ተሓታቲ ናይዚ ህልቂት መን ዩ፧ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዘተኮረ ዳህሳስ መድያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 104

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  หลายเดือนก่อน +10

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 หลายเดือนก่อน

      ስልጡን ኢሳያስ ኤርትራ ምዕናዋ ዓለም ክትፈልጥ ይደሊ ዩ ነብሳ ኣይትኽእልን ኢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንክመልስዋ ስለዝደሊ እቶም ቪድዮ ክትቀድሕ ዘይደልዩ እቶም ንሃገሮም ዝሓልዩ ዘለዉ መሲልዎም ብወለንትኦም ዝገብሩ ዮም ህንጻ ጥራይ ተዝክልክል ኖርማል ዩ ቦያ ምልካይ ዋላ ምክልኻሉ ግን ነታ ሃገር ዑና ጌሩ ንዓለም ንምርኣይ ዩ እምበር ኤርትራዊ ድኣ ሪኡ ኣይሪኡ እንታይ ተራ ኣለዎ ስለዚ ቪድዮ ምቕዳሕ ሲ ኣይክልክሉን ዮም ምስ ዕላምኦም ኣነጻጺርካ እቶም ንጎይትኦም በየን ከምዘሖጉሱ ዘይፈልጡ ግን ብኢደዋንኖም ዘሕጉሱዎ ዘለዉ መሲልዎም ንዝቀድሑ ክኣስሩን ክኽልክሉን ይኽእሉ ዮም

  • @faligali6690
    @faligali6690 หลายเดือนก่อน +6

    ኣንታ ዶንቖሮ ተኖ እቶም ኣዛብእ ይኹን ናብ ከተማ እናቐረቡ ዝኸዱ ዘለው እት ሃገር እቲ ኣግራብ በቲ ገድሊ በቲ ኣገልግሎት ስለ ዝባደመ ዝብላዕ ሲኢኖም ንኸተማ ዝቕረቡ ዘለው።ድሓር ድማ ትማሊ ንሰውራ አርትራ ከነስጥሞም ኢና ትብል ነርካስ ሕጂ ሑሉፍ አርትራዊ ክትኮነልና ኢሰፓ
    ዋሒድ።

  • @cebulak941
    @cebulak941 หลายเดือนก่อน +2

    Murem za Piotrem!

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብዚ ጉዳይ እዚ ህዥቢ ትግራይ ክላዓል ኣለዎ እምቢ ምስ ጸላኢና ሰላም ምግባር ዘዋጽእ ክሳድ ኢሳያስ ምቕራጽ እንኮ መፍትሒ።

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ቅዱስ ዮሓንስን ይግበረልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AmanWeldu-e7g
    @AmanWeldu-e7g หลายเดือนก่อน +1

    እቲአ ዝዓበ ሰላኣም እዪ ሰልጠነ ብዛዓባ ሰአላም ተዛረብ

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 หลายเดือนก่อน +1

    In Switzerland they have the right to gather and celebrate their cultural festivities, but not to entertain dictator and war propaganda. There is no (ዓወት ንሓፋሽ) ever. 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 หลายเดือนก่อน +4

    ስላም ሓው ሰልጠነ ጽቡቅ መደብ💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿💪💪💪💪❤️💙🤝🤝🤝🤝

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 หลายเดือนก่อน +1

    Kulkum Ruse Kidus Yohannes Ygbrlna. Selam Ygbrlna Eritrean hagrna.🙏

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ በአል ሰልተነ ቀሺ ግርማይ

  • @faligali6690
    @faligali6690 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ብሪ መረሲ ንሰላም ትዝምር ከማኺ ለባማት ስነጥበባውያን የብዝሓልና።ንሕና ምስ ሱዳን ኢትዮጵያ ወዘተ ብሰላም ኢና ክነብር ንደሊ።

    • @mussiemichael279
      @mussiemichael279 หลายเดือนก่อน

      Anita aytuyn dika nezom tewasaeti keytetfeom

    • @mussiemichael279
      @mussiemichael279 หลายเดือนก่อน

      Halay

    • @faligali6690
      @faligali6690 หลายเดือนก่อน

      @@mussiemichael279 ገምጃዕ ደንቆሮ እሞ ንምንታይ ድኣ ሃድምካ ሃዲምኪ ኣብኡ
      ዘይትዋግኡ።

  • @PBLK-zx1gf
    @PBLK-zx1gf 28 วันที่ผ่านมา

    Pozdro dla Podroze Wojownika 👌👍 rób swoje 👊

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j หลายเดือนก่อน

    Ruhus beal nberegedey nkulu delaye fetihi yegberilina sedetina zewedealu yegberelina💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @ብሪጋልኢሮብ
    @ብሪጋልኢሮብ หลายเดือนก่อน +2

