ህየሳ ደርፊ 'ፕላኔት'

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @merontafla7071
    @merontafla7071 ปีที่แล้ว +121

    ንዳኒ ብዙሕ ህዝቢ ይፈትዎ ፡ ብዙሓት ስነጥበባዉያን ድማ ይጸልእዎ ፡ ምኽንያቱ ሓቂ ስለ ትመሮም ፡ ኣጆኻ በርትዕ ዳኒ ።

    • @janiwoldetinsae
      @janiwoldetinsae ปีที่แล้ว +1

      ስነጥበባውያን ሰብ ሞያ እዮም።ስለዝስ ብእኦም እዩ ልክዕ ሚዛኑ ክልካዕ ዝግባእ እምበር ብማንም ሰባት ኣይኮነን።ብዙሓት ሰብሞያ ስነጥበብ እንተዘይፈቴሞ እቲ ጠንቂ ዘይመፍተዊኦም ምኽንያታዊ እዩ።ተራ ሰባት ብዙሓት እንተፈቴሞ ግን ምናልባሽ ንስምዒቶም ዘሐጉስ ሃሰው ኢሉ ረኺቡ ስለዘኾለሶም ውን ክኸውን ይኽእል እዩ።ብዙሓት ቆልዑ ነቲ ሽኾር ዘቑሑሞም እዮም ዝፈትዉ።ምኽንያቱ ሽኮር ብስምዒት መልሓስ ምቁር እዩ። ብፍልጠት ግን ጎዳኢ እዩ። ስለዝስ ብዙሓት ቆልዑ ፈቴሞ ኢልካ ንብዙሓት ፈላጣት ስለ ዘይተፈተዉ እዮም ትብል እንተኾንካ ንባዕልኻ ሓደ ካብቶም ቆልዑ ትኸውን ኣለኻ ማለትዩ።

    • @onegod6726
      @onegod6726 ปีที่แล้ว +2

      @@janiwoldetinsae snetibeb wini balom zifeteriwo zey kones kab hbreteseb eyu zibiges slezi hiyesa win moya eyu
      Ab za ninebrela 🌏 kulu ♻ eyu !!
      "Selezi nikulu deret adewo artist sle zikonka kemdilayka"
      N Hibreteseb bzey hoto and rito ezi artist aikonen

    • @zxtsf
      @zxtsf ปีที่แล้ว

      ​@@janiwoldetinsae ትርኩስ ኣብ ኤርትራ ጥበብን ጥበባውን ኣሎ ከይትብለኒ፡ ትምህርትን ፍልጠትን ዝሓረሞ፡ ፍርሕን ምስሉይነትን ዘንጸባርቕ፡ ከይሰርሐ ዝዕበ፡ ከመዛዝን ዘይክእል፡ ንምንባብን ፍልጠትን ግዜ ዘይብሉ ናይ ዓጃዋት እኽብካብዩ ፡ ኣብ ልቡ ዝስምዖ ካልእ ዝደርፎ ካልእ ፡ ነዚ ተድንቅ ከይመርመርካ ዕርቃንካ ምህላውካ ዳኒ ኣረዲኡካ ኣሎ። wake up ድቁስ።

    • @zxtsf
      @zxtsf ปีที่แล้ว

      ​​@@onegod6726?😮 ኣታ ምስሉይ ደንቆሮ ቀለም ዝወሓዶ ፡ኣብ ኤርትራ ጥበብ ሞይቱ እዩ።
      ጥበብ ትምህርቲ የድልዮ እዩ።
      ጥበብ ህዝብኻ ብናይ ሓሶት ሸፈጥ ቃላት ምትላል ማለት ኣይኮነን።
      ጥበብ መጽናዕትን ዕምቆትን ሓቅነትን የድልዮ እዩ።
      ጥበብ ሞያ እዩ ኢኻ ኢልካዮ ፡ ስለዚ ንጥበብ ከም መብልዒ እንጀራ ጥራይ ዝርእይዎ ንምንባር ንንጀራ ዝጣበቡ ጥበባውያን ንሀዉልካ
      ጎሮሮ ጥራይ ሒዞም ብፍልጠት ሞይቶም፡
      ንስኻ ደጋፊኦም ድማ ብናቶም ርእሲ ትምዘን፡ ነዚ ክመሚ ዝኽእል ርእሲ የብልካን ማለትዩ። 😮😮😮😮😮

  • @senaitnegasi6046
    @senaitnegasi6046 ปีที่แล้ว +106

    "ንሓቂ ድለይዋ ምናልባት ሓራ ተዉጻትኩም" ! ዳኒ ከፋቲ ብርሃን ግሩምዪ ፡ክብረት ይሃበለይ።

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 ปีที่แล้ว +73

    ጸባ ኣስተኻኒ ጎይታ ዳኒ😁❤ኣጻርዮም ነዞም ማዳ ሃገር ስነ ጥበባዋን።ልዕሊ እሰያስ ነዚ ህዝብን ሃገርን ንሶም እዮም ኣፍርሶማ ዘለዉ።

  • @Norrsken03
    @Norrsken03 ปีที่แล้ว +42

    "ኣንታ ብሩኸይ እንታይ ዓይነት ጻህያይ ዲኻ ስሒብካ"
    ሞይተ 😂😂

  • @simonbirhane7516
    @simonbirhane7516 ปีที่แล้ว +52

    ደቒ ዓድትና ንርትዒ ድለዩዋ፡ ሓራ ኻኣ ከትውጽኣኩም'ያ። የቐንየልና ዳኒ!

