ጻዊዒት ህውሓት ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዶ ናብ ህግደፍ፧ ምብልላዕ ደቂ ሰባት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ጻዊዒት ህውሓት ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዶ ናብ ህግደፍ፧ ምብልላዕ ደቂ ሰባት

ความคิดเห็น • 72

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  23 วันที่ผ่านมา +2

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 22 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ሰልጠነ አቦ አቦ ሓቂ ጉዳይና አይኮነን ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ጀርመን ይበተን ይታአከብ ንሕና ሓንቲ ብርጌድ ንሓመዱ ንአምን ዕላማ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ዝአምን ይቃለስ ዘይአምን ድማ ይታአለ 🇺🇳🇺🇳🇺🇳

  • @tkh4049
    @tkh4049 23 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you Mogus for united Eritreans people by all accounts.

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 22 วันที่ผ่านมา +3

    Selam Seltene 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 23 วันที่ผ่านมา +5

    ሞጎስ ሓውና የቐንየልና ነጺርካ ናይ በሓቂ❤❤❤❤❤❤

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 23 วันที่ผ่านมา +3

    ተፈየይ ከመይ ውዒልካ❤❤❤❤❤

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 22 วันที่ผ่านมา +1

    I remember that famous picture ❤️🙏🏾May God have mercy 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰልጠነ ሓውና 💙🙏💙💙

  • @edenkidane4317
    @edenkidane4317 22 วันที่ผ่านมา +1

    Mogos kem shimu mogos u amlak ybaruko❤❤❤

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 22 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @hani165
    @hani165 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኮሬነል ስርናይ ኣብ ወርሒ 11/200 ዓመተ ምህረት እየ ዝፈልጦ ፡ወዲ 17 ዓመት እንከለኹ ስሚዕት ሃገር ቆልዩኒ ሳዋ ክኸይድ ትምህርተይ ገዲፈ ተበጊሰ ፡ሳዋ ጥቃ ተሰነይ እዩ ስለ ዝሰማዕኩ፡ ካብ ከረን ተሰነይ ኣቶቡስ ተሰቂለ ተሰነይ ኣትየ ፡ ድሕሪኡ ኣብ ተሰነይ ዝነበረ እንዳ ስለያ ከይደ ሳዋ ክኸይድ ደልየ እለዮ ቶዮታ ና ርብዳ ትኸይድ ኔራ ርብዳ ሓድሽ መዓስከር ዝባሃል ሕጂ ኣዳርሰር እንብሎ ኡስርቤት ዘለዎ እዩ ፡ ድሕሪ ኡ ኣብኡ ምስ ተኹም ናብ ኮሬነል ስርናይ ኣብጺሖምኒ ብጣዕሚ ምቑሉል እዩ ፡ መኺሩ መኻኺሩ ገና ንእተይ እካ ዘለኻ ትምህልትኻ ግበር ኢሉ ፡ን ዓደይ ከፈናዉኒ ኔጊሩዎም ኣጋጣሚ ን ናቕፋ ትኸይድ ሜኪና ኔራ ምስኣ ተበጊሰ ኣጋጣሚ ብ ኹርምድ ጌራ ትኸይድ ኔራ ኣብ ኩርምድ መግቢ ክንበልዕ የዕሪፍና ኣቡ ድማ ብዛዕባ ሳዋ ዕላል ሰሚዐ ቀረባ ሙኻና ፈሊጠ ሞሊቐ ሳዋ ከይደ ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ ድማ 14 ዙርያ ተዓሊመ፡ክሳብ ሎሚ ድማ ይጥዓስ ትምህልተይ ዘይገበርኩ፡ብኡ መጠን ድማ ን ኮሬነል ስርናይ ይዝክር ፡ከም ትኣሰረ ውን ሰሚዐ ፡ በዚ ኣጋጣሚ ድማ ኒ ፋሚሊ ስርናይ ኣጆኽን ክብለን ይፈቱ፡ ሰመያዊ ማዕበል ዓወትና ናይ ግድን እዩ

    • @tsegakiflemariam
      @tsegakiflemariam 22 วันที่ผ่านมา +1

      Btaemi lewah haqena merahi iyu neyru nay ab rbda halafyey iyu neyru mesaru lbka zsebr iyu haqena zeykebrela hager😢

