኻ ትፃረፍ ብጣዕሚ መፀየፍቲ ቃላት ትጥቀም ነይርካ ኩሉ ግዘ ንጥቀመሎም ቃላት ምጥንቃቕ የድሊ ብዝኾነ ናይ mother ብሓቂ ቃላት የብለይን ብጣዕሚ ቅንዕቲ ኣደ ናይ ደቂ ኣንእስትዮ ቁስሊ ዝተረደአን ክብርቲ ወላዲት ፈጣሪ ናይ ልቢ እዩ ዝርኢ ኩሉ ሓሳብ ልብኽን የስምረልክን ኣነ ኣብዛ ሓፃር ቪድዮ ዝረኣኽዋ ልዕልኹሉ ናይክን ፍፁም ቅንዕና እና ትሕንና እና ናይ ኣዶ ርህራሄ ብዛዕባኽን ብዙሕ ክብል ቃላት የብለይን ሓደ ነገር ግን ክብለክን ንይዙይ ዘመን ብልፅቲ ኣደ ኢለ ሰይመክን ካልእ ድማ ንሓወይ ሓደ ነገር ክብለካ ሓደራ ንጓል ኣንእስተይቲ ከይትጎድእ ፈጣሪ ከምዚ ይብል ሃፍትን ንብረትን ካብ ቤተሰብ ይውረስ ቅንዕቲ ሰበይቲ ግን ካብ ፈጣሪ እያ ይብል ስለዚ ንግዝያዊ ነገር ኢልካ ልቢ ጓል ከይሰብር ንሂወትካ ፅቡቕ ኣይኮነን ብዝኾነ ፍትዋተይ ትግራዋይ ስለዝኾንኹ እየ ናተይ ስለዝኾንኻ እየ ከምዚ ደፊረ ተዛሪበካ ኣብ ስደት ኮይንና ትግራዋይ ምርኣይ ማለት ልክዕ ከም ወድነና እዩ ዝስመዐና ዕበየልና ሰላም ንትግራይና ንወላዲት ግን እዛ ፅሑፍ ኣንብበለን ኣመስግነለይ ኣብ ቀፃሊ ስራሕኻ ከም ዘንበብካለን ኣብ መእተዊ ቪድዮኻ ንገረና ኢኻ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +8

      እሺ ይቅርታ 🙏

    • @Asa-dv3gv
      @Asa-dv3gv 4 หลายเดือนก่อน +3

      ናይ ብሓቂ ኣደዋኒ❤❤❤

  • @Rgatyoutube
    @Rgatyoutube 4 หลายเดือนก่อน +92

    ከም ኣዴካ ዝበለት ሓማት ትፍጠረለይ ኣዶስ 1000ዓመት ትንበር መን ከም ኣዶ ብርሃን ገዛ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

    • @ህርምላ
      @ህርምላ 4 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን❤❤

    • @Asa-dv3gv
      @Asa-dv3gv 4 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ንኩለና❤🙏

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 4 หลายเดือนก่อน +52

    አደ ብርሃን ገዛ ብጣዕሚ ለባም መክበሪት ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

  • @ኣቢቲ
    @ኣቢቲ 4 หลายเดือนก่อน +32

    ደስስስ ትብሉ ማዓት ኢኹም ማማማየ ስጦታ ሃበን❤ ተጋሩዋኒ ለ ኣሕዋትና ነባራታዓዮም❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @TsgeredaSeyfu
    @TsgeredaSeyfu 4 หลายเดือนก่อน +27

    እዊ ስድራ ግን 🥰🥰🥰ይፍለያ እየን ማር ያ ምን ❤️❤️አዶ ግርማ ገዛ ሓፍቲ ድምቀት ኩርዓት ስድራ ሓው ክንድ ኣቦ ግርማ ከባቢ 👌❤️❤️❤️❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @devozj9xg
    @devozj9xg 4 หลายเดือนก่อน +20