  • @even6598
    @even6598 ปีที่แล้ว +165

    እቲ ተምጸኦ ሓሳብ ምስ መረዳእትኡ ብምኻኑ ዝያዳ ብርሁን ብቐሊሉ ንኽትርድኦ ሓጋዝን ይኸውን ። መግለጺ የብልካን ዳኒ ከማኻ ይብዝሑ !!

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ ปีที่แล้ว +27

    ንሓቅ ድለይዋ ከምት እዮሱስ ዝበሎ ሓራ ክተዉፀአኩም እያ ።ቃል ዳን ወድ መምህር ብጣዕም ደስ ዝበለትን ኣገላልፃ 👏❤️

  • @ariboy0505
    @ariboy0505 ปีที่แล้ว +47

    Welcome smart 🤓 Boy 👏🦋
    ስመይ'ሲ ይጥቀስ እንድ'ዩ ናብ ናይ ኣናብስ ጉድጋድ ግን ተደርብየ ኣይፈልጥን'የ፡ ሞትኩ፡ 🤣🤣🤣 ዳኒ ያሆ፡ I love you beqa mglexi yebleyn 🥰

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 ปีที่แล้ว +128

    ኡይይይ ረኺብካኒ ዳነይ💙 ኣምላኽ ነዚ ወለዶ ዝሃቦ ፍጹም ገዚፍ ህያብ መምህር ሓቂ ንስኻ ኢኻ። እዛ ደርፊ ዘሕፍር ጽንጽዋይ ,ያ ሒዛ መጽያ ኔራ፡ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ምስ ስቡሕ ጥዕና ይዓድልካ። መእታን ንሕና ክንረብሕ መጽሓፍ ወለዶና ኢኻ!💙

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 ปีที่แล้ว +2

      ✰ ናይዚ ወለዶ ,ዩ።

    • @solomonbb1377
      @solomonbb1377 ปีที่แล้ว

      Nay behaki

    • @biniamtedeos6940
      @biniamtedeos6940 ปีที่แล้ว

      Sk bel gda weledokan annetkan zey tfelt ezi wedi tefiu yetfeakum alo ezi kea xxway zey kone nzfelt hakiu kem beal danael nska ke ay kab bahlkum mennetkum annetkumn tefiekum zelekum weldo afkum tkeftu flet mflat newri aykonen behaxiru bahri eritrea nmntay kem ztebahle ab Google aleka fetch teberaber

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 ปีที่แล้ว +82

    ንስካ መምህር ናይ ምሁሩሃት ብሩህ ምጻኢ ብዙሕ ተስፋ ኣሎና ካባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @tomashadgu7052
    @tomashadgu7052 ปีที่แล้ว +18

    ናይ ዳኒ ሓውና ካፍቲ ቀንዲ ደስ ዝብለኒ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዙዉጽኦም ጥቅስታትዪ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይ ብሩክ 🙏🙏

  • @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
    @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን ปีที่แล้ว +78

    ወዲ መምህር ጅግና መስትውዓሊ በጃካ እባ ናይ በራኪ ዓገብ በለልና እዚ ደንቆሮ ብዝኮነ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና✅💯👍🏽💐

  • @danielghebre
    @danielghebre ปีที่แล้ว +16

    ኣነስ ይመሃር ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @lomientertainment-6791
    @lomientertainment-6791 ปีที่แล้ว +64

    ብዛዕባኻ ዛዕባ ዓቅምኻ ፍልጠትካ ብልሕኻ እንክሓስብ ፡ ሓሳብ ይውሕደኒ ፡ ኣምላኽ ነቲ ከም ጸሓይ ደሚቁ በሪሁ ዘሎ ኣእምሮኻ ይሓልወልና ፡ እቲ ምንታይ ሰብ ክነቅሕ ፡ ዝኾነ ኣበር ዝወጾ ዘይብሉ ካብ ሃልወሳ ነጻ ዝኮነ ፡ ፈጺሙ ዘየሰልቹ ትሕዝቶ ፡ ከይጸገብናያ ተወዲኣ ፡ መም. ዳኒ ወዲ መምህር ! ንስኻ ኢኻ ሓቀኛን ብቅዑን መምህር !! ተባረኽ !!!

  • @kiflemariam2509
    @kiflemariam2509 ปีที่แล้ว +9

    ዋውውው ዳኒናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ እዞም ስነቀንጠብጠ ጽረ ሕብረተሰብ ሓቂ ክምስክሩ ዘይኩእሉ ከማኻ ወዲ መምህር ህየሳ ጽቡቅ ገሮም ዝህይሱ ክትበዙሑሉና ንደሊ ኢና::

  • @Never-lose-hope
    @Never-lose-hope ปีที่แล้ว +26

    ዋይ ዳዊት ኣታ አንታይ ወሪድዎ 🫢
    ጽቡቅ መግለጺ ዳኒ ሓወይ

  • @abrahaleyyemane9112
    @abrahaleyyemane9112 ปีที่แล้ว +33

    ተዓወት ዳኒ እምበር ወዲ መምህር 💯💟💛💟

  • @ezramichael4530
    @ezramichael4530 ปีที่แล้ว +1

    You are right
    ቀጽሎ በርትዕ

  • @robitete3838
    @robitete3838 ปีที่แล้ว +32

    ከሉ ከም ቀደም ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ❤ግን ድልየታት ሰዓብትኻ ምስማዕ ገዲፍካዮ መስለኒ ክንደይ ግዜ ናይ ናይ ወዲ ትካቦ "ይገርመናሎ"
    ገለ ክትብለና ክንደይ ግዜ ሓቲትና😑