    ሰልጠነ ናይ ባሓቂ ኩቡርን ኡሙንን ሰብ እካ ❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 หลายเดือนก่อน +1

    መራሒ ህግድፍ ሕደዩ ካብ ሰለስተ ዘይበዝሑ ኣብጎኑ ካልአ ነንሕድሕድና ኢና ንባላዕ ዘለና ኣነ ብቀዳማይ ዝሰርዖም ደገፍቱ ኣብድያድፖራ ኣብ ዓዲ ደሞክራሲ ዝተሰዱ አዚኦምዮም አቶም ቀንዲ ጸላአቲ ህዝቢ አሪትራ አዚኦምዮም አዚኦምዮም አዚኦምዮም

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun3481 หลายเดือนก่อน +2

    RUHUS HADICHI AMET YGBERELNA🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tekluyemane
    @tekluyemane หลายเดือนก่อน +1

    Amlak ybarka seltene lebam eka kexlo

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen amen yibeliwo silase kem afikn yigiberelina hefitey natey

  • @MohamedBabi-g9n
    @MohamedBabi-g9n หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት

  • @WdasseTube
    @WdasseTube หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን ሓሳዊ እዩ ሻዕቢያ ዝተራኸበ ምስ ጌታቸው አሰፋ እዩ

  • @tyttyt1271
    @tyttyt1271 หลายเดือนก่อน +1

    Ewayyy hfret zeyele. Brged nhamedu kindey seb eyu weridu shabia kisegiee. Begakum nezom tegaru dlietom kigebrun zmeselom kiwisinun meselom eyu Leave them shaebia defiru shabia ferihu endabelkum zeyele ab media konkum aytrebshwom.
    Selam n hizbtat tgray ethio eritrea.

  • @adbt3565
    @adbt3565 หลายเดือนก่อน +1

    እዚይ ወዲ ጣባ ግን ብሉቡ ድዩ ሃለፍታ ገሩሉ ኣሎ ኩሉ ሕውስውስ የብሎ ኣሎ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ኣዉደኣመት ይግበረልና
    ሕቶይ መሉሱለይ
    ሎሚ ብግእዝ ሓድሽ ዓመት እዩ
    ኤርትራዉያን ግን ነቲ ናትና
    ግእዛዊ መንነት ሓዲግና
    በቶም ፈረንጀን ባዕዳውያን ዝሃብናን
    ሻዕብያ ዝሃበትና በዓላትን ኣቆጻጽራን ንጥቀም
    ስለዚ ኣየናይ እዩ ናታና

  • @MohamedBabi-g9n
    @MohamedBabi-g9n หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿🌿🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ማሻአሏህ

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you seltene didn't work with isayas evil pieces 💙💙💙💙💙

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 หลายเดือนก่อน

    Rehus Awdeamet Enqae Biselam Abkeakum Nibemuluekum Ahwatay Amenti kristna Niameta Ab Adenna Akakibu yerieyenna

  • @Azbliyoss
    @Azbliyoss หลายเดือนก่อน

    Ewayyy wurdet hiji dea entey eiu zgbero 😂 woyna kea mewedatiu ms Sheabia eiu selam mgbar zewaseana ela

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน +1

    Selam seltane ruhus awdamtet

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 หลายเดือนก่อน

    ❤welcome brother

  • @SesenHadish
    @SesenHadish หลายเดือนก่อน

    ሓደ ነገርማ ኣሎ እንድዩ። ስታሊን ግን ንሪፈረንስ ኣይበቅዕን ፣እዚ ኩሉ ነዳዲ ወዲኡ ዘይበስል ...ጅማት እዩ። እንተ ምስሻዕብያ ዕርቂ ግን ምኽንያቱ ( ከምቲ ዝበሃል ኣብ ልዕሊኡ ምጭካን ስለዘይኽእሉ ድዩ ? ኣማራፂ ካብ ምስኣን ? ጭንቂ ዝወለዶ ? )ጉዶም እንትዋፅኡ እንዶ ክስማዕ..