    ዛይድይ ማአረይ አብ ተዋስኦ 100% ድራማኩም ተወዲአ አለ ብጣዕሚ አየ ሓዚነ ነይረ አብ ትሰርሕዬ ስራሕትኪ ብጣእማ አየ ለድንቀኪ ድራማ አይመስሊይ ናይ ብሓቂ አዩ ልመሰል አብ መስሓግ ድራማ ለ ናይኪ አድናቂትአየ 🎉🎉🎉❤❤❤ ሐደ መአልቲ ንጋነ ኢና ብስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 4 หลายเดือนก่อน +37

    ኣነ ኣለኩኪ ማማዋይ ማዓረይ ቃደማክን😢❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SareSare-vr6hy
    @SareSare-vr6hy 4 หลายเดือนก่อน +34

    አድነቅቲ ዛይድ (ጥንስቲ )አበይ አለኩም❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

    • @asgodomtesfay442
      @asgodomtesfay442 4 หลายเดือนก่อน +3

      Zaid Love ❤❤❤❤❤

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 4 หลายเดือนก่อน +22

    ኣዶ ትግራይ እኮ ወርቂ እያ ንሱ ውን ይንእሳ እዩ❤

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx 4 หลายเดือนก่อน +17

    ዛቆላዓ ግን ክትዋሳእ ምስኣ ነቢዐ😢 ባዕለይ አለክልኪ ያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማዋይ❤ ኣዱ ናይ መፃኢት ሰበይትካ ታዓዲላ ፅቡቅቲ ሓማት አላታ

  • @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
    @ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 4 หลายเดือนก่อน +12

    ማማዋየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ርህርህቲ ባሓቂ ናይ ኣዶ ባህርያት ዘለዋ ኣዶ❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Samri-kiros
    @Samri-kiros 4 หลายเดือนก่อน +18

    ማሚይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤️አዱዋይ ለ ጠንኪርካ ስራሕ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የቀንየለይ 🙏🥰

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዋዉዉዉ ማዘርካ መግለፂ ሲኢነላ ብጣዓሚ ደስ ባሂሊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማሚተይ❤❤❤❤ ኩሉ ግዜ ኣምፀያ ንማዘርካ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ahad68579
    @ahad68579 4 หลายเดือนก่อน +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደዋይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @AtyBoom
    @AtyBoom 4 หลายเดือนก่อน +7

    ውይ ማማየ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይበን❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @johnyem24
    @johnyem24 4 หลายเดือนก่อน +9

    Best prank of the year😂😂😂😂ድሕሪ ዛ ፕራንክ ለለ mother ዕልል ኢላ ትቕበለኒ እያ ኢልኻ ኣጥንስ ኢሎምኻ እዮም😂😂😂
    ል ቲቲዋይ ግን🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      😂 ሕዚ ማ ተፈቂድለይ እዩ

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 4 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይ ኣደዋኒ ማዓሪይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኪን ሰጦታ ሃብን ንኣደዋኒ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ 4 หลายเดือนก่อน +9

    ብስም ኣብ ማርያምን ዋላ ኣነ ደንግፀ ዕልል ይብለዋስ ኡፍፍ ኣዱ ሐዚ ተፃፊዕኻ ትወልድ ኣለካ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 4 หลายเดือนก่อน +7

    ማርያምን ኣብካነ 😢ሓወይ ብዘከነ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ራሄልጓልድንግልማርያም
    @ራሄልጓልድንግልማርያም 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይ ኣዶ ማለትኮ ርህርህቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏

  • @AbebaAbeba-zb8fj
    @AbebaAbeba-zb8fj 4 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውው ማዘር ደስ ክብላ❤❤ ዝአንስ ሓማትኻ እበይ❤ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበን❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

    • @AbebaAbeba-zb8fj
      @AbebaAbeba-zb8fj 4 หลายเดือนก่อน

      @@adu_blue mearey ♥️

  • @a-dy5tr
    @a-dy5tr 4 หลายเดือนก่อน +5

    ተዋሳኢት ዛይድ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ልፍትወኪ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 4 หลายเดือนก่อน +13

    ኣዶ ኮ ፍልቲ እያ❤ ኣይ ዛይድ
    ከመይ ገይራ ንሕሸትስ ክንድዚ ብክያት😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 หลายเดือนก่อน +1