    • @Dania09082
      @Dania09082 ปีที่แล้ว

      ኢሂ ትርጉማ ቀይሩ ከምጻልካ ዲኻ ደሊኻ፥

    • @zxtsf
      @zxtsf ปีที่แล้ว

      "ኣምጺእዋን ድዩ ኔሩ " "ኣይተኻታተልካን " 😮😮😮ናትካ ሽግርዩ ፡

  • @MohamedAhmed-yj9jm
    @MohamedAhmed-yj9jm ปีที่แล้ว +10

    ወዲ መምህር ቃላት ሲኢነልካ ብሓቂ ብሓቂ ለባም ቅኑዕ ፈላጥ ደፋር ንምልእቲ ሃገር ምዕድኻና ! እምበር እዛ ሃገር ደኣ ካልእ እንታይ ሕማምዶ ኣለዋ'ዩ ደይ ትምክሕቲ ጃህራ ብደዐ

  • @amansaym1193
    @amansaym1193 ปีที่แล้ว +29

    ን'ዳኒ ምዉዳስ ኣይድልዮን እዩ
    Masterclass✍🏽❤

  • @luelasrat5712
    @luelasrat5712 ปีที่แล้ว +22

    ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ።
    ኤሪ ሳት እንተ ዝማሃላልፉልካ ዝመልእክቲ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ።

    • @Fagi-24
      @Fagi-24 ปีที่แล้ว +4

      ክላእ ኤሪሳት ኣበይ ኢለሞ ሙህሙናት ንዉፉይ ከማን እታ ሓገዝ ደልዮም ኢዮም ኣምጽዮሞ እምበር ብሓቂ ንህዝብና ሓልዮት ተዝህልዎም ንምንታይ ተወሓደ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እንዳምጽኡ ንውሽጢ ዓድና ዘሎ መንእሰይ ከንቅሕዎ ዘይፍትኑ ካብ ዉፉይ ንላዕሊ ንመንእሰይ ከንቅሕ ዝኽእል እኮ የለን እዞኦም ግን ትም ኢሎም ከምቲ ሰብ ዝብሎም ናይ ገዛውቲ ኢያ::

    • @senaitnegasi6046
      @senaitnegasi6046 ปีที่แล้ว +2

      ኤሪሳክት፡ቃልሲ ክደናጎይ ድሌት ኣለዎም ክንብል።ማእከልነት ናይቲ ደምበ ፍትሒ ንምኾን ድማ ይፍትኑ።ገበርትን ሓደግትን ክኾኑ ኣመና ይደሊዪ።ብዛዕባና ብዛዕባ ሕዝቢ ግን ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብገጹራኣዪ እዪ። ፍሩያት ኣብቲ መንፊት ኽተርፎዪም።ብዓይኒ መንፊት ክንመጻረ ኢና ።

  • @samuelmuhus1545
    @samuelmuhus1545 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ ይባርክኻ ወዲ መምህር።ሓቂ በልካ።ብፍላይ ኣብታ ትምክሕቲ ሓጥያት አዩ ዚበልካያ። I really admire your thoughts

  • @kbreabyikalo5947
    @kbreabyikalo5947 ปีที่แล้ว +8

    ግርም ወዲ መምህር ጽቡቅ ህየሳ።

  • @anbesalaynewelday3904
    @anbesalaynewelday3904 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ብሩሁን ምስ መብርሂኡን ህየሳ

  • @tuemzghimezgebo6566
    @tuemzghimezgebo6566 ปีที่แล้ว +9

    ዳኒ ተባዕ ጽቡቅ ስራሕ
    እቲ ሓቂ ብጽቡቅ ኣገባብ ነጊርካዮም።

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray ปีที่แล้ว +11

    ዳንዋይ ሓቂ ስንቁ ክፈትወካ ❤
    ሶ ዓርኪ ስባር ነቓዕ ከም ዝበሃል ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝዓረኸት ናይ ግድን እያ ክትዓብድ! 'ዛ ብደም ዝጨልቀወት ኢትዮጵያ'ኮ ክሳብ ሀዚ ኢዳ ናብ እግዚአብሔር ትዝርግሕ 'ናበሉ ብቓል እግዚአብሔር ከላግጹ ይውዕሉ አለዉ! ኤርትራ 'ውን ከምኣ ብትምክሕቲ ቀጺላ አላ! ዘናድደኒ ነገር ግን ካብ ቃለ እግዚአብሔር'ናልዓሉ ምልጋጾም እዩ! እግዚአብሔር ጸዋር!

    • @heruy8274
      @heruy8274 ปีที่แล้ว

      The Ethiopia of the bible refers to today's Sudan.

  • @samuelgebretekle4660
    @samuelgebretekle4660 ปีที่แล้ว +31

    ኣይኮነን ንኤርትራውያን ነዓና ንተጋሩ ሃናፂ ሓሳብ እዩ ኮይኑ ረኺበዮ ኣለኹ ብወገነይ ንሱ ድማ ኣብ መርየት ዘየሎ ምሕሳውን ምጅሃርን እዩ እቱ ውድቀት የቐንየልና ዳኒ ቐፅለሉ

    • @yaredtesfa97
      @yaredtesfa97 ปีที่แล้ว

      Ezi guday nay eritrawyan conversation eyu!!!!