  • @grmalemrezene6011
    @grmalemrezene6011 22 วันที่ผ่านมา +1

    Sltun hade malti nezi mogos hawuna admo nxuh tekalasay eiu zmesl 💙💙💙💙

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤welcome

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 22 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak mewaxeo yfterelom ❤

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 23 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 23 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @habtomtsegayhhabtom8476
    @habtomtsegayhhabtom8476 22 วันที่ผ่านมา

    Btami zehzn

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዓሕ ኣብ ልዕሊ እዛ ሸርሙጣ ዘለኒ ጽልኣት ክነግረካ ኣይክእልን እየ።

  • @user-tq1ze9sy1d
    @user-tq1ze9sy1d 23 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ኮነረል ስርናይ ተሓታቲ ተኽለ ነጂስዩ

  • @ykealoezghi7755
    @ykealoezghi7755 23 วันที่ผ่านมา +3

    Bravo seltene hdri bhiwotom zhalefun hdri ghon &wazema kntelm malet zebet

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005 23 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 23 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙👍

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 23 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @merry7267
    @merry7267 23 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙👍🙏

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 22 วันที่ผ่านมา +1

    TPLF will only deal with Shabia, not the people of Eritrea, because they have a lot in common,

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @yohannesbaraki3164
    @yohannesbaraki3164 21 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ሃላይ

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 23 วันที่ผ่านมา +1

    Tefuuuya. Anbesaw yahguskani eti nay germen colel zeymmxaeka kexloluuu Anbesaya❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @sababerhe2791
    @sababerhe2791 22 วันที่ผ่านมา

    Nay bahaki Seltene hawey eza nay Wufiy Angesom zbela ane nibaeley Kab haftey gemiro mes knidey sebat eya tesahbena

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 22 วันที่ผ่านมา +2

    Seltene jigna ika amlak yhagzka ❤🎉

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt6571 23 วันที่ผ่านมา +1

    Xawiet nieritrawyam men kisemeom hibri a ynikum...etc ayresainayon

  • @1995mwa
    @1995mwa 23 วันที่ผ่านมา +2

    ይቕረታ ሰልጠነ እቲ ጸዋዒት ንህዝቢ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ ንህዝቢ ዓፋርን ኣምሓራን እውን ጸዊዖም። እዚ ሓፈሻዊ መግለጺ እዩ። ንብርጌድ ንሓመዱ ኢሎም ክጽዉዑ ክንጽበዮም ኣይንኽእልን። ግን እዛ ዘረባኻ ንናይ ጌታቸው ረዳ ናይ ሓሜታ ዘይተጨበጠ ተራጉድ እዩ። ዘይሓለፍነታዊ ዘረባ እዩ። ክትዛረብ እንተኾይንካ ብዛዕባ ጌታቸው ጽግዕግዕ ናብ ኣቢ እውን ተዛረብ።
    ብሓፈሻ ብዛዕባ ከምዚ ዝበለ ዘይተጨበጠ ጉዳያት እትህቦ ርእይቶ ጥንቃቀ ክትገብር ይምረጽ። ብፍላይ ኣብዚ ተኣፋፊ ጉዳይ ምክፍፋል ህወሓት።

    • @user-hy3op6yx3t
      @user-hy3op6yx3t 22 วันที่ผ่านมา

      ትክክል ኣለኻ ሓወይ እት ፃውዕት ከም መገለፅ ንኹሉ እዩ ንህዝብ ኤርትራ ጥራሕ ኣይኮነን ንፀለእት ኣጀንዳ ይትሃቦም ሰልጠነ ሓወይ

  • @nigistigebrezgiher8555
    @nigistigebrezgiher8555 22 วันที่ผ่านมา

    E.L.F wn bnderana ena Semayawit Bndera eya nera aitekeyeretn

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWelde 22 วันที่ผ่านมา

    Abza nay rebue ms wfuy ezi kem semain koria wlke melaki ab azyu neket atyu nab wedu kesegagro zbehalelu zelo gize bsul zkone meglesi tezwehabo