    ነታ ጥንስቲ ኾይና ተዋሳእ እስከ ላይክ ሃቡለይ ብሓቂ ተዋሲኣ ካበይ መፂላ እት ብኽያት

  • @TslalTube
    @TslalTube 4 หลายเดือนก่อน +13

    ኣደ ማለት ኩሉ እየ ናተይ ምስ በልካይን ዕልልል ኢለን ሓጎሰን ኣይወዳኣን❤እዋይ ርእይ ውዒለስ ኣብ መጨረሻ ብሳሓቅ በክየ ማርያምን ኣብዛ ክሳድካ ዘቢጠን ሓዲገናካ ኣዱ እሰይ ግን😂😂😂😂ናዓይ እውን ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣዱ እውን ሳብስክራይብ ግብር ተጋሩዋይ ሃየ ብባዕልና ንታሓባበር🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @merhawithaile7390
    @merhawithaile7390 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዝያ ለዋህ ኣደ ደስ ትብል ኣዴታትና 1000 ዓመት ንበራልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ኣደዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ይፈጣሪ so ኣጆካ በርትዐልና ዝሓወይ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @selamgebrewahd7801
    @selamgebrewahd7801 4 หลายเดือนก่อน +15

    አረ ላይክ ግበርሉ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xu 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣደይ ማዓረይ ክትልውሂ ጥንስቲ ኽዓ ብጣዕሚ እያ ተዋሲኣታ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 4 หลายเดือนก่อน +3

    እውይይይ ማማዋይ ሕያወይቲ ናይ ብሓቂ ተዓዲልካ ኣዱ ሓወይ በጃኻ ወሊድኻ ነደዋኻ ቆልዓኻ ንክስዕማ ግበር ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🥰

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውዎ❤ ኣደዋካ ግን ❤መግለፂ የብለይን ❤ኣድኒቀየን ❤ ተዘይ ተመርዒካ ባ 😂😂😂ተመርዓወኒ ባ ለዴካ ክረክብ 😂😂

    • @okok-rg9xm
      @okok-rg9xm 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @mohdnoora5601
    @mohdnoora5601 4 หลายเดือนก่อน +7

    ቅንዕቲ ርህርቲ ብርኽቲ ዝኾነት ኣደ ኣደኻ ግን ኣብ ቀረባ ግዜ ክሓሳ ውለደላ ቖልዓ ብራዘረይ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @SesentesfayTesfay
    @SesentesfayTesfay 4 หลายเดือนก่อน +5

    Adoway meareyyy newalatika edemena tena yehaba🙏🙏🙏👌👌👌❤❤❤ena shelimati yegeba eyu 😢❤❤❤🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @AwAw-y9v
    @AwAw-y9v 2 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww mamaye lewah❤❤❤❤ edmen tenan yhaben

  • @ስሌናTube
    @ስሌናTube 4 หลายเดือนก่อน +5

    እዘን ኣዴታት ክልውሃ ❤ ጥንስቲ ትወና ፍልይቲ እያ 👏👏 ከብድካ ትበልዕ ኣሕዚናትኒ ክበኪ ንእሽተይ ተሪፍኒ😊.

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @winu-by5sr
    @winu-by5sr 4 หลายเดือนก่อน +2

    zaid best actor's 🎉🎉🎉🎉❤

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ውይ ኣዶ ኮ ምስ ማንም ኣይትወዳደርን🥺ኣብ ሕማቅካ ኩሉ ክርሕቀካ ኣደ ግን ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንኻ❤️ዕድመ ይሃብክን ማማየ🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @slamhslamh1-yu8ch
    @slamhslamh1-yu8ch 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣደዋይ ምስኩን ፍጥረት🎉🎉🎉🎉
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 4 หลายเดือนก่อน +4

    ማማዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዉይ ኣደዊተይ ራህራህ ኣብ ክድኣ ፅብብ ኢሉኒ መን ከም ኣዶዋይ ለዋህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከማኪ ዝበለት ሓማት ትፍጠረለይ 🙏❤️እስኪ gift ሃበን ኣዱዋይ😢❤ተጋሩዋይለ በጃኩም like ሳብስክራይብ ግበርሉ ኣይክፈሎይዋ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 4 หลายเดือนก่อน +4