  • @KidaneYemane-x3n
    @KidaneYemane-x3n หลายเดือนก่อน

    በንፃሩ ብግልባጡ እዩ ኮ ዝነግረና ዘሎ😊

  • @redaezaki4495
    @redaezaki4495 หลายเดือนก่อน

    ክክክክ ሓሶውቲ ደገፍቲ ራዕድን ፍርሕን ወሩርዎም ሳላ ተባእ ተቀዋማይ ።

  • @eritrealovely3638
    @eritrealovely3638 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ኣብ ከተማ ብሩኽ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኩሉ ኢዩ

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 หลายเดือนก่อน

    Very well 👏 done

  • @Selamawi3581
    @Selamawi3581 หลายเดือนก่อน +2

    Sing and poor እዩ !!!

  • @SesenHadish
    @SesenHadish หลายเดือนก่อน

    እስታሊን ናይ ቁፅሪ ክልተ ህወሓት ( ስብሓቲዝም) 03,,,

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ገዛውትና ብጽዕ ሽኮር ዓንዩ ቶሪኖ ሽኮርርርርር
    ንምርአያ ትጽልእ ኮይና ባር ሽየ

  • @RussomGhebremicael
    @RussomGhebremicael หลายเดือนก่อน +3

    ሻዕብያ ጎይታ ዕንወት

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye4272 หลายเดือนก่อน

    Mesarhti eyom

  • @KidaneYemane-x3n
    @KidaneYemane-x3n หลายเดือนก่อน

    በንፃሩ ብግልባጡ እዩ ኮ ዝነግረና ዘሎ😊 ብዝኾነ ኩሉ ሓበሻ ብፍሉይ ድማ እቲ ተዛራቢ ትግርኛ ኣብ ክልተ ተጋማሚዑ ዘሎ ናብ ሓደ መገዲ ከምቲ ናቐዳሞት ወለድና ናብ ሓደ መገዲ ተጽንቢሩ ጎይታ ነብሱ እንታዘይ ተኻላኪሉ ካብ ሱር መሰርትና ተቦርቒቕና ከም ሕቃቅ ሳምና ዓፊርና ክንጠፍእ ኢና

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน

    Eizi gani aedi helo aebotatina naykulu merahiti heyimanot mis aeserom eiziku meaet weriduna aemilak tekotieu

  • @kidanetesfamariam7453
    @kidanetesfamariam7453 หลายเดือนก่อน

    Barayu mikanom aminom Trit hgdef .

  • @medhin8187
    @medhin8187 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጣባ ዝበሃል ግን ክወፃ ድዩ 🙄 ምስኪን ነፈር ዝዓለለትሉ ኣዲኡ ዕልልትኣ ከይወደአት ክቁፈድ ይመስል ሃለፍለፍ ኣብዚሑ🤔

  • @dawitabraham7318
    @dawitabraham7318 หลายเดือนก่อน +2

    Seltene keshi Girmay with your family happy saint John with all your Tefetawi Talkshow Coligus 😂

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน

    We support getachew reda::

  • @samuelbelay9109
    @samuelbelay9109 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙

  • @AyyZym
    @AyyZym หลายเดือนก่อน

    🙏💐💐💐🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🙏🙏🙏

  • @merry7267
    @merry7267 หลายเดือนก่อน

    Selam seltene ruhus beal 💙💙💙💙💙💙👍👍🙏

  • @fishberhe5369
    @fishberhe5369 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkk eway gud mekanat riesi nkulu demsisomo belu

  • @kidanetesfamariam7453
    @kidanetesfamariam7453 หลายเดือนก่อน

    Wey mesel .barya do mesel alewo eyu.

  • @WdasseTube
    @WdasseTube หลายเดือนก่อน

    ወይለከ ሰልጠነ'ውን ናይ ሓሶት ትቐባሊ ኮንካ ጌታቸው ረዳ ምስ መን ኮይኑ?...

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน +3

    Sélam selitene hewey ruhus aewudiaemet yigiberelina zeben yikeyirelina

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቱም ሰባት ቀደም እኮ ንህዝቢ ትግራይ ደኣ እንበር ንወያነ ኣይትደግፉ ኢልና ኢና ምክንያቱ ወያነ ጌና ተሓጺቡ ዘይ ጸሪ ኣድጊ እዩ ምክንያቱ ኣነ ነጊረ እየ ሻዕብያን ወያነን ክልተ ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም ምክንያቱ ትማሊ ትማሊ ወዲ ድካ እናተቀዝፈ ንሳቶም ግን ዊስኪ ይሰቱ ኔሮም ስለዚ ወያነን ሻዕብያን ካብ ሱሮም ተማሕዮም እንተዘይ ጠፊኦም ሰላም ናይዚ ህዝብታት እዚ ምጽባይ ካብ ብዕራይ ጸባ ተጸበ ኣንታ ክልተ ህዝብታት ንቃሕ ክሳብ መዓስ ኢካ መጻወቲ ንዚኣቶም ክትከውን።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Nmeskelay drb kobro hzaley awald adna hinhin zkdena andablna abina kulna ahwT nerna delay zey blna bal arkey MS mexuna anda teradanka thilna anxar nebsna hia ena zkona