    • @nebuteklemichael9982
      @nebuteklemichael9982 ปีที่แล้ว

      😍😍😍😍💐💐💐

    • @abelabi6782
      @abelabi6782 ปีที่แล้ว

      @@yaredtesfa97kid gohaf

    • @yaredtesfa97
      @yaredtesfa97 ปีที่แล้ว +1

      @@abelabi6782 ehi entay Gere ka? Hasbey kgelts aykeln dye ewe ezi guday nay eritrawyan eyu entay eyu eti tsegemka?

    • @dekiweldemicheal9579
      @dekiweldemicheal9579 ปีที่แล้ว +2

      @@yaredtesfa97 men eyu nay Eritreawyan trah zbeleka kmhreka wielus hanti keyhazka Video tray tketatielka.bel kngreka ezi nzkone seb tigrina zrda eyu.

  • @brhanetewelde585
    @brhanetewelde585 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ "ብሪውሪው" ዝኮነ ዘመን ስነ ጥበባውያን።
    ዳኒ ወዲ መምህር ዘይትድገም ኢካ!! 👏👏

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +49

    ወዲ መምህር በጃካ ናይ ኣብራህም ኣፍወርቂ "መለይ" ሃይሰልና💙

    • @wediteages9391
      @wediteages9391 ปีที่แล้ว +10

      ናይ ኣብርሃም ኣይህየስን እዩ እንታይ ደኣ ይስተማቀር!

    • @nugusegebrihiwet554
      @nugusegebrihiwet554 ปีที่แล้ว +1

      Mhyas entay malet dyu mnqaf tray do aykonen EU nay Abraham ke entay ketewxlu deliki

    • @adiamba2574
      @adiamba2574 ปีที่แล้ว +5

      @@nugusegebrihiwet554 no ምህያስ አኮ ነቲ ክብድ ዝበለ ደርፊ ምግላጽ ውን ዩ

    • @ፍቅሪህያብፈጣሪ
      @ፍቅሪህያብፈጣሪ ปีที่แล้ว

      ን ተጋሩ ሃይሱሉይ ብልዮኦምቅ

    • @ህግደፈሰተይቲደም
      @ህግደፈሰተይቲደም ปีที่แล้ว

      ዘይከውን እሰከ ኣይትበሊ😊

  • @baraktesfa8191
    @baraktesfa8191 ปีที่แล้ว +7

    ወለሓንቲ ዝበሃል የለን ግና የቀንየልና ወዲ መምህር ሓዉና ተባረኽ።

    • @baraktesfa8191
      @baraktesfa8191 ปีที่แล้ว

      @@d.p.5822 እሞ ከምዚ ናይ በዓል ወዲ መምህር ዲኻ ተምጽእ ኣነ እዚ ሲእልካ ዋለዉለው ይጸልእ ኣለኹ። 😂😂😂

  • @zxtsf
    @zxtsf ปีที่แล้ว

    BRAVO BRAVO JIGNA ዓሚቕ ፍልጠት ዘለካ ሰብ ምዃንካ ይገርመኒዩ። ብዙሕ ምርምር ከም ትገብር ነፍሲ ወከፍ ቃላትካ ብተመስጦን ብምግራምን ይከታተሎየ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @efremtewelde568
    @efremtewelde568 ปีที่แล้ว +14

    Absolutely right explanation our artists always live on the dream

  • @abrhamtesfay9319
    @abrhamtesfay9319 ปีที่แล้ว +2

    በዞም ኣብ ከባብየይ ዘለዉ ኤርትራዉያን የሕዋተይ ሓሳቦም ክርኢ ከለኩ ተስፋ ይቆርጽ ምክንያቱ እቲ ዝካትዑካስ ዕዉር ዝርእዮ ናይ ነዊሕ ጽሑፍ ኢዩ ። ከምዚ ከማካ ይሕዋት ብምሕላዉኩም ግን ተስፋ ንሰንቅ።
    ብንኡሱ ብፍልጠት ዝተሽሞ ንጉስ ናይ ልቦና ኢለካ ኣለኩ !!!
    ቀጽሎ ኣጆካ ታሪክካ ንዎሎዶታት ክሓልፍ ኢዩ።

  • @eseyamnuel
    @eseyamnuel ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ዳኒ ወደይ በሊሕ መንእሰይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከመይ ድየ ዝፈትወካ

  • @msgnaasgele5967
    @msgnaasgele5967 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒተይይ መግለጺ ስእነልካ ኣታ ጅግና

  • @popentertainment5720
    @popentertainment5720 ปีที่แล้ว +6

    Smart Boy, I was Waiting for this🤝

  • @martinlutherking4295
    @martinlutherking4295 ปีที่แล้ว +71

    ከም ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ወዲ መምህር ንፉዕ መንእሰይ👍

    • @yonasnegash8346
      @yonasnegash8346 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ: ጽቡቕ ኣለኻ::

  • @sabayemane6388
    @sabayemane6388 ปีที่แล้ว +8

    ጅግና ወዲ መምህር ኣምላኽ ይባርኻ ❤️🙏

  • @adhanomteumzgi4097
    @adhanomteumzgi4097 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣምላክ ይባርካ ሓቂ

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 ปีที่แล้ว +9

    ተባረኽ ጽቡቕ ትሕዝቶ ! ሓፊና እኮ !