  • @zufankiros8389
    @zufankiros8389 22 วันที่ผ่านมา +1

    Yakinelna Seltene hawena ❤❤❤

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 22 วันที่ผ่านมา +1

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @briktyhiiamwintayourvideoi3616
    @briktyhiiamwintayourvideoi3616 22 วันที่ผ่านมา

    Ahhhh ezom telamat

  • @gidu8044
    @gidu8044 22 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክል አለኻ ሰልጠነ ሕወሐት ልህግደፍ እያ ትፅውዕ ዘላ አንህና ተጋሩ ድማ ምስ ብርጌድ ንሐመዱ ደላይ ፍትህ ኾንና ንቃለሶም ኢና እዞም ኹፍአት ግብሪ።

  • @user-cl1xt8jo4g
    @user-cl1xt8jo4g 22 วันที่ผ่านมา

    B ENETRR zflet saguau azazi Boteloni melet c/l margu Ezi sebzi kdmi werar weyane eye sfelto Abey Kem zetfauwo ayfletn

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 22 วันที่ผ่านมา

    ነንታ ዶንቆሮ ዝውልታይ

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኢዚ ሃሎሎኡ ዘርባ ኢዩ ኢስያስ ሓደ ሓስዊ ኢዩ ኢስያስ ዕላሚኡ
    ነኢርትራ ፍሕ ፍሕ ንምብል ኢዩ

  • @almazhaile3884
    @almazhaile3884 22 วันที่ผ่านมา

    ኣይትጋገ ሰልጠነ፡ ብትግረ'ዩ ዝዛረብ ደሎ።

  • @user-cl1xt8jo4g
    @user-cl1xt8jo4g 22 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi abal 5y zurya EYU n hagerawi agolgulot weridu abau arigu .hhhhh..

  • @zufankiros8389
    @zufankiros8389 22 วันที่ผ่านมา

    Kubur hawe

  • @redaebirhane5060
    @redaebirhane5060 22 วันที่ผ่านมา

    Tefetawi shaibya and hwehat hade eyom brother nhna nhgdef nitselie hizbi tigray kea n hwehat yitsela. Ezi eyu ety haki. Hizbi tigray wela yizareb ab gibry gn hwehat dlyeta eya tigebir zela

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 20 วันที่ผ่านมา

    Belke nehna tegaru wala ab gonkum eina hgdf ketali eu

  • @MulugetaKidane-i2g
    @MulugetaKidane-i2g 22 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkk

  • @asefawseltene3547
    @asefawseltene3547 23 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkkkkkkk anta gele kinrie enaaa

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 23 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @kuflomhabtemaryam526
    @kuflomhabtemaryam526 23 วันที่ผ่านมา

    ትግረ አዩ ዝዛረብ ዘሎ ሰልተነ ከይጋጊዩካ

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 22 วันที่ผ่านมา

    ከምኦ አይኮነን ሕወሐት ምሰ ሻዕብያ ደጊም አይከአልን

  • @aramtesfahiwet6868
    @aramtesfahiwet6868 23 วันที่ผ่านมา

    😅😅😅😅😅

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 22 วันที่ผ่านมา

    መትሐዚ እኮ ስኢናልካ ሰልጠነ ትብሃል ንምንታይ ድኣ ኢካ ህዝቢ ኤርትራ ሓው ህዝቢ ትግራይ እዩ ስርዓት እምበር ህዝቢ ኤርትራ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ እዩ ትብል ዝነበርካ ብከመይ ድአ እዩ ህወሓት ንህዝቢ ኤርትራ ፃውዕት ብምግባሩ አሕሚሙካ ንሕና ተጋሩ ህዝቢ ኤርትራ ፀላኢና እዩ እንተበልና ኖ ስርዓት እምበር ህዝቢ እንታይ ገይርኩም ትብለና ሐዚ ድማ ህወሓት ንህዝቢ ኤርታራ ሰላም ብምፅውዑ ደስ ዘይብለካ ሲ እሞ ከምቲ ንሕና ንብሎ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍ እዩ ኢካ ትብለና ዘለካ ? ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ወሪሩና እዩ እንተበልና ኖ ስርዓት ህግደፍ እምበር ህዝቢ እሞ እንታይ ገይሩ ዘይ ተጨቁኑ እዩ ዘሎ ትብለና ኣለካ ህወሓት ንህዝቢ ኤርትራ ፃውዕት እንተገበረ እውን ንህግደፍ ዲኩም ትብል አለካ እሞ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ህግደፍ ምካኑ ኢካ ትነግረና ዘለካ ዋእ መትሐዚ እኮ ተሳኢንኩም ብስሩ ፀሪኩም ዘይትፀርዩ ፎእ