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile4760 หลายเดือนก่อน

    SENGAPURSI DHAN ANQA SINGAPUR AYBELA SWATN A KEMZIA ENA KTKEWN TE SEWIANA OOOY ZEBL

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 18 วันที่ผ่านมา

    ን ትግረይ አሚኑ ሕዝቢ ን ኤርትራ አይወፍርን እዩ ኢትዮጵያ ወሪራ አዬትፈልጥን,ን ኣርትራ ከም አካል ናታ ጌራ ተማሕድራ ኔራ የመሃሩየሰረሁ ይንግዱይገሹነርም ኢትዮጵያውያን ክይንኩም

  • @kidanetesfamariam7453
    @kidanetesfamariam7453 หลายเดือนก่อน

    Maebel tebelaxi eyu.bzaeba hzbi qntab halyot yeblun .

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน

    Sélam mogos hewey abe zelo netanet netanet zemitu abotatina yhiwatina tihiti godagudi yisakeyu aelewu hilina einitekikum fitah nikirekibu hitetu tezarebu meaenita

  • @SolomonMeles-o2e
    @SolomonMeles-o2e หลายเดือนก่อน

    ,MAMA SHASHU KNDEY3TIESHU KENDEY TUHUSU
    TDGF NESU

  • @addisuyemer3516
    @addisuyemer3516 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን ፅልኣት ጌታቸው ስለዘለዎ ንጌታቸው የፀልም ኣሎ እምበር፤ ጌታቸው ምስጥር አይዕቁብን ኢሉ ዘኽስስ የብሉን። ንምንታይ ጌታቸው ቀፃሊ ርክብ ዘይደለየሉ ምኽንያት ካብ ሻዕቢያ ሓደገኛ ዝኾነ ሕቶ ስለዘቅረበሉን ሰለዘይተቀበሎን ዶ ኣይኾንን? ከም መትከል ግን ንኢሳያስ ኣሚኖም ንሰላም ርክብ ምግባር ኣብይ ጌጋ እዩ።

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 18 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራኮ በውግእ ተመሰረት ሓገር,እያ በሓይሊ በአመጽ የእረብ ሓገራት ተፋሂሳበግብጸ ዘተጠፈጠፈት በጥልያን ዝተነድቀት ከመይ ጌሪ ከመሐገርክትክውን ን ኢትዮጵያ፩ሃንቃ ክትሕዝ ልማእትን ስልጣኔ ከይመጽ አብ ቀርን,አፍረካ እነቅፋት ከትከውን ምሕዞ ናይኤውርጳከፋፊልካ ግዛእፓሊሰእዩ, ከሙኡ ሰለዘኮነት ሓገርከትጨነው ዝካኣለት,

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ 1997-2021 ንደለይቲ ሓርነት እንቂፎም ሕጂውን ብህግድፍ ዝውረዶም ጆነስይድ ረሲዖም ዕርቂ ዓቢ ዕንቅፋት ክኾኑና ይሸባሸቡ ኣለዉ ጉድኡ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Xbuk eu nay wedi taba ay txleayo zey serhla kem zbrtemala

  • @mikeyfutbol3561
    @mikeyfutbol3561 หลายเดือนก่อน

    My brother Seltene, one thing you have to understand about the stand of the people of Tigray is that in any which way or form would they cooperate with Ethiopia to invade Eritrea.the people of Tigray are thinking about the future of Tigray and Eritrea and their people, Issayas and his puppets will leave tomorrow but the people will remain in Tigray and Eritrea all this hate will disappear one day love will flourish among all. But if Ethiopia has an axis to the sea our people future will be in danger that why Tigray will never cooperate with Abiye Ahmed to invade Eritrea.