  • @mibrakteka6008
    @mibrakteka6008 ปีที่แล้ว

    Wedi Memhir jigna entay elna emo kingeltseka. Kibur hawey Egziabher yibarkka! Hager miquan tsegimatna zelas planet.... Egziabher yirieykum!

  • @king_kiros_
    @king_kiros_ ปีที่แล้ว +7

    welcom ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ

  • @kidaneabraha2971
    @kidaneabraha2971 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምእንቲ መንእሰይ ኤረትራ ሓቅን ሓሶትን ክፈላሊ ክመሃር።
    ሃገር ብሓቀኛ ታሪኽ እምበር ብናይ ሓሶት ትሪኽን ትምክሕትን ትህነጽ ሃገር የላን።

  • @ሰናይኣስገዶም
    @ሰናይኣስገዶም ปีที่แล้ว +3

    ዳኒ ሓወይ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ። ምስ መርትዖታቱ።

  • @brhanghirmay5886
    @brhanghirmay5886 ปีที่แล้ว

    Woww ብጣዕሚ ጽቡቅ መረዳእታ ሂብካዮም ኣለኻ ዳኒአል

  • @laughlearn3951
    @laughlearn3951 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ,ነቔፌታ ኢዩ ዘዕብየና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @fretaweldu8657
    @fretaweldu8657 ปีที่แล้ว

    ክክክ ስመይስ ይጽዋዕ እንዲዩ. ከም ነቢ ዳኒኤል ግን ናብ ጉድጓድ ኣናብስ ኣይተደርበኹን. ናይብሓቂ. ቅኑዕ መረዳእታ. ዳኒ ጅግና.

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +25

    ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንመጀመርታ ግዜ ድንግል ረኪበ ኩላህካ ደጋፊ ዳኒ ኾንግራ በለኒ ኣብ ሓጎስ ኢየ ዘለኩ

  • @saimonfiashaye2242
    @saimonfiashaye2242 ปีที่แล้ว +27

    መርሓብ መምህር ዳኒ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +6

    እንጀራ እግዚ ብላዕ ወዲ መምህር❤️
    ብሰሓቕ እየ ሰምዐዮ ወይ እንዳ ህግደፍ😂😂😂😂

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera ปีที่แล้ว

    መስታ ዳሕሮውት እያ፡ ግደ ሓቁ መበል 193 ሃገር እያ ቅድሚእ ዝዓብያኣ 192 ሓገራት ኣለዋ ኣይንሓሱ ሓቂ ሒዝ 7:31 ካ እዩ ምንባር ብፍትሕን ርትዕን ንዕበ ብእልፊ ደናቁር ኣይንደንቁር።
    ብጃህራን ትምክሕትን ዝምጽእ ዕብየት የልቦን እንትርፎ ባርነት፡ ካልእ ኣይረክብናን።
    ኣንበሳ ውዱ መምህር ናይ ብሓቂ ወፊ መምህር ኣጆካ ክማካ መማህራን ኢካ
    ዕድመን ጥዕናን።

  • @Alex-jc6yn
    @Alex-jc6yn ปีที่แล้ว +9

    ዳኒ boy ጹቡቅ መግለጺ ።

    • @Shakura71
      @Shakura71 ปีที่แล้ว +1

      Dingl gual welas dingil comment 😂

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ዋው ህየሳ፡ መቸም ትምህርትን ልቦናን ጎደል " ስነ ጥበባውያን" ዝብል ሽም ንነብሶም ዝጠመቁ ኣሸጊሮምና። ቁሩብ ቐለም ንዝጠዓመ ለባም ኤርትራዊ ኣብ ሕፍረት ዝሽምም ሃለውለው !! Thank you Dear Bro Dani

  • @tsegatesfu9002
    @tsegatesfu9002 ปีที่แล้ว +9

    ዓሽ ከመይ ኣሎ ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዋ ኣሎ እዩ ዘመኑ ወዲ መምህር. ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ 👏👏 ይክንየላ

  • @eri-binit6226
    @eri-binit6226 ปีที่แล้ว +14

    ብስም ድኒ ስከ like go found me ይብል ኣለኹ ሕጂ ኣብ airport Amsterdam ኮይነ ይጽሕፋ ኣልኩ ኣብ adiss ms ateku ክንደይ ኮይንለይ ክሪኦ ኢየ go foud me like .

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 ปีที่แล้ว

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍😊👍🥺👍🥺

  • @ftsumteweldebrhan2572
    @ftsumteweldebrhan2572 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ በሊሕ ሰብ

  • @febentadesse4313
    @febentadesse4313 ปีที่แล้ว +11

    Welcome Dani Jigna I am proud of you!!❤👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @Gg-qv9ix
    @Gg-qv9ix ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ጌርካ ኣብረህካና ወዲ መምህር

  • @nebaygebresilsye2038
    @nebaygebresilsye2038 ปีที่แล้ว +4

    ብጣእዕሚ ዝዋሃጥ መግለጺ እድመን ጥእናን ይሃብካ

  • @mathiasfshaye2345
    @mathiasfshaye2345 ปีที่แล้ว +7

    ዋው... ወዲ መምሕር... ወዲ መምህር! ቃላት የብለይን።ሓንቲ ቃል ግን, ኪብለካ "የቐንየልና"!!👌🙏

  • @yonaswedikifle6296
    @yonaswedikifle6296 ปีที่แล้ว +6

    I saw a lot of people choose fooling around themselves... these videos surely help them to solve their problems... great dani!!!