  • @user-hl7lr7ry1m
    @user-hl7lr7ry1m 22 วันที่ผ่านมา

    ጋሓፍ ተደፊኡ ኣብ ኦሮፓ

  • @0mohammed703
    @0mohammed703 22 วันที่ผ่านมา

    Correction! He was not talking Arabic but tigrayit language. Shame on you... Tigray tisEr

  • @aramtesfahiwet6868
    @aramtesfahiwet6868 23 วันที่ผ่านมา

    ረስሓ ቆንዳፍ link ኣብይ ንርክብ report ክንግበር

    • @user-it6wx1cu9r
      @user-it6wx1cu9r 23 วันที่ผ่านมา +1

      ጸርፊ ግደፍ። ፀሪፊ ናይ ደናቁር ኢዩ።

    • @user-it6wx1cu9r
      @user-it6wx1cu9r 23 วันที่ผ่านมา

      ኤርትራ ሠፈር ጸርፊ ኣምሲልካያ።

  • @elilta70
    @elilta70 22 วันที่ผ่านมา

    ሐመድ ይብልዑ አፎም ይቀደድ መደናገሪቲ ህግደፍ::

  • @tekle3890
    @tekle3890 23 วันที่ผ่านมา

    ራሄል ዘይ ኮንት ትዛረብ ትደርፍ ዘላ
    መልሓስ መኩሮፎን እያ
    ርእሲ መሰከሚ ጸጉርይ ተጠቂማትሉ
    መሸንታ ን መጭረሚ
    ካብ ኣፍንጫ ናብ ኣፋ ሓሳባ
    በዚኣ ሸርጥ ግዜ ከነባኽን እተኾን ኣይግበኤናን ንኺድ ጥራይ
    ህዝበይ ሕሳብና ንግበር

    • @user-it6wx1cu9r
      @user-it6wx1cu9r 23 วันที่ผ่านมา

      ኤርትራ ሠፈር ፀርፊ ኣምሲልካያ።

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 23 วันที่ผ่านมา +1

    ካልእ ኣነካ ቀደም ዛዚመ እየ ምክንያቱ ሰማዒ ድኣ ሲኢንና እንበር ሻዕብያን ወያነን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት እዮም ኣብ ዞባና ድማ እዞም ክልተ ሓይልታት ማለት ሻዕብያን ወያነን ካብሱሮም ተሞንቁሾም ከይጠፍኡ ሰላም እዚ ክልተ ህዝብታት ዝጽበ ደንቆሮን ብሃምን እዩ።።።

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 22 วันที่ผ่านมา

    ኣነስ ይገርመኒ ኢዛ ሄለን ዝብልዋ ሰብ ብአካል ኢየ ዝፈልጣ ግን ከምዚ ኣይመስለንን ኔይሩ መገሰም ኢዛ ሄለን ዝብልዋ ንወዲ ሓዋ ዘይኮነት ንሰይቲ ሓዋ ዘይኮነት ንህዝቢ ኤርትራ ድምጺ ኪትከውን ኣይጽበያን ኢየ ወላ ኣዲአ ከማን ከምአ ኢያ ኣምላኽ ዲኣ ናይ ኢደን ይሃበም ኢምበር

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 23 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ በዓል እዚ ሰብኣይ ዝገጥም ዘሎ ሰኣን ኣፍልጦ እከውን ምሲኪናይ ንስካን ሰዓብትካን ከኣ ነዞም ከምዚኦም ዓይነትሰባት ካብ ምጽራፍን ምዝላፍን ገዲፍኩም ብዝያዳ ናባኩም ብምቅራብ ከተረድእዎንምን ክትምህርዎምን ዝሓሸ ውጺኢት ምተረክቦ።