  • @TedrosKidane-xk6xn
    @TedrosKidane-xk6xn หลายเดือนก่อน

    Police kab adom zeymxeu dehulat menfes

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Hoye na hoye hye zey Bale kabana yfele anda tbahle zabena ahamoda damerà akokay gat hemli wae geat tesmi ato andblna ena zanna tam gze kea alifna

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 หลายเดือนก่อน

    Still he's scared from isayas evil 💙💙💙

  • @TedrosKidane-xk6xn
    @TedrosKidane-xk6xn หลายเดือนก่อน

    Gedef seltene ezom barayu yethatetulna keblu eyom

  • @1995mwa
    @1995mwa หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ እዚ ሰብኣይዚ ሓደ ዝሓሰረን ዝተዋረደን እዩ። ኣብዚ ቀረባ ግዚ ምስታ ኣብ ኢትዮጵያ ብግፍዒ ዝተቐትለት ህጻን ዝበሎ ብገበን ዘሕትት ዘረባ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ። ሓደ ዝተፈልጠ ኣሳዊ ሰብ እዩ። ነዚ ሰብ እንተዘይተምጽኦ ጽቡቕ ይመሰለኒ።

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey หลายเดือนก่อน

    ሐቁ እንድዩ ህግደፍ ክጻወተሎም። እዚኦም ቶይስ እዮም። ክብሪ ሰብ የብሎምን። ዓድኩም አይትበሎም ዓዶም ይድለዪ

  • @esayasBARYA
    @esayasBARYA หลายเดือนก่อน +1

    በቃ ጆኖሳይት ከ ተረሲኡ አይትቀደም ኢዩ😂😂😂😢😢😢😅

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ክምቲ ዝርአኒ ብዓል ደብረጽዮን ነቲ ርክብ ምስ ህግደፍ ይደልዮ አሎ ጌታቸው ከኣ ብፌደራል ክምራሕ ይደሊ አሎ። አብ መንጎ ቀርቂሮም እንተ አጥፍእዎም ከ እንድዒ ሽርሒ አለዎ

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey หลายเดือนก่อน

    ባዓል እዛ ወዲ ጣባ ዝበሃል ኤርትራ ምንም አይኮነትን ንዕዖም። ሕማቃ ዘጉህዮ ነቲ ወዳ ዓዲ እዩ። ጽብቅቲ ቢድዮ ረኪብካሉ አሎካ ናይ ደርጊ ደጋግመሉ ክርድኦ እምበር ዘሕዝን እዩ ኤርትራ ሰብ ክምዘይብላ😢

  • @RegenMehari-f5j
    @RegenMehari-f5j หลายเดือนก่อน +1

    በጃኹም ኢለኩም ከምዚ ናይ ፋኖ ሓበሬታ ብዓል ስታሊን ዘምጽእዎ ንየው በልዎ ሃጠው ቐጠው ውልቃውያን ብምድጋፍን ብምቅዋምን ነዚ ሕብረተሰብ ዘሀውትትዎ ዘለው ፋይዳ የብሉን።

  • @TedrosKidane-xk6xn
    @TedrosKidane-xk6xn หลายเดือนก่อน

    Senefat

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey หลายเดือนก่อน

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😂😂😂😂

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Mewxau aba kgebru kaser dea dlikayo aha du

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 หลายเดือนก่อน

    Mogos hewey anbesa baeilom eiyom aebizi abtihomom ab aedom minibar keliomom ab sidet kia nay aedetatom nafikot aelewom minibar keliomom aegam yibilieom abi zeyideleyiwo seyitanom yieitiwuw0m

  • @danny19593
    @danny19593 หลายเดือนก่อน

    I'm not worried about this one but he's hdana why you go back the country please say so many s*** because he's high enough he's gonna go there is scavengers

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 18 วันที่ผ่านมา

    ምሽደ??ተጋሩ በ እርቅኑም ለይቲ,ሕጼንአረጊት ዘሃመመዘሓነከሰ ጨረሹ,ን ኤርትራ ዘይፈልጥዎ ቆሉኡቶሞ,ካብስድሪራ ፈሌዮም,ዘሰጎጉ ተጋሩ ሻ((ሻቢያ መጀመረያናጽነት አብ 91 አንስቲ,ወተሃደራትዘወለዱ ምሰ ደቆመአውቶቢሰ,ጸኢነ ዘሰጎጎም ክረምቲምድሪ አዚ አየንገርን,ቩኡ,ኢሳያሰ,የኩን,መለሰ, ን ኢትዮጵያ አበሳበሶሞ ሸፋቱ👎👎👎