  • @ኪሮስዩጥበብ
    @ኪሮስዩጥበብ ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ዳኒተይ❤ GBU❤

  • @ezanagere9072
    @ezanagere9072 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጎበዝ ሰብ

  • @mamadeardearmama4535
    @mamadeardearmama4535 ปีที่แล้ว +9

    ስመይ'ሲ ይጽዋዕ እንዱዩ ግን ኣነ ግን ናብ ጉድጓድ ተደርብየ ኣይፈልጥን እየ ።Dani the great ንበር ክበር 🤴🤝✅

  • @kalMHe
    @kalMHe ปีที่แล้ว +6

    Kem wetru hasabka azyu ritawi eyu. I appreciate the fact that you take your time to do some digging to bring the public something that gives sense and something that opens our eyes and ears !!

  • @metkelandeneskel7762
    @metkelandeneskel7762 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ መምህር ጅግና

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey ปีที่แล้ว +6

    Ane natka kabti des zibleni mis mertoatatka sile timetse eu , dani bizuh seb kemzestemkar eka geyrkayo emo ketslo 💪💪👍

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 ปีที่แล้ว

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 😊🥰🔥🥰👍🥰👍

  • @figo6400
    @figo6400 ปีที่แล้ว +13

    ብርሃን ገጹ ኣውሊኢ መወጹ ገናሒ ዘዝመጸጹ

  • @Dejen_Aref_2
    @Dejen_Aref_2 ปีที่แล้ว +2

    ናቅፈታን መረዳእታን ብምኻኑ ዝያዳ ደስ ይብለካ ንኽትሰምዖ ዋላ ዘብህግ ትንተና ኢኻ ተቅርብ ዳኒ ብሮ።
    ብዝኾነ be strong💪ብዙሕ ኢና ንጽበ!

  • @አለኒዘይተጋህደሕልሚ
    @አለኒዘይተጋህደሕልሚ ปีที่แล้ว +10

    ዳኑዋይ ጅግና ደስ ዝብል አጋላልፃ ካባካ ቡዝሕ እናተማሃርና ኢና ብፍላይ ካአ ከንፊነድስ ዘለካ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብለኒ💛

  • @arudani5704
    @arudani5704 ปีที่แล้ว +1

    Thanks!

  • @wedimahari2175
    @wedimahari2175 ปีที่แล้ว +3

    ጹብቅ ስራሕ ክም ኩሉ ግዜ ዳኒ

  • @kebreabteklegiorgis1772
    @kebreabteklegiorgis1772 ปีที่แล้ว

    ጎቦዝ: ንፋ: ዘበንዊ ስነፍልጠት ዝኽተል: ግቡእ ምድላው ጌሩ ዝቕርብ: ካብ ጽውይጹዋይ ናብ ሓቀኛ ታሪኽ ዘሰጋግር ድልድል ኢኻ ክብለካ ይደሊ:: ኣጆኻ ቀጽሎ ሒዝካዮ ዘለኻ መሃሪ መልእኽቲ:: Good job! Well done! You really make sense! Facts against fallacy. Keep it up the good job!!!

  • @saliembiniam4194
    @saliembiniam4194 ปีที่แล้ว +3

    "ኣንታ ብሩኸይ እንታይ ዓይነት ጻህያይ ዲኻ ስሒብካ" 🤌😅😅

  • @fiyorigalqeshi2022
    @fiyorigalqeshi2022 ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ እበር ንፉዕ ብጣዓሚ የ ዘድንቀካ።

  • @ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
    @ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ ปีที่แล้ว +4

    _✅መምህር ሓቂ💜_

  • @abi11
    @abi11 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ብሱል ሰብ ብዛዕባ ናይ መዳ ንኡሰይ እባ ገለ በለና ምሳይ ዝሰማማዕ ላይክ ይርገጽ🥰🥰

  • @habtomkiflay3247
    @habtomkiflay3247 ปีที่แล้ว +5

    Good job Dani. Keep it up.

  • @twentwen386
    @twentwen386 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ቢሓቂ

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 ปีที่แล้ว +4

    Oh my god You are amazing brother very well done Analysis very interesting

  • @BERIEHAWINITU
    @BERIEHAWINITU ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ብቁዕ ዝኮነ ስትሕዝቶ ሕዝካ መጺካ። ሰሊ'ዚ እቲ ክውንነት ክግለጽ ኣለዎ። ንውሉድ ወለዶ ካብ ሃገርና ኣጥፊኦምና። ሕጂ ክኣ
    ካብ ታሪክናን ካብ ቋንቋናን ክኣ ከጥፉኡና እዮም። ክለቁ ከማን ኣለዎም ካብ'ቲ ሰነ-ጥበብ ናይ ዓለም። ካልእ እንተኮነ ብቅዓቶም ዘየናድይዎ ኣብ ካልእ ሞያ።