    እፍ ኣዱ መሕረር 😂😂😂❤
    ማማኻ ግን ደስ ክትብለካ😘💕

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @slmaeSLMA
    @slmaeSLMA 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  2 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 4 หลายเดือนก่อน +6

    ማማየ ማዓረይ❤❤❤❤😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 4 หลายเดือนก่อน +6

    ከመይ ኢሉ እባ ብክያት ይመፃ😂😂😂😂

  • @ngatngat2286
    @ngatngat2286 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዛይድ🌺🌺

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SumaonSaymon
    @SumaonSaymon 4 หลายเดือนก่อน +2

    Zaydey tnkk beli welelay mefrhi gize ena zelena 😢😢❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣዱየ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ንኣዴና❤🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      የቀንየለይ ኣሜን 🥰🙏💙

  • @KomuJizsan
    @KomuJizsan 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶዋይ ሩሩሁቲ ከብዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @haytshewsmeresa6240
    @haytshewsmeresa6240 4 หลายเดือนก่อน +4

    ማማዋየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ርህርህቲ ኣዶ 💋💋❤️❤️❤️

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @GggGh-kh3jl
    @GggGh-kh3jl 4 หลายเดือนก่อน +11

    ክብሪ ይሃብክን ማማዋይ ብሓቂ ጋል ኣንስተይቲ ክትከብር ኣለዋ ኣይ ናይ ኣወዳት ንገር ግን ከምዛ ዘይገበሩ እንታይ ክትገብሪ ጠንስኪ ኢኹም ትብሉ ብዝኾነ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሰላምኩም ይብዛሕ ዳይ ንማማ❤❤ ውህብቶ ይግበአን እዩ እትብሉ 👍 ጠውቁ

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @rahmahrahmah9463
    @rahmahrahmah9463 4 หลายเดือนก่อน +4

    Wowwwwwwwwww❤❤❤ kab Libi seb

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @rsjv415
    @rsjv415 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደዋይ ማዓረይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 4 หลายเดือนก่อน +3

    ማማየይ ማዓረይ❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ❤🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @TrhasDad
    @TrhasDad หลายเดือนก่อน

    ኣዴኻ ግን ትፍለ አያ ዋው ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ብሽመይ ሰዓመለይ ነዛ ክብርቲ ኣዶ❤❤❤❤ አምነት ኣብ ዝጠፈአሉ አዋን ፍልይቲ ኣዶ አያ አኒኣትካ ናይ በሓቂ ውለድ አቲ ህርፍን ናይ ውላድ ወሊድካ ኣርአያ❤❤❤❤

  • @Shewitzetwahdo
    @Shewitzetwahdo 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ብልፅቲ ኣዶ❤ ተጋሩዋይ ደሙሩኒ🥀

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏💙

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ አደዋኒ መዓረይ😢❤
    ነደዋካ ስጦታ ሃበን እትብሉ ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  2 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰 ሂበያ እየ ኣብኡ ኣሎ 💙

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ችድ ኣሰይይ ኣደ ግን ማለት ግን ማዓረይይይ ናይታ ጋል ኢዩ ግሪምኒ ክክክክ እቲ ንብዓት ከመይ ኢሉ መጸላ ኣነስ ኣብ መንጎ ምሰሓቕኩም 😂😂😂😂 ቅሩብ ሃሰክማ ንማማ እምበር ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 3 หลายเดือนก่อน

    አደዋይ ወለላ ዐደመና ጥዕና ይህብኪ ፍጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏

  • @Meseret27
    @Meseret27 4 หลายเดือนก่อน +4

    Titiway adeway 🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰💙

  • @IyoriHag-ou1lu
    @IyoriHag-ou1lu 4 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ እናት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @EzanaEzana-ii5dm
    @EzanaEzana-ii5dm 4 หลายเดือนก่อน +7

    Melu na adu prank nay tigray lakum hadigelkum bhade srhu beteley melat best aeminknas ahzinkna😢😢😢😢😢 keytekartswo