  • @yohannestsegay2063
    @yohannestsegay2063 หลายเดือนก่อน

    Eritrea ghost town

  • @TedrosKidane-xk6xn
    @TedrosKidane-xk6xn หลายเดือนก่อน

    Eze dezareb zelo eko makor meteftaf eyu xegemu jelfaf

  • @danielabraham3032
    @danielabraham3032 หลายเดือนก่อน

    ኣታ እቲ ሓሶት ከመይ ኢሉ ተወሃሂዱካ ዘሎ፡ መደናገሪ፡ ስእሊ ኣይኮነን፡ኣስመራ ባዕላ ተሰኪምካያ ክትከይድ ዝፍትሸካ ሰብ የለን፡ ከበጻሕካ ኣብ መንበርካ ኮፍ ኢልካ ትሕሱ። እቲ ተሰርሑ ዘሎ ክትሪኦ የብቕዓካ፡ ብዙሕ እስራሕ ኣሎ።ግን ዝሰርሕ ዓው ኢሉ ኣይዛረብን እዩ።

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ หลายเดือนก่อน

    ሰልጠን ደብረፂዮን ታይ ዱዩ ሐጂ ዘወፀኦ ዘሎ መጀመሪያ ጉባኤ ከይታገብሩ እሉዎም ነይሩ እዩ እንተ ገይሩኩም ደማ ኩናት ከሊዒሊ እየ እሉ ነይሩ እዩ ኣቢይ ኣሕመድ ።እታ ዋጋኢ ደማ ሻዕቢያ ይደሊያ ሰለ ዝነበረ ድሕሪ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ህውሓት ኩናት ከም ዘይቲላዓል ምሰ ፈልጠ ሑቆኡ ህቡዎም እዩ ሻዕቢያ።ሓቂ ተኾይኑ ምሪኻቡ ፅቡቅ እዩ ይብሊ ኣሎ ደብረፂዮን ፅቡቅ ተኾይኑ ታይ እሉ ይዚረብ ኣሎ ፡ሰለዚ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ተቀባሊነት ሰለ ዝሰኣነ እዩ ዝቁዚም ዘሎ ።ብዚ በለፀ ወዲ ረዳ ድሓሪ ሓዲሰ ዓመት ምሰ ህዝብ ሪክብ ሰለ ዝገብር ከቃሎዕ እዩ ።

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 หลายเดือนก่อน

    Tgray ናብ ቀደማ ናብቲ ኣማጺ ስርዓት ኢሳያስ ይጽግዑ ኣለዉ ኣዝህዋትና ፍንዝቻህ መስንገልና መስገልና ከይሰባሩና ኣይተትፉንዮም መስሓቅ ደገፍቲ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @arefaynesolomon
    @arefaynesolomon หลายเดือนก่อน

    ናይ ህግደፍ ሓሶት፡ዘይንቡር ሓሶት ኾይኑ። ንእምኒ ባኒ እዩ ኢሎም ክእምኑና'ዮም ዝፍትኑ ዘለዉ።ኤህ ባባ ጣባ ሕጂ ዓሪኹም እንዲኹም፡ንስሃ ዘይትኣትዉ? ጠላምን ሓሳዊን ኮይንካ ንመቓብር ክትወርድ? ኤህ ኢለካ'ለኹ።

  • @erimetera4208
    @erimetera4208 หลายเดือนก่อน +1

    Tim Bel komal Teguar tgraway kab nay Males Zenawe democracy dictator president isayas is better

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Nay eritra negar kulu gnay tray eu

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጣባ እንድሕር ዘኪርካ እብ ሃንጎልካ እዚኣ እያ ትመፀካ📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢📢እዚኣ መሳርሒ እዚኣ ማለት (ሜጋፎን)ሒዙ ናይ ክንደይ መንእስይ ሒወት እዩ እጥፊኡ እዚ ርሳህ ስብ እዚ መቸም ተስፍ ይገብር እብታ እስመራ ከትርፍዎ። ወዲ ጣባ እታ ሕልኩስ 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿ብደው ዝሞተ💀💀💀💀💀💀

    • @mulugetaa532
      @mulugetaa532 หลายเดือนก่อน

      ኣማኒኤል ቴኖ እውን ይብሃል ነሩ እዩ !!

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน +1

      @@mulugetaa532 ናይዚ ርሳህ ስብ ሽም ክልዕል እይደልይን እየ። ብስንኪ እዚ ስብ እዚ እንታይ እሞ ኽንብል ዳሃን ባዓሎም ክርክብሉ እዮም።

  • @TedrosKidane-xk6xn
    @TedrosKidane-xk6xn หลายเดือนก่อน

    Bexebake hager aykonen komu elu nay zemut hager eya maletu eyu