  • @efremkidane6597
    @efremkidane6597 ปีที่แล้ว +16

    እዛ ሕቶ ናይ ናይ እዚ መንእሰይ ደስ ኢላትኒ ።
    "ስድራ ምልእቲ ናጸነት ስእና ተሰዲዳ ከላ፡ ንሱ ንባዕሉ ተሰዲዱ ከሎ። ናጸነት ኣብ ኤርትራ ኣሎ እሉ ዝካተዐካ እንተኮንስሲ እዚ ሰብ ናይ ብሓቂ ጥዕዩ ኣሎ ዶ ትብል"፧
    መልሰይ !
    ዘተመርመረ ኮኑ እንበር ሓንጎሉ ጡዕይ ይሰርሕ የለን፡ ተጸልሉ ኣሎ።
    ኣብ ባርነት እንዳነበርካ ፡ ብናጸንት ትነብር ከምዘለካ እንተመስልኻ ፡ሳእን ንቕሓትካ ብርግጽ ተጸልልካ ኣለካ።
    ከብድካ ብጥሙዩ፡ ሰውነትካ ብዕሩቑ ፡ ድክነት እንዳጣላቕየካ፡ ሃብታም ሃገር ኣላትኒ ኣነ ሃብታም እየ እልካ ትሓስብ እንተልኻ ብርግጽ ተጸልልኻ ኣለኻ።
    ኣብ በርካ እንዳነበርካ፡ ደሞዝ ውሑድ እንዳተከፈልካ፡ ድቕካ ብሓወላ እንዳዓበዩ ከለዉ፡ እኹል ዶሞዝ ትክፈል ዘለካ እንተመስሉኻ ብርግጽ ተጸልልካ ኣለኻ።
    ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት ናብ ሓደ ቦታ ገይሸ ነይረ። ኣብቲ ገዛ ሓቲ ሕቶ ተልዕላ ነይራ
    እታ ሕቶ ከምዚ ትብል
    "ሓደ ወትሃደር ኣብ ኤርትራ እኩል ዶሞዝ ኣለዎ ዶ፧"
    እቶም 3 የብሎም ኢልና።
    ሓደ ካባና ግን እኹል ዶሞዝ ይክፈሉ ይብለና ኣሞ" ንስሕቅ።
    ንሱ ድማ ብሓቂ ክኹል እዩ ይብለና ።
    ክንደይ ከምዝክፈሉ ትፈልጡ ድኩም፧ 1800 ናቕፋ እዮም ዝክፈሉ ይብለና።
    ኣነ ሽዑ ምስ ጽሉል ንዛርብ ከም ዘለና እዩ ተረድእኒ።
    1800 ናቕፋ እንታይ ክጠቕማ ይክእላ፧ ክንደይ ቖልዑ ከ የዕብያ፧
    ገዛክራይ ከ ክከፍላ ይክእላ ዶ፧
    ስለዚ ሳእን ንቕሓትካ፡ እቲ እትነብሮ ሕማቕ መንብሮ፡ ጽቡቕ ኾይኑ እንተተሰሚዑካ ናይ ብሓቂ ጽሉል ኢካ።

    • @Dania09082
      @Dania09082 ปีที่แล้ว

      ኣንታ ሓወይ መን ኣሎ ኢዩ ጽቡቕ ኣለኹ ኢሉ ዝዛረብ እንተኾነ ኣናብባኻ ጌጋ ስለ ዝኾነ ብጌጋ ክትጽሕፍ ንቡር ኢዩ። እቲ ዘረባ ዘሎ ሃገር ሕማቕ ኣላ ኢልካ ትኣምን እንድሕር ኣለኻ ስለምብታይ ዘይትሰርሕ ግዜኻ ካብ ኮይነዮ ዘለኹ እንዳ ገለጽካ ከም ዝውስተማስል ክትገብረኒ ኢልካ ተጥፍኦ ብሓባር ዘይንሰርሕ። ብስራሕ ዶ ኣይኮናን ማዕቢለን እዘን ኩለን ሃገራት። ንሕማቕ ብስራሕ ኣጥፍኣዮ።

    • @filmontsehaye
      @filmontsehaye ปีที่แล้ว +2

      1800 እንተ ዝህብዎም ከ ጸሊእካ ዶ ዝገርመካ መደናገሪት ሜላ ኢያ መኽንያቱ ኣብ ኢዶም ዝኣትዋ 900 ኢየን እሰን ክኣ 600 ንስድራኻ ወይ ብዓል ሓዳር እንተ ኾንካ ንሰበይትኻ ኢየን ተቆራጺ ዝኸዳ 300 ኽኣ ኣብ ኢድካ ማለት ዩ። እቲ ዝተረፈ ፌክ 900 ግን ገሊኡ ናይ ጥሮታ ገሊኡ ናይ ገዛ ክንሰርሓልኩም ተባሂሉ መታለሊ ቑጽሪ ኢዩ።

  • @Kebiiiii
    @Kebiiiii ปีที่แล้ว

    ይጥዓም፡ይሕሰም፡ሃገርና የሕሊፍና ኣይንህብን ንዓና ንሳ አያ ዓለምና ድላይና ንበላ ኣይትሕመም።

  • @burnobeyene7736
    @burnobeyene7736 ปีที่แล้ว +7

    ውዲ መምህር ብሉጽ ሰብ ከማካ ይብዙሑልና ኣምላክ ብርዕኻ ይሰስነልካ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @Guluhama
    @Guluhama ปีที่แล้ว

    ፈላስፋ ኤርትራዊ መንእሰይ። ሓሶት ዝድራሮም ህግደፋአያን ጽቡቕ ጌርካ ኣቓሊዕካዮም። ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ።

  • @wediinebii4117
    @wediinebii4117 ปีที่แล้ว +3

    Daniii asli yene ambesa ናይ መዳ ንኡሰይ ኣምጻልና ፕሊስ

  • @fixumnet
    @fixumnet ปีที่แล้ว +1

    ምስጋና ከነቐድም፡ክብረት ይሃብካ ሊቅ። ኣይሰምዑን'ዮም።
    ከናፍር ክኣ መተርኳሻ ደልየን ኣለዋ መስለኒ። እምበህና መልሓስ ውጥም ኣብዚሔን።(ንሃያሳይ ሲ ሃያሱኡ ኣለዎ ድዮም ዚበሉ)።

  • @misgna2017
    @misgna2017 ปีที่แล้ว +7

    ብሉጽ መንአሰይ ከማካ ይብዙሑ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ

  • @ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ
    @ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ ปีที่แล้ว +1

    ዳኒአል ጅግና ነዞም ሩኳን ሰብ ከዳናግሩ ሃተፍተፍ ዝብሉ በሎም ቁጸዮም ደኣ

  • @ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ
    @ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ ปีที่แล้ว +2

    ሓቅና ኣይንጽላእ፡ ሓቂ'ያ ሓራ እተውጽኣና!
    ቐጽሎ ዳኒ!

  • @shanet542
    @shanet542 ปีที่แล้ว +2

    Ala mahder hawey neza derfi si kem ma'e'teb ab hanti ternifkaya 😁😁 you made my day... keep going and thank you for 🌹🌹🌹

  • @Agaziii
    @Agaziii ปีที่แล้ว +10

    ሽላን ሽንቲ ን ትግራይ ዘይ ኮነ
    ን ኤርትራ ክኸውን ኣይ ክኣልን እዩ
    እዚ ሰኽራም ። ጻህያይ ዝኾነ ሓዳሚ።
    ዳኒ ብልሂ መንእሰይ ዕድመኻ ይባረኽ

    • @ኣምላኬይቅርበለኝ
      @ኣምላኬይቅርበለኝ ปีที่แล้ว +2

      ይገርመካ እዩ እዚ ድቃላ

    • @Wedieritrea323
      @Wedieritrea323 ปีที่แล้ว +1

      ንትግራይ እንታይ ክገብረላ ኔሩዎ ?

    • @Agaziii
      @Agaziii ปีที่แล้ว +5

      @@Wedieritrea323 ትግራይ እዩ ዓዱ ስድራቤት እና መቱ ጽውጽዋይ ደርፊ ካብ ዝደርፍ ዋላ ኣብኡ ከይዱ ዘይመውት

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 ปีที่แล้ว

      ኣብ ትግራይ ዶ ኮይኑ ዓብዩ ኣብ ኤርትራ ምስ ኣዲኡ ዝዓብየ እዩ ምሳኩም ዝዓበየ ከመይ እሉ ንትግራይ ክኮን ሕስድና ጉራ እኮ ኣብ ኤርትራ እዩ ተማሂሩ ኣብ ትግራይ ዘለው ፍርቂ ኤርትራውያን ዝኮኑ ንኤርትራ ሕማቅ ክዛረቡ ኣይትርእን እካ በጃካ ኣብ ኤርትራ ዘለው

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 ปีที่แล้ว

      @@Agaziii ኣብኡ እዩ ትግራዋይ ኣዲኡ ኤርትራዊት እያ ኣብ ኤርትራ ድማ ዓብዩ ናይ ኤርትራ ትምክሕቲ ሕዙ ድማ ዓብዩ

  • @azmerakiflemariam552
    @azmerakiflemariam552 ปีที่แล้ว +1

    Selam dani wedi memhre wedi Eritrea kemaka yebzahe ❤️❤️🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @isuboy1
    @isuboy1 ปีที่แล้ว +5

    እንደ ልቤ ይብሉ አምሐራ እታ ናይ ልበይ ቶግ አቢልካያ ዳኒ ሐወይ እዝግሄር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤️🙏❤️🙏❤️🙏

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ ปีที่แล้ว +1

    Ambesa Dani Wedi Memihir. Neza nay BARAKI hadash derfi kaa Hayisa bejaka. Thank you ❤

  • @bogeabilekijermen4129
    @bogeabilekijermen4129 ปีที่แล้ว +12

    wedi መ ዳኒ
    መሰታና ጽብቅ ስራሕ
    ከመ ልመዱ like
    ሸረ ኣይንሕመቅ ነተብዓዮ እሰከ
    ሻዕብያ ከጥፍእዋ
    ይጽዕሩ ኣለዎ እሞ ፨
    ደቂ ዓበይቲ ኣይንሕመቅ
    ናይ ደቂ ዓድና ደርፍቲ ባሃልቲ
    ኮሚንስቲ እዮ "ም
    ኮይኖም ዘለው።
    ዳኒ ወዲ ዓበይቲ ኣይጥፋና
    ናኩለን፡ሃይሰንን ኢኻ
    ሰባት የዳናግሩ ኣለው ።

  • @mulughetaabraha3529
    @mulughetaabraha3529 ปีที่แล้ว

    በሎም ጥራይ ወዲ መምህር ጅግና !

  • @mikado5545
    @mikado5545 ปีที่แล้ว +7

    አሰይ አሰይ አሰይ ብሩኽ ወደይ ክንዲ ብዙሐት 🙏🏽 ንቀፍ አንቅሕ አርም መሃር ምራሕ ነዞም ዝተደናገሮምን ዝጠፍኡን

  • @tekleweynibelay2993
    @tekleweynibelay2993 ปีที่แล้ว

    ዳኒ ወድመምህር ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ዝብሎ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጥራይ ካባካ ብዙ ስለ ንጽበ አጆካ በርትዕ ።