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +3

      Eshi 🙏🥰

  • @FbfhHdhd
    @FbfhHdhd 2 หลายเดือนก่อน

    አዶዊይ የዋህ😢ነደካ ሱጠታ ሃባ👌🥰

  • @user-uc6yf3dh4n
    @user-uc6yf3dh4n 4 หลายเดือนก่อน +3

    ማዙ ፅሪቲ ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @desnetkbrom
    @desnetkbrom 4 หลายเดือนก่อน +2

    እውይ ከማኺ ዝበለ ሓማት ተዝፈጥረልካ😂😂❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Meseret1221
    @Meseret1221 4 หลายเดือนก่อน +4

    Way zaydey shkor teniski 😥😥 acting 100❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ዜድዕባይኣፅቢ
    @ዜድዕባይኣፅቢ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ብሱም ማዘር ሳብስክራይብ ገይረልካ እንየኩ ከምኡ ከኣ ሱጦታ ተወሳኪ ከኣ ብሓቂ ውለድ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ማማዋይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘💘💘💘💘💘💘

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @LlIk-f5r
    @LlIk-f5r 2 หลายเดือนก่อน

    አሰይ አደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @latshlatsh7389
    @latshlatsh7389 4 หลายเดือนก่อน +14

    ዋይ ኣነውን ደንጊፀ😢😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🤭🥰

    • @loza-yq1dq
      @loza-yq1dq 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂❤❤❤

  • @Smira-mb9xr
    @Smira-mb9xr 10 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw 4 หลายเดือนก่อน +5

    አሰይ ኣዶ ማለት ዕደመን ጥዕናን ይሃበን❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SaraSara-u8z
    @SaraSara-u8z 2 หลายเดือนก่อน

    ማማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤

  • @ትግራወቲ-ፐ1ጘ
    @ትግራወቲ-ፐ1ጘ 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይ ኣደዋኒ ማዓረይ ደሰ ክብላ ሰጦታ ክኣ ሃበን ናዝኩሉ ዘደንገፅኪየን ቆንጆ ሰጦታ ክፅበ ኣነ ❤❤🎉

  • @selmalovefiseha3679
    @selmalovefiseha3679 4 หลายเดือนก่อน +2

    Eseyyy mamiye. Maareyy❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብየት ርግኣትት ታዓዲልኩም ናይ ገዛኹም እዩ❤🙏 ግንሲ ከመይ ብክያት መፅዩዋ ብሓሶትትት😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      የቀንየለይ ክብረተይ🙏🥰

    • @TsgeredaSeyfu
      @TsgeredaSeyfu 4 หลายเดือนก่อน +3

      ድራማ ኮ ድራማ ክመስል ኣለዋ 👌😔❤️❤️😂😂

    • @Haregte
      @Haregte 4 หลายเดือนก่อน +3

      @@TsgeredaSeyfu እወ እሱስ ተዋሲኣ እያ ናይ ድራማ ተራእዩዋ ይመስለኒ😂😂 ኛርርር በለትት

  • @quisiue3968
    @quisiue3968 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ን

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 4 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ ❤❤ እንታይ ገደፈናልካ ማማ ህብቅ ኣብለናካ 😂 ብጣዕሚ እየ ሰሕቀ😂 ብዝኮነ ማሚ ብጣዕሚ እና ንፈትወክን ❤ ግን ውለድ እካ ማማ ከምታ ዝረእካያ ናትካ ውላድ ህረፋን ኣለዎን❤❤ ቻነልካ መእንቲ ክዓቢ ቅልል ዝበለ brak ልቀቀልና

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 4 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረይ የዋህ ኣዶ ፅሪተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ🙏🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ ቆላዓ ግን ኣብምንታይ ትዋሳአ ዝፈልጣ ይመሰለኒሎ😊

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +3

      Ewe መስሓግ lbl

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዶ ብርሃን ዓዲ❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዘን ዎላደይት ለባም
    ዘን ቆልዓ ግን. ዝኮነ ብዉሽጢ ገለ. ኣለዋ ዝስቅስቃ

  • @asmaytkidane6214
    @asmaytkidane6214 3 หลายเดือนก่อน

    😢❤❤❤❤❤❤❤❤waww amazing mother

    • @adu_blue
      @adu_blue  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Luela_blue
    @Luela_blue 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣዱዋይ ኣደዋኻ❤🙏 ብጣዕሚ ለዋህ ❤ ዛቖልዓ ግን🤔 ሃመይ ገይሩ ህንድዚ ብኽያት መፂኡላ🙈😁 ዋይ ነይሩዋ ድዩ😔

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🥰 lnebera eyu lmesl ewe 🤭

    • @ebrahit55
      @ebrahit55 4 หลายเดือนก่อน

      ​@adu_blue😂😂🤣🤣

    • @Gezaeit
      @Gezaeit วันที่ผ่านมา

      ​way leygane😂😂😂

  • @ጋልዞምጀጋኑተጋሩ-ሠ6ደ
    @ጋልዞምጀጋኑተጋሩ-ሠ6ደ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ መዓረይ ዕድመ ይሃብኪ ብሓቂ ለዋህ ኣዶ ኣላትካ ኣዱ ሓወይ ❤❤🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      የቀኒየለይ 🙏💙

  • @ሸገመቐለ-ፐ8ሠ
    @ሸገመቐለ-ፐ8ሠ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውው ፍሊቲ ኣዶ ማርያምን መገለፂ ለይብላ ኣዶ ዋውው❤ ኣጀኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ብፍለይ መናእሰያት በርትዑ ጎቢዝኩም ስርሑ ቻናልኩም ኣዕብዩ ካብ ፖተሊካ ካብ ዘረኝነት ካብ ኩሉ ነፃ ኮይንኩም ስርሑ ካብ ኣምሓሩ ተማሃሩ ንሶም ገቦዛት እዮም ቻናልም ልላዓለ እዩ ስለዚ ጎቡዙ የመዳም ቀሞመች ኣበይ ኣለኽን ንዕነ ኣሕዋትና ነዕብየሎም ቻናሎም ሳብክራይብ ንግበረሎም❤🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @SomRat-s7r
    @SomRat-s7r 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶስ ኩሉ ትክእል ስጦታ ሃበነ ብጣዕሚ ደንጊፀነ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @mesi4621
    @mesi4621 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ማዘር ማኣገሩ ኣቂፀኖኦ😁😁😁😁😁😁

    • @adu_blue
      @adu_blue  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🤭

    • @ebrahit55
      @ebrahit55 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂🤣🤣

  • @Smarah-s7e
    @Smarah-s7e 3 หลายเดือนก่อน

    ማማዋይ ማዓረይ❤

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 4 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ዛቆልዓ ንብዓት ግን ካበይ መፅዩ😢😢😂😂😂

    • @AbiGaltigray-ce3yt
      @AbiGaltigray-ce3yt 4 หลายเดือนก่อน +1

      ተዋሳኢት እንድያ ካብ ገለ እዮም ዝፍሕርዎ ቶም ተዋሳእቲ😂ዛይደይ ምቅርቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ😘😊

    • @Rora112
      @Rora112 3 หลายเดือนก่อน

      ዝኮነ ገዛ ክራይ ገለ ውን ኢሉዋ ይኮን 😂

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 17 วันที่ผ่านมา

    ከም ኣዳካ ዝበለት ሓማት ትይፍጠረለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ማሚተይ ለባም❤🎉

  • @GcSs-x2d
    @GcSs-x2d 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ከምዛ ኣደ ዚኣ ሓማት ተዝፈጥረለይ ዋላ ሰብኣየ ጉንጓ ይምሰል ምስ ሓማተይ ቡና እንዳሰተኹ ይውዕል❤

  • @ማርያምኣዲጎታይ
    @ማርያምኣዲጎታይ 4 หลายเดือนก่อน +3

    🥰🥰❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 3 หลายเดือนก่อน

    እስይ አደዋኒ ለዋህ በሓቂ ደስ ኢላትኒ ስጦታ ሃባ እና አጀካ ቀፅለሉ ❤🧡❤🧡💘💘💘

  • @SSs-yv2dn
    @SSs-yv2dn 4 หลายเดือนก่อน +3

    🥰🥰🥰